Это видео недоступно.
Сожалеем об этом.
''ምስ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ውልቃዊ ጽልኢ የብለይን''
HTML-код
- Опубликовано: 9 июл 2024
- ክፉት ዘተ ምስ ምስ ብርሃነ ገብረግዝኣብሄር (ብራሽ) Open mic with Berhane Gebregzabhier (Brash) - Tuesday, 09 July 2024
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna#EritreanBest #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritrean #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgna #tigirigna#besttigrignamusic #EritreanDrama #EritreanMovie#Eritreannewmovies #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm
Excellent presentation. Dear GebreEgzabher, I have learned a lot from your experience. You are a natural teacher.
Thank you for the solid stand and fearless statement .
We need more people like your guest today. Great education and history. Thank you both!
Thumbs up as always my dear brother. 👍👍👍👍👍👍👍👍
Excellent thank u ❣️
هذا الرجل أراه الرجل الحقيقي مواطة صحيح له تاريخ الذي يجب ان يكتب ويورث
What a brilliant lesson!
Interesting interview.
Thanks ayana berhen 💙💚✅💙
Thanks aya brhane !!!
ዋው በቃ ዋው
What an honest Eritrean X-fighter.
Welcome JONATHAN & Berhane
I like These brave man
Good job brhane casin
👍👍👍
ጽቡቕ 😅ገለጻን መብርሂን ብጻይ ብራሽ ኣጆኻ ይብል።
EMO TEHANGERO
ሙሉእ ብሙሉእ ዝሰማማዓሉ ሙሉእ ሓሳባት ኢዩ ንህዝብን ሃገርን ዘውሕስ ሓሳባት
ክቡር ጋዜጠኛ፡ በየነ ገብረእግዚኣብሄር ጽቡቕ ስም ፡ እታ ብራሽ እንተትገድፋ ጽቡቕዩ ናይ በረኻ ስም ተጋዳላይ ጽቡቕ እኹልዩ፡ ምስናይ ይቕሬታ፥ የቐንየለይ።
ብርሃነ ብራሽ ደጋፊ ኣውራጃዊ ምክፍፋል፡ ብርጌድ ንሓመዱን ትግራይ ትዕወትን ከም ዝኾንካ እዩ ዝጥዕም መልእኽትኻ።
Des zibal eu 2 kifal plz
Brother tells the truth in 1965, The genocide againstid nonon commandos period.
የቐንየልና ኣቦና ብርሃነ
Welcome Radio Erena
Who cares what you think or have. PIA, star of stars. 🌟 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🌟. Shesheeee
Kkkkkk astk funfun antyi poltika aflitka lums
ህግደፍ መዋእሉ ጸገሙ ብሰላም ፈትሑ አይፈሊጥን
ዝገርም ኢዩ፡ ብሓቂ ሰደድ ኤርትራ ፖለቲካ ዓለም፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ።
ብጣዕሚ ፈትየያ እዛ ኣበሃህላ።
ክቡር... ሓው... ጉዳይ.. ሃገር... ዝኣክል... ናብ ውልቀ.... ሰብ... ኣውሪድካ... ክትዛረብ.. 100%... ጌጋ... እዩ. ጌጋታት... ወይ ጉድለታት... ክህሉ... ግድን እዩ. ጠንቂ.... ሃገርን.. ህዝብን ኤርትራ..... ካብ ናይ ፕረስደንት... ኢሰያስ...... ኣርሒቅካ.... ምፍታሽን.... ምስትውዓልን.... ቅኑዕ ኮይኑ... ይስምዓኒ. ማለተይ.... ብድሕሪ... መጋረጃታት.... ዝነበሩን.... ዘለዉን..... በደልቲ... ሃገርን ህዝብን ኤርትራ... ምልላይ ጽቡቅ እዩ.
Hakegnan kownein (sowra) khalsey znebere Jebha geana wun eti snehasaben alaman nay Jebha kownein hakegna fithawey eyou ; bezy meknyiat khaney nay Jebha znebero tekhalesty sigab hiji a'alafn b'ashahat kowxrom maleyia zeyblom owmonat nay jebah xeneyom alow kemu qun b'anxaru eti hade group nzahalefe 30 ametatt haradeyeyen ketaleyten mokhana ameskeyra eyia gen zeragey mai kelow Europe mai kste malet zebet .
Emnetay gen eza tahalakit hezbi Eritrea zookonet Jebaha sne hasaba weila hadeyera kemty mexei tereter yebleyen meknyiato hakegnan nukulu Eritreawey tetown assatafit sle zookonet .
By the way kab baal Abrahim Gedem wun boozh amehrona eyou .
ጉሐፍ ናህዝቢ ሐሌት የብልካን ከዳዕ ከዳሚ ወያነ።
ብርሃነ.ኣየ.ብራሃልካ.ናይ.ብሓቂ.ነዉራም.ሰብ.ኢካ.ሃለዉለዉ.ኣይትበል.ብዓለትን.ኣዉራጃን.ንህዝቢ.ዘናዓዒብ.መርዛም.ኣጀንዳ.ተመርዝካ.ከም ዘለካ.ዘይተፈለጥካ.ከይመስለካ.ስለዚ.ኣብዚ.መጽኢካ.ለባም.ለባም.ኣትጻወት.ካሊኢ.ንብርጊዲ.ንሓመዱ.ተታባብዑም.ከመ ዘለካ.ጩቡጡ.ሓበረታ.ኣሎና.ነዉራም.ከዳዒ.ዘመደ.ከብዱ.ኢካ
መርዛም ኣትሓሳስባ ኣይኩኑኖን ምባሉ።
Blessings!
Ewayi barhn lumus seb tafus bal bels foo funfn alka dika dika lekbat medngari gedln mayiblan hada eyan
Wala hanti sibuk yebilomin shefatu sahil
ዝከበርካ ተቃላሳይ ኤረትራዊ ንፈትሒ ሓደክትፈልጦ ዘለካ ህግደፍ ሰማይን ምድረን ተጣብቀን ነዚሽግር አብ ጣውላ ክፈትሖ እልምጽባይ የዋህነትዩ
Isaias dihri Natsinet bi Antsaru Natsinet Eritrea zeyamnu haylitat geliom hiji ab Ethiopia ab seltan zelewo koynu....nay tedemirna zibil chirehotat ab ketema Asmera zecherhe Isaias . Aykesernan zitefana melisnayo tarik zyfelit eyo....wezete zibele Isaias.....Referendum keygiber midlayo mis elamatatu elama hanti Ethiopia zigacho bi muquanu zigerim aykonen.....Adlaynet Referendum migbar Natsinet Eritrea higawi wihsinet milbas agedasi minbarin minalbat geliom tetetselelo bi mibal .....Ab hade medere Tegadalay Durui zibelo ab merakebi buzuhan zisemaikiwo yzekakireka....YEKENYELNA Tegadalay Berhane Gebreigziabeher
ክላእ ትምበል ህውቱቱ
ራዲዮ ኤረና ቅድሚ ሰብ ጀሚራ ድሕሪ ሰብ ዝተረፈት፡ ትርግታ መንእሰይ ዘይተንብብ፡ ኣብ 1991 ተሰሚራ ዝተረፈት፡
ኣየ ኪልተ ጊዘ ሂዝቢ ተባኢስ ኣለካ
ኪልተ መልሓስ
አንታይ ኪቱላቦ ኒሲካ ደኣ ሚስተን ተሪፈናካ ዘልዋ ማልቲታት ቁጸር ጀብሃየ ጊኒ አፍረትየ
ክቡር.... ሓው እዚ ሓዱሽ ወለዶ ክቃለስ ትብሎ ዘለኻ.... ኣብ ጌጋ መስመር እዩ... ዘሎ. ምኽንያቱ...... ንህዝቢ... ኤርትራ... ፍትሒ... ከምጽኣሉ.... እየ.... ዝብል... መሪሕ... ጭርሖ.... ሒዙ... ክንሱ, ኣዴታት, ኣቦታት, ህጻናት... ኤርትራውያን... ብደናጉላን... ኣባትርን.... ደሞም እንዳ... ኣፍሰስካ..... እቲ ኣብ መወዳእታ... ዝመጽእ... ፍትሒ... ንመን... እዩ.... ከገልግል??????
Bemntay yemxe ? mefith da zeytemxe
@@gerebrhantewold4353 ኣብ europa ዘሎ... ሰላማዊ ህዝቢ ኤርትራ..... ጉድኣት... ምውራድ... ደው... ኣቢልካ..... ሓጺር.... ስረን..... ጎንጎ.... ጫማን.... ጌርካ.... ጥሜትን... ጽምእን... ተጻዊርካ, ተመን.... ዕንቅርቢት.... ተሳጊርካ...... ቁርን... ጽሓይን.... ተገርፍካ...... ኤርትራ... ኣቲኻ..... ከምሕልምኻ....... ንሻዕብያ..... ስዒርካ...... ከተምጽኦ... እትኽእል... ፍትሒ... ኣርእየና. ባድላ.... ተኸዲንካ, ሃምበርገርን..... ፒሳን በሊዕካ, wisky እንዳሰተኻ.... ዝመጽእ... ቃልሲ... የለን.
@@motherland1510 ኣብ ሳሕል ዘለኻ ኮይኑዩ ዝስዓካ መሰሊ ሓወይ ናተይ 😂😂
Misakhum bijeka tsilie fithi yelen eritrea kabakhum mekhina eya nenihidkum tray tebelalu azabie isaias enda sahaqe ketsntekum eyu dembe enkilil🙈🙈🙈🙈
ንመራሕቲ ሻዕብያን ጀብሃን ዘድንቅ፡ ሰብ ክትሰምዕ ከለካ ተጋዳላይ ይኣርግ እምበር ኣይልብምን፡ ሽፍትነት ኤርትራ ዘሐብን ጽቡቅ ነገር የብሉን፡ ኣይተቀናጅዎ።
ዕላል ምስ ንጉሰ ዓርከይ ኣጥፊእኩማ ካብኣ ትዓቢ መደብ እኳ ዘይብልኩም ምክንያቱ ካልእ መደብኩም ጸላኢኩም ከም ጸላኢ ዘየቀመጥኩም ብጣዕሚ ተሕፍሩ ኢኩም በጃኩም ነጽሩ ስፍሑ ክንዕወት 😢
እዛ ሰብኣይ እንዳ ጥዓመ ከደ ዋው በጃኻ ከይደኸምካ እንዳ ተማላለስካ ንዚ ህዝብን መንእሰይን ግለጸሉ ፡ እዚ ህዝቢ ከምዚ ሲኢኑ እዩ ተስፋ እንዳ ቀረጸ ዝመጽእ ዘሎ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እንታይ ዓይነት ዶንቆሮ ኢዩ 😂😂😂 P.I.A. ኣካልን ወሳንን መሪሕነት ህግሐኤ ኢዩ ኔሩ
Don't have any advice from this guy radish man
Explain please what radish means please:)
ለክባት ሃሳዊት ቻነል manta Eri Tv ጃሱስ ናይ ህግደፍ ክክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ኣብ.. ናይ... ጉዳይ.... ኣሜሪካ, ሓደ ዓይነት... ኣረኣእያ..... ኣለዎም... ምባልካ...... ቅቡል ኮይኑ ኣይስምዓንን. ኣሜሪካ... ትኹን... ካልኦት... ዓለማት...... ንዝኾነት... ሃገር.... ብናይ ረብሓ.... ስትራተጂ..... እየን.... ዝጥምትኣ. ኤርትራ ካኣ ብሰንኪ... ናይ ጂኦ ግራፍያዊ... ኣቀማምጥኣ...... እየን... ዝብህግኣ. ከም ውጽኢቱ ካኣ.... ርእሳ... ክኢላ.... ንኸይትዓብን.... ከም ሃገር ሓያል ኮይና... ንኸይትቅጽልን... ወትሩ.... ዝከታተልኣን.
አይታሐሱ አብቲ ግዘ ነርና ኢና
ንስካስ መን አማኪርካ ስቅልካ አይታሐሱ ትክልካ ተዛረብ ዘይኮነ አይትዛረብ
ወያነ ንኤርትራ ነፃነት ዓቢ መስዋእትን ፖለቲካዊ ክሳራ አብ ኢትዮጵያ ከፊሎም ክነሱ ህግደፍ ግን ወያነ ይፀልእ መገረም ።
Kid resah wedi shormuta telamat entay garkumuelna
ዋላ እንተሀለወካውን ተምጾኦ ለውጢ የለን ተሳዓሪ ን ከዳዕን ኢኻ
እዚኣስ ማይ ዘይጣዓመት ሓሶት ኢያ። ናይ ትግራይ ወሎዶኻ ደሪኹካ ከም ማለሊት ትቕደድ ኣለኻ። ብላሽ ሰብ።
ካልኦት.... ሃገራት.... ኣሜሪካ... ብዝደለየቶ... ወይ ኣሜሪካ.... ብዝበለተን... ሰጊደንን.... ኣሜን... ኢለን... ስለዝነብራስ, ከም ናይ ካልኦት... ተምበርኺኽና... ንንበር.... ማለትካ... እዩ. ብጣዕሚ... ዘሐዝን..... መረዳእታ. ዓገብ!..... ዓገብ! ንምንታይ....ድዩ? ህዝቢ ኤርትራ., ዝፈትዎም... ቀያሕቲ ደቁ... ከፊሉ?????/?
እሞ ኢሰያስ ጨካን እንተኾይኑ ስለምንታይ ሃዲምካ ነብስኻ ኣዲሒንካ ሕጂ ኣብ ጽቡቅ ቦታ ኮንካ ከም ዉኻርያ ትልፍልፍ ሬድዮ ወያነ
ካብ ቀዳማይካስ ዳሕራይካ ዝገድድ ኮይኑ።ንረፈረንዱምን ምርግጋጽ ልኡላውነት ብዝምልከት ንወያነ ልዕሊ ዓቕሙ ወሳኒ ተራ ከምዝተጻወተ ጌርካ ምቕራብካ ዝገርም እዩ።ኢትዮጵያ ተመሊሳ ሓይላ ኣደልዲላ ንከይትወረና ምእንቲ ናይ ወያነ ደገፍ ንረፈረንዱም ኣገዳሲ ነይሩ ትብል እንተድኣ ኣለኻ እሞ ወያነ ባዕላ ደኣ ድሕሪ ገለ ዓመታት ናጽነት ነዚ'ዶ ኣይኮነትን ፈጺማቶ? ናይ ፕረዚደንት ኢሳያስ ናይ 1991 ኣብ ማእከል ኣዲስ ኣበባ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ጽቡቕ ጌርካ ርኣዮ እሞ ንሕቶ ሓደ ጋዜጠኛ ኣብ ዝሃቦ መልሲ "ንሕና ረፈረንዱም ከነካይድ ናይ ማንም ወገን ልዕሊ ኩሉ ድማ ናይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቡራኬ ወይ ደገፍ ንሓተሉ ምኽንያት የለን" ዝበሎ እኹል መርትዖ እዩ።ከምቲ ንታሪኻዊ ሓቂ በቲ ንዓኻ ዝጥዕመካ ትንተና ክትገልጾ ምፍታን ናይ ጌጋ ጌጋ እዩ። ምናልባት ነዚ ዘዘራርበካ ዘሎ ጋዜጠኛ'የ በሃሊ እዝኑ ክትሰምዖ እትደሊ ደርፊ ተስምዖ ትህልው፡ እንተ ንንቁሕ ሃገራዊ ኤርትራዊ ግን ካብ ናይ ዝኸሰረን ብቅርሕንቲ ዝዓወረን ውልቀሰብ ዓጀውጀው ሓሊፉ ካልእ ትርጉም የብሉን። ነቶም ጀጋኑ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ከም ባራዩ ናይ ህግደፍ ጌርካ ምግላጽካ እታ ቁሩብ ከም ናይ ቀደም ተጋዳላይ ሰብ ከኽብረካ ዝኽእል ዝነበረ'ውን ኣጥፊእካያ ኣለኻ። ኤርትራ ከማኻ ዝኣመሰሉ ሃደምትን ከዳዓትን ስለዝወጽኡላ ዕድለኛ እያ። ኣኽላባት ክነብሑ እቲ ገመል ግን ጉዕዞኡ ይቕጽል ኣሎ።