No no no it is a great work my fellow Eritrean people, look people over there need to know that this old ways of birth giving (Traditional) help can result out Death to the child and the mother, Attention: Hospital is the safest place to give birth ok shikorinatat so that is the biggest message of this great artist Dawit well done 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉.
ሃለውሎው ዘየለ ኣብ ሕብረተሰብ። ኣደታትና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ብኽብሪ የን ዘሕርሳ ነይረን
ሃለውለው እንታይ እዩ ዚ ሕጂ ትብላዕ ኣላ ጌርካዮ ግዜን ክብርን ሂብካ ስርሓዮ ዳዊት ተሰልችወና ኣለካ
ህዝቢ ኤርትራ የደንቁሩዋ ኣለዉ ነዚ ጭዋ ህዝቢ
መርዚ ሕብረተሰብ ድምሱስ እንታይ ዩ ክመሃር እዚ ሰብ ካብዚ እዚ ዳዊት ኢዮብ ዝበሃል ሰብ ቆላሕታ ይገበረሉ? ኣብዛ ሓሳብ ትሰማማዕ ላይክ ርገጽ
Niy asha dergalu nilebam amitelu abey keysihito ! Nizi ketal telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray kitahaz iyu hade mealti! Thank you 😂
Uyyy keyrakwa tesfa qorixe. B Comment
me too 😂
Ik ook😢
Wela ane 😂
Me too😢😂
ዳዊት እዚስ ኣይግድን ኮሜዲ ኣይኮንንን ዘይ ባህልና
በዓል ማግኔት ስራሓውትካ ዝረኣየት ዓይንስ ነዚ ሃለውለው ከመይ ክንርኢ ሕልናና ይቅበሎ!
Bejaka befetari kelmenka hemak serah Aytsrah😭😭😭
I like you
ዳዊት ሃላው ኣነስ ብቀደምካ ዩ ድርሰትካ ዘይስሕበኒ ኣጃው
ዳዊት እዮብ እዚ ኮሚዲ ኣይኮነን ኣብ ስራሕ ኣምላኽ ምእታው እዩ ሓደ ነገር ክነግረካ ግን እዚ ናትኻ ኮሚዲ ኣይኮነን፣ ሓጎስ ሱዚኒኖ እንተ ዝቅጽል ክሳብ ሕጂ ብናትካ ኮሚዲ ኣይኮናን ክንስሕቅ ዝርአልካ ከማን ኣይምሃለወን ሓጎስ ሱዚኒኖ እኮ ከም ሽሙ ሓጎስ እዩ። እዚ ናትካ ግን ሃለውለው በዚሕዎ ዋኣ ግን ድሓን ፈውሲ ጭንቀት ይኮነና እዩ ክምስ መበሊ፤፤ድሕሪ ሱዚኒኖ ኮሚዲ፣ ፊልም፣ ደርፊ፣ስታንዳብ ኮሚዲ ወዘተ..... ጥዑም ሓሊፉ 😢😊
ሳዲያጎ 😊
መን ኢዩ ከቢካ ረጊጹ ረኣዮ ኢሊካ፡ ሃለው ለው ትብል ዘልካ
ስራሕ ተበዚሑ ናብ ሃጠው ቀጠዩ ዝከይድ ኣብ ሽድሽተ ወርሒ ሓንቲ ጽፍፍቲ ምስራሕ ይሓይሽ ከም ቃንጥሻ ኮንካ ድንጉይ ኢልካ ቡቀል ከም ተምሪ ሽዑ ፍሬካ ክጥዕምዩ ተምሪ ኣብ ነዊሕዩ ፍረ ዝህብ። ቢእድካ ከማን ኣይተርክቦን ኢካ ን ተምሪ ዘይትረከብ ኮሜድያን ኩን ከም ጣፍ ውሻጠ ❤❤❤ ኣርቲስት ሓውካ እዬ derafay
Tsibuk melkhti naasha dergahalu ny lebam amitelu!😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ጊሓት ጊሓት ትርጉም ኣልቦ ዝኾነ ኸም ቃንጥሻ ቦቁሉ ዝሓድር ስርሓት ሒዝካ ክትመጽእ !! ኽብሪ ታዓዘብቲ እንተዘይብልካ ቁሩብ ኽብሪ ጥበብ የብልካን ዳዊት???? እንታይ እዩ እዚ?? ዓጃው ሰብ ዉን ተረካቢ ዘረባ ይሞልቖ እዩ:: ናትኻ ግን: ሕማም ክኸወን ኣለዎ:: ኻብ ተራ ዘረባ ዝሓምቕ ፈጠራ የብሉ:: ትምህርቲ የብሉ :: መስሓቕ የብሉ:: መጕሃዪ!!! እንታይ ከምንብሎ እኮ ጠፊእና ኣሎ:: ዳሓን ብህዝብን ስነ-ጥበብን ትጻወቶ ዘለኻ :ጽባሕ ከቢድ ዋጋ ከኽፍለካ እዩ:: 😢
😂😂 eway fekera tewedieka eyu
@@Misganit ረሲነዶ ክክክክ ኣወዲእና እኮ:: እንታይ ክንገብር ሰበይ!!
Wey comment minbab or kemzi natey jimir abilka miflatu &migdafu eyu nay qidim yhaysh neyru kabzi nai lomi halew
Fetikha tselikja melikhiti ny asha dergahalu ny lebam amitelu abey keysihito! Ab adikhum zey gibur naashtu zitefu wihidkum diyu! Nizi telam seytan agame eseyas afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray hazo hazo kibahal iyu hade malti! Shiu kiridakum iyu ayashu!
@@Hadera-od7jn ignorant man
ክንደይ ፊልምታት ናይ ዳዊት ኣብ ኮመንት ትስፋ ቆሪጸ ከይራኣኩ 😂😂😂😂
ኣብ ባህልና ዘየለ ህልወሳ ኢዩ ኢዚ ዳዊት ንዝሓለፈ ስራሕኻን ክብርኻን ዘይ ምጥን ኢዩ ተስፋ ይገብር ዝሓሸ ክትሰርሕ
Ehasha dergalu ny lebam amitelu abey keysito ! Asha kha ayteredakan hade malti ka kitahaz iyu nizi telam seytan agame eseyas afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray 😭
Keyrakwa tesfa qorixe b comment
Wela ane😢😢😢
Wela ane😢😢😢
ኣነስ ብኣንጻሩ ከመይ ዓይነት ኮሜዲ ኮን ትኸውን ኩሉ ሰብ ዝጸልኣ ኢለ ይርእያ ኣለኹ።
@@zeweldihaile2718 😂😂😂😂
Well ane
ናይዞም good ትብልዎ ዘለኹም ኣብ ጉድጓድ እተዉ ግደፉ ባ ኣይተራስንዎ ገለ ሞያ ተቀይረ ዋላ ፈላጺ ዕንጨይቲ ይኹን ካብዚ ሞያ ጥራሕ ይታኣለ 🙄🙄
He is talented bro, godelo comment kitxhif aloka enber, he is one of the best comedian eyu
Good job ትምርቲ ሓዘል ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ወይዘሮ በርሀ
ዳዊት ዓንጃል ዓንጃል ብጣዕሚ ኢኻ ተጽልእ ተፈንፍን ኬንካ ዘለኻ አብ ደገ ዘሎ ሰብሞ መብዛሕትኡ እዩ ጸሊኡካ ዘሎ
ንሰኩ ዘይኮንኩ ሕሙማት ንሕና ኢና ንሃለውለውኩ 50 ደቂቅ ከሰርና ንርኢ እዋእ
ብጥዕሚ ሕማቕ ትፈንፈን ኮሜዲ
Entay u hiji ezi zehefrn newrn srah kalie mehari zkewn srah diu tesaeinu😭😭😭😭
ቪውስ ምርኣይ እንበር ኮመንት ምንባብ ገዲፍዎ እዩ ስለዚ ዲስ ላይክ ምግባር ይሓይሽ ።
Dawita sehak ketilkana 😂😂😂😂 comedy malet zefelto nska tray eka trgum comedy tefelt beka you make my day 🎉🎉🎉🎉
ብምንታይ የስሕቀካ እዚ ወላ ዘመድካ ኢዩ
Entekilkum bejakum demsswa just halewlew beka
ኣየ ዳዊት እስከ ርግእ ኢልካ ግዜ ሂብካ፡ንስራሕካ ስርሓዮ።
selamat dawit hawna xbuk srah tmhrti hazel gn ezen adetat koynen azwasea zelwa cheguri aynen mlxay tegedefeo zyada mxebeke thanks alo 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሽመይ ዳዊት እዮብ
ሳጋይ ቢናም ጃርማይ 😂😂😂😂😂😂😂😂welcome daqi eriyyyyy 🇪🇷🇪🇷
Ata kemey aynet srah eyu btaemi aselchawi😢😢😢😢 Comedy ketilkaya Dawit!!!!! Beja Maynas Ufffffffff Himam
Epppe mechem mtezarebna nerna gn bzzy eye😂
#Dawit Eyob kbrka balka eika tzntla zelka 😢 bnay tftro nger lagxi xbuq aykonen 😊
ዳዊት ኢዮብ ጥቅላላ ምስ ክብሪ ሕብረተ ሰብና ደይ ከይድ ስራሕ አዩ !አንታይ አና ክንማሃር ወይ ከሙኡ ስራሕ ዝሰርሑ ሰባት ኣለዉ ዲኻ ትብለና ደለኻ ?ኣይመስለኒን።
በቃ ዳዊት ፈገር እዚ ኮሜዲ መጻወቲ ጌርካዮ ነዚ ክርኢ ክዜይ ምጥፍአይ ሓሪቐ
እምባይ ዳዊት ሕማቅ ኣለካ እንታይ ጌርናካ ግን ብሓይሊ ጽልኡኒ ትብለና
ሃለውለው ኣንታይ አዩ ዚ ሕጂ ዘየለ ኣብ ሕብረተሰብና ።ዳዊት ተሰልችወና ኣለኮ
Dawit Eyob ezias hmak fal eya entay hasbkum nezia tekrbwa zelekum ageb xlaena ygodae. Ageb akarxwa eza srah anes ayfetekwan eza srah. Xlaena ygodae
Ya Daweta tedengeyna alka Degem degem abelna Aya Berhe❤
😳😳😳😳😳
Dawit ,lomis tewedieka. Hasab entezeyeblka Tim tsuq mibal zibehal alo. Anta nfus
Ezi filim aykonen entay tmhrtu eyu ezi so bkbretka awrda ezi srah aykonen ageb, ezom xbuk tblu zelekum ka tegagikum aytegagywo please 😭😭😭
You don't know comedy
Yblae alo elus bahli yebelashu alo 😢😢😢😢😢
ክንደይ ግዜ ተማሓይሹ ዶ ይኸውን ኢልና ንጅምሮ ትርጉምን ቁምነገርን ዘይብሉ ኩሉ ስርሓቱ ሓንቲ ዝረኣካ ኬንካ ይስምዓካ
Comedy ዝፈልጦ ኣነ እንዳ ኣዛናግዐ ዝምህር
ካብዚ ግን
እንታይ ኢና ክንማሃር በፍጹም ከምዚ ክህሉ ኣይኮነን ብታሪኽ ዉን ሰሚዕና ኣይንፈልጥን 😏
No comedy memhari aykonen
@@maxmaxmax2701 እንታይ ደኣ?
ኣንቱም ሰባት አንታይ አዮም ዘርእና ዘልዉ መጻወቲ ገሪሞ ነዚ ሰብ
ኣየዳዊት ቡዕሉግ ጸረስነምግባር ።
Melkhiti dawit ny asha dergalu ny lemam amitelu! Abey keysihito ! nizi telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray kitahaz iyi hademalti😭eritreawi hanti libu asha abey keyridaka!
Wellcom ❤❤❤😂dawita
ዋእ ኣሕዋት ነዚ ዳዊት እዮብ እዚ ቪው የስክሮ ኣሎ ገለ እባ ንበል በጃኹም
ሳንሱር ተጌራ ዶ ትኸውን ዛ ኮሜዲ ?
ክሰምዕዎ እዮም ገንዘበይ ጥራሕ የኽዕብት እልካ ንሕብረተሰብ ዘይጠቅም ብዕሉግ ኣምሃህራ ተገደፍክሞ ምሓሸኩም ኮሜድይ ቀደም ነይሩ ናይ ዓል ስዚንኖ ንኽትሪኦ ትህንጠ ናትኩም ካኣ ምዓስ እዮም ዘቃርጽዎ ኢልካ ጸሎት ትገብር
Dawit btami hmak aleka. Comdey fah ilatka
Ezi ab hbretesebna deyele halewlew eyu qexali srah bxbuq srah ktmexuna tesfa ngebr eza srah gn trgum albo eya welhanti zezenage ykun zmhr neger yeblan😢😢😢😢❤❤❤❤❤
😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏👑👑👑👑👑
Dawit piz comedy aytbel film wey movie ilka xeano comedy malet meshaq malet eyu ezi natka gen halewlew eyu
❤❤❤ dawitey
ብኮመንት ተስፋ ቆሪጸ
😂😂😂 ሰብ ዶ ወደይ ንግሆ ንግሆ ክንዲ film ዝከዉን ንውሓቱ ኮሜዲ ይሰርሕ እዩ !
😂😂😂😂😂😂😂
እዚ ተኸታተሊ ከማን ክንድዚ ኣይኮነን ንውንሓተን. ዓገብ ዝብሎ ስኢኑ.
Dawn dawn dawit eyob
ወይ ካብ ናይ ካልእ ሰብ ድርሰት ፈትን እዚ ኮሜዲ ኣይኮነን።
ዳዊት ኩሉ ስራሕኻ ብሉጽ እዩ ጸኒሕ ሕጂ ግን ፋሕ ትብለካ ኣላ።ጊዜ ሂብካ ቑምንገር ዘለዎ ስራሕ ።ርዱእ እዩ ጉዳይ ናብራ ገንዘብ ንምራካብ እዩ እዚ ኩሉ ሽበድበድ ግን ቕሩብ ኣማሓይሾ።
sakt halewlow
Sakit aykonen ! Neasha dergahalu abey keyfelto! Ny lebam amitelu abey keysihto! Nashtu deki hager alewu diyom ab hager libi yihabka!😭
halwelow neska eka asetmehro eye yerdaka ent koyenu
@@YaruyaruYaru 👃👃👃👃
Tgray 😢😢😢😢😢😢
@@teklesesenbettadese3987 so what
ናይ ዳዊት እዮብ ኮመዲ ካብቶም ኣለዉ ዝባሃሉ መዘንጋዕቲ ብምዃኖም ደደጊመ ምክትታል ጥራሕ ዘይኮነ ንብዙሓት share እናበልኩ እናዕለልኩ'የ ዝጟዓዝ ነይረ፡ ኮይኑ እዚኣ ድራማ ንበላ ብልሽውና ምንቁልቓል ናይ ዳዊት እዮብ ተፈላጥነት ምክትታል ብሓቂ ከትሕቶ ጥራሕ ዘይኮነ ከጸይፎ'ዩ ዝብል እምነት ኣለኒ፡ ዳዊት ብሓቂ ንተኸታተልትኻ ተጥፍእ ኣለኻ፡ እንታይ ረኺብካ እዚ ክትዝርግሕ ደሊኻ? ባህልና፣ ሕብረተ-ሰብና ብኸምዚ ድዩ ዝግለጽ? ቀልጢፍካ እዛ 'ኮመዲ' ኢልካ ዝዘርጋሕካያ ተተስሕባ ምሓሸ፡ ብሓቂ ሕማቕ መዓልቲ ውዒልካ፡ ፎእ ዘብል ስርሒት!!!
You are wrong my friend
ኣቱም ሰባት ነቲ ህዝቢ መዝሚዝዎ ኣብ ሃለው ለው ከም ዝዓስል:: ጥበብ ካብ ዝገድፎ ክንደይ ድዩ ገይሩ ዳዊት እዮብ
ብጣዕሚ ዘሕዝን ዘይባህልና፣ ዘይናትካ ስርሒት ይመስል፡ ዳዊት እዮብ ተኸታተልትኻ ብሓቂ መሬት ከም ዝዘብጥ ጥርጥር የብለይን ብሕልፊ እዚኣ ኣጸያፊት ስራሕታ ዕድመ እንተ ወሲኻ፡ ካብ ዕሉል ተኸታተሊኻ እድናቒኽእን ነበር ብንያም ኣርኣያ
እንታይ ዓይነት ስርዓት ዘይብሉ ዘይናይቲ ጭዋ ህዝቢ ኤርትራ ካበይ ኢዩ ኣምጽኢዋ ህዝቢና ከምዚ ዝኣመሰለ ስርዓት ስድነት የብሉን ዋ ረሳሓ ን ሳናቲም ክትብል ሲይ ክብሪ ደቂ ኣንስትዮና ክብሪ ህዝቢና ኣይተባላሹ
ዓገብ!!!!! ናይ ባህሊ ሕብረተሰብ እንዳሰራሕካስ ባህሊ ምርካስ
ታይ ሕጂ ዚ ካብ ዚ ክትሪኢ ዘሓራእካ ዮ ክትሪኢ ይሓይሽ ጨነውቲ ረሰሓት
Btami maharit filmi
Nebsexor nab hkmna keydn kharsa alewon ❤️❤️❤️
ቪው ተበዝሐ ዝተፈትወ'ዶ መሲልዎ!፧
Eway entay zbele halewlew iu ezi😢😢😢
Keyrakwa keyde chaw dawa
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ዳዊት ሎምስ ሳክ ሃለዉሎሎዉ ጥራይ ኮይኑ ስራሓትካ ኣማሓይሾ😊
ዳዊት ሰትየ ከለኹ የ ደሪሰያ በለና ክንኣምን ደባሪ ካኾንካ ትኸይድ ኣለኻ
ዳዊት ሓሳባት ድዩ ተወዲዩካ በጃኻ ኮሜዲ ግደፎ ማራ ኣሰልቺካና ህኮት
ዳዊት እንታይ ዓይነት ኮሜዲ እዩ ንሕብረተ ሰብ ክምህር ዘይክእል እንታይ ዓይነት ስራሕ እዩ ሕማቅ ኣለካ
❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
No no no it is a great work my fellow Eritrean people, look people over there need to know that this old ways of birth giving (Traditional) help can result out Death to the child and the mother,
Attention: Hospital is the safest place to give birth ok shikorinatat so that is the biggest message of this great artist Dawit well done 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉.
እዛ ናትካ ኮመንት እታ ዝበለጸት ኮይና ረኺበያ ብራቮ !እዞም ዝቃወሙ ዘለዉ ግን majority ብሓጺሩ ሓደ ልቢ ሓደ ርእሲ!
ዳዊት ስራሕ ኢንተ ስኢንካ ኢንዶ ትስክም ትርብይ ስራሕ ኢንታይ ኢና ጌርናካ ምስ ማይናስ ተማኺርካ ኮሜዲ ስርሕልና ኢስከ
ኣብ ህይወተይ 50 min ንኸንቱ ከሲረ እየ እሞ: ኣሕዋተይ ክምሕጸነኹም ግዜኹም ኣብ ካልእ ተጠቐምሉ::
ነዊሕ ጌርና ኢና ካብዘይንሪኦ ክቡር ሓወይ ኮሜንት ንምጽሓፍ ነቀፌታ ንምጽሓፍ ኢና ንኣቱ እምበር መን ክሪኤሉ ዓጀውጀው ኮይኑ ተሪፉ
Dawit you need to be serious work hard
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
😊 no god entey filim ey himaq timhrit
🤐selamta bmkdam dawit hawey kulu gize
Etemxo comedy maharn azanagn uka ente kone hade hade etemxo gin msaka zeykeydn nhbreteseb zeymtn sle zkone
ktaremelun ab kexali zhashe srha ktserh bahankewta nxbeyeka 👑 kbur sen -tebabawi dawit eyob batami eye zfetwekan zdnkekan kexlo hade hade nekeftan xerfn kemxeka kelo ztekmeka semika tekeblka srahka kexl........neti xerfi gin kem hade rodo zra hsebo 😅
💎♥️💙😘
ዳዊት ገልዒ ክብላዓለይ😢
Deki erey❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣነ ዝገረመኒ ነይዚ ትግርኛ ዝበሃል ሓሳድ ግበረ አከይ ኣብክንዲ ኣጆኻ በርትዕ ዊን አንድሕር ተጋግዩ ድማ ገይጋ ኣሎካ ኢልካ ኣብ ክንዲ ምአራም ጸርፊ ምግሳጽ ታይ ኣምጸኦ መጀመርታ ኣብቲ ሃገረሰብ ዝነብር ሕብረተሰብና ትምርቲ መልአኽቲ ድሑር ባህሊ ግደፍዎ ንማለት ዩ so ልቦና የሃብኩም ኣቱም ሓሳዳት ህዝቢ ትግርኛ
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስድራኹም የስምዕኹም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ከምኡ ዊን ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም ሓደራ ሸለል ኢልኩሙኒ ከይትሓልፉ ብሩኻት
Teselcwena aleka dawit
Dhri sizinino moyta comedy sheket tray
Firest comment😅❤❤❤
😂😂😂😂😂😂😂😂 berhee
እዝንና እኮ መጻወቲ ኮይኑ ሕጂ እዝስ ድራማ ድዩ በቃ ስነ ቐንጠብጠብ ኮይኑ
ብዳዊት አየክእለንን ዩ አይትፅረፍዎ ደቂ ካናድያ
መርዚ ቫይረስ ዝኮነት ስራሕ
ኣያ በርሀ ዘሕረሳ ኩላ ንሓመዱ ኮይና ዘላ እያ
Hahahahahahahahaha!!!!
Meselcho movie zereba tray koynu foe
ሪፖርት ዶ ክንገብረሉ ጨናዊ🥵 ዘይ ናትን ፎእ🤮
Dawit resah beka yblaa Alo elkass
Gedifeya bsenki comment
ፊሊም ዱ ኮመዲ ወይ ኣብ 2ብኻ ጌርኩሞ ሁከት😢😢😢😢😢
ሎምስ ናይ ሓቂ ዓቢዱዩ ኤእእ ዓገብ ዝብል ተሳኢኑ ደኣ እንታይ ክገብር ያኢ ዒራ ዩቱብ ኣሎ ኢልካስ ሰሰኒዕካ እልፊ ጎሓፍ ምቅራብ
እዚ ኮሜዲ ተሓሲብዎ መቸስ ሱው ኢልካ ሕብረተሰብ ምቅላልዩ ሱቅ ኢሉ ሃለውለው ጥራይ ኮይኑ ሃለውለው በቃ!! ኣይ ስነጥበብ ኣባኻትኩም ወዲቁ መላገጺ ኮይኑ
ዳዊት ናዓባ ሕጅስ ዶብ ትስግር ኣለኻ እንታይ ዓይነት ፊሊሚ ኢዩ በጀኻ ኣማዓራርያ ፍሊሚታት