Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እንኳን ደህና መጣችህ ትግርኛ ትርጉሙ ብዙም ባይገባኝም ሁሌም ነዉ የምከታተላችህ ደስ ይላል ብሌን የምታወራዉ ሁሉ ዝብሎያስቀኛል😂😂
ደራሲት ኣድኒቐኪ ክሞውት ብጣዕሚ ናይ ጽብቅ ጽቡቅ ዝኾነ ስራሕ 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾 ኣምላኽ እስራኤል ይባርኪ ማርያም ግርማይካ ትባርኪ ንፍዕቲ ብጣዕሚ ዝድነቅ ስራሕ
አዛ ፍሊም ክርእይ ከሎ ከምዚ ኸማይ ጭንቀቱ ዝርስዕ like ግበር
ሳብስክራይብ እንዶ ግዳ ግበረልና 😂😂😂
ሉና ብሓቂ ንፍዕቲ ደራሲት ብፍላይ ኣብዛ እንዳ መስፍን ዝገበርክያ ለውጢ መቅረት ወሲኽክላ ነዛ ፊልም ዋው በቃ መግለጺ የብልናን ብርዕኺ ይሰስን ጓል ኤሩና ኣንበሲት
ግምጁ እንቋዕ መጻ ትብሉ ክክክክክ
❤❤❤❤ መስፍን እዩ ኮ መቀረት እዛ ፍልሚ❤❤❤
ሉና ቢተዓሚ ኒፍዕት ቀጺሊዮ ቢፍላይ ኣደይ ጊምጃ ኣምጺኪ ና ስሓቅኪ ኒክሊቴኦም መጻምድቲ ትእርምሉ ዘለኪ መንገዲ ከየድነቅኩኪ ኪሓሊፍ ኣይከኣልኩን። ቀጺልዮ ብርዕኪ ይሰሲን🥰🥰🥰
እዛ ኣደይ ግምጃ ከም ዝመስለኒ ክትምህሮን ኢላ ኢያ ስራሕ ኣትያ ዘላ ጽቡቅ ተማሓድሮም ኣላ ኣብ ሓዳር እንታይ ሙካኑ❤❤❤
ናተይ ግምት ውን ከምኡ እዩ
Yess
ኣድናቂ መስፍን ካብ መቀለ 😂🤣🤣
መጽሓፍ ይሸይጥ ኣለኩ, ሓወይ ዝደረሳ መጽሓፍ። ሜላታት ዕዉት ሂወት ትብል። በጃኩም እባ ግዝኡለይ። ንገዛኩም ክሰደልኩም ይክእል ኢየ።
Ane wen keribe eye kehares deki erey kemza endasehaken zehareski simu kemaki adey maryam beselam temtseani ❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷bilu gen regeo ilki atehararifkena nay eritrea azekirkena😂😂
እመብርሃን ብሰላም ትምጻኺ❤❤❤
እዋይ ርጎኦ ማዓልቲ 😂😂😂😂😂ሞይትና ዲና ገለ ብሳሓቅ😂😂 ኪዲ ንሰባኣይኪ ላም ግዝእለይ በልዮ😂😂
ሲሞ ናይ በሓቂ ድያ ወሊዳ እታ ቆልዓ ሓዳስ ዝተወልደት ትመስል እዋይ መስፍን ሽኮር😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንቋዕ ብደሓንመጻኹም ተናፈቕቲ ደቂ ዛሓላልመሬት ደቂ ዓደይ ሓላላት✋✋✋❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንፍዕቲ ደራሲት ነዞም ተዋሳእቲ በብደራጅ ጸላውነት ትፈጥረሎም ልዑል ክእለት ምውሳብ ዛንታ ❤❤❤❤መስፍን ግን ደሓን 😂😂😂😂😂
ya bejakhum eza derfi ba awrdwa, neta derfi ktsemie tmexie like aytresie
እንኳዕ ኣድይ ማርያም ብስላም መጽትኪ ሲሙየ
እንኳዓ ቢሰላም ወለደኪ ሲሙየ❤❤😂😂😂😂
ትጭነቅ ዘለኻ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። የቀኒየለይ😊😊😊
Amen amen amen amen
እንኳን ደና መጣችሁ
❤❤❤
ትግርኝ ትስምዕ ዲካ ክክክክክ
ብልን ሽኮር laik እስከ ሃብሉይ
እንካዕ ብሰላም ተገላገልኪ ሲሙ መሕረር❤❤
ኣደይ ህምጃ 😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤ሳምሪን መስፍንን ገለ ዓይነት ስሒቅኩም ደስ ኢሉኒ
እዛ ደራሲት ክልተ ስም ይግባኣ ዩ ዋላ እቲ ቅርጻ ውን ንኽልቲኡ እያ ትውንን ጠባያ እሞ ካኣ 100% ናይ ብሓቂ ኣብነታዊት
Entay amxeo dea amsilka xerfi emo nfeeti elka suk zeytbl entay amxeo krxi wedi eyu zelewa meal ke,negram.
Zegerem eyu entay amxeo xerfi
ሙቁራት 3ማሓዙት 💋💋💋💋❤❤
Betami xebuk azenagaet, kom. Abzia gen heto alateni ba enda harasat ke hmeta alo d u❤❤😂😂❤❤teum geat
Welcome deki eri viva eritrea 👍🏽👍🏽👍🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎💎💐💐💐💐💪🏿💪🏿💪🏿
❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣደይ ግምጃ ቀዳዊት ሓደር ኮይና❤❤❤❤ መሰፍን
Adey Gmju da aposto ketemxa eya geza da mesfun good idea writer 📑 keep it up
Adey gmja shikor😂😂😂😂
Ata eziom si shekorat they always brighten my day
ብስም ሉና ኣማኑኤል ደኣ ሳብስክራይብ ዘይትሽልሙኒ ደቂ ዓበይቲ፡፡ በጃኹም ዋእ
deqi Eritrea Hagerey shikorinatat, deqi adey tsbuqat. Outstanding Job.
Adey gmja mis mexa kea melisa eza movie mekira 😂😂😂😂
ዋይ ሳምሪ ዘይትረኽቦ ደይብላ ኢሎም ኣሎምስ ናብ ባዕሎም ሲሒቦማ 😀😀😀
Aseyyy gimja shikor ❤❤❤🎉🎉🎉🎉 Mara kef alewa sebyti geza abosto getata
ኣብ ኣጠቓቕማ ቴሌፎን ጉድለት ይንበብ ኣሎ ብዝተረፈ ብሉጽ ስራሕ ኢዩ ።
welcome deqi Eri ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ንኩለኩም ilove you 😍😍😘😘😍😘😍😘😍😘😍😘😍😘😍😘
ኣደይ ግምጃ ሽኮር ዓሻ ተመሲለን ኣብዛ ሰሓቕ ኣእትየነኦም ሰሓቕ ተሓሪምዎም ዝነበረ😂😂😂
ባሓቂ😂
ብልክ ደስ በሃልት ኮይኖም
Ady gemja shkor enda msefen geza yerata ❤❤❤❤
የሕርዋ ኢልና የሕሪስናያ እንበር ብ ጥንስታ ምወዳእኩማ😂
😂😂😂😂😂
ኣደይ ግምጃ ናይ እንዳ መስፍን ሓዳር ከዐርያ እየን መፅየን
😂😂😂😂ያ
ናይ ባሓቂ ቤተሰባዊት
እዛ ፊልሚ ከምታ ዘጀመርኩምና ኣውዱኡና ክሳብ 300 ክፋል ክትኸይድ ኣለዋ በጃኹም!!!
ጥዕምቲ ድራማ ክንፈትሖ ዶ ደቂ ኤረይ ጥዕማት❤❤❤❤❤❤❤
ቢሉ መሕጎል ድምቀት ናይዛ ኮሜዲ😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Luna habibti nice nice amlak edmen tenan yhabki
ኣንትን ምቁራተይ ክንደይ ትጭክና ብፍላይ ብለን ጽብቅተይ ርጉኦ ወስኻለይ እንዳበለት ግዓት ክትበልዒ ኮለኽስ ኣፈይ ማይ ኣምሊእክለይ::ኪኢላታት ተዋሳእቲ ኢኽን😂🌷
ሳምሪ ትረኽቦ😂😂😂
መስፍን አስፖር ለይሰርሕ ካብድን መዓከሩን አኮ ፈንዲኡ አዋይ ፀገም አታ ናይ በሓቂ ሰበይቱ ከመይ ይከብዳ ይከዉን 😁😁
ሳምሪየ አንጆኪ ካአልዮ እምበይ እንታይ ይብሃል ኮይኑ😁😁
Nay lomi zdeneqwa eti hrci qolia hospital mbxah mehazuta nay behaq mqrabki kemzi nay kaleot harisa elom bzey qolia hospital shfnfn ayebelkyom nay behaqi koynu tesemiuna hrci ms geata ❤
Nay hawi nufuat kab dirset atihozka sgab tewasaeti.❤❤❤
እሰይይይይ ድኣ ሳምሪስ እድኺ እያ ረክባትኺ 😂😂😂😂
ደራሲ ብሉጽ ስራሕ ካልእ መዳ መዳ ማራ ማራ ጭብጢ ኮይንካ ቁሩብ እንብዛ በዚሑ ሰበይቲ ንፍዕቲ ንሓዳር ትወልድ ትዝምድ ሒዝካስ ኣጆዃ ኣደይ ግምጃ እንዳ መስፍን ኣዘናጊዓቶም ሳምሩ ሰጥ ኢልኪ ሕጂ ካብዚኣ ንኔው ንመስፍን ከተኽብርዮ ተስፋ ይገብር❤❤❤❤❤
Enkae bdehan mesakum shikorinatattt ❤❤❤
ኩሎም ቡሉጻት እንድዮም ናዓኩም ግን መን እዩ ዝበለጸ ኣብዛ ፊልም ናዓይ ቢሌን
ኣደይ ግምጃ ሽኮርርር❤❤❤❤😂😂
ሲሙ ሓራስ አንበሳ ጌሩ የውጽኪ❤❤❤❤
እዋይ ሳምሪ ፍቅር ስሕቃ እንበር ሞይታ ወይ ኣደይ ግምጃ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Welcome deki erey marey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Mesfun schikor amekirkaia eza film❤
ካዝሚር ከውርደለይ ከ ደኣ 😂😂😂😂😂😂😂😂
ሀሀሀሀሞይተ ሰለል ወይ አደይ ግምጃ❤❤❤❤❤❤❤
gize eba wesukulun❤💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከይ ትፍጽምዋ በጃኹሙ ድቂ ኤረይ ሽኮር
😅ኣደይ ግምጃ ሹኮር።
ኣደይ ግምጃ ግን🤣🤣🤣🤣
Adey gimjas ezom kulom ashmat bexihatom
መወዳእትኡስ ሓሪሳ😂😂😂
ፈትየኩም ክመውት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈታሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤
Adey gmja dea kulu ashmat bexihato😅😅😅 bhji entay ktbl eya😂😂😂😂😂😂😂😂
ሳምሪ እንካዕ ሳሓቅኪ❤❤❤❤❤😂
ዋይ ሳምሩ ዝረከበቶ ቀዳመይቲ ሰራሕተኛ ምሐሸትኪ ሲሙ ተጻዒልኪ ደይኮንኪ በይቢ ሻወር ዘይገበርክዩ የዕገርጊርኪ❤❤❤❤
ኣነስ እዛ ፊልም እንተ ጀሚራ ተገይጸ የ ዝውድኣ 😁 😁 😁
Xbuk srah kexlwuwo ❤❤❤❤❤❤🎉
😂😂😂😂😂😂😂😂 ዋይ ርግኦ ምሸት😂😂😂😂❤❤❤❤
Xbuq srah Deqi erey halalat❤❤❤
Wellcom,deqi eriyyyyyh❤❤❤❤❤❤
Mesafnti fetieyo kmewt 😂😂😂 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ብሌን ሽኮር ካዝሚር ክቕንጥበለይ 😂😂😂😂
Welcome Hdmona Nebarit &Knfethomdo Simu Shkor
ሰለልልልልልልል ዝኸነ ማዓልቲ 😃😁😀 ምስ ሳምሪ ሳሓቅ መይተ
መስፍነይ 💯 ❤
ሓሜናት ዝኾና ኣዋልድ😂😂😂😂😂
Ane fetya kmewt Luna shikor kexilyo ajeki btaemi des tbl Film 🎉🎉🎉🎉😊😊😊😊❤❤❤❤
ሽክክርናታትትትትትት ርድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣየ መስፍን ጹቡቅ ኽዳውንቲ ከዲናትኒ
ምንጪ ሳሓቀይ ኢኹም ኣይትሳኣኑ ዳኣ ኣደይ ግምጃ ፉሕፉሕ ኣቢላታ😊
Wey ane halifatni wuela enkae bselam mexakum deki eri ❤🇪🇷❤️🇪🇷💯💒☦️👌
Adey gemja ayteseani😂😂😂
23:22..ብሸበጥ ሸቢጣ ኸ ድኣ 😂😂😂😂you Guys so funny ❤❤❤
ብሌን ሎጐግ ዝብል ርግእ ምሰርአየት ተደፋኒቃ አደንጊፃትኒ
Good work
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራተይ❤❤❤🎉🎉🎉
አደይ ግምጃ❤❤🎉
Adey Guey 😂😂😂😂😂❤❤❤
Adey Gimija shikorr ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብድሓን መፃእኹም
እንኳን ደህና መጣችህ ትግርኛ ትርጉሙ ብዙም ባይገባኝም ሁሌም ነዉ የምከታተላችህ ደስ ይላል ብሌን የምታወራዉ ሁሉ ዝብሎያስቀኛል😂😂
ደራሲት ኣድኒቐኪ ክሞውት ብጣዕሚ ናይ ጽብቅ ጽቡቅ ዝኾነ ስራሕ 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾 ኣምላኽ እስራኤል ይባርኪ ማርያም ግርማይካ ትባርኪ ንፍዕቲ ብጣዕሚ ዝድነቅ ስራሕ
አዛ ፍሊም ክርእይ ከሎ ከምዚ ኸማይ ጭንቀቱ ዝርስዕ like ግበር
ሳብስክራይብ እንዶ ግዳ ግበረልና 😂😂😂
ሉና ብሓቂ ንፍዕቲ ደራሲት ብፍላይ ኣብዛ እንዳ መስፍን ዝገበርክያ ለውጢ መቅረት ወሲኽክላ ነዛ ፊልም ዋው በቃ መግለጺ የብልናን ብርዕኺ ይሰስን ጓል ኤሩና ኣንበሲት
ግምጁ እንቋዕ መጻ ትብሉ ክክክክክ
❤❤❤❤ መስፍን እዩ ኮ መቀረት እዛ ፍልሚ❤❤❤
ሉና ቢተዓሚ ኒፍዕት ቀጺሊዮ ቢፍላይ ኣደይ ጊምጃ ኣምጺኪ ና ስሓቅኪ ኒክሊቴኦም መጻምድቲ ትእርምሉ ዘለኪ መንገዲ ከየድነቅኩኪ ኪሓሊፍ ኣይከኣልኩን። ቀጺልዮ ብርዕኪ ይሰሲን🥰🥰🥰
እዛ ኣደይ ግምጃ ከም ዝመስለኒ ክትምህሮን ኢላ ኢያ ስራሕ ኣትያ ዘላ ጽቡቅ ተማሓድሮም ኣላ ኣብ ሓዳር እንታይ ሙካኑ❤❤❤
ናተይ ግምት ውን ከምኡ እዩ
Yess
ኣድናቂ መስፍን ካብ መቀለ 😂🤣🤣
መጽሓፍ ይሸይጥ ኣለኩ, ሓወይ ዝደረሳ መጽሓፍ። ሜላታት ዕዉት ሂወት ትብል። በጃኩም እባ ግዝኡለይ። ንገዛኩም ክሰደልኩም ይክእል ኢየ።
Ane wen keribe eye kehares deki erey kemza endasehaken zehareski simu kemaki adey maryam beselam temtseani ❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷bilu gen regeo ilki atehararifkena nay eritrea azekirkena😂😂
እመብርሃን ብሰላም ትምጻኺ❤❤❤
እዋይ ርጎኦ ማዓልቲ 😂😂😂😂😂ሞይትና ዲና ገለ ብሳሓቅ😂😂 ኪዲ ንሰባኣይኪ ላም ግዝእለይ በልዮ😂😂
ሲሞ ናይ በሓቂ ድያ ወሊዳ እታ ቆልዓ ሓዳስ ዝተወልደት ትመስል እዋይ መስፍን ሽኮር😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንቋዕ ብደሓንመጻኹም ተናፈቕቲ ደቂ ዛሓላልመሬት ደቂ ዓደይ ሓላላት✋✋✋❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንፍዕቲ ደራሲት ነዞም ተዋሳእቲ በብደራጅ ጸላውነት ትፈጥረሎም ልዑል ክእለት ምውሳብ ዛንታ ❤❤❤❤
መስፍን ግን ደሓን 😂😂😂😂😂
ya bejakhum eza derfi ba awrdwa, neta derfi ktsemie tmexie like aytresie
እንኳዕ ኣድይ ማርያም ብስላም መጽትኪ ሲሙየ
እንኳዓ ቢሰላም ወለደኪ ሲሙየ❤❤😂😂😂😂
ትጭነቅ ዘለኻ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። የቀኒየለይ😊😊😊
Amen amen amen amen
እንኳን ደና መጣችሁ
❤❤❤
ትግርኝ ትስምዕ ዲካ ክክክክክ
ብልን ሽኮር laik እስከ ሃብሉይ
እንካዕ ብሰላም ተገላገልኪ ሲሙ መሕረር❤❤
ኣደይ ህምጃ 😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤ሳምሪን መስፍንን ገለ ዓይነት ስሒቅኩም ደስ ኢሉኒ
እዛ ደራሲት ክልተ ስም ይግባኣ ዩ ዋላ እቲ ቅርጻ ውን ንኽልቲኡ እያ ትውንን ጠባያ እሞ ካኣ 100% ናይ ብሓቂ ኣብነታዊት
Entay amxeo dea amsilka xerfi emo nfeeti elka suk zeytbl entay amxeo krxi wedi eyu zelewa meal ke,negram.
Zegerem eyu entay amxeo xerfi
ሙቁራት 3ማሓዙት 💋💋💋💋❤❤
Betami xebuk azenagaet, kom. Abzia gen heto alateni ba enda harasat ke hmeta alo d u❤❤😂😂❤❤teum geat
Welcome deki eri viva eritrea 👍🏽👍🏽👍🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎💎💐💐💐💐💪🏿💪🏿💪🏿
❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣደይ ግምጃ ቀዳዊት ሓደር ኮይና❤❤❤❤ መሰፍን
Adey Gmju da aposto ketemxa eya geza da mesfun good idea writer 📑 keep it up
Adey gmja shikor😂😂😂😂
Ata eziom si shekorat they always brighten my day
ብስም ሉና ኣማኑኤል ደኣ ሳብስክራይብ ዘይትሽልሙኒ ደቂ ዓበይቲ፡፡ በጃኹም ዋእ
deqi Eritrea Hagerey shikorinatat, deqi adey tsbuqat. Outstanding Job.
Adey gmja mis mexa kea melisa eza movie mekira 😂😂😂😂
ዋይ ሳምሪ ዘይትረኽቦ ደይብላ ኢሎም ኣሎምስ ናብ ባዕሎም ሲሒቦማ 😀😀😀
Aseyyy gimja shikor ❤❤❤🎉🎉🎉🎉 Mara kef alewa sebyti geza abosto getata
ኣብ ኣጠቓቕማ ቴሌፎን ጉድለት ይንበብ ኣሎ ብዝተረፈ ብሉጽ ስራሕ ኢዩ ።
welcome deqi Eri ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ንኩለኩም ilove you 😍😍😘😘😍😘😍😘😍😘😍😘😍😘😍😘
ኣደይ ግምጃ ሽኮር ዓሻ ተመሲለን ኣብዛ ሰሓቕ ኣእትየነኦም ሰሓቕ ተሓሪምዎም ዝነበረ😂😂😂
ባሓቂ😂
ብልክ ደስ በሃልት ኮይኖም
Ady gemja shkor enda msefen geza yerata ❤❤❤❤
የሕርዋ ኢልና የሕሪስናያ እንበር ብ ጥንስታ ምወዳእኩማ😂
😂😂😂😂😂
ኣደይ ግምጃ ናይ እንዳ መስፍን ሓዳር ከዐርያ እየን መፅየን
😂😂😂😂ያ
ናይ ባሓቂ ቤተሰባዊት
እዛ ፊልሚ ከምታ ዘጀመርኩምና ኣውዱኡና ክሳብ 300 ክፋል ክትኸይድ ኣለዋ በጃኹም!!!
ጥዕምቲ ድራማ ክንፈትሖ ዶ ደቂ ኤረይ ጥዕማት❤❤❤❤❤❤❤
ቢሉ መሕጎል ድምቀት ናይዛ ኮሜዲ😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Luna habibti nice nice amlak edmen tenan yhabki
ኣንትን ምቁራተይ ክንደይ ትጭክና ብፍላይ ብለን ጽብቅተይ ርጉኦ ወስኻለይ እንዳበለት ግዓት ክትበልዒ ኮለኽስ ኣፈይ ማይ ኣምሊእክለይ::
ኪኢላታት ተዋሳእቲ ኢኽን😂🌷