ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ፡ ወታሃደራዊ ሃንደሳ ኮይና ዝተጋደለት ብጻይቲ ዑቕባማርያም (ሰገን) ስብሃትለኣብ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 14 ноя 2024

Комментарии •

  • @erilovenebari6663
    @erilovenebari6663 5 лет назад +4

    ሰገን ናይ ብሓቂ ናይ ኣጻምእ ጅግና
    ኣብነት ሃገር ዛ ሓላል ኣደና
    ብኣኪን ከማክን መጽያ ናጽነትና
    ንበሪ እስከ ዕድመ ይሃበልና
    እንታይ እሞ ክብል ቃላት እና ስእና

  • @filimonzeray9885
    @filimonzeray9885 7 месяцев назад

    ናይበሓቂ ሑጹባት መዓንጣ ደቅንስትዮ ኤርትራ ጸኒዐን ዘጽንዓ እየን እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤🌹❤

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre5758 5 лет назад +15

    ሰገን ሓፍተይ ጅግና እ/ር ዕድመን ትዕናን ይሃብኪ። ታሪኽ ኢኺ።

  • @bqse6142
    @bqse6142 5 лет назад +26

    ሰገን ዋዕሮ ሓፍትና ኣንበሲት ሃንዳሲት ናይ ብሓቂ ተባዕ ኣጆኺ ዕድመን ትዕናን ይሃብኪ ምስ ደቅኺ ሓበና 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷💖🌹

    • @ssss-uz4ys
      @ssss-uz4ys 3 года назад

      Haftika diya eza jigna segen ayfeltan eye gn ba'al betey mis'a neru wedi getu handesa (petros tekeste ) ybahal am proud of uuuu my hero

  • @michaletesfalase8016
    @michaletesfalase8016 8 месяцев назад

    ደቀንስትዮ ሃገርና አብ ዓለም መዋዳድርቲ ዘይብልክን ጀጋኑ ሰራሕቲ ቅያ እግዚአብሔር እድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤❤

  • @gezakaiyumamuq3928
    @gezakaiyumamuq3928 4 года назад

    ናይ በሓቂ ጅግና ኣጆኪ። ስዉኣት ክኣ ዕላምኦም ገይሮም ኢዮም፡ ስለዚ ኣጆኪ ሓፍተይን ኣደይን መዓረይ ክብርቲ። ኩሉ ሰም ነባሪ ኣይኮነን። ዝለዚ እቶም ስዉኣት ዕዉታት ኢዮም ምክንያቱ እቲ ክቡር ዕላሞኦም ኣስተጊቢሮሞ ኢዮም። መንግስተ ሰማይ ክኣ ይዋርሶም። ካብ ሕጂ ክብረት ስዉኣት ጽቡቅ ገይረ ተማሂረ ኣለኩ።

  • @wt7061
    @wt7061 5 лет назад +3

    እዞም ድቂ ማይጠላሚት ነዚታሪኽ ክድምስሱ እዩም መቃብር ጀጋኑን ዘፍረስ ማና በጃኺ ነዘን ጀጋኑና ኩሉ ታሪኸን ክብር በር ኣለዋ

  • @hagostesfu2160
    @hagostesfu2160 5 лет назад +6

    ናይ ብሓቂ ሕልሚ ዝመስል ጅግንነት ዝፈጸመት ኣደ (ንብሙሉኦም ተጋደልትን) ንኽብርኹም ዝዋዳደር የለን'ሞ : ክብሪ ይሰማዕኩም ክበሩ ንዘለኣለም።

  • @tesfayweldeabzghi5292
    @tesfayweldeabzghi5292 2 года назад

    My goodness the is very sad and so proud of you as 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷thanks for share amazing story

  • @lemlemluulay6707
    @lemlemluulay6707 5 лет назад +8

    መደብ ሳይዳ ዋው ኣዝዩ መሳጢ ልብካ ዝትንክፍ ታሪክ ተገሊጹ ሰገን ዋዕሮ ንብዓት ወዲእክና፡ጅግና ናይ ጀጋኑ እንቛዕ ካብ መስዋእቲ ወጺእኪ ማልስ ኮንኪ ተመለስኪ ዝሓልፈ ጽንኲር እዋን ብቃልኪ ሰሚዕናዮ ኣገናዕ፡ንፍዕቲ፡ብድቅኪ ተሓጎሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፡
    ማና ኪዳነ ዋዕሮ ጓል ኤረይ ትገብርዎ ደለኪ መደብ ቀጽልዮ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
    ደቂ ኤረይ ነዛ መደብ ሳይዳ ላይክ ኣይተውሕዱላ፨
    ኽብርን ሞጎስን ንሰማእታትና፨.

    • @brhaneselam577
      @brhaneselam577 5 лет назад +1

      Amen

    • @weredeyigzaw9131
      @weredeyigzaw9131 5 лет назад

      ማና ብጣዕሚ ሕልና ዘለክ ኤርትራዊት ሓርበኛ ቀጽልሉ ኮምኡ ገርክ ኣሓድስዮ እቲ ዝሓለረ ገድሊ እዚ ናይ ሎሚ ወለዶ እቲ ናይ ዝሓለፈ መርሪ ኣይፈልጦን ኢዩ። ምክንያቱ ነዚ ናይ ሕጂ ኩናት ምስ ሙሉእ ዕጥቁን ስንቁን የካብዶ እቲ ዝሓለፈ ኣብ ዕሩቅ ዝባንካ ጥምየት ተሀርምካ ሕክምና ኣብ ዘይትረክበሉ መይትካ ሓመድ ኣዳም ዘይ ትለብሰሉ ንምታይ ናይ ሎሚ መንግስታዊ ኢዩ።

  • @eriasmara9789
    @eriasmara9789 5 лет назад +2

    ጀጋኑ የህዋትና።
    ኩሉ ጸጽቡቁ ንዓኩም።
    መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ንስዋእትና።
    ጀጋኑ

  • @proud2beritrean291
    @proud2beritrean291 5 лет назад +1

    Our women are very strong our hero 🇪🇷❤🇪🇷💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞🇪🇷

  • @letekidaneembaye8669
    @letekidaneembaye8669 5 лет назад +2

    መደብ ሳይዳ ጠቃሚት መደብያ ጅግንነት ኣሕዋትናን ኣሓትናን ናብ መንእሰይ ወለዶ ተመሓላልፍ ብምኳና

  • @merrymassawa4915
    @merrymassawa4915 5 лет назад +4

    ኣጸቢቕኩም ስምዕዋ ኣብቲ ተዘንትወሉ ዘላ ሓደ ጀግና ድተዛረቦ ኣብ መሬት ትግራይ ከይስዋእ ጸሎት ገሩ ንምንታይ ኢንተበሉዎ ኣብ መሬተይ ኢንዳመጻኹም ክትዝክሩኒ ኢሉዎም ፡ ንሳኸ ኢንታይ ኢላ መቓብር ስዋኣትና ምስ ፈሓሩዎስ ንዑኡ ዘኪረ ኢላ ነብሱ ነጊሩዎ ነሩ ማለትዩ ምስክናይ ሓርበኛ ታሪኽካ ይዝከር ኣሎ ።

  • @fshalekevelaer2043
    @fshalekevelaer2043 5 лет назад +9

    ሰገን ኣጆኽ ስዉኡ ማለት ጅግና ኢዩ ባዓል ቤትክ ካኣ ጅግና ኢዩ

  • @hargosa6346
    @hargosa6346 5 лет назад +5

    ሰገን ዋዕሮ ኣጆኺ እስከ በኺኺ ኣብኪኽና ንስኺ ታሪኽ ኢኺ ስለዚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ እቶም ደቅኺ ሽሕ ይፍረዪ እምር ሃንደሳ ድኣ ኣሕዋትና ኣጥፊኡልና እዪ ግን ንስለ ህዝቢ ንስለ ሃገር ከምዚ ዝበልክዮ ኣብትይ ይኹን ኣብተይ ብዘይ ገድስ እዪ እቲ ዕላማ

  • @seareweldakidan476
    @seareweldakidan476 5 лет назад +3

    ታሪክ ኤርትራዉያን ደቂ ኣንስትዮ ከም ሑጻ ባሕሪ ተሪክካ ኣይዉዳእን እዩ ፡ጅግና ተጋደሊት ሰገን ፡ኣጆኪ ንበሪ ክበሪ

  • @xjhfhdhx807
    @xjhfhdhx807 5 лет назад

    ብጣዕሚ እበር ሰገን ዎዕሮ ጅግና ጋል ኤረይ ማዓረይ ምሎን ሃደሳ በርቂ ንበርልና

  • @maranatha7450
    @maranatha7450 5 лет назад +7

    What a story of Eritreans.

  • @menanaomna9675
    @menanaomna9675 5 лет назад +2

    Ajoki anbecit haftey jgna
    Eritreana Naybehaki jeganu sdratat alew
    am proud to be Eritrean

  • @mussieghebrekal3876
    @mussieghebrekal3876 5 лет назад +11

    Proud to be Eritrean

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 3 года назад

    ናይ ብሐቂ ዝምስግን ስራሕ

  • @merrymassawa4915
    @merrymassawa4915 5 лет назад +20

    ትሰምዕዎ ዶ ለኹም ኣቱም ሓሳዳት ተጋሩ ሂወቶም ወፊዮም ተቖራሪጾም ኣራት ኪሎ ኮፍ ዘበሉኹም ተገልቢጥኩም መቓብሮም ክትፍሕርዎስ ዘገርምዩ ነውራማት

    • @amannegus8465
      @amannegus8465 5 лет назад +3

      ሓሳድ ኩሉ ጊዜ ሓስድ እዩ:: ተጋሩውን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጽቡቕ ክሓስቡ እዮም ዝብል ሰብ እንተሎ ዓሻ ጥራሕ እዩ:: መቓብር ሰማእታት ፍሒሮም ቀሲኖም ክኸዱ ዝብል ሓሳብ ይህልዎም ይኽውን: ግን ኣብ ቀረባ እዋን ክረኽቡዋ እዮም::

    • @motolaniowolabi9862
      @motolaniowolabi9862 5 лет назад

      Aman Negus morning morning I will get yyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyhhhhhhhhhhhhhhhbhhhhnhhnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnn

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 4 года назад

      ትግራዋ ጽጋብ ሓዲሽ ኮይንዎ እዩ ካብ ምልማን ናብ ዘይፈልጦ ጽጋብ ፈራዕራዕ
      ቆማላት

  • @semharhassen6061
    @semharhassen6061 5 лет назад

    So proud of you and all our brothers and sisters. Our history is amazing, for sure there is a lot un told history. After all these, what is the current situation of our country? Extremely bad, unbelievable, it is a nightmare. Dear sister and all x-freedom fighters: stand with your poor, oppressed people, dismantle the cruel dictator, you contributed to free your land, you should free your people too. As you know they are suffering under inhuman leadership.
    My people walk up! Let’s Save our country and our people. May Allah bless our beloved country and free our poor people.

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon4711 3 года назад

    THANKS my best SISTER

  • @febenkfle6751
    @febenkfle6751 4 года назад

    ዋይይይይዩ ሰገን ነቢዕኪ ኣንቢዕክና ታሪኽና ታሪኽ ጀጋኑ ከንሱ ኣብ ስርዓት ሕጂ ሒዝዎ ዘሎ ኮይኑ ክኸይድ ይጉህየካ ንስኺ ውን ኣብ ገድሊ እኳ እንተ ዘይ ነበረኪ ናይ ሂጂ ግን የጣዕሰኪ ኢዩ ግን ኣጆኺ ጥራይ ነዚ ቅያኺ ክንዕቅቦ ሓድሽ ወፍሪ ጀሚርና ኣለና ትብዓትኪ ካብ ኣጋላልጻኺ ይምስክር ኣሎ ቅሰኒ ኣንቲ መቕሰን
    ማና ኪዳነ በጃኺ እዛ መደብኪ ተዛሪብና ምስማዕ ኣቢኽና ዋላ ጊዘ ይነኣጅ ናይ ሓደ ሰብ ዛንታ ብግዚ ኣይ ተቋርጽዮ ትንክፍ ትንክፍ ንብዓትና ከይ ወድ አ ሳያት ኣኺሉ ትብሊ ክንዲ ናቲ ዛንታ ነተኩር ሳዓት ተወዲኣታ ክትኮልፋ ኢያ ኢንዳበልና ንስከፎ በዚሑ

  • @gunners5923
    @gunners5923 5 лет назад +43

    ጅግና ዝኮነት ኣደ ዕደመ ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ።

    • @ስሓቦጉተቶ
      @ስሓቦጉተቶ 5 лет назад +2

      ሓቅኻ፡ ማኪናታትን ሰባትን ብፈንጂ ምንዳድ ጅግንነት እምበር ሽፍትነት ኣይኮነን።

  • @geregebre2742
    @geregebre2742 5 лет назад

    ኣሰይይይይይይይ ሽኮር ጽብቅቲ ፍጥረት አድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብረተይይይይይ

  • @E1991.
    @E1991. 5 лет назад +20

    Merhaba Jigna Adena kiberty hedmen tihenan yemeneyelken💕💐✊💪

  • @اريترياالحروي
    @اريترياالحروي 5 лет назад +1

    Gal Ery jegna seraheti qeya men alo kmaken geru tarik zeserh edmen tenan yehabki segen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @mammaalemeujjguh
    @mammaalemeujjguh 5 лет назад

    Asetyyyy salakum Eritrawit koyn Etiopien nexwa zneberna 👍❤😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zerationkflay1816
    @zerationkflay1816 5 лет назад +4

    ኤሪ ቲቪ ስለምንታይ ኢኹም ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ወይ ዉዕሎ ስድራና ኣቦታትናን ኣዴታትናን ዘይተምጹኡልና?በጃኹም ከምዚ ጅግንነት ኣቦታትና ኣምጽኡልና

  • @eritrawihgawi7749
    @eritrawihgawi7749 5 лет назад +8

    ወያኒ ዝገበርና ደኣ ዘይርሳዕ መቓብር ስውኣትና ዝፋሓሩ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝበደልዎ ማእለያ የብሉን

  • @originallyeritrean4119
    @originallyeritrean4119 5 лет назад +26

    እዚ ታሪኽ እትሰምዑ ዘለኹም እንታይ ኮን ይስማዓኩም እዛ ሃገር ኤርትራ ብኸመይ ከምዝመፅት ትረዲኡኩም ዶ? ስውኣትና ከተናኣእሱን ከትንዕቁን ዝሓገኹምን ዝከረምኩምን ናብ ልብኹም ንክትመልሰኩም ተስፋ ይገብር: ምኽንያቱ እዞም ጀጋኑ ምእንቲ ሃገር እምበር ምእንቲ ውድብ ኣይኮኑን ተስዊኦም:: ናይ ትጋደልቲ ት.ሓ.ኤ ይኹን ናይ ህ.ግ.ሓ.ኤ ኩሎም ስውኣትና እዬም እሞ ክብርን ምጎስን ንሃቦም::

    • @meksebhalefakulu9297
      @meksebhalefakulu9297 5 лет назад +1

      Kemey kem zmexet zeyfelto yelen etom nezi tarik zserhun naxnet zemxuen jeganu ke abey alewu hager ke abzi hji kemey ala

    • @maitemenai7307
      @maitemenai7307 5 лет назад +1

      ሓቅኻ ዚሓወይ።

    • @originallyeritrean4119
      @originallyeritrean4119 5 лет назад +1

      Selam Mehari ይቀንየለይ ዝሓፍተይ ስውኣትና ስውኣት ኩሉ ኤርትራዊን ስውአት ኤርትራ እምበር ምእንቲ ህ.ግ.ሓ.ኤ ውይ ከኣ ምእንቲ ህ.ግ.ፍ.ዲ. ኣይኮኑን ዝተስውኡ ብስውኣት ዘሽካዕልል ድማ ኣብ መንጏ ኤርትራውያን ቦታ የብሉን

    • @originallyeritrean4119
      @originallyeritrean4119 5 лет назад

      Mekseb Halefakulu ሃገር ኣበይ በፂሃ ነዛ ናጵነት ዘምፅኡ ኣበይኣለው ኣይኮነን ነይሩ ኣቲ ርኢቶይ ስውኣትና ኣይንንዓቕን ኣነናሽውን እዩ ኣንቢብኪ ተረድኢዬ ኢኺ

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 5 лет назад +2

      @@originallyeritrean4119 Nezi Tarich Hizbina Meswatin Sinklinan Zenashu Yelen. Hidiri Siwatin Sinkulutin Zeyekbere Hade Evil Isaias Afewriq Tirah Eyu mes Teazezitu. Ezi Gorah Merzam Sebay Awet Hizbina Ab Edu Arekibemo Merizu Kabtom Belahiti Mihurat Geganu Halufu Nabti Ziabi Mensey Arkiblu Hagerina Remisu Hizbina Motin Masertin Sidetin Geriwo.
      We Eritrean we respect our Hero's from the day started tell know to all the Eritrean army we have Love and respect
      Kabta Nay megemera Biretawi qalisi Sigab Eza Lomi Mealti Zelewo Serawit Mienti Hagerin Hizibin. Kibretin Fqrin Alena
      Zelalemawi Zikri Niswatina ❤️🇪🇷
      Guhila Belae Eritreawan Isaias Kiele kab Eritrea Adina Egzabhar Yehagizena.

  • @proud2beritrean291
    @proud2beritrean291 5 лет назад

    Thank you for sharing Keep sharing we have to know our country history our hero sister and father ❤💞💞

  • @Waytogo-g6l
    @Waytogo-g6l 4 года назад

    ጅግና ሐፍተይ

  • @kikidebesay48
    @kikidebesay48 4 года назад

    ጅግንነት ኤርትራዊ መግለጺ የብሉን

  • @JhonJ-ff8fg
    @JhonJ-ff8fg 5 лет назад +3

    Amazing stories God bless you

  • @heri2068
    @heri2068 5 лет назад +26

    ወትሩ ኩሩዓት ኢና ብኣኹም ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ! ንስኹም ከቢርኩም ክትነብሩ'ዩ ይግበኣኩም ኔሩ ግን............?

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 5 лет назад +2

      Gin Ezi Evil Dectator Deqom Xerigu Bi Maseritin Motin Sidetin Benom Atrifiwom

    • @teaghes7654
      @teaghes7654 4 года назад

      @@SS-ck9xp የለይ! እቲ ኣንበሳ ሳሕል፡ ምስ ስሪኡ 'ዩ 'ኮ ዘሎ። ነዞም ከምዚአን ኣብ ጎኑ ሒዙ ዝትንክፎ የሎን።

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 4 года назад +1

      @@teaghes7654 Men Eyu Anbesa Sahil? Anbesa Sahil Eritreawan Eyom Isaias Gin Ab Anabis Zitehabie Shifta Metaleli Kahdam Adahililu Ftawi Temesilu qetali Anabis Eyu . Nezi Zeymiflatika Meskinay Miejlu
      Mensey Eritrea Yitefie Isaias Yeshkalil Mist Merzam Tegbaratu Kembial Kemakum Kian Tetaqilu

  • @mebrattewelde6277
    @mebrattewelde6277 5 лет назад +15

    ጅግና ጓል አረይ ከማክስ ኣብ ዓለም ትወለድ ዶ ትከውን?

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 5 лет назад +1

    ደቂ ኤረይ ጅግና መን ከማኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 4 года назад

      @@weldenegodguad4974 homeless trash

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 4 года назад

      @@weldenegodguad4974 ተጋሩ ካብ ጥሜት ናብ ዘይትፈልጥዎ ጽጋብ
      ተጋሩ ጥሜት ጥራይ እያ ተዋጽኦም

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 4 года назад

      @@weldenegodguad4974 ሓላም ዓባይ ትግራይ ኡስ ትግራዋ ሕልም ደርሆ
      ተበራበር ካብ ድቃስካ ዓጋመ ከም ጨዉ ይሓቃ አለዋ
      game over wedi Afom jgna

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 4 года назад

      @@weldenegodguad4974 ሕለም ድአ መስክናይ ዓጋመ መቃብር አቦታትካ ድአ ማዓስ እካ ትቀብር ኩሎም ሐቂቆም በብሐደ ዕድመ ንአቢቻ ዕድመ ንኡስ ጅግና

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 4 года назад

      @@weldenegodguad4974 ቆማል ለፍላፊ ወድ ሸርምጣ ነደካ በላ ነታ ቆማል ዓጋመ ወያነ በብሐደ ክጠፍአ እዬም ስዲ ስቅ በል ለፍላፊ ዕባይ አስመራ ኖምር ዓባይ ትግራይ
      አታ ሓሳዉ ናይ ብሓቂ ሽምካ ናይ ብሓቂ ስእልካ ምጻእ ፈራሕ ተሓቢእካ ድአ ሃላፍ
      home less game over
      wedi Afom jgna Aby jgna

  • @mihrettewelde4975
    @mihrettewelde4975 5 лет назад

    Jeganu deki Erey ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @okbayyt2986
    @okbayyt2986 5 лет назад +1

    So Amezing History God Bless U !!!

  • @regengg3267
    @regengg3267 5 лет назад +7

    ኣየወ ኤርትራዊ ጅግና እንትርፎ ተደቢሩ ክትኩስን ተድቢሩ ክጽልን ተመረኪኩ ኣይፈልጥን እዩ ንሕና ኤርትራውያን ስድራና ሓያል ዝኮነ ባህሊ ኣለና እዚ ካኣ ናይ ምትሕልላይ ምትብባዕን ምሕጋዝን ኣለና በዚ ምክንያት ካኣ ኤርትራ ብምኳና ንሕበን ኣብዘን ጀጋኑ ኣዴታትና ብምፍጣርና ንኮርዕ

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre5758 3 года назад +1

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና። 😢

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon4711 3 года назад

    My best mum

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon4711 3 года назад

    So good

  • @iahesthabte1143
    @iahesthabte1143 5 лет назад +2

    ጀጋኑ ዎዕሮታት ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @maitemenai7307
    @maitemenai7307 5 лет назад +1

    አዋይ ወያነ አዚ ኩሉ ተሸኪምኩም ኣብ ሲልታን ኣደዪብኪሞም አዚ ኪፈድዩና አዞም ጠላማትን ሰረቅትን ዚበል0ሉ ጻሕሊ ዚሰብሩ። ናይዚኦም ጎረበት ምካንና አዩ አቲ ዚ0በየ መርገም።

  • @hagosteklezgi8588
    @hagosteklezgi8588 5 лет назад

    ጓል መን ዲኺ ሰገን ጂግና። ጓል ዓቴ ጓል እዞም ሰብ ስረ ፡ ጂግና ጓል ጀጋኑ ጓል ኤረይ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon4711 3 года назад

    CONGRATULATIONS

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 3 года назад

    ጀግና ጽቡቅ ስራሕ ቀጸልዪ

  • @maitemenai7307
    @maitemenai7307 5 лет назад +2

    ጀጋኑ ተጋደልቲ ሰራሕቲ ቂያ። ከማኽን ናይ ጂግንነት ታሪኽ ዚሰርሐ ኣብ ምሉአ 0ለም የሎን። ዘለኣለማዊ ኪብርን መጎሲን ንስዋትና።

  • @semeretekleab1890
    @semeretekleab1890 4 года назад

    Ajeki jegena Adey segeni🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zebibagoniche7037
    @zebibagoniche7037 4 года назад

    I so proud of you

  • @wegahtagebrehiwet9751
    @wegahtagebrehiwet9751 5 лет назад +2

    አየ ጅግንነት ናይ ኤርትራዊ

  • @tekliane1153
    @tekliane1153 5 лет назад

    Away tarik nay bhaki des zebl semiaka zey mno selamki yebzahayo 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon4711 3 года назад

    THANKS All

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre5758 2 года назад

    ኣብ ገድሊ ጅግና። ኣብ ናብራ ሓዳር ጅግና።

  • @iseyasghirmay3867
    @iseyasghirmay3867 5 лет назад +8

    Waerotat adetat Eritrea 🇪🇷 klkn

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 3 года назад

    "ሰላም ንህዝብታት ዓለም እቲ ጽቡቕ ዕድል እዩ"።
    ኣብ ምሉእ ዓለም ድረጃታቱ ዳኣ ክፈላለ ይኽእል እምበር፡ ጸገማት ዘይብሉ ሃገርስ የለን። እዚ ካኣ ሳላ'ዚ ዘሎ ምዕቡል ትካላት ማዕከናት ዜና ኩልና ብፍላይ ኤርትራውያን ካኣ ዜና ዓለም ምርኣይን ምስማዕን ካብ ቀደም ብፍላይ ካብ እዋን ገድሊ ከም ዕጥቅናን ከም ልማድናን ሒዝናዮን ፍጹም ንከታተሎ ስለ ዝነበርናን ዘለናን ኣይሓልፈናን እዩ።
    ኣብ ሓንቲ ሃገርን ህዝብን ካኣ ቀዳምነት እንታይ እዩ ዘድሊ ኢንልና እንተ ኣስተብሂልና "ሰ.ላ.ም." እዩ። ሕጂ ዳኣ እዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሩቃ ብፍላይ ካኣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአ ዘሎ ይጸልወና ኣሎ እምብውር፡ ድሕሪ ናጽነትስ ከም ኤርትራ ሰላም ዝነበራ ሃገር የላን ኣይነበረትን'ውን። ዋላ ኣብዚ ቀዳማይ ዓለማት'ውን እንተሪኢናስ፡ እንተበቲ እንተበትስ ሰብ ይቕተል እዩ። ኣብ ካለኦት ሃገራት ካኣ ኣብ ብናይ ሓያላት ሃገራት ኢድ ኣእታውነት ብሓድሕዳዊ ኲናት ህዝቢ ይሳቐ ንርእዮ ዘለናእዩ። ኣብዛ ሃገርና ግን ካብ ናጽነት ክሳብ ሕጂ ጽቡቕ ሰላም እዩ ነይሩና። ሰ.ላ.ም ካኣ ልዕሊ ኩሉ ጽቡቕ ዕድል ናይ ሓደ ህዝብን ሃገርን እዩ። እዚ ክባሃል ከሎ ግን ጌጋ የለን ማለት ኣይኮነን። ኣዚና ጠሊቕና እንተሪኢናዮ ግን፡ ነዚ ሳኣብ ሰላም'ዝ ሳኣን ምርዳእ ብዙሕ መእሰርን መሰረት ዘይብሉን ይህውተት እዩ። ኤርትራ ምስ'ዚ ካብ ሓያላት ናይ ምዕራብ ሃገራት ካብ 40 ታት ክሳብ ሕጂ ዝወርደና ዘሎ ዘይተምበርከኽኩምልናን ዝበልናኩም ዘይገበርኩምን ካብ ዝብል ተበጊሶም ዝገብሩልና እገዳን ሓፍ ዘይብል ዝርያን በዚ ተጻዊሩን ተጸሚሙን ነብሱ ኪኢሉን ዝኸይድን ምስ ኩሉ ከባቢና እንተሪኢናዮ ካኣ ብዘይ ሕፍረት ዝሓይሸ ዝነብርን ዘሎን ንመጻኢ ካኣ ዓቢ ተስፋ ዝንጸፈሉ ዘሎ ህዝብን ምዃኑ ንርእዮ ዘለናን እዩ። እቲ ዝኸፍአ ካኣ ምስ ጸላቲ ኮይንካ ዝግበር ዘሎ ለቑመጽመጽ እዩ'ሞ ነዚ ካኣ ኩሉ ኤርትራዊ ነዞም ከዳዓት ውአጊድ ኢሉ ከም ቀደሙ ሓደ ኮይኑን፡ ብዘይ ዓሌተውን ወገናውን ብሓባርን ንዘይ ፍልልይን ጠጠው እንተ ኢሉ ከም ቀደሙ ኪወት እዩ። ዓወት ዝልማዱ ኤርትራዊ ካኣ ኣጆናን ኣጆኹምን።

  • @berhantesfai8066
    @berhantesfai8066 5 лет назад +1

    ጅግና ጀጋኑ ሳላኩም ሳላ
    ዝተጋደልኩም ተዛረቡ ንገሩና አዘንትውዎ. ቅሰኑ ።ማና የቀንየልና ግን ማና አብ መወዳእታ 2018 ዓም ምስ ናይ ብርጌድ 4 ብእኩብ ዝገበርክዩ ደጊምና ክንሰምዖ ደሊና. አይረከብናዩን ንምንታይዩ ዘይተፈነወ?

  • @aronabraham4182
    @aronabraham4182 5 лет назад +7

    Waero 😍🇪🇷🐪 salakum wedi Eritrea koyne ember haile monkoriyos si wediza gahishar Ethiopia eyu kebleni hasibu

  • @ኣብሂወተይከምድልየተይ

    እዋይ ጅግንነት ብኡነት ኤርትራ ብሌን ዓይኒ ንስሌኺ እዩ እዚ ኩሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣዴታት ኤርትራ'!!!

  • @amannegus8465
    @amannegus8465 5 лет назад +1

    Bittersweet ይብሉዎ ብእንግሊዝኛ:
    ምርር ዝበለ ዓወት ወይ ድማ ምርር ዝበለ ጽምብል ክበሃል ይከኣል::
    እዛ ዋዕሮ ኤርራዊት ተጋዳሊት እተዘንትዎ ዘላ : ተጋደልቲ ኤርትራውያን ዘሕለፍዎ ጅግንነትን መስዋእትን: ብነጻነት ስለዝተደበስና : ኩሉ ጊዜ ንጽምብል::
    ኮይኑ ግን: እቶም ዝኣመንናዮም ጠላማት ተጋሩ መቓብር ሰማእታትና ክፍሕሩ ክትሰምዕ እንከልኻ: ከብድኻ ይቐርጽን ምስ ሬሳ ስውእ ምብኣሶም: ስጋብ ክንደይ ውዱቓት ምኻኖም ይግለጸልካ::
    ሕጂ ሃገርና ኣደልዲላ ረጊጻ: ብኩልንትንኣ ኣብ እትዕምብበሉ ዘላ ፈላሚ መድረኽ ዘብጻሕኩምና ተጋደልትና: ክብሪ ንዓኹም:: ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና::

  • @amanbokre805
    @amanbokre805 5 лет назад +10

    ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ሰብ ፍሉይ ታሪክ ኣብዛ ንነብረላ ዘለና ፕላነት

  • @edenasmerom517
    @edenasmerom517 5 лет назад +1

    You are hero 😍😍😍

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre5758 3 года назад +1

    ጀጋኑ ኢኽን

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish2729 5 лет назад

    ወይዘሮ ጅግና ኤርትራዊት ወናኒት ረዚን ታሪኽ ።

  • @geriegerie3568
    @geriegerie3568 5 лет назад +17

    ወያነስ ከላይ ሃንደሳ ኢኹም እምበኣር ተሰኪምኩማ ኣቲኩም 'ሞ ክኣ ነዚ ኩሉ ረሲዑ ከይኣክሎ ኣብ ስልጣን ምስበጽሐ ኢትዮፕያ ምሉእ ኣኪቡ ተዋጊእና ኩናት ምኻን ምስ ኣበዮ ውን ክንደይ ኩፉእ ዘበለ ኣብ ልዕሌና ፈጺሙ ንዑኡ ምሕጋዝስ ጌጋ ኔሩ ዶ ትብሉ?
    ኣነ ብወገነይ ክሕገዝ ዘይግቦኦ ረሳሕ ዉዱብ ኢዩ ንባሕርናን መሬትናን ብጉቦ ዓይኑ ዝርኢ ኩፉእ መጋብር ኢዩ።

    • @tesfieanbesa7623
      @tesfieanbesa7623 5 лет назад +3

      Ezom resehat ewe ketefeu nerwom dergi demses keybelom selam eko meneberna.

    • @ዕግበትሕልና
      @ዕግበትሕልና 5 лет назад +2

      ገጋ ነሩ 100/100

    • @meksebhalefakulu9297
      @meksebhalefakulu9297 5 лет назад +1

      Weyane bahrn meret eritrea aydeleyn amharu eyom kemue zdelyu hji kea bahlkum thbwom alekum eti kedem kindey ashahat sueat kefilna zsegognakym tegagina ena tbluwom alekum . Barayu eseyas

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 5 лет назад

      እቲ ጽቡቅ ነገር ሕጂ ፈጣሪ ወያነ ሻዕቢያ ለቢሙ፡ እምበር ወያነስ ንኣብነት ናይከምዚኣ ዋዕሮ ጅግንነት፡ መጻወትን ንናይገዛእ ርእሱ መሃብተሚ መሳርሒ ኢዩ ክብለጸሉ ሓሲዱ ኔሩ!

    • @maitemenai7307
      @maitemenai7307 5 лет назад +2

      ሕጂ ተመሊስና ኪንሪአዮ ከለና አቲ ዚ0በየ ገጋ አንበር። አዞም ኩፉኣት ፍጥረት ሚስ ደርጊ ጃሱሳት ኮይኖም ኪንደይ አሪትራዊ ዲዮም ኣቅቲሎም። ኩሉ ጊዘ ሓሳዳት ንኩፉአና ዝ0ጠቁ። ናይዚኦም ጎረበት ሙካን ዝ0በየ መርገም።

  • @yoabredseaeritrea4608
    @yoabredseaeritrea4608 5 лет назад +1

    Edme yhabki ezgabher amlak adenan haftnan 😍😍😍😍😍

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue5389 5 лет назад

    Merhaba deki eri

  • @tesfahiwettesfamariam8570
    @tesfahiwettesfamariam8570 4 года назад

    💕

  • @ታባውዕይቕጫማይሞዖ
    @ታባውዕይቕጫማይሞዖ 5 лет назад +2

    እዛ ኻሐዲት ወያነ

  • @kikidebesay48
    @kikidebesay48 4 года назад

    በኺኺ ኣብክኽኒ ጅግና ኢኺ ኣጆኺ

  • @tarzanambesa2168
    @tarzanambesa2168 5 лет назад +2

    እዋይ ጅግና ናይ ጀጋኑ ኣዴታት ኤርትራዊያን ንበራልና ክበራልና ኤርትራ ሳላክን ከቢራ ደሚቓ ክትነብርያ

  • @fshalekevelaer2043
    @fshalekevelaer2043 5 лет назад

    ኣየወ ሓቅኽ መቃብር ጀጋኑ የሕዋትናን ቡጾትናን ኣብ ቶኽብያ ኣብ ሻምብቆ ን ዓጽሚ ጀጋኑና ዛሕ ኢሉ ጸኒሕና ዝገርም ነዚ ረሰዖም ሕጅ ካኣ ንህዝብናን መሬትናንን ክዘምቱ ህርድክ ክብሉ ከይደቀሱ ዝሓድሩ እልፍ ደቃሉን ከዳዓትን

  • @gobromm9662
    @gobromm9662 5 лет назад +4

    Jigena adena edeman tenan yhabeki 🇪🇷❤💪😍

  • @wt7061
    @wt7061 5 лет назад +1

    ኣየወ ጀጋኑ ኣዴታትና ዓበይቲ ይሕዋትና ዘይገበርክንኦስ ይህሉ ዶ

  • @habteghideom5491
    @habteghideom5491 5 лет назад

    Ahhhhhh my mothers

  • @wedikiflu7784
    @wedikiflu7784 5 лет назад

    Azen Jeganu yehwatnan abiy tark zfeqema admen tianan yheben🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @SurSur-tm1nc
    @SurSur-tm1nc 8 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @evensamuel5787
    @evensamuel5787 5 лет назад

    wawww btami zedenq tarik admen tanan yhabki fetari mama mana dma xbuk srh bejaki aytqarxyo azi medeb

  • @mulughetatesfay4369
    @mulughetatesfay4369 5 лет назад

    ጅግና ዋዕሮ ኤርትራዊት እዚ ኢና የሕሊፍና ኣንቶም ህግደፍ ብከምዚ እያ ተረኪባ ኤርትራ ስቅ ኢልኩም ኣሳሰይቲ ናይ ውልቀ ሰባት ኣይ ትኩኑ ልቢ ግበሩ ካብዛ ጅግና ኣዲና ተማሃሩ ንሰብ ኣይ ትፍርሑ ንፈታሪን ንሕጊን ፍርሑ ንኢሰያስ ኣይ ትፍርሕዎ

  • @samsomwedieri447
    @samsomwedieri447 4 года назад

    ሰገን ዋዕሮ ኢኺ እዞም ኩሎም ጀጋኑ ሳላክን እዮም ተቃሊሶም ኣቃሊሶም ኤርትራዊት ኣደ ንበሪ ክበሪ ።

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon4711 3 года назад

    Ann Rip

  • @dekiasmerashikorinatat8710
    @dekiasmerashikorinatat8710 5 лет назад +1

    btaemi jigna ezi kulu yehlifkn

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey245 2 года назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💪💪💪😍😍😍💪💪💪❤❤❤

  • @ታባውዕይቕጫማይሞዖ

    እዋይ ማና ካትራመ አብ ሃገር አብ ዓራርብ አብ ዓበርበብ ነይሩኩም ዲዩ ክክክክክክክክ

  • @nakfashell1573
    @nakfashell1573 4 года назад

    Waga natsnat mera kenday kebid mekanu terdu atum

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 5 лет назад

    ብሓቂ ሓደ ስድራ ገድሊ ኤርትራ እቲ ዝነውሐን ዝተረስዓን ዝብልዎ ኣብ ዓለም ጀጋኑ ኣቦታትና ኣዴታትና ኣሕዋትናን ኣሓትናን ዝኸፈልናሉ መሪር ገድሊ ንዘ
    ልኣለም ብኽብሪ ክንዝክሮ ኢና ኤርትራና ንዘልኣለም ትንበር

  • @sddd5557
    @sddd5557 5 лет назад +2

    Admen tinan yhabki adena segen

  • @samuelzerea7975
    @samuelzerea7975 5 лет назад +1

    Naybehaqi segen edmen tinan

  • @ታባውዕይቕጫማይሞዖ

    አየወ ምረት ገድልስ ብከመይ ኢዩ ክድበስ ስዉኡ ዝጸረፈሉ አኽ ንስለና ክብሉ ዝሐለፉ ሃገር ክትህልወና ዝገበሩ ክጽረፉ ንሰምዕ አለና ሐዚና

  • @gualeri2636
    @gualeri2636 4 года назад

    Eway ezi kulu halfkum si hizbi Eritrea kemzi kinfde be shefatu akkkk eway,,, mot kisab hji aykarexen tenfas sena alena, nay hji welodo ka himket alena 😥😥😥

  • @ታባውዕይቕጫማይሞዖ

    ሕድርኺ ማና ኪዳነ ,ታሪኽ ኤሪትራዊያን ቀዲሒካ ዘይዉዳ እዩ እሞ ፡ስለምታይ እቲ ብሮግራም ዘይዉሰኮ ማና ዉዕሎኩም ታሪኽኩም እይረቕ አሎ ታሪክና አይተነግረን ታሪኽ ገድሊ ፕሮግራም ክትዉስኩሉ ንማና ንጎርለይዩኡኡ

  • @Agheb123
    @Agheb123 5 лет назад

    Way Seghen abbessa!

  • @habenzaid3138
    @habenzaid3138 5 лет назад +1

    እዚእን ዶ ምተጠልማ ኣሕ

  • @thtk585
    @thtk585 5 лет назад

    Ezi ab mexihafti kisined alewo! Ezi kab gedli nay hizbi Eritrea bichilfa yu. Sewra Eritrea ab alem mewedadirti Enteliyiwo aziu wihud yu.

  • @tirhastsegay8872
    @tirhastsegay8872 10 месяцев назад

    Abalat handesa bflay dima deki anstiyo zgebrio znebera jigninet fetsimka zerzirka zeywuda jigninet eu. Bzuhat alewa jeganu ab medeb sayda entetkribwen tsbuk neyru. Ane zfelten bial Hriyti: Gidey: wezenet: kemu wun kaliut bzuhat ashimaten resiayo ms mniwah gize abalat handesa wudub enda klite (2)znebera kebabi may dima kemu wun Engerne: Barentun kebabian. Kab hangoley zeyrisiom btsot abalat handesa bebzelekmo edmen tinan yhabkum. 😍🇪🇷❤🙏🕌⛪🙏🇪🇷❤