I’m glad that God had sent you an angel in that early morning. THERE IS NO ACCIDENT. That was a divine intervention. Your assignment on this earth isn’t done yet. NO ONE CAN STOP YOU FROM COMPLIMENTING WHAT HAS ORDAINED. I wish you a speedy and full recovery for all of physical, emotional, spiritual and psychological issues. ❤⭐️🌹🙏🏾
እንኾዕ ደሐን መፃእካ ተባዕን ዉፉይን ደ/ር ሃይለ።
ብሓቂ ሰይጣን ብአምላኽ ተሳዒሩ።
ቃልሲ አወፃኢ ማለት እዙይ እዩ ።
አጆኻ ዶ/ር ሃይለ ሐውና አብ ጎንኻ ኢና ።
❤
ተባዕ ጀግና ታባኻ ብዝሕ ትፅበይ ትግራይ ዶ/ር ሃይለ❤
እግዛብሄር እዩ ምሂሩካ ተአምር እዩ እዙይ ዶ/ር ሃይለ ናይ አዴኻን ናይ አዴታት ትግራይ ፅሎት እዩ አውፂኡካ ድምፂ ሕዝቢ ትግራይ ስለ ዝኾንኻ እዩ ፈጣሪ እንዃዕ ምሐረኻ እንዃዕ ናብዙይ አብቀእኻ ተመስገን ❤❤❤❤❤
እግዛአቢሄር ብትአምር እዩ ሚሕርካ
እንኳዕ እግዚኣብሄር መሓረካ ደ.ር ሃይለ ካብ ናይ ሰባት ስራሕ ናይ ፈጣሪ ይዓቢ እሞ ክብርን ምስገናን ንዑዑ
ዶክቶር ሃይለ አንታ ጅግና አቦ ውፅዓት ተጋሩ። ተሻቂልና ነይርና።
እንኳዕ እግዚኣብሄር ኣውፀእካ ዶ/ር ሃይለ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ👏
ሃይለ ወደይ እግዚኣብሄር ብእምነትካ ክትፀንዕ ስለዝደለየካ ኢዩ እንኳዕ ዘይሳኣናካ!!!!!!
ብሓቂ አምላክ ታይ ይሳአኖ ሓያል ሉኡል እግዛቢሄር
አብ ስማይ ይርከብ ወ እቶም ክፉእ ዝገብሩ
ስብ ስብ ስብ ስብ ርጉም ሐፂር እዝኑ ካማይዶ ገሪሙኩም. ክዋረዱ ክፍለጡ አለወም. ሐዚ ውን ተጠንቀቅ አምላክ. ምሳካ ይኩን❤
አንታ ተመስገን ፈጣሪ ሕፅብ መዓንጣ ዓይኒ ህዝቢ ትግራይ ዝኮን ውላድ ድኩም ብስላም መፂልና ብጣዕሚ ዘሕጉስ ፅረባንዳ ስብአይ ስቡኡት እንቋዕ አሐጎስና
ተማሒሪካ ኢካ ምጢንቃቅ የዲሊ ምስ ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏👏👏👏👌👌
እንኳዕ እግዚአብሔር ኣምላኽ መሓረካ ዶ/ር ሃይለ❤
ተመስገን Dr. ሃይለ ኣምላክ እንቋዕ ብሂወትካ ኣፅናሓካ።
እግዚአብሔር ሆይ ተባረክ በፍጥነት ዶ/ር ሀይለ ስለዳነ የሰይጣን ስራ ሰላፈረስክ እግዚአብሔር
አሁንም ተባረክ አሜን።
ሕርር በሉ ፀላእቲና ዝጅግናና ዲሒኑ ተመሊሱ ፈጣሪ ታይ ይሰኣኖ
እንኳዕ እግዚአብሔር መሐረካ ዶ/ር ሃለይ❤❤❤🥰🥰🥰🤲🤲🤲🙏🙏🙏ንኩሉ ተመስገን ፈጣሪ🙏🙏🙏
እንኩዋን እግዚአብሔር አዳነህ ዶ/ር ኃይለ ታዓምር ታዓምር ነው ❤
ዶ/ር ሃይለ እንኳዕ ዳሕን መፃእካ ፈጣሪ ይሓግዝኻ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኻ
❤❤❤❤❤ክቡር ጀግናን ሓዉ ዶር ሃይለ አረፋይነ እንዄዕ ደሓን መፅኻ ሒሽካ አልሓምዴሊላህ ብጣዕሚ ንፈትወካ እንዃዕ ተረፍካልና ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ክህበካ ይምነ
Selam Dr. Haile, glad to see you back. God is always with people like you. "Miracle"! Stay being blessed!.
እንኳዕ እግዚአብሔር ኣውፀአካ ድ/ር ሃይለ።❤❤❤❤❤❤
I'm glad to see you back, my brother Dr Haile 🙏 Good bless you and your family 🙏
ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የዉርደልካ
አንኻዕ አግዘኣብሄር ማሓረካ ሃሊሸይ❤❤❤
ሀይል ማዳን እና ጥበብ የእግዚአብሔር ነው በእግዚአብሔር ሀይል ተርፈሀል ክብሩን መድሀኒአለም ይውሰድ
እንኳዕ እግዚሀር መሓረካ ደኩተር ሃይለ ዓምዲ ህዝቢ ትግራይ
He is evil and he should go to hell with other TPLF leaders like Melese , seye
ብጣዕሚ ዝገርም ተኣምርእዩ።
እንካዕ እዝጋብሄር ማሓረካ ደ/ር ሃይለ
እንካዕ መሓረካ ጅግና ሓውና ቃልስኻ ቀፅለልና
ብሓቂ ናይ ፈጣሪ ሓለዋ ሙሉእ ብሙልእ ዝነበሮ ስለዝኾነ እንኳዕ ፈጣሪ አውፀአካ።አጆኻ ካሊእ ዓቢይ ትልሚ ስለዘለካ እዩ።በርትዕ ንቕድሚት ሰጉም።
እልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን 🙏🙏🙏 እንኳዕ እግዚኣቭሄር ኣዉፀካ ዝሓወይ ፀላእኻ ድፍእ ይበል
እግዚአብሔር እንኳዕ አውጸአካ ዶ/ር ኃይለ። ናይ ኢዶም አይስኣኑ። 31:15
ደጎተር ሃይለ እንካዕ ፈጢር ኣዉጸአካ 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ተመስገን ሃይለ ጅግና እንኳዕ ተረፍካልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
I’m glad that God had sent you an angel in that early morning. THERE IS NO ACCIDENT. That was a divine intervention.
Your assignment on this earth isn’t done yet. NO ONE CAN STOP YOU FROM COMPLIMENTING WHAT HAS ORDAINED.
I wish you a speedy and full recovery for all of physical, emotional, spiritual and psychological issues.
❤⭐️🌹🙏🏾
❤❤❤❤ እንኳ ደሕና መጻእኻ።
Dr ሃይለ እንካዕ ፈጣሪ ምሕረቱ ልአከልካ አጆካ እንካዕ ክንብል በለ እምበር አይተክዓወን ብሃቂ ተጋሩ ድዮም ገይሮምዎ ኢልካ ትግረም ትኮን ኢካ ግን ባንዳታት ምስፀላኢ ሓቢሮም ንህዝቦም ክጭፍጭፉ ዘይሃነኩ እዚ ንምግባር ንድሕሪት አይቡሉን እዝኦም ድማ ካብዚኦም ዝፈሊ የብሎምን እና ንስካ ግን ፈጣሪ ምሕርካ እዩ ሞ ቂም ሒዝካ ንምብቃል ዘይኮነስ ሕጂውን ከምቲ ህዝብካ ብሃንቆውታ ዝፅበየካ ብቅንዕና አገልግል ሕጅውን ትግራይ ትዕወት።
U welcome ሀይልሽ ወናም ጅግና ሀውና❤❤❤
አግዝኣብሄ ይምሰግኒ 🙏🙏🙏
ኣጆኻ ሃይለ ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ 🙏🩵
ስራሕ ኣምላኽ ተኣምርዩ ።
ነቶም ልማደኛታት መረዝቲ ጎይታ ናይ ኢዶም ይፍደዮም ☝🏼
ዶ /ር ሃይለ እንቋዕ ፈጣሪ ኣውፃኣካ ❤❤❤❤😍😍😍
ብሃቂ እግዚአብሔር ስርሁ አይርስዕን ክብሪ ንእግዚአብሔር ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
I am happy to see you. Well come Dr. Haile
glad to see you back brother 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሃይለ ሓወይ ሰለ ዝረእኩኩካ ደሰ ኢሉኒ❤❤
ዶክተር ሃይለ ሓወይ ድምፂ ህዝቡ ፀሎት ኣዶታትና ሰሚዑ እዩ መድሃኒኣለም ልኢኹዋ እታ መፅረይት ተመስገን ኣምላክ
ደ/ር ሃይለ ኣራፋይነ እንዃዕ ፈጣሪ መሓረካ
አጀኻ ገባሪ ኽፊእ ዝገብሪ ንባዕሉ እዩሞ እንኳዕ ተረፉካ ተመስገን ፈጣሪ ሰለ ኩሉ ነገር ❤❤❤❤😢
ዶክተር ሃይለ ጅግና እንካዕ ሓወካ ኣጆና እስካ ጅግና ኢካ 👏🏻👏🏻👌🏻👍🏻🎇🎆🎆🎆🫂🫂🫂🫂🫂🌐🌐🌏🌏🌏🎆🎇!!!
ብጣዕሚ ዘሕፍር ስራሕ። እግዚኣብሄር ሆይ ናሃትካ ምሕረት ግን ካብ ማንም ንላዕሊ ስለዝኾነ ምስግናኻ ሙሉእ ይኹን።
ዶ/ር ሃይለ ዘጋጠመካ ብጣዕሚ መሕዘኒ እዩ። እግዚአብሔር እንዃዕ ሓገዘካ እንዃዕ ደሓንካ
ደ/ር ሃይለ እግዛቢሄር ምሳካ ዮኩን 🙏🙏🙏🙏🙏
Dr. Haile, you're one brave man! I can see the pain in your eyes. May God continue to strengthen and protect you. Be safe and take care of yourself!!
😂😂😂😂
@@yohanneszerazion1614 You can't handle the truth! Do you? Wutaf neqay Mehyem!
ሀደ ክንድሽህ ዶ/ር ሀይለ ❤❤❤🎉🎉🎉
ዶክ. ሐይለ እንኴን እግዚአብሔር አተረፈህ የእግዚአብሔር ስራ ድንቅ ነው በሁሉም ቦታ አምላካችን ይመስገን ከእናቱ ከድንግል ማርይም ጋር። ተመስገን።የትግራይ ሕዝብ አይንና ጆሮ ሆነሀል እናመሰግናለን።
ተመስገን ፈጣሪ እንቋዕ ነዚ ኣብቀዐካ ❤
ደስታይ ወሰን የብሉን ሃይለየ እንኻዕ ተመለስካና
እንኳዕ እዝጊኣብሄር መሓረካ ኩቡር ትግራዋይ
ኣምላክ ትረፍ ኢልካ አዩ ሃይልሸይ ታሪኩ ነዊሕ አዩ አንኳዕ ተረፍካ 🙏
Dottore, you got this, you will get much better soon, Ajoka. Viva Tigraie.
💞ሰላም 🙏 ኽቡር ሓውና ዶ/ር ሃይለ 💞እግዚአብሔር ይመስገኖ ናብዚ ዘብቀሐካ ጨሪሱ ምሕረት የውርደልካ እንዃዕ ደሐን መፃካ ጅግና ድምፂ ሕዝቢ ትግራይ ዋጋ ካብዝከፈሉ ሐቀኛ ኢካ የቀንየልና ክብሪ ይግበአካ 🙏👍❤️💛🌹💞✨✨
ዋይ ብጣዕሚ የሕዝን
እንኩዋዕ መድሃኒ ዓለም ምሕረት ለአከልካ ዝሐወይ። ንገባሪ ክፉእ ናይ ኢዶም ይሃቦም
ዶ/ር ሐወይ ጾሎት ናይ ወለድካ ሐጊዙካ እግዚአብሔር ሚሑሩካ❤️💛🙏🙏🙏
ብሓቂ ንምዝራብ ኩሉ ቀሊል እንኳዕ ኣምላከ ቅዱስ ያሬድ ማሓረካ ዝሓወይ እንኳዕ ተረፍካልና
ዝገርም ዩ!!
ብዝኾነ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ክቡር ዶ/ር ሃይለ
እንኳዕ ምሕረት ኣውረደልካ
እንኳዕ እግዚአብሔር መሓረካ ደኩተር ሃይለ ዓምዲ ህዝቢ ትግራይ
እንኳዕ እ/ሄር መሓረካ ብናይ ስላሴ ኣጋእስተኣለም ሓይሊ ብናይ እመቤታችን ረድኤት ተሪፍካ ኣለኻ ንቀፃሊ ልዑል ጥንቃቀ ግበር ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ። እ/ሄር ምሳኻ ይኹን!!! መሊኡ ይምሓርካ ሓወይ።
እግዚአቢሔር ምስቶም ሓቀኛታት እዩ ፈጣሪ ሙሊኡ ይምሓርካ
እንኳን አላህ አተረፈህ ደነገጥኩ እቅሱም ቢላህ ቃላት አጠረኝ በውስጤ ግን ምስጋናና ድአ አደርግልሃለሁ ከአዲስ አበባ።
እንኻዕ ብሰላም ወፃኣኻ ብጣዓሚ ደስ እልና ሃይለ ሓወና ኣታጅግና ፀላኣትና ሕርር ይበሉ
ፈጣሪ እንኳዕ ኣቲረፈካ ዶክቶር ሃይለ አንታ ጅግና አቦ ውፅዓት ተጋሩ። ተሻቂልና ነይርና ብጣዕሚ ።
I am glad you are healthy, up and running. I am surprised to hear, our hero Ms. Keria Mohamed is here in the USA. Welcome! ‘WaeeRo’ Tigray!
ብጣዕሚ ዝገርም እዩ
ዶ/ር ሃይለ ክቡር ሓውና እንኳዕ ፈጣሪ ኣውፀኧካ።
መሕዘንቲ ኢና መግረምቲ እውን ነዞም ደቒሮም ዘለው ፈጣሪ ልቢ ይሀቦም
ናይ ፈጣሪ ይዕቢ እቶም ሕማቃት በጭራሽ ተጋሩ ዘይውኩሉ ጨካናት ንዓድ ስለዝሰረሐ ንምጥፋእ ድቃስ ሲኢኖም እዚኦም ተጋሩ ናይ ምኳን መሰሎም ክልዓል ይግባእ ንስካ ግን
ፈጣሪ ልዐሊ ኩሉ ምሳካ ነሩ ንፍትሒ ጠጠው ምባልካ ቀጲለሉ ዲምጲ ሕዝቢ ትግራይ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
ዶር ሓይለ እንኮዕ እማ ኣምላክ መሃረካ ።ሙሉዕ ጥዕና ምስእድሜ ይሓብካ 🙏
እንቃዕ ናብዚ አብፀሐካ ❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ምሓረካ ትአምር እዩ እመ አምላክ ምሳካ ትኩን❤❤❤❤
እንኳዕ እግዚኣቢሄር መሓረካን ንክትዛረብ ኣብቀዐካ
❤እዋይ ሓወይ ወድነይ እካዕ እግዛኣብሔር ኣዉፀእካ ማዓርይ ኣጥፊኦሙና ዶ ነይሮም ዞም ሩጉማን እካዕ ፈጣሪ ማሓረካ
ዘመንኻ ይባርክ ፈጣሪ ሓወይ
ንበረልና ኣንታ ቁርፀኛ ወዲ ህዝቢ ትግራይ።
እ/ሔር ብጥበቡ እንኳዕ ምሕረት አውረደልካ
ሀይለ እንኳን እገዚአብሔር አተረፈህ በጣም እወድሃለሁ ከቀድሞ ታጋይ ወደ ራያ
ዶክተር ሃይለ እንዄዕ ድሓንካ። ቃልስኻ ቐፅለሉ በርትዕ።
ዶክተር ሀይሌ ሀለዋትካ ብምፍላጠይ ደስ ይብለኒ👉ፈጣሪ እንዃዕ መሐረካ
❤ዓይኒ ትግራዋይ
እቋዕ ፈጣሪ መሓረካ dr ሃይለ🙏🙏🙏
ሃይለ ሓውና እንኳዕ ፈጣሪ መሓረካ 🙏እዙ ተግባር ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን😴ከምቲ ዝበልካዮ ሰብ ዝገብሮ ዘይኮነስ ፈጣሪ ዝገብሮ እዩ ዝዓቢ እሞ....ፀላእቲ ውልቀ ሰባት ሰይጣን እንኳዕ ደስ ኣይምበሎም🙏
.ኡንቃዕ ብህወት ተርፍካ ጅግና ዶኪተር ሃይለ
አንታ ጅግና እግዚአብሔር እንኳዕ ማሓረካ፣ እቶም ነዚኣ ዝፈፀሙ ድማ ናይ ኢዶም አይስኣኑ።
ዶ/ር ሃይለ ፈጣሪ እንኻዕ መሓረካ ኹሉ ዝበፅሓካ ፈተና ሓሊፉ ናብዚ ዘብፅሓካ ኣምላክ ይመስገን። ዶ/ር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ዶ/ር ሃይለ እንኳዕ ብዓወት ተዛዘመ
My hero I’m glad to see you again in a good way and thank to God you are the best Tigraway activist ever ❤❤❤
እንኳዕ ደሓን መፃእካ እግዝአብሄር እንኳዕ ምሕረት ለአከልካ
ለእግዚአብሔር አባት ተመስገን እንኳን በሰላም ተመለስክ ዶ/ር ሃይል 1አንድ እንዲሺ1000 አሁንም በድጋሚ እንኳን እግዚአብሔር አተርፈህ 🙏🙏🙏🙏
ዋይ ሓወይ እንኳዕ እግዚአብሔር መሓረካ 🙏
Jesus has been saving the life of Dr Haile arefeayne since long. Praise God. Amen Hallelujah
ዶ/ር ሃይለ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ 🙌
ሃይለ ሓወይ እንኳዕ እግዚኣብሄር ኣውፀኣካ።
እንኳዕ እዚ ታሪኽ'ዙይ ምስሓወይኻ ሰማዕኹዎ።
ኣባኻ ትፅቢት ዘለና ተጋሩ ብጣዕሚ ኢና ንስስዐልካ ንበረልና።
ተስፋ ትግራይ ሓውና።
❤❤❤❤❤❤
ደ/ር ፈለማ እንካዕ አምላክ አውፀካ ።ብምቅፃል እዞም ረሳሓት ሰባት አድራሻ ናይ ቤተሰቦም ለአከልና ንሕናም ክነብክዮም በጃካ ? ሕገወጥ ስራሕ ጡዑም ተኮይኑ ይጥዓምዋ
እግዚአብሔር አምላክ እንኳዕ ናብ ንዉሪ መለሰካ ሙሉእ ምሕረት ይሃብኻ ክብር ደ/ሪ ሃይለ👏😍😍😍😍😍😍
እንኳዕ እግዚኣብሄር ኣውፀኣካ ሓውና ዶ/ር ሃይለ።