ምቅይያር ባህሪ ምስ ምውሳኽ ዕድመ.

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 11 дек 2024

Комментарии • 36

  • @samuelzewde5837
    @samuelzewde5837 Год назад +2

    ኣዝዩ ድንቂ ዝኾነ ሓሳብ ኢኺ ኣካፊልክና። ብዙሕ ትምህርቲ ተማሂርና። እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ጥበቡ ከም ሑጻ ባሕሪ የብዘሓልኪ፥ ፌቡ!❤

  • @FnanNuguse
    @FnanNuguse Год назад +3

    ፌቡ ሓፍትና ደስ ዘብል ትምህርቲ እዩ ሓደ ካብ ኣድነቅትኪ እየ።❤ካብ ኩሎም ዩቲበራት ኤርትራ ተድንቅዎ ሰብ ኣብዚኣ ኮመንቲ ስሙ ጥቀሱለይ፡ንፌቡ ተድንቁ ክኣ ላይክ ጌርኩም ሕለፉ ደቂ ዓበይቲ❤❤❤❤

    • @GanaaatSlam
      @GanaaatSlam Месяц назад

      ፋኑሸይ ደምርኒ ቤተሰብ ንኩን❤

  • @shishayfisha6925
    @shishayfisha6925 Год назад

    ሄቩ ሓብተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣርእስቲ እዩ። ንድሕሪት 11 ዓመት መሊስክኒ ጸኒሕኪ፡ ኩሉ ሰብ ዝሓለፎም ኣብ ሕጂ ኮይኑ ክዝክሮም ከኣ ዘሕርቁን ዘስሕቁን እዮም። ካብ ልቢ የቐንየልና❤❤❤። ከም'ዚ ዓይነት ቪድዮ ክተደግምና ከኣ እላቦ፡ ኣብ'ዚ ኣርእስቲ እዚ ዘተኾረ።

  • @ድንግለይዋሕስህይወተይ

    ብሓቂ ምቅርተይ

  • @tsfegabrkbrab3006
    @tsfegabrkbrab3006 2 месяца назад

    ሀቨን ንፍዕቲ የቀንየልና

  • @hagosfilipos3124
    @hagosfilipos3124 Год назад

    Bejaki kab 4 Amet ksab 8 Amet zelew kemza nay hji Video gele belna Thanks teketatalu natiki eye kexlyo

  • @tarikadem7893
    @tarikadem7893 Год назад

    በርትዒ ኢኺ 🤩🙏🤩🙏🤩🙏

  • @freweiniallem2810
    @freweiniallem2810 Год назад

    Tanks kbrti habtey❤❤❤❤❤

  • @HussienMualem
    @HussienMualem 18 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mihrettekleab7753
    @mihrettekleab7753 Год назад

    Tebareki brikti galey kesilio

  • @yoni4ever220
    @yoni4ever220 Год назад

    Great advice ! ❤❤❤❤ MUCH RESPECT Havu Shkorrrr

  • @lifeischallenge3363
    @lifeischallenge3363 Год назад

    Nay bhaki nfiet eki thanks haftey natey❤

  • @MihrteabZekaryas
    @MihrteabZekaryas 9 месяцев назад

    ፈቡ ሓፍተይ ደስ ዘብል ትምህርት እዩ ቀጽልዮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @GanaaatSlam
      @GanaaatSlam Месяц назад

      ሜርየይ ደምርኒ ቤተሰብ ንኩን❤

  • @EdriswasekaWaseka
    @EdriswasekaWaseka 2 месяца назад

    Thank you so much

  • @ንፋቀርዶለናንተሓላለ

    የቀንየልና ምቅርቲ ሓፍተይ ጠቃሚ ዝኮነ ሓሳብ እዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርኪ ❤❤❤

  • @rahaserehase1097
    @rahaserehase1097 Год назад

    Thank you

  • @senaitzerabruk7000
    @senaitzerabruk7000 Год назад

    ሞዴል ናዚ ወለዶ ኢኺ ጽብቕተይ። ተባረኽልና😍

  • @Habeshamedia24
    @Habeshamedia24 Год назад

    Thank you very much Heaven haftey♥️♥️♥️♥️🥰

  • @Michaelberhe2259
    @Michaelberhe2259 Год назад

    Hallo Heavene good job thank you so muche 👍

  • @habenyemane
    @habenyemane Год назад

    Mekseb haftey i love you it

  • @ድንግለይዋሕስህይወተይ

    ❤❤❤

  • @habengebreab8207
    @habengebreab8207 Год назад

    Heaveney shikor btaemi meharit vidoe thank you so much ❤❤❤

  • @yikalogebrehiwet4016
    @yikalogebrehiwet4016 Год назад

    Thanks more kemaki yebzaha

  • @dejentecle5091
    @dejentecle5091 Год назад

    😊😊

  • @AsmeromKidane-ki2qb
    @AsmeromKidane-ki2qb Год назад

    Good job👍👍👍 i love you hivu

  • @zeraytsegay7511
    @zeraytsegay7511 Год назад

    Nice one I learned a lot thank you

  • @erimetera4208
    @erimetera4208 Год назад

    You are so amazing

  • @michaelehadgu5522
    @michaelehadgu5522 Год назад

    So smart ❤❤

  • @freweynighebremeskel8992
    @freweynighebremeskel8992 Год назад

    btaemi mehari video hawey gobizu sdra yrbsh alo😂 eza video share mbelkulom niere Internet zelewo bota entezhlwu

  • @bossbigger6129
    @bossbigger6129 Год назад +1

    ሄቩ ከም ወትሩ ብሉጽ ናይ ሎሚ ብፍላይ ኣገዳሲ ዛዕባ።ኣብ ሕብረተሰብና ወለዲ ኣብ ኣታእላልያ ውላድ ዓቢ ድክመት ኣሎ።ንኣብነት ኣነ ኣብዚ ዕድመ እዚ ኮለኩ ወላዲተይ ብዙሕ ጭቅጭቅ ትገብረለይ ነይራ ዋላ ንእሽተይ ጌጋ ተጋጌ ከም ዓቢ ጌጋ ዝተጋገኩ ትጸርፈኒ ካብዚ ዝተበገሰ ሕማቅ መዓልቲ ይውዕል ክሳብ ገዛ ዝጸልኦ መዓልታት ኔይሩ።ሄቩ ብተዳጋገሚ ከምዚ ናይ ሎሚ ብፍላይ ኣብ ኣታእላልያ ቆልዑ ብተዳጋጋሚ ከተምጽኢ ይልቦ እቲ ምንታይ ህዝብና ኣብ ስነ ልቦና ቆልዑ ድክም ኢሉ እዩ።

  • @peaceundlove3045
    @peaceundlove3045 Год назад

    ሰላም ዝሓብተይ
    ሐንቲ ሕቶ ሞ ከኣ ኣገዳሲት ትኸዉን ትኽእል ነዞም ሎሚ ዝዉለዱ ቆልዑት ወይ ስድራ።
    1,ኣነ ቆልዑት ኣለዉኒ ደቂ ከባቢ 10 ዓመት ሕጂ ኣብቲ ኣብ ገዛ ንገብሮ ንጥፈታት ንኣብነት ዘርስሕዎ ምልዕዓል ዝተጻወትዎ ምስትኽኻል ብሐጺሩ ንስድራቤት ንኣሽቱ ሐገዛት ።
    ኣነ ወይ ካልኦት ኣብ ኤርትራ ዝዓበና ካብ ደቂ 5 ዓመት ኣትሒዝና ንዱካናት ንለኣኽ ኣብ ገዛ ዋላ ዘይንኽእሎ ክንገብር ንብል ገዛ ነጽሪ ብዓቅምና እቲ ክንገብር ዝብል ድሌት ኣለና አነ ሲ ወዲ 12 ዓመት ከለኹ ናይ ንግሆ ትምህርቲ ይመሃር ናይ ምሸት ካኣ ጋራጅ ተሐጋጋዛይ ክሰርሕ ይዉዕል ኔረ ።ኣብ ገጠራት ዝዓበዩ ዉን ከምኡ ከብቲ ይጋስዩ በረኻታት ይዉዕሉ።
    ሕጂ ናብ ገዛና ንመለስ ሓንቲ ነገር ንክገብሩ እንተ ወሓደ 3 ግዜ ክዛረብ ኣለካ ወለደይ ክሕግዝ ወይ ወለደይ ከይኩርዩ ዝብል መንፈስ የብሎምን ኣብ ብዙሓት ስድራቤታት ስለ ዝረኣኹ እየ ሞ ገለ ሜላ ወይ ካልኦት ዜጋ ነዚ ዝጥቀምሉ ነገራት ተሎ ገለ video.ወይ ሐበረታ ክትብና።ትሰርሕዮ video ታት ምስ ስነልቦነ ነገራት ስለ ዝመሳሰል እየ
    ብዝተረፈ ንፍዕቲ በርትዕ ቀጽልዮ❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @motivationwithheaven3140
      @motivationwithheaven3140  Год назад +1

      Xbkti hto eya kbur hawey/ hafti ab zbezhe sdrabetat wn kemzi tereyo alo so bxhuf kgelxo kexegmeni eyu I promise hade malti ab haxir gzie/ bmelke video kngelxo ena Thank you!

    • @peaceundlove3045
      @peaceundlove3045 Год назад

      የቀንየለይ ተገዲስኪ መልሲ ምሃብኪ

  • @luwamhintsa9520
    @luwamhintsa9520 Год назад

    ❤❤❤❤