Yes Indeed no matter how bitter it gets we shall prevail and this dictatorship and his cheerleaders every where shall pay the price for we know who they are...
Thank you J studio and gugile hamushte. If we remove higdef their followers are gone. Since they have no brains they can't operate on their own. We must remove higdef. And those followers unless they apologize to the Eritrean people and do years of free public serve they will never enter Eritrea. That is a promise
ጆሲ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ውድቀት ንስራዓት ህግደፍ
ሰላም ንህዝቢ ኤረትራን ንህዝቢ ትግራይን
ንዓይ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በልኒ
ላይክ ካኣ ኣይትረስዑ
Yes Indeed no matter how bitter it gets we shall prevail and this dictatorship and his cheerleaders every where shall pay the price for we know who they are...
@@mannieberhanu3469 33333 33333 33 6h00
ጆስ ኣምላክ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብክ ኣፍ ዉጽዓት ብሓፈሸ ኣባላት ጆ ስድዮ ን ኩሉ ጸገማት ሓበረታ ዊሃብትን
Peace and Justice for for Eritrea 🇪🇷
Thank you Josi bro, keep it up ! GBU!
Bravo! josi great job 😍❤️🇪🇷✊💪✌️
Bravo Jossi habibi selti keytahalelka tehbo habereta thank you very much
እዞም ረስሓት ደገፍቲ ህግደፍ ማስታ ህዝብና ዘርእዮም ምዓልትስ ቀረባ ዶ ትከውን
I hope and thanks j .5.
*ኣንቱም ሰባት ሕጂ ከኣ ሰብ ክሃልቕ ይኸድነና እባ ይኸውን እዚ ፈጣሪ ነዚ ለዋህ ህዝቢ ይርኢ ይኸውን 🙈🙈🙈 ንህዝብናን ሃገርናን ባርኸልና ፈጣሪ።*
J Studio best channel
Jaaaa
ሃሃሃሃሃሃሃሃሃ ንዓኻ እዩ ዝከውን ቆንቆታት ስለ ዘይትክእል ክክክክክ
JSTUDIO ONES THE TRUST MEDIA .BRIGHT AND GOOD POINT.
Welcome back josi hawey bejaka a6tetefan eka demxeqa betami iyu des zebelin
ኣጆካ ኢስከ ጆስ ኣነ ሓደ ተክታታል ናይ J-studio ኢየ ኣቃራርባካ ብጣዕም ጽቡቅ ኮይኑ ሓንቲ ግን ኩቡር ሓው ብዛዕባ ኢምነት በጃካ ኣብ ስራሕካ ኣይተመጺኢ ሕጅ ዘድልየና ዘሎ ኢዛ ሃገር ከመይ ካብ ዘላቶ ካብዚ መንጋጋ ናይ ቀትር ሽይጣን ከመይ ነላቅቃ ብዝተረፎ ጆስ ኩቡር ሓው ኣብ ስራሓካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ሙሉኢ ጥዕና ይምነ
ጽቡቕ ሓበሬታ ጆሲ
Merhba jigna 🤝🇪🇷
Josi hero God bless you and very soon no more hgdf and suporters in eritrea
Well.came.burukat.deki.halal.meet❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wellcome well done brother
ኮሮና የለን እንዳበልካ ንህዝቢ ኽንድዚ ምኹናን ድኣ ኻልእ ምስጢር ኣለዎ።
Josi ms mesarhtka awet ymne,ab resi zelwos teweseko u,😭😭😭😭💔💔💔💔amlak mefexemtu yhabena🕊🤲🙏,nmhretna ykun u zbhal.josi 👍✌️🌠🌠🌠🌠🌠👌
Welcome J-Studio!
የቐንየልና ኩቡር ሓውና ጆሲ
ሃየ በሉ መንእሰያት ዛ ዓመት ዚኣ ብዝገበርና ጌርና ኣላሽ! ነብሎ ነዚ ስርዓት፡ ሓይልታት ምክልኻል እንታይ ትጽበዩ ኣለኹም ክሳብ መዓስ ኢኹም ጊላታት ኴንኩም ክትነብሩ ነዚ ስርዕት መብዛሕትኹም ብፍርሒ ኢኹም ተገልግሉዎ ዘለኹም እምበር ከምዘይ ትድግፉዎ ርግጸኛ እየ እቲ ስርዓት ውን ይርድኦ እዩ ከምዚ ስለ ዝኾነ እዩ ድማ ኣብ ሞንጎኹም ፍርሕን ምትሕልላውን ኣብ ዉሽጥኹም ፈጢሩልኩም ዘሎ ፡ ብዝኾነ ሜላ ጌርኪም ተጨናነዉ ኣሕዋተይ፡ ንሕና ቀረባ ኣለና ኣብ ጎንኹም ኣለና ነርክበኩም ኢና ኣርክቡ ከይ ቀደመና ዚ ጠላም ስርዓት፡ ኣብ ሃገር ምሽንካር ኢዩ ዘሎ ሕጂ፡
ቅድም ሕጂ ኢሳያስ "ኤርትራ ኣብ ዘይተርክቡዋ ሸንኪረያ እየ ክኸይድ" ኢሉ ክበሃል ሰሚዐ ኔረ ዋላ እኳ ካብ ኣፉ ብእዝነይ ተዘይሰማዕኩዎ ፡ ሕጂ ብተግባር እርኢን እሰምዕን ኣለኹ ፡ ክሳብ ሕጂ እንታይ ንጽበ ኣለና ደቂ ዓደይ። ❤️🇪🇷
ክክክክክ ለመጭ ንስካ ኣብ ውሑስ ዓዲ ኮፍ ኢልካስ ሓይልታት ምክልኻል ትብል ተሕዝን እንታይ ኮይንካ ንስካ ከሙኡ ዘይገበርካ ኣቡኡ ከለካ ብጃኩም ምስሉይነት ንግደፎ ናይ ሰብኣይ ስራሕ ኣብ ዮቲብ ኣይኮነን ሜዳ ወሪድካ እዩ ለውጢ
Tedengs
@@weysebdeqey2436 ኩቡር ሓወይ/ሓብተይ
ብቐዳምነት ዕዙዝ ሰላምታይ ይብጻሕካ/ኪ
ካልኣይ ድማ ነዛ መልእኽተይ ህድእ ኢልካ ንክተንብባ መታን ክትርዳኣኒ ብኽብሪ ይላበዎካ።
ኣነ ኣባኻ ይኹን ኣብ ደገፍቲ ዝኾነ ጽልኢ ወይ ናይ ጸርፊ ባህርያት የብለይን ፡ ግና ኸ ሓንቲ ነገር ዝፈልጣ፡ ንስኻ እንተ ደኣ ናይ ብሓቂ ኤርትራዊ ወደባት ኴንካ ፡ንኤርትራን ህዝባን ከም ትፈቱን ጽቡቕ ከም ትምኔን፡ ንኤርትራዊ እዚ ነገር ባህሪያዊ ስለዝኾነ ፡ ኣይጠራጠርን ኢየ።
ካልእ ሃገር ዜጋ እንተደኣ ኴንካ ከኣ እዚ ካልእ ጉዳይ ማለት ኢዩ።
ሕወይ/ሓብተይ ኣብ ዩትዩብ ብዙሓት ዜጋታት ሃገራት ስለ ዘለዉ እየ እዚ ኣቐዲመ ኣብ ላዕሊ ዝጸሓፍኩልካ፡ ካልእ መታን ከይመስለካ፡ ኤርትራዊ/ት እንተትኸውን ተተምንየ ኢየ ከኣ ዝጸሓፍኩልካ፡ ሱቕ ኢለን ጎሴካ ዘይሓለፍኩ ።
ኣነ ህጻን ኮለኹ እዩ ምስ ስድራይ ግዜ ውግእ ምስ ደርጊ ከሎ ዝተሰደድኩ ስድራ ዓዲ ተመሊሶም ኣነ ግን ነዚ ስርዓት ስለዘይድግፎ ኣብ ጎሮቤት ሃገር ስደተይ ይቐጽል ኣሎ ።
ከርዳኣካ ዝደልዮ ነገር ኣነ ከኣ ኣብ እዚኣ ዘለኹዋ ድኻ ሃገር ይኹን ፡ዋላ ኣብተን ሃብታማትን ምቾት ዘለዎን ሃገራት ስደት የብቅዕ በሃሊ እየ ኣብ ዓድና ፍትሒ ክነግስ መሰልና ተሓልዩልና ብኽብሪ ኣብ ንኾርዓላ ንሕበነላን ናትና ንብላ ሃገርና ብሰላም ክንነብር እየ ዝደሊ።
ሃገር ከኣ አብ'ዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሓደጋ ስለዘላ እብ ንኢትዮጵያ ንምርካብ ዝግበር ዘሎ ውዑላት ስለ ዘላ ፡ ካብኡ ተበጊሰ እየ ፡ እዚ ኩሉ ሓደገኛ ዝኾነ ኣካይዳ ናይ'ዚ ስርዓት እንዳ ኣስተውዓልኩም ፡እንታይ ትጸበዩ ኣለኹም ኣርክቡ ካብ ንዉልቀመላኽን ሒደት ሰብ ስልጣንን ጊላታት ኴንኩም ተገልግሉን ትከላኸሉን ንህዝብኹምን ንሃገርኩም ከይትጠፍእ ተኸላኸሉ ዝበልኩ ፡ዳሕራይ ከኣ በይኖም ክምክቱ ማለተይ ኣይኮነን ናይ ብልቢ ❤️ኣነ ዝሓስብ እቶም ኣብ ዶብ ዘለዉ ክንኣቱ ስለ ዘይ ንኽእል ነንሕድሕድና ከም ኣሕዋት ተጨናኒናን ተርዳዲእናን መንገዲ ክኸፍቱልና ብዋሕዚ ክንኣቱ እዩ ኣነ ቀረባ ኣብ ጎሮቤት ሃገር ኣለኹ ብዘይ ውደባ ብዘይ ስርሒት ኣትየ ነብሲ ቅትለት እምበር ዋላሓንቲ ከምጽኣላ ኣይክእልን ግን ብሓንሳብ ሓቢርናን ሰሚርናን ይክኣል እዩ ኢልና ንብገስ፡ መዓስከራት ዘለዉ ሰብ ኩሎም እንተዘይበልና መብዛሕትኦም ከም ዝለዓሉ ኣነ ርግጸኛ እየ።
እቲ ናይ ሃገራውያን ዝኾነ ሚድያ ከኣ ክነናእሶ የብልናን ብሓደ ወገን የቀራርበናን የተባብዐናን
ብኻልእ ወገን ከኣ ኩነታት ሃገርን ተገባራት ዚ ጨካን ስርዓት የቃልዓልና።
ሓወይ ፡ ኣበይ ኣለኻ ? ኣብ ዓዲ የራኽበና🤝
ኣሽጊረኩም ዶ ብሕጽረት ቋንቋይ ፡ይቕረታ😅
ስደት ውርደት! ስደት ነዊሑ💔
Thank you ❤️🇪🇷🤝💪✌️
@@asmaraeritrea7702ክቡር ሓወይ/ሓብተይ
መዓስ ምስ ጠዓመኒ ኢዩ ዘይድንገጸለይ
የደንግጽ እየ እወ፡ ናጽነት ሃገረይ ዘየስተማቐርኩ
የደንግጽ እየ እወ፡ ሉላ ስኢነ ዝዘኽተምኩ
የደንግጽ እየ እወ፡ ኣሕዋተይ ተበቲኖም ንበይነይ ዝተረፍኩ
የደንግጽ እየ እወ ኩነታት ደቅ ኤሬይ ርእየ ዝሓዘንኩ
ኣየስተውዓልኩምን ዳኣ እምበር ኣብ ገንኹም ኣብ ቀረባ ኣለና ኢለ ዝበልኩዎ ኣብ ምቾት ዘለወን ሃገር ኢሮፓ ወይ ኣሜሪካ ካናዳ ከይመስለኩም ኣብ ጎሮቤት ሃገር እየ ዘለኹ ኣብ ዘለኹ ሃልየ ዋላ ኣብ ማርስ ይኹን ሃገረይ ኣይ ረስዕን እየ ፡ ሕጂ ግን እዚ ስርዓት ስለዘብዘሖ ካብ ኩሉ ሻዕ ይኣክል ዝብል ይክኣል ኣጆና ጥቃኹም ቀረባ ኣለና ዝበልኩ ።
ክሳብ ሕጂ በዚ ስርዓት ተታሊልኩም ዘለኹም ኣይ መስለንን ምኽኒያቱ ኩሉ ነገር ተቃሊዑ እዩ
ትርእይዎ እለኹም ኩነታት ዓድና ኣበይ በጺሑ ከምዘሎ ።
ካብ'ዚ ተበጊሰ ኢየ ፡ ንወደባት ሓወይ ናይ ሓይልታት ምክልኻል ፡ ንጨናኖ ሓወይ ንራዳዳእ ኣይናትናን እዩ እዚ ስርዓት ያዕ ንበሎ፡ ንሃገርን ህዝብን ክትከላኸሉ እምበር ንጨካናት ውልቀመላኺን ስርዓቱን ጊላታት ኴንኩም ክተገልግልዎን ክትከላኽልዎን ኣይ ኮነን ስራሕኩም ኢለ ጽሒፈ
እቲ ሓሳበይ ንዓቶም ጀምሩ ኣርክቡዋ ሃገር መንገዲ መእተዊ ዉን ክፈቱልና ኣብ ጎንኹም ጥቓኹም ቀረባ ስለ ዘለና ፡ከም ውሑጅ ኣቲና ነዚ ገባቲ ስርዓት ንክንጸርጎ ፡እመኑኒ ኣሕዋተይ ይክኣል እዩ ተሰማሚዕና ክንገብሮ ዘይንክእል የለን በዞም ሒደት ኣረግቶት ሰባት ሃገር ክትጠፍእ ኣይኮነትን ።
ኣነ ቅድም ሕጂ ኢሳያስ ኢሉ ክበሃል ዝስማዕኩ
" እዛ ኤርትራ ኣብ ዘይ ተርክቡዋ ሸንኪረያ ክኸይድ እየ"
ዋላ እኳ ብእዝነይ ካብ ኣፉ ኣይስማዕ እምበር ፡ እቲ ትርእዩዎን ትሰምዑዎን ዘለኹም ምስ ኣቢ ኣሕመድ ዝፍርሞ ሚስጢራዊ ዝኾነ ዘሎ ውዕላትን ዝዛረቦን ዝነበረ ፡ ሓደገኛ ነገር ክፍጽም እዩ ተዓጢቑ ዘሎ" ኢሱ "
ንሱ ስርሑ ይገብር ኣሎ ፡ ኣንሕና ኸ እንታይ ንጽበይ ኣለና።
ሃየ በሉ ደቀባት እሕዋተይ ሓቢርና ይክኣል ንበል።
ኣነ ከምታ ደጋጊመ ዝብል ኣብ ቀረባ ኣለኹ ንተሓባበር ንበገስ።❤️🇪🇷🤝💪✌️
ወናኒ ጥዕና ኩነልና ጆሲ ሓውና!!🇪🇷👈💪💪💪💪
Good job 👏 brother’s Gad bless you all
ኣምላኽ ንህዝብና ባዕሉ ይሓልወልና እምበር ካብ ህግደፍስ ተሪፍና ኢና
Zbeletset CHANNEL JSTUDIO ❣❣❣
Jusi hawey God bless you
👍👍👍👌
wellcom ጆሲ መምህረይይይይ ኮርዒዳ
መትከላዊ ኣቦ ሓቂ ኣቦ ትግሪና
@@wedeb45 ወሪድዎ ኣበይ ክፈልጦ ኢልካዮ ግን ክሳብ ሕጂ ንጆሲ ዘይፈልጦ የለን ማእሙና ዘመዱ ገለ ክኸውን ኣለዎ ክክክክክክክ
Dd 1 yegrem eyu ezom duruzat resom kemzazen aykeln eyu josi lekbat dea ede Eritrea kerkbwa beal eziomo
Merhaba jossy hawey welcome 🙏👍👍👍
Welcome josi bro great job you're hero our eritrean keep it up blessed you
ጀይ ስትድዮ ኣዝየ ኢየ ዝፈትወኩም ቀጽልዎ ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለኹ
Anbesa
God bless my people
Welcome ጆሲ ሓውና ሰላምን ፍቕር ንዓኹም ይኹን ደቂ ኤረይ።ነቲኦም የሕዋትና ክኣ ካብ ኣፍ ሓርገጽ ብሰላም የውጽኣዮም።
Amen Amen Amen . Berhan Gexu 🙏
@@Eruna1993❤❤❤👈🙏🙏🙏
ሰላም ጄ አሰትድዯ ሰላምኩም የብዘሓዮ እዚእውን ክዝንተወሉ እዩ
Good job brother
ጆሲ ጅግና
Betami zahazen.
Do not give up
Welcome Josi 🙏❤️❤️ Abo Tigrinya
Abo eritrean you mean
ያ ግን እንታይ እሞ ትግሪኛ ኣብ Google translet ንካቱ ከይ ሰርሑ ኣብዮም እዞም ምሁራት
Aserom Hätäriäm nay kuluna tseari zehatet eyu hade malti kekewen eyu Areb Enda belu zerbeshu zeluwu kehafru eyom
@@Habrom ኣብ መስርሕ ከም ዘሎ ኣብ facebook ኣንቢበ ትማሊ ኣብ google ከኣቱ ማለት ኢዩ
@@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት ዋው Tanks ኣምላክ ይሓግዞም
1 ዓመት ኣብኩሉ ቻነላት ይጽሕፍ ነረ።
Oeffffffff hzbey mearey tselakum yitme 😭😭😭😭😭😘😘😘 we love You so much may God bles You my peapl 🙏🙏🙏😇❤🌷
Josi Jegna Ajoka..interesting news..
Go haed J stidio we are with you yaung
generation woke up
ጆሲ ሰላምካ ይብዛሕ ውድቀት ንስርዓት ህግደፍን ራህዋ ንህዝቢ ኤርትራ
ጆሲ ኩቡር ሰብ ቀፅሎ አጆኻ
Good job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጆሲ ሓንቲ ቢድዮ ኔራትካ ኣብ እስርቤት ኣትዩ ሕማም ኮረና ትብል ኮረና ካብ ዓድና ወጽዩ ኣይትሓጎስካን ማለት ክኣ ሕጂ ኣቀዲምካ ትዛረቦ ባዕሉ ይቃለሰካ ኣሎ ንጹር ካ ዓጀውጀው ዝርሓቀን መደብ ኣምጻልና ክንዕወት መንእሰያት ትዑኑ ኣለካ ዝኮነ ሓበሪታ ከምዚ ጌሮ ም ከምዚ ይገብሩ ኔሮም ኣይኮነን ዝገድሰና ዘሎ ኣብ እንታይ ንግበር ጸቂጥቃ መንእሰያት እንተ ትውድብ ጽቡቅ ይመስለኒ ትቃዉሞ ዘይኮነት ነቀፌታ ያ እዚታት እንተ ገዲፍካዮ ክንሰማማዕ ስለ ንክእል ጸላእትናን ፈተውትናን ግን ካባካ ኣይንደልዮን ኢና ምናልባሽ ነዞም ኣብዚ ዝተወለዱ።
ኦይ ኣነ ዝገርመኒ ኮ እስካ እንታዋይ ኢካ ኢሉ ዝሓትት ተሳኢኑ እምበር ኮረና ምጥፍኡ ዶ ድኣ መሕመሞ እዞም ዘለና መንእሰያት ግን ከነመዛዝን ኣይንኽእልን ኢና ብዓል እዚኦም ከኣ ይጻወቱልና ንሃለው
ደሓን ማዓልቱ ጥራይ ይጸበ እንበር ዓንገረር ይበል
ጆሲ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ
Thank you J studio and gugile hamushte. If we remove higdef their followers are gone. Since they have no brains they can't operate on their own. We must remove higdef. And those followers unless they apologize to the Eritrean people and do years of free public serve they will never enter Eritrea. That is a promise
Welcome back
እዋይ ህዝበይ ጸበባኹም ተቀንጢጡስ ህግደፍ ኣብ ብርኩኹም ወዲቁ ይቅረ ዶ ይልምነኩም ዶ የአእየኒ ዶ ይኽውን
Welcome nice to hear you
Welcome deki hzbi
welcome josino
ሰብ chanelat ተሰማሚዕኩም TV ተትከፍቱ ከም ምክሪ bro
Genzeb mwxea teray zeymhmaq
እዘን ናይ ደለይቲ #ፍትሒ
#TV ነዚ መደብ'ዚ ዘየሕለፋስ እንታይ እየን ከሕልፋ እዚ ኩሉ ወፈያና ኮንቱ ኮይነ?
ዋላ ኣሰና ነዛ #Jstudio ኣብ መደብኩም ንውሽቲ ዓዲ ምፍናው ካብ ትገድፍዎ ነዊሕ ገርኩም ተስፋ ነገ ብር እዛ ቻነል ናይ ባዕላ ፈነወ ክትምስርት
ጆሲ ናይ ተስፋሚ ኬል ጆርጆ ወዲ ጆርጆ ታሪኽ ከነምጻልኩም ኢልካ ኔርካ ኣምጹልና እባ
እዋይ ህዝበይ
እዚ ኩሉ መከራስ
መኣስ እዩ ኮን ጸሓይካ ዝበርቕ!
ሰላም ደቂ ዓበይቲ ኣብዚኣ link subscribe ተሓባበሩና ።
ruclips.net/channel/UCwZLDhkCw4Y35Q8G6hDYdtw
Welcom J stidio
Wellcome Josi bro
Welcome Josy ❤️❤️❤️❤️
Well come Jose
ጆሲ ሓወይ ብመጀመርታ ኩቡር ሰላምታ ይብጻሕካ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልካ ንህዝብና ካኣ ካብዚ ኮሮና ህግደፍ መዋጽኦ ይፍጠረሉ ንህግደፍን ንኮሮና ቫይረስን ካብ ገጽ መሬት ኤረትራ የጥፍኣልና ፈጣሪ
J.SELAM GROUP 5 SELAMTA.HEROS.....
Welcome brother
Wellcome Josie great man!
Amen (3) gezom akilu eyu ezom armenat hezbi eritrea wexue josi anbsa
ወልካም ደቂ ኤረይ
🙏👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Anta hzbi Eritrea endyu mlhal abyu.
Our people are seafaring always
*suffering kemzia ya bro.
Jstudio ንቕድሚት!
ኣየ ህግደፍ መንደፍ ኢድኩም ኣይትሳኑ ክሳብ መዓስ ዩ ወደይ ከምዚ ኢልካስ ዘሕፍር ታሪኽ እዞም ህዝብና ዘሳቅዩ ዘለውስ ኣብ ፍርዲ ቀሪቦም የርእየና ዶ ይኸውን እዚ ዲሞ ዝበሃል ሲ ነዓይ ውን ኣብ ሓሽፈራይ ግዳይ ጌሩኒ እዩ ሶ ህዝብናን ሃግርናን ራህዋ ይፍጠረልና
እዞም ናትካ ጃምዓ G5 እቲ ሓበሬታ ካብዘማሓላልፉ እቲ ስርሒት እንተዝመርሕዎ መሓሸ፡ ምኽንቱ ነቶም ገበርቲ እከይ መባልዕቶም መሳትይቶም እዮም ዝመስሉ
🙏🙏🙏❤❤❤
Joci hawna edmen Renan yhabka.
We must remove hgedef
Also their followers
No one are following people following them for money so that's means they are with us inside
ንኪድ ጥራይ ብዝደለካዮ መንገዲ ኣጎኒ ጂስቲዶ ኣልኩ እዛ ልሳን ህዝቢ ዝኮነት ሞራል ንሃበን።
The baste Chanel
ጆሲ የቐንየልና ስለ 'ቲ ቅኑዕ ሓበሬታ
Eway hzbey Egzabhier Fthi yhbaka Entay knbel.
ኣንበሳ ኣቦ ትግርኛ ወዲ መሬት 🙏🙏🙏
እንታይ ድኣሉ ጀይ እስትድዮ ካሳ ወዲ ካሳ ወዲ ገሰሰ መሊኣ እዛ ኤርትራና እዋይ ካንብያ እባ ኢና ጌርና ህዝብና ኣብ ስደት መዓስከራት ኢትዮጵያን ኣዲስ ኣበባን በዓል ካሳ ወዲ ካሳ ከኣ ዓድና የውደክድክሉ ኣለዉ እዋይ ውርደት ።
Eziom kay tafeu nhna selam kenrakeb malet yewahenet eu behakie Amlak yesawerom dia ember
ብጣዕሚ ዘሐዝን ኢዩ በጃኹም ኣቱም ህዝቢ ህዝብና ማራ ማራ ሕማቅ ኣሎ ስለዚ በጃኩም ፍልልይና ወጊድና ሃይማኖት እስልምና ክርስትና ከይበልና ኢደይ ኢድካ ኢልና ነዚ ረሳሕ ህግደፍ ክንፍንቅሎ ኣብ ጎኒ ህዝብና ደው ንበል ጆሲ ሓወይ ካኣ ቀጽሎ ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ስራሕ ይሰርሕ።
abey nihgdef kitmitu ninhidhdom doyibaliu ember hade konika kitetfiom da kelil endiyu salih habib
Kone ilom zigbrwo zlow iyo nihna Aslamna christiana yehwat ina tesmiu teraiyu hadish mesenaklo iyu zbehal teberaber Eritrawi 🤔😱🤯🤯🙏🙏🙏
Awyyyy 😭
👍
Well come atume jeganu edimekum yeniwehayio Josy hawey aijokum try....kitwegihe eya eza miret!!!!!
Josi hawey btami eye zfetweka batka hasab kulu haki eyu hzbey Entay ngebir alena bejakum eba gele ngber hzbna hmak alo
ለውጢ ለውጢ ለውጢ ለውጢ ለውጢ ዜና ዘረባ እናበልካ ግዜ ይኸይድ ኣሎ
J.ASHOK B BELAHA TFTER.....
እዞም ጉጅለ G5 ብሓቂ ካብ ውሽጢ ኤርትራ እንተ ኾይኖም ክንኣዱን ክድገፉን ዘለዎም ጀጋኑ እዮም፡ ታሪኾም ውን ብወርቂ ኣብ ኣደባባይ ከተማታት ኤርትራ ክጽሓፍ እዩ። ከምቲ ንኤርትራ ጥልያን ዝገዝኣ ዝነበረ፡ እሞ ኣሰር ዝገደፈ፡ ከም ብዓል ስኔማ ሮማ፡ ስኔማ ኢምፐሮ፡ ካተድራለ,. . .ከምኡ ድማ ታሪኽ ናይዞም የሕዋትና ልዕሊ እዚ ሓወልቲ ናይ ጥልያን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ክደምቅ እዩ። እሞ ኣጀኹም ክንብሎምን ብዘድልዮም ነገር ድማ ክንድግፎምን ይግብኣና። ወትሩ ዓወት ይምነየልኩም። ኣጆኹም በርትዑ፡ ካብዚ ኣረሜን ስርዓት ኢሰያስ ኣምላኽ ይሰውርኩም። ከም ሓሳብ ድማ ከምቲ ንስርዓት ደርጊ ክወድቅ ዝተገብረ ኣብ እንዳባራትን ከተማን ዝግበር ዝነበረ ፈዳይን ዝብሃል፡ ንመራሕቲ ደርጊ ምቅንጻል፡ ከምኡ ድማ ንመርሕቲ ህግደፍ ምቅንጻል እንተዝስርሓሉ ብጣዕሚ ጽቡቅ ነይሩ። ሽኮርያን ኤድስን ሕዱር ሕማምን የጥፍኦም ኣሎ እንድዩ፡ ንሕና ድማ ንሕማም እንተንሕግዞ ውድቀት ህግደፍ ምሰለጠልና ነይሩ፡ ንህዝብና ድማ ቀልጢፉ ምስ ረሃዎ። ንህግደፍ ከምኡ ገርካ ኢኻ ተጥፍኦም።
Niceee
Ab zelekayo adme yhabka jossi kubur haw kulu kem afka ygbero gets azom barau yetfaelna
💘💘
እቲ ኩሉ ትብሎ ዘለኻ ኩሉ ህዝቢ ፈሊጡዎ እዩ የግዳስ እታ እንኮ መፍትሒ ተሳኢና ዘላ እሞ እዞም ሐሙሽተ ትብሎም ዘለኻ አብ ውሽጢ ዓዲ ስጉምቲ ክወስዱ ክኽእሉ አለዎም ሽዑ ተአማንነትካ ይዕንብብ እንተዘየለ ከምቶም ለፍሊፎም ዝሐለፎ ከይከውን ።
@@filimonberhane6808 yiakil mis isayas kitgahaf ika yiakiel hizbie kemti tihasbo Aytefien iyu tarik kihatekum iyu dekalu meryet kitwegih iya kemiu ilu Aykiterifin sedam husen kezafie kemey tefiom nay hidef idiel iwun këmu iyu
😥😥😥😥 eway entay ena ngebro kab nwled xbuq keyrana beqa . Eway sdrana amlak aboy bejaka rdana
Antum sebat gele ngber hzbna qdmi kulu btimet key tewede kelo