LYE.tv - Weini Sulieman Presents #28 Part II - ዕላል ምስ ደራሲ ዳኒኤል ሰ.ተስፋይ | Daniel Semere Tesfai
HTML-код
- Опубликовано: 25 янв 2025
- #EritreanTalkshow #WSP #WeiniSulieman
We love you Deqi Erena and we love what we do.
We are a production company. // Contact: hello@LYE.tv
موسيقى إريترية جديدة
Find us on Facebook : / lye.tv
© Copyright: habesha poetics records GmbH. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Nay behaki wedi ABOY TESFAY,,,we are really proud of you,,, you are our hero 💪💪💪 keep going,,we expect more from you,, especially the young generation 👏👏
I’m really proud he is Eritrean
Live long so that we can get more and more from you
And thanks 🙏 LYE and Weini
He is single handedly Eritrea's best author and ' Halawai eta werkawit Gereb ' is the best Eritrean book.
Nay bhaki
ዳኒኤል ተስፋይ ኣብ ስደት ዝነብር ኣዝዩ ብሱል ጸሓፊ
ሃገርና ራኢ ወለዶታት ክቅይሱ ዝግበኦም ካብ ህዝቦም ርሒቆም ክነብሩ ስለዝተገደዱ ዕድለኛ ኣይኮነትን።
ጽቡቅ ስራሕ!
ዳኒ ክቡር ደራሲ፡ነዛ መጽሓፍ ተገዲስካን ግዜ ሂብካን ምስናድካ ልዑል ኣድንቖተይ ክገልጸልካ ይፈቱ።
ኣምቢበ ኣይጸገብክዋን ዓባይ ቅርሲ ኢያ።
ዕላልካ ድማ ኣዝዩ መሳጢ ኮይኑ ረኺበዮ።ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
መጀመርያ ንወይኒ መሳርሕትክን ገመስግን ይፈቱ ፡ንምንታይ ከምዚኦም ዓይነት ደርስቲ ከለዉ ገለ ከኣ ብዋሕዲ /ስእነት መጻሕፍቲ ዝሓስብ ብዙሕ ኣሎ እሞ ፡እዚ ዘገበርክሞ ዕላል ንደራሲ ዳንኤል ምስ ኣንበብቲ ፡ኣንበብቲ ከኣ ምስ ደራሲ ናይ ምርካብ ጽቡቅ መደብ ቀጽልሉ
Hi weini btami Xbuk interview eki gereki
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ኣቦና ክሙኡ ውን ጋዜጥኛ ክብርቲ ሓፍቲ ምስ ስራሓት ናይዞም ኣቦ ዘላለኽና ብጣዕሚ የመስግነኪ ቀጺለ ግን ክብርቲ ሓፍቲ ኣብ ኣቃራርባኺ ከም ሓደ መሰታኺ ጌርኪ ትሓትዮም ወይ ትጽውዕዮም ኣሎኪ ዝካኣል እንተኾይኑ ንዓበይቲ ኣቦ ኣደ ከምዚ ኢልክም /ኢልክን ዝብል ናይ ኣኽቡሮት ላሃጃ ተትጥቀሚ ጽብቕ ነይሩ
Can you tell me please were can I find the books of daniel if he has in UK
ጋዜጠኛ ወይኒ ኣነስ ፈትው የበለኪ በቃ!
ኤርትራውያን ብርእሰ-ምንእኣስ ተቛማጢዕናሉ ዘሉ ግዜ"ዩ። ከምዚ ጌርኪ ኣለዉና ከተብሊ ከለኪ ፡ ልዕሊ ዓቀን እድሰት! ነቶም ኣለዉና ኢለ ዝካተዖም ሰባት ካኣ ረቲዐኩም ዝብሎም ዘለኩ እመስለኒ፣ ክብርቲ ወይኒ ሓፍትና፣ ከምዚኦም ዓይነት ክትውስኪ ምካንኪ ርግጸኛ ስለ ዝኮንኩ ዓቕመይ ዕድመን ጥዕናን ምምናዩ።
ኩቡር ደራሲ ዳኒኤል ካኣ ተስፋ እገብር ብሓድሽ ብርቂ ብዝኩነ መጽሓፍ ክትመጻና
Shabay resom
ንወይኒ ክትንእድ መሰልካ እዩ : ብዛዕባ ኤርትራውያን ግን ባዕልና ኤርትርውያን ንፈልጥ:: ትግራዋይ ኮንካ ብዛዕባ ትግራዋይነትካ ዘይትገብር??? ንሕና ኤርትራውያን ኣብ ዝበረኸ ህሞት ኣለና:: ምስ ኩሉ ሽግራት ድማ ርእስና ኣድኒንና ኣይንፈልጥን ኢና:: ሕጂ ሰላምና እንምዝምዘሉን ጸላእትና 7 ማዕሙቕ ንደብየሉን እዋን እዩ: ንወያነ ዝኣመሰሉ ሕሱራት ጉጅለ ድማ ኣብ ትግራይ ኣኪብናያ ኣለና: ጽባሕ ድማ እንታይ ንገብራ ንፈልጥ::
Aman Negus
ኩቡር ሓው ፡ መጀመርታ ክትፈልጦ ዘለካ ፈለጥ ፡ ንትዛረቦ ድማ ትርጉም ክልብሶ"ዩ።
ካልኣይ ከኣ እዚ ኣነ ዝዛረበሉ ዘለኹ ጉዳይ ናተይ ትዕዝብቲ"ዪ።
@@shabayresom4586 kintit. do not generalize ybleka alo yrdeaka dyu...bnebska tezareb imber bertrawyan men weklena elka?
ሸኺትለይ
እዚ ጽሕፍካዮ ዘለኻ ሓደ ካብቲ ዘዛረበኒ ዘሎ"ዪ
Weini,
Pls bring Osman Abdelrihim. We love him,
nice
ብዛዕባ መልኣከ ተኽለ ኣጥዒኻ ክትገልጽ ተጸብየ ኔረ፡ካብ ኣርእስትና ወጻኢ ኢዩ ደኣ ከይትብል ምበር፡ ኣካል እቲ መደምደምታ ሰውራ ጀብሃ ስለ ዝኾነ፡ግን ትንክፍ ኣቢልካ ሓሊፍካዮ።
ዘምህረት ከ ኣብ ቲ ግዜ ጀብሃ ስሩዕ ናይ ህግሓኤ ስለ ዝነበረ ዶ ኾን ይኸውን ሕጂ ኣብቲ ስርዓት ተራ ተዋሂብዎ ዘሎ?
ዕላልካን ቃለ መሕትትካ ከኣ መሳጢ ከም ዝኾነ ኣይረሳዕኩን።
የቐንየልና።
Wwwwww
Ynewh alo kab 50mins ente newihu msmu ynewh alo
Weine .hgdef foooooo.fienfietie.
Xhifka keman aytkieln eka gdef ktxaref!!!
Weni.ples..eza.meshefi.abey.yrekiba.bejaki.tahebaberni.ab.canada.eye
Dani hauna mtaemi des dbl qexlo
😁😁