ሓጺር ሌላ ምስ ርእሲ ከተማ ምደረ ባሕሪ ድባርዋ።

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 ноя 2024

Комментарии • 48

  • @storyproduction911
    @storyproduction911  8 месяцев назад

    ኩቡራት ተኻታተልቲ Story Production please like subscribe and share 🙏

  • @jacobjacob3227
    @jacobjacob3227 10 месяцев назад +2

    ጽቡቅ ኢዩ ግን ኣዳማምጻ አቲ ዓድታት ቡዙሕ ኣይካኣልካዮን።
    አንደገና አዘን ዓድታት አዜን ጥራይ ኣይኮናን ተሪፍካ ኣሎ።
    ጽቡቅ ስራሕ ክኸውን መታን ቡዙሓት ፈለወርስ ውን ስለ ዘለውካ ትፈልጥወን ዓድታት ኣብ ጽልማ ጻሓፉለይ አንተትብል ዶ ኣይማሓሸን ሙሉአ ጽፉፍ ስራሕ ተሰሪሑ ምተሰነደ። ብዝኮነ ዓቅምካ ጌርካ ኢካ ጽቡቅ።

  • @temesgenyemane-wr6hv
    @temesgenyemane-wr6hv 10 месяцев назад

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሎ

  • @nawetna6593
    @nawetna6593 10 месяцев назад +1

    ክቡራት ኣቕረብቲ፡ ደራሲን ኣዳላዊን፡ ብጣዕሚ ጽቡቕ መበገሲ ተገይረርዎ ኣሎ። ካብዚ ዘመነ ገድሊ ንነጀው ዘተኮረ ምኻኑ ተገንዚበ ኣለኹ።
    ኣነ ንኡስ ዓቕምን ኣፍልጦን ዘለኒ ካብቶም ድባርዋ ዝኾስኮሰትኒ ስብ ሓደ እየ።
    • ኣብ ኣጸሓሕፋን ኣናብባን ናይ ውሑዳት ዓድታት ምትኽኻል ከም ዘድሊ ተገንዚበ ኣለኹ።
    • ክምልኡ ዘለዎም ታሪኻዊ ጉዳያት ኣለዉ። ንእብነት ኣብ ፍርያት እንስሳን ጸባን፡
    • ቀቅድሚ ምውዳቕ ንጉስ ሃ/ስላሰ፡ ንብዙሕ ዓመታት ዝተመጎተሉ፡ ሎጎጭዋ ከም ሓንቲ ኣውራጃ፡ ድባርዋ ድማ ርእሲ ከተማኣ ክትከውን ተውሲኑ ከብቅዕ ከይ ተተግበረ ምውዳቕ ስርዓት ሃ/ስላሰ ኣጋጢሙ። ንታርኻዊ ኣግልጦ ጥራሕ።
    • ተጋደልቲ ናይ ኤርትራ ንመጀመርያ ንከበሳ ብቓልዕ ንክወጹ ማዕጾ ዝተኸፍተሉ፡ "መጺኣ ኢሎማ ብለይቶ" ዝተባህለሉ፡
    • ዓቢ ፖለቲካውን ሓድነታውን ማሕበረ-ቁጠባውን ባህላውን ትርጉም ዘለዎ "ተሓምበለ" ምስ ህርመት ኮቦርን፡ እምብልታን መለኸትን፡ ሻምብቆን ምስ ድሙቕ ሳዕሳዒትን ኣብዚ ቦታ እዚ ካብ ዝፈረዩ ውርሻታት ምጥቃስ መድለየ። ክካተቱ ዝኽእሉ ኢዮም።
    መተሓሳሰቢ ንክቡር ጸሓፊ፡ ከምኡ'ውን ኣዳላዊን ኣቕራቢ፡
    ዘይ ተመደበ እንተኮይኑ፡ ሓደ መአከቢ ወይ መጠርነፊ ቆፎ ወይ ፕላትፎርም እንተ ዝግበር እሞ ነንፈልጦ ናብኡ ክንሰዶ ክሕሰበሉ እብል።
    ሓድሽ ዓመት ናይ ጥዕናን ሰላምን ፍቕርን ሕውየትን ልምዓትን ምዕባሌን ይግበረልና !
    🎉 🎉 🎉 🎉 🎉 🎉 🎉
    ንቅቡል ሓሳብ (206) 227-2570 ንራኸብ
    የቐንየልና
    ክፍልማርያም /ሓረስታይ ካብ ስያትል ኣሜሪካ

    • @nawetna6593
      @nawetna6593 10 месяцев назад

      • ሓደ ነጥቢ ክውስኽ። ቤት-ትምህርቲ ማእከላይ ደረጃ ድባርዋ ነተን ናይ ኣርባዕተ ወረዳታት ልዕሊ 80 ዓድታት ተተኣንኣግድ ዝነበረት ሓንቲ ቤት-ትምህርቲ ኢያ ነይራ።
      የቐንየለይ

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile7738 10 месяцев назад +1

    Thank you hawey kabi wedi segeneyti

  • @kiflittesfay6517
    @kiflittesfay6517 10 месяцев назад +2

    Adi xniay, adi hallo, adi hayo, adi seldayt, Adi kefelet ,Adi gebray, adi sherfto, shikti, Adi sahalay ካልእን ረስዒካይን ኣለካ።

    • @Habenhager1212
      @Habenhager1212 11 дней назад

      ዓዲ ከፈለት ዓዲ ጽንዓይ ዓዲ ሰልዳይት ዓዲ ሸረፈቶ ዓዲ ገብራይ ሽከቲ ...ጠቂስካዮ ዘለካ ጽልማ ኣይኮነን

  • @kibromtesfay8977
    @kibromtesfay8977 10 месяцев назад

    Wawww Xbuk srahhh kxlwoo ❤

  • @keshipaulos3082
    @keshipaulos3082 10 месяцев назад

    ❤ኣስማት ኣጸዋውዓ ዓድታት❤
    ክእረም ጽቡቕ ኢዩ

  • @iseyastesfay5
    @iseyastesfay5 10 месяцев назад +1

    Tanks bro❤❤❤

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 10 месяцев назад

    ዘደንቅ ታሪክ ኤርትራ

  • @kibromsertsu5764
    @kibromsertsu5764 10 месяцев назад

    ሕጂ ግርም ❤ኣብ ግዚኣ።

  • @Eritreahornafrica291
    @Eritreahornafrica291 10 месяцев назад

    ዓደይ ❤❤❤😢

  • @janbe7051
    @janbe7051 10 месяцев назад +2

    ድባርዋ ዘይኮነስ " ዶባ-ሩባ " እዩ

    • @Eritreahornafrica291
      @Eritreahornafrica291 10 месяцев назад

      ሕጂ ግን ድባርዋ ኢዩ ዝጽዋዕ ዘሎ 😮

    • @janbe7051
      @janbe7051 10 месяцев назад

      እወ ይብሃል እዩ ብልምዲ ኣብ ኣጻሓሕፋ ክጽሓፍ እንከሎ " ዶባ- ሩባ" እዩ ዝጸሓፍ ንኣብነት ኣስማት ሰባት ኣብ ጽሕፈት ክጽሓፍ እንከሎ "ወልደሚካኤል "
      ኣብ ዘረባ ክትደሀ ወይ ክትጽውዖ እንከለኻ ብልምዲ "ወለንችኤል" ከምኡ ውን ኣብ ጽሕፈት ዓንደሚካኤል ክንጽውዕ እንከለና ዓንደችኤል ዝብሃል ድዋርዋ ወይ ድዋርባ ይብሉ ብልምዲ። ወድሓንካ!!!

  • @tekesteteki8810
    @tekesteteki8810 10 месяцев назад

    Bra jobbat Jossi!!!

  • @eliasmerhazion8087
    @eliasmerhazion8087 10 месяцев назад

    ዶባሩባ (3 ዶባታ 1) ብሐልሐለ ዝወርድ 2) እንዳ አቡነ-እስታድዮስ 3) መረብ (ካብ ዓዲ ከልከልቲ ዝተበገሰ መረብ ዓቢ ምስ ካብ በዓል ጣላ ቃቀብዳ-ዛገ ዝብገስ ማይሑጻ አብ ገዛ-ላምዛ ድሕሪ ምሕዋሰን) ። ስለዚ ነዛ ብሩባታት ተሐጺራ/ተኸሊላ/ተደዊባ ዘላ ከተማ ዶባሩባ ዝብል ስም ስም ተዋህባ። ዝበዝሑ ሰባት ግን ከም ልምዲ ድባርዋ (Debaroa) ኢሎም ይሰምዩዋ/ይጽውዑዋ።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 10 месяцев назад

    Yeqenyelna tebarek.

  • @BeyeneMesfn
    @BeyeneMesfn 10 месяцев назад

    Bravo

  • @tesfughirmai7396
    @tesfughirmai7396 10 месяцев назад

    ገዳማት ጥቕስካ ኔርካ ግን ኣብ ጉሕጭዓ ዝርከብ ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ ረሲዕኻ ከም ካልኣይ ካኣ ኣደማምጻ ዓድታት ብዙሕ ጌጋታት ኣለዎ ብዝኮነ ግን ጽቡቕ ተበግሶ ኢዩ ቀጽለሉ

  • @Tuumzghitesfalem
    @Tuumzghitesfalem 10 месяцев назад

    ብዙሕ ጽቡቅ እኳ እንተ ኣለካ ታሪኽ ሸፈፍ ኢልካ ምሕላፍ ግን ጽቡቅ ኣይኮነን፡እንተ ወሓደ በቲ ናይ ቀደም ወረዳታት ከተዘንትወልና ይግባእ፡ብርሑቅ ኮይና ንፈልጦ እኳስ ኣድከመ ን ፡ምልጋን ዝብል ንፈልጥ፡ዳሓር ከኣ ታርኽ ምድረ ባሕሪ ከተዘንቱ እንተ ኮይንካስ ፡ብውሕዱ ባሕረጋሲ ኢሳቅ ክትዝክር ነይሩካ ወዳሓንካ

  • @putin5933
    @putin5933 10 месяцев назад +1

    Doba ruba is the right original name

    • @russomberhe1405
      @russomberhe1405 10 месяцев назад

      😅😂prrrpprrrr4❤❤e😂eee

    • @putin5933
      @putin5933 10 месяцев назад

      Eta ketema bikulu wegen Doba ruba eyu

  • @simonluul3417
    @simonluul3417 10 месяцев назад

    መንደፈራ + ዱባርባ ( ዝፈትወን ከተማታት።

  • @eliasmerhazion8087
    @eliasmerhazion8087 10 месяцев назад

    መኤረምታ:
    1) ዓድታት:
    ዓዲጽንዓይ ፣ ዓዲሃሎ ፣ ዓዲሐዮ ፣ ዓዲሰለዳይት (ደቂ ሃጸይ ሰለዳይት) ፣ ዓደገልግል ፣ ተማጅላ ፣ ዓደፍኒን ፣ ዓዲከፈለት ፣ ዓዲገብራይ ፣ ዓዲሸረፈቶ ፣ ሽከቲ ፣ ዓዲሳህላይ ፣ ዓዲኩብሎ ፣ ...ወዘተ
    2) ስማ ዓድታት ድሕሪ ምሉእ አፍልጦ ቅኑዕ ክጸሐፍን ክንበብን ክኽእል አለዎ ። እንተዘየሎ እቲ ዝተጻሕፈ ስምን እታ ናይ ብሐቂ ዓድን አይሰማማዕን !
    3) ብተበግሶኻ ክንእደካ እደሊ ፣ አጆኻ ቀጽሎ !

    • @Habenhager1212
      @Habenhager1212 11 дней назад

      ዓዲ ከፈለት ዓዲ ጽንዓይ ዓዲ ሰልዳይት ዓዲ ሸረፈቶ ዓዲ ገብራይ ጽልማ ኣይኮነን

    • @Habenhager1212
      @Habenhager1212 11 дней назад

      ዓዲ ከፈለት ዓዲ ጽንዓይ ዓዲ ሰልዳይት ዓዲ ሸረፈቶ ዓዲ ገብራይ ሽከቲ ጽልማ ኣይኮነን ምስ ወረዳ ከበሳጭዋ ወይ ሎጎጭዋ ኢዩ

  • @rehaseamine3491
    @rehaseamine3491 10 месяцев назад

    Keselo

  • @ወዲሱዳንሽወደን
    @ወዲሱዳንሽወደን 10 месяцев назад

    Abta nay esyas xegay hawey kermeka adina adbezhanes eyu bro

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 10 месяцев назад

    Tekle tesfaghi nay gzie haileselasie wen dobaruba iyu adu

    • @abrahamhabte658
      @abrahamhabte658 10 месяцев назад

      ተኽለ ተስፋዝጊ ዓዲ በዘሓንስ ኣይኮነን ዓዲ ቆንጺ ኢዩ።ግን ኣብ ዓድታት ጽልማ ኣብ ግዚየ ውግእ ሃዘጋን ጸዓዘጋን ካብቲ ከባቢ ድመጹ ኣሎዉ።ንኣበት ኣብ ዓዲ በዘሓንስ ገዛ ሓማሲየና ድበሃሉ ገዛ ኣሎዉ።ምናልባሽ ተኽለ ካብኦም እንተኾይኑ ግን ኣፍልጦ ኣይብለይን። ኤቐንየለይ።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 10 месяцев назад

      @@abrahamhabte658
      እሞ እቶም ዘነገሩኒ ኣይፈለጡዎን ማለት ኢዩ፡ ይቕሬታ።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 10 месяцев назад

      @@abrahamhabte658
      ክኸውን ይኽእልዩ ናይ ዓበይቲ ወለዶ ዘይፈለጡ ይኾኑ ሓቢሮምኒ፡ ዓዲ በዝሓን እንዳ ዓባየይ ኢዩ ኣብኡውን ይምሃር ነይረ ግን ኣይፈለጥኩን፡ ኣብ ኣማድርውን ዓዲ ባሕሪ ነጋሲ ዝብሃሉ ካብ ጽዓዘጋ ኣብቲ ግዜ ቀዳሞት ካብቲ ምስ ሃዘጋ ዝነበር ኲናት ሃዲሞም ክዕቆቡ መጺኦም ብዙሓት ዝኾኑ። ናይዞም ናይ ዓደብዝሓንስ ግን ኣይፈልጥኩዋን፥ የቐንየለይ ድኣ ንሓባረታኻ።

    • @tradefordadventures8443
      @tradefordadventures8443 10 месяцев назад

      You tried to teach us about Dbarwa without mentioning the role of the greatest Mdre Bahri king Bahre negasi Yishaq and the people of Deki Negus Tsegab. You tried what you know.

  • @EryShope-s5b
    @EryShope-s5b 10 месяцев назад

    Iseyase afeweriqi ke minichu kebey diyu dubariba eko eyu

    • @simonluul3417
      @simonluul3417 10 месяцев назад

      ግደፍፍፍፍ ታይ ክትረክብ ኣንታ!

    • @jacobjacob3227
      @jacobjacob3227 10 месяцев назад

      ኣብ ጸባ ሃመማ አንዶ ኣይትግበሮ።

  • @ዓዲዃላ
    @ዓዲዃላ 10 месяцев назад

    Kbret yhabelna memhrey!

  • @tradefordadventures8443
    @tradefordadventures8443 10 месяцев назад +1

    You tried to explain your limited knowledge about Dbarwa without the role of the greatest Mdre Bahri king, Bahre Negasi Yishak, Bahre Negasi TekleThomas and the people of Deki Negus Tsegab ( Tsigaba ). Try to research about the Bahre Negasis of Dbarwa before you start to swim in unchartered territory. Try better next time.