ሰበር - መራሕቲ ትግራይ ሓደገኛ ምዕባለ/ ዕልዋ መንግስቲ መጠንቀቕታ ተዋሂቡ/ ሓገዝ ግበሩልና ኢሎም/ጉዳይ ደብረፅዮን ብይቅርታ ኣይሕለፍን ተባሂሉ!

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 8 ноя 2024

Комментарии • 147

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus Месяц назад +2

    ህወሓት ናብ ናይባዕሉ መረብ ጎል አእቲዩ።

  • @BelayHailu-k3r
    @BelayHailu-k3r Месяц назад +2

    ባዕሉ ኣመራርሓ ህዘሓት ስትራተጂካዊ መሪሕነት ስኢነ ኣብዝበለሉ ስዓት ጉባኤ ነካይድ አይነካይድ ድሕሪ ምርግሑ ኣብ ክልተ ጉጅለ ተፈጊኡ ዘይስሩዕ ጉባኤ 14 ኣካይድ፣ ብዙሕ ብደዐታት ተዛሪቡ፣ ከይዱ ከይዱ ድማ ዝተፈፀመ ጀኖሳይድ ኣፏዂሱ፣... ተገልቢጡ ጥር 'ትብል ለውጢ ከይገበረ ስትራተጂካዊ ሓሳብስ ይትረፍ ሓንቲ ለይቲ 'ተሕድር ሓሳብ ዘይብሎም መራሕቲ መሪፁ ተዳናጊሩ የደናግር'ሎ። አረ ዓገብ! ህዝቢ ናብዘየድሊ ናዕቢ አይተዓድምዎ።

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ

    ደብረ ፅንተት ካብ ምድሪ ገፅ ክውገድ አለወ ፀረ ትግራይ😢😢😢😢

  • @zameerhagos7972
    @zameerhagos7972 Месяц назад +2

    አብየት ክተዳልው? ውግንናኹም ዝገርም እዩ!

  • @kalayuasefa1517
    @kalayuasefa1517 Месяц назад +2

    በጃኹም ሕዚ እውን መራሕቲ ሕወሓት ተረዳድኡ ።

  • @MebrahtenHadush
    @MebrahtenHadush Месяц назад

    ሰበረ ዜና

  • @isurafelkif
    @isurafelkif Месяц назад +1

    😂😂😂😂 ናመንታይ እልዋ መንግሰቲ ኢዩ ህዉሓት ዘመረፆ ምውራድ መንግሰትነት መውራድ አይኾነይ ከውረድን ከፍርሰን tplf ኢዩ ሓላፍነት ዝወሰድ ጊዛዊ ዘተሰማመዕ ኮ tplf ኢዩ ጊዛዊ ታይ ማለት ዱዩ ካውንሰል ዝበሓል የለን ባንዳ ልኡኽ ኢዩ ጌታቸው ረዳ ዘሓለፈ ከይክሎ ብሕሶት ጀኖ ሳይድ ዘጥፋእኩም ንሰኩም ኢኩም ሙሩካት ዘሰደድኩም 😂😂😂😂

  • @AwetFissha-d9m
    @AwetFissha-d9m Месяц назад +1

    የገደሉትንስ መልቀቅ ምን ይሉታል ወይ ውረዱልን ወይ ሰላም ስጡን

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f Месяц назад +2

    እን በዓል አለም እልዋ መንግስቲ ንምግባር ንደሀር አይብሉን ግን መጥፈኢኦም ክኸውንዩ።

  • @HamelmalKahsay
    @HamelmalKahsay Месяц назад +1

    ሻነ ዝኾነ መግለጺ ናብ ተግባር ክሽረፍ አለዎ ።

  • @SagolPagol-p3f
    @SagolPagol-p3f Месяц назад +6

    ሆራይዘን ግን ወገንተኛ ናይ ጌታቸዉ እያ ትመስል

    • @Girmay-j8w
      @Girmay-j8w Месяц назад

      ደብሪፅ እተሓተቶ ሕቶውን ድዩ መሊሱ ሆራይዘን መሊስሉ???

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq Месяц назад +2

    ጌታቸው ገዝፍ ኣድጊ ደብረፁዮን እውን ንኡሽተይ ኣድጊ እዮም ኩሉኩም ንህዝብና ዝጠለምኩም ረሳሓት ነጥቢ ተቆፁሩለይ ሰዋኣት ኣበየደኩም ትፈልጥዎም መዋረድቲ ህዝቢ

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv Месяц назад +1

    ገታቸው ክሳብ ትዛረብ ክቕድመካ ኢዩ፡ ደብረጽዮን ሓደገኛ ሰብ ኢዩ።

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite Месяц назад

    Tigray.......Horizon.........Media .......tg.......CITEY...........COUNTRY

  • @mekonengebrmikaiyl3203
    @mekonengebrmikaiyl3203 Месяц назад +3

    ሕውሓት ካብ ንደብረፅየን ንጌታቸው ትቐርቦ አየግዝየ

  • @WeldeGebremedhin
    @WeldeGebremedhin Месяц назад +1

    ሓንቲ ህወሓት ጥራሕ እያ ዘለትና።

  • @gidayfantaye7803
    @gidayfantaye7803 Месяц назад +1

    ተረሳ፣ ያሁሉ፣ ችግር ፣ሁሉም፣የዘራውን፣ ማጨድ፣የግድ፣ነው፣ ተጠንቀቁ ፣

  • @MebrahtuAsefa-z7f
    @MebrahtuAsefa-z7f Месяц назад +1

    ሓሰውቲ ኢኹም ውረዱ አቱም ልያቡ ካሕዳማት

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus Месяц назад +2

    መሪሕነት ስትራተጂካዊ ውድቀት እንተኮይኑ ፀገም ህወሓት እቲ ውድቀት ዝፈፀመ ክእለ ግድን ይከውን። ልቀቁ።

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 Месяц назад

      አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ

    • @AgameTigray
      @AgameTigray Месяц назад

      @@danielgebremedhin403 ስዲ መዕበይቲ ዝበደሉካ ሰብ። እቲ ረሳህ ገሐነም ዝጨንው አፍካ ብባራኪና ተሐጸቦ።

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 Месяц назад

      @@AgameTigray አንታ ወዲዛ ቡሽቲ ዊዒግን ድርባይ ውዲ ዓጣሪትዊዒግን ቆማል

    • @AgameTigray
      @AgameTigray Месяц назад

      @@danielgebremedhin403 ስዲ መዕበይቲ ዝበደሉካ ሰብ። እቲ ረሳህ ገሐነም ዝጨንው አፍካ ብባራኪና ተሐጸቦ። ብጸርፊ ፒ.ኤች.ዲ ህውሓት ክትህበካ ኢያ በርትዕ።

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 Месяц назад

      @@AgameTigray አንታ ወዲዛ ዓጣሪት መዕበይኡ ዝበደለቶ ዊዒግን ቡሽቲ ብ 11 ዓመቱ ናብ ስደት ኪድ ዝበልቆ ዊዒግን እያ ጋልመቀለ ጅግና እዶ ደአ አምሂራትና ኮ ወዲ ዓባይ ጋሕባ ዊዒግን ቦርኮ ስደተኛ

  • @gebremedhingebrehans
    @gebremedhingebrehans Месяц назад

    ተረዳድኡ ይአክል?

  • @Kibrom_Mehari_70
    @Kibrom_Mehari_70 Месяц назад

    ዋው ኦርጂናል ጋዜጠኛ ! ኣናብባ 100% ትግራይ ስኺ ተትመርሕያ ደስ ምበለኒ ኣነ 😘😘😘🤩🤩

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi Месяц назад +3

    ንሰኩምከ ታይኢኩም ትደልዩ መን መንግሰቲ ገይርኩም

  • @getachewgebrekrstos2000
    @getachewgebrekrstos2000 Месяц назад

    ግዙእ ሜድያ ይመስል ሁረ

  • @RobitaTesfu
    @RobitaTesfu Месяц назад

    222

  • @menemoyfelto1510
    @menemoyfelto1510 Месяц назад

    Hashewti hashker

  • @Azebo-jd4jw
    @Azebo-jd4jw Месяц назад

    🤜

  • @filmonteferi4760
    @filmonteferi4760 Месяц назад

    7 ሚሊዮን ከከከከከከከ

  • @mekonengebrmikaiyl3203
    @mekonengebrmikaiyl3203 Месяц назад

    ሽሕ ግዜ እንተለፍለፍኪ ዝሰምዐኪ የለን

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj Месяц назад

    ኣታ ዘይምሕፋር መንዲዩ ጆኖሳይድ ዝፈፀሙ ዝፈትሖም ዋይ

  • @danielgebremedhin403
    @danielgebremedhin403 Месяц назад

    ትንቀል ኢካ ካብ ትግራይ

  • @EnkubaheriBerhe
    @EnkubaheriBerhe Месяц назад

    Nihizibi tigray zedhane wudib yelen equa das hizibi tigray niten kulen nay tigray wudibat kab tsintent adihiniwen silezikone adeb hizen niketsalili nay zemene meretsa wudidir nikidalewa bayta kemachachiwelen yigibae GMT kabizuy wetsae bihigi zeykeda telien bizey wal hider likien kifelta nay migibar halafinetu kiwatsae GMT alewo. Tiegistiwun gedeb alewo .

  • @biniamgmichael-rh4bf
    @biniamgmichael-rh4bf Месяц назад

    ደብሪፅ ርእሲ ጻፀ ንህወሓት አብሊዕዋ😂😂😂ጎሓፍ

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 Месяц назад

    Hzbi tgray xlale ybezh alo ageb bel

  • @siblesible4838
    @siblesible4838 Месяц назад

    Hasawit ktetleka lekbat

  • @TYjj-x1g
    @TYjj-x1g Месяц назад +2

    ጌታቸው ዕልዋ ይግቦእዩ ንትግራይ ኣሕሊፉ እዩ ዝባዘሎ ናብ ሽዋ

  • @Micky-n4i
    @Micky-n4i Месяц назад

    This is not a problem of strategic rather the nature and ideology of Marxist-Leninst of repressive and totalitarian system of state structure.The last 50 years since this crime syndicate came to dominate the region's political authority the people have suffered beyond the imagination of the human mind.

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx Месяц назад

    እዛ ጋዜጠኛ ዚኣ ካብትመጽእ ዳሕና ዜና ኣይሰማዕኹን!!
    ሆራይዞን ቕድም ተጠላቢት ነይራ።

  • @WeldeGebremedhin
    @WeldeGebremedhin Месяц назад +2

    ካብ ጉባኤ ወፃኢ ውድብ ዝባሃል የለን።

    • @habenhabtu6214
      @habenhabtu6214 Месяц назад

      ህውኽን ዘይሕጋዊ ጉባኤ ውድብ ንትግራይ ኣብ ከምዚ ዕንክሊልን ሕልኽላኽን ኣእትዩዋ ኣሎ። ሕጂውን ጉጅለ ደብሪጽ ናብ ነብስኹም ተመለሱ። ደጋጊምኩም ሕሰቡ። ህልኽ ዋጋ የብሉን።

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 Месяц назад

    ደብረጽዮን ናይቲ ጆኖሳይድ ተሐባባሪ እዩ

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 Месяц назад

      አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 Месяц назад

      @@danielgebremedhin403 ደብረጽዮን እንዳፈከረ 1 ሚልዮን ተጋሩ አጨፍጭፊ ሐሶት እዩ ዝሞተ የለን ማለት ክሕደት እዩ ደጋፊ ሻዕቢያን ብልጽግናን እዩ

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 Месяц назад

      @@negagetachew974 እንታ ነጋ ወዲ ደርጊ ቡሽቲ ታይ ገደሰካ አብ ትግራይ ወዲዛ ጋሕባ ድርባይ አድጊ አምሓራይ

  • @MotivatedInsights-h9h
    @MotivatedInsights-h9h Месяц назад

    ywekakesu tsbuq nenbailom ynakesu gn mistr tigrayna manm nman ktkemelu yeblun

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite Месяц назад

    H

  • @RobitaTesfu
    @RobitaTesfu Месяц назад

    i

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx Месяц назад

    ግን ከመይ ኢዩ ዕልዋ ማለት? ግራ ኣእቲኹምና ባንዳታት

  • @Say-2424
    @Say-2424 Месяц назад

    ሓሰውቲ!!

  • @johnmeron3680
    @johnmeron3680 Месяц назад

    Suk beli hasawit kurkur gethachew

  • @Girmay-j8w
    @Girmay-j8w Месяц назад

    ኸምዚ ኢልኹም ንህዝቢ ኣፍልጡለይ ልክዕ ኢልኹም...እቲ ጉጅለ ጥራሕ 10 ግዘ መግለፂ ብውፃእ ነህዝቢ የደናግር አሎ ነይሩ ...ኸምዚ ዓይነት ግብረመልሲ ግቡእ እዩ እሞ ጆኖሳይ ኣይተፈፀመን ንዝብል ጉጆለ ብወንጀልውን ክጥየቅ ይግባእ....ፅቡቕ መግለፂ ጥራሕ ተይኾነስ ትክክለኛ ንህዝቢ ጠበቃ ሕገደንቢ ኣኽቢራ እትጓዓዝ ዘላ ውድብ ህወሓት ትክክለኛ ዝኾነት ህወሓት እያ። ድሕሪ ኸዝውን እቲ ዘይስሩዕ ጉጅለ 14/ዘይስሩዕ ጉባኤ/ ዝተውፀኦ መግለፂ ብመግለፂ ናፍረስኹም ህዝብና ካብ ደንገርገር ምለስዎ። ""ምስ ህዝባ ኣብ ትክክል መስመር ዘላ ህወሓተ ትስዕር"""

  • @hailzghihadish7736
    @hailzghihadish7736 Месяц назад

    ነንሕድሕዶም ዶ ተጣላለሙ! ሒጂ ግሪም።
    ኣዮኹም ናይና ደኣ በልዎም ሒጂ ውን ዘልመድኩሞም ኣይትኽሉኡዎም ደኣ።

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 Месяц назад +2

    ኪዲእ ሎቁማጽ ጌታቸው እኮ ምስ ስርዓት ኣቢዪ ተሳማሚዑ ንትግራይ ኣብ ትሕቲ ክልል ኦሮሚያ ከእትዋ ዝጽዕር ፉጡር እዩ።ዶ/ ደብረጼን ንፖሎቲካ ጻድቃንን ጌታቸውን ቡጉቡእ ፖሎቲካዊ ጸወታ ዝተረደአን ንህዝቢ ትግራይ ካብ ኣርዑት መግዛእቲ ብልጽግና ከውጻኣ ዝቃለስ ዘሎ ኢዩ።
    😮😮😮😮😮!!!

  • @DawitWm
    @DawitWm Месяц назад +2

    ጌታቸው እኮ በልጥግና ኢዩ በሓፂሩ ይልቀቅ

  • @Enqopa9315
    @Enqopa9315 Месяц назад

    ናይ ኤርትራ interest by the expense of ተጋሩ ንምፍፃም ብሽም ተጋሩ ዝነግድ ናይ ስብሃት cell ካብ ትግራይ ክህከክ አለዎ። ህብረተሰባዊ ተቃውሞ አብዚ ጉጅለ ኢሉ አብ tdf ሃደ ሃደ ጀነራላት ክልአል አፅቂጥና ክንሰርህ ይግብአ።

  • @AetwWleargu
    @AetwWleargu Месяц назад

    አቲ ጋዕጋዕ ጨናዊት ሓደ ሕዋሓት እዩ ዘሎ ቀማል ዕስብቲ

  • @Girmay-j8w
    @Girmay-j8w Месяц назад

    ፅንተት ኣይፈፀሙን ኢልኻ ምስ ሻዕብያን ተኾይኑሉውን ምስ ኣብይ መቀራረቢ መንገዲ ንምምሕፃን አዩ። እዚ ድማ እቲ እንኮ ድልየት ስልጣን ምኻኑ እዩ

  • @ZaduBre
    @ZaduBre Месяц назад

    ሓሳውቲ

  • @danielgebremedhin403
    @danielgebremedhin403 Месяц назад

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
    ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ራያ ቡሽቲ አምሓራይ ህዋሕት ክከውን አይክእልን እንታ ፈርሲ ሬሳ ክጉተት ደሊካ ተኮንካ ሞኩራ ወዲዛ ዓባይ ጋሕባ
    አንቲ ጋልዛ ዓጣሪት አብ ቀረባ ፎቶኪ ክበፅሐና እዩ

    • @AgameTigray
      @AgameTigray Месяц назад

      እቲ ረሳህ ገሐነም ዝጨነው አፍካ እትሐጽበሉ ባራኪና ክሰድልካ ኢየ። ብጣዕሚ ዘህዝን ነገር ህውሓት ከማካ ዝበለ ሐጎሉ ዝነዘ ሰባት ኢያ ፈጢራ። እንበዓል ደብረ ዕንክሊል ደብሪጭ ፡ ግጅለ መንጆሪኖን ፣ አለም ገብረዋህድ ንዓዓቶም ገይሮም ኢዮም መልምሊሎሙካ። ናይ አቦ ንመን ንሐቦ ኮይነኡ። ሐዚ ህውሓት ዕንኪሊል ትብል አላ። ብአምሐሪኛ ፣ ባለህበት ርገጥ። ህውሐት ጨንየ ፡ በስቢሰ ካብ እትብለ 15 ዓምታ ቆጺራ። ንውሓት ናይ ገሐነም ሞት ሂዝዋ ጸዓርዓር ትብለ አላ። ህውሓት እንተሞይታ መን ተረፍ ዓጽሚ ክድርብየላካ ይኮን? ሐዚ ጭንቀት ሒዙካ አሎ። ገና ክጨንቀካ ኢዩ። አንታ ቆርባዕ ደም ህዝቢ ትግራይ ሰቲካ ዘይትዓግብ ቁርዲድ።

  • @getachewdesta1433
    @getachewdesta1433 Месяц назад

    Kebdam hashker abiy getachew reda

  • @getachewdesta1433
    @getachewdesta1433 Месяц назад

    Getachew banda hashker abiy

  • @EmmanuelGebremedhin-kh6vj
    @EmmanuelGebremedhin-kh6vj Месяц назад +1

    ግዚያዊ ምምሕዳር ምስ ህዝቢ ትግራይን መንግስቲ ፌደራልን ተሓባቢሩ ኣብ ልዕሊ ላዕሎዎት መራሕቲ እቲ ጉጅለን ሓደ ሐደ ደገፍቶም ጀነራላትን ድንገተኛ ስጉምቲ ክወስድ ይግባእ። ሱቕ ተተባሂሉ ናብ ዝኸፍአ ጥፍኣት ከየእትወና።

    • @KdusYosef
      @KdusYosef Месяц назад

      ሱቅ እናተባህለ ነገራት እናሰፉሑ እዮም ዝከዱ ዘለዉ
      ሕጋውነት ዘይብሎም አካላት እንተይረፈደ አደብ ግበሩ ክበሃሉ አለዎም

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 Месяц назад

      አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ወዲዛ ዓጣሪት ለአዴካ እታ ቡሽቲ ብማዓኮራ የእትወላ ንአብይ ሃባ አንታ ወዲ ዓባይ ጋሕባ

  • @TemesgenGebregiorgis
    @TemesgenGebregiorgis Месяц назад

    Sheft eyu hasewti eyom

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 Месяц назад

    አብዚአ? አብ ትግራይ ንስልጣን ዘይኮነስ!ንህልውና ሻዕቢያ ዝሰርሕ ከምዘሎ ይግምት?ኮይኑ ግን ደብረጽዮን ኮነ ምሱኡ ዝነበሩ ዝተመርፁ መብዛሕቲኦም?ንሁራትን: ምሩቃትን(ሙሁራት አይበልኩን?) ምስ ራአኩ አይጣዓመንን አይከፋአንን? በዚ ደርጃ ግን ማንም ትግራዋይ ትግራይ ክክሕድ እዩ ኢለ አይአምንን። ህድእ ምባልን አድላይ እንተኮይኑ ይቅር ምብህሃልን ህዝቢ ምቅዳምን ይቅድም። እንተምንታይስ?በቃ በቃ ማለት በቃ እዩ።

  • @getachewgebrekrstos2000
    @getachewgebrekrstos2000 Месяц назад

    ትግራይ መሲሉ ንኸብዱ ግዙእ ሚድያ

  • @jamalgaberut1654
    @jamalgaberut1654 Месяц назад

    ስቅ በሉ ሓሰውቲ ኢኹም ሆራይዘተን ሚድያ ተባሂልኩምስ ናይ ገታቸው ደገፍቲ ኢኹም ገለልተኛታት ኣይኮንኩምን ረሰሓት ኢኹም

  • @TewodrosGhiwot
    @TewodrosGhiwot Месяц назад +1

    አፈ-ጨለ ጌታቸው ጉሒላ ናይ ህዝቢ ትግራይ በጀት አብ ክንዲ ቤት ትምህርቲን ጥዕና ጣብያን ዘፀገነሉ ነዞም ጉጅለ ማፍያ ተሓባበርቱ ብሕጊ ንኸይሕተቱ ናይ ገበን ሽፋን መተኣኻኸቢ ይጥቀመሉ አሎ ። ዓቅሊ ፅበት "ግመል ሰሪቅካ ናበይ ጉምብሕ ጉምብሕ " ካብ ንጉሒላ በየነ መኽሩ ውድብ ንህዝቢ ትግራይ ትቀርብ ፣ ካብ ተበለፂ ክንደያ ገ/ህይወት ውድብ ንገባር ትግራይ ትቀርብ ፣ ካብ ሓሳዊ ጌታቸው ረዳ መዕቆሪ ዘይብሉ ለቆታ ጥሕኒ ውድብ ንመንእሰይ ትግራይ ትቀርብ ፣ ካብዛ ቁጥሚ አንጭዋ ኽልተ ዓንዴል ሠብለ ካሕሳይ ውድብ ንማሕበር ደቂ አነስትዮ ትግራይ ትቀርብ ፣ ካብዚ አጭበርባሪ ጀነራል ቆንቋን ካብ ናይ 1984 ዓ.ም ጀሚሩ እስካዕ ሎሚ ንሰራዊት ህ.ወ.ሓ.ት ዘይኾነ መምርሒ እና ሃበ መንእሰይ ትግራይ አወዲኡ ዝተባረረ ብራርያ ውድብ ንT.D.F ትቀርቦ !!!
    እዚ ጉጅለ ማፍያ እዙይ ሕንኽ ከይበለስ " መን መርዓት ምስበለኽን ትዃሓላ " ብዝብል ናይቲ ወረጃ ህዝቢ ያታዊ አባህላ ክጥቀም ድማ ይሙኽር አሎ ።
    ንስኻ ንባዕልኻ ትግራይ አብ ምዕናው ተጠርጣሪ ኢኻ እምበር ናይ ትግራይ ተቆርቋሪ ክትኾውን አይትኽእልን ። ሸታቲ ጌታቸው ረዳ ይትረፍ ንህዝቢ ትግራይ ክመርሕ
    አስናኑ ዝሓፅበሉ ግዜ ውን የብሉን !!!!

  • @danielgebremedhin403
    @danielgebremedhin403 Месяц назад

    አንቲ ጋልዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ድርባይ ጋልዛ ጋሕባ ሃሳሰ ዓሌት ጋልዛ ድርባይ ሰካራም ጌታቸው ሬሳካ አብ መሬት ትጉተት እያ አንቲ ጋልዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ንአብይ አሚንክን እተያአ ጋልዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ድርባይ ግባርኪ ክትፈርሲ ኢኪ

    • @ZerfneshDagnew
      @ZerfneshDagnew Месяц назад +1

      ግስሩጥ ባዓለገ ድርባይ::

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 Месяц назад

      @@ZerfneshDagnew አንቲ ጋዛዓጣሪ ቦርኮ ትግርኛ ዝትክእል አድጊ ጋልዙ ብጠጠው ዝሞተ ጋልዛ ብድብድብ ፍንፍን ዓሌት

    • @AgameTigray
      @AgameTigray Месяц назад

      @@danielgebremedhin403 እቲ ረሳህ ገሐነም ዝጨነው አፍካ እትሐጽበሉ ባራኪና ክሰድልካ ኢየ። ብጣዕሚ ዘህዝን ነገር ህውሓት ከማካ ዝበለ ሐጎሉ ዝነዘ ሰባት ኢያ ፈጢራ። እንበዓል ደብረ ዕንክሊል ደብሪጭ ፡ ግጅለ መንጆሪኖን ፣ አለም ገብረዋህድ ንዓዓቶም ገይሮም ኢዮም መልምሊሎሙካ። ናይ አቦ ንመን ንሐቦ ኮይነኡ። ሐዚ ህውሓት ዕንኪሊል ትብል አላ። ብአምሐሪኛ ፣ ባለህበት ርገጥ። ህውሐት ጨንየ ፡ በስቢሰ ካብ እትብለ 15 ዓምታ ቆጺራ። ንውሓት ናይ ገሐነም ሞት ሂዝዋ ጸዓርዓር ትብለ አላ። ህውሓት እንተሞይታ መን ተረፍ ዓጽሚ ክድርብየላካ ይኮን? ሐዚ ጭንቀት ሒዙካ አሎ። ገና ክጨንቀካ ኢዩ። አንታ ቆርባዕ ደም ህዝቢ ትግራይ ሰቲካ ዘይትዓግብ ቁርዲድ።

    • @AgameTigray
      @AgameTigray Месяц назад

      እቲ ረሳህ ገሐነም ዝጨነው አፍካ እትሐጽበሉ ባራኪና ክሰድልካ ኢየ። ብጣዕሚ ዘህዝን ነገር ህውሓት ከማካ ዝበለ ሐጎሉ ዝነዘ ሰባት ኢያ ፈጢራ። እንበዓል ደብረ ዕንክሊል ደብሪጭ ፡ ግጅለ መንጆሪኖን ፣ አለም ገብረዋህድ ንዓዓቶም ገይሮም ኢዮም መልምሊሎሙካ። ናይ አቦ ንመን ንሐቦ ኮይነኡ። ሐዚ ህውሓት ዕንኪሊል ትብል አላ። ብአምሐሪኛ ፣ ባለህበት ርገጥ። ህውሐት ጨንየ ፡ በስቢሰ ካብ እትብለ 15 ዓምታ ቆጺራ። ንውሓት ናይ ገሐነም ሞት ሂዝዋ ጸዓርዓር ትብለ አላ። ህውሓት እንተሞይታ መን ተረፍ ዓጽሚ ክድርብየላካ ይኮን? ሐዚ ጭንቀት ሒዙካ አሎ። ገና ክጨንቀካ ኢዩ። አንታ ቆርባዕ ደም ህዝቢ ትግራይ ሰቲካ ዘይትዓግብ ቁርዲድ።

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 Месяц назад

      @@AgameTigray አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ዊዒግን ደጋል ወዲ ቡሽቲ ዓሌት ናይ ሻዕቢያ ኮንዶም ስባጋድስ ቡሽቲ ናይ ኤርትራውያን ነይሩ አቦካ ናይ ጣልያን ሓፃቢ አስፋልቲ ነይሩ አንታ ወዲ ዓጣሪት ለ ናይ አዕራብ ሓፃቢ ሽንትቤት ኢካ አበይ አዴካ ትፈልጣ ትግራይ አንታ ወዲ ዊዒግን ስደተኛ ኤርትራውያን ኢኩም ወዲዛጋዕጋዕ ዓጋመ ቆማል ወዲ ዓጣሪት ባንዳ ዓሌት ወዲ ቡሽቲ ሃብርሃም ብዕራይ ተደርብዩ አንታ ወዲ ዓባይ ጋሕባ ቆማል ስለ ኤርትራውያን ዓድካ ተናገር አንታ ወዱቱ ቡሽቲ ፃሕፃሒ ዓሌት ዊዒግን ስደተኛ ድርባይ ስለ ዓዲ ታይ ይምልከቶ ወዲ ፃሕፃሒ ዓሌት ቡሽቲ

  • @tewodrosalemayehu-hx8nk
    @tewodrosalemayehu-hx8nk Месяц назад

    ግጥል ዒሉ ልዛረብ በዓሉ ኣይነበረሉንድዩ ተገምጢሉ እቲ ጉጅለ ዒሉ ልዛረብ ጌታቸው ማለት ካብ ባንዳ ንልዓሊ ባንዳ ምዃኑ አፍሊጥሉ 400ጆኖሳይድ ልፈፀሙ ብነፃ ለሰደደ ሰብስ ሕጂ ግምጥል ዒሉ ብዛባ ጆኖሳይድ የውግ መጀመርታ ተዓታቲ ባዕሉ ጌታቸውዩ