Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዝገርም ጅግንነት! ዝገርም ዲሲፕሊን!!ተጋሩ ነዚ ጅግና ሓግዝዎ/ኣተባብዕዎ!!
ጅግና ብፃይ ብጣዕሚ እየ ዝኾርዓልካ።ኣብ ኵናት ደብረ ኣባይ ናይ ምግበይ ኣሃዱታት እናተዋግኣ ናብቶም ዝተኸበቡ ኣመራርሓ እንትንከይ ዝገጠመና ከቢድ ውግእ ይዝክር እየ።ድሕሪኡ ውጉኣትና ተሸኪምና ንድሕሪት ንተከዘ ( ወሰን ዋሌድባ ) ተመሊስና።
ጅግና ተጋዳላይ ሰሎሞን እንኩዓ ብሂወት ተረፍካ እግዛቢሂር ይመስገን💚🙏💚
ስልየይ ሓወይ መተዓብተይ እንቃዕ ብሂወት ተረፍካ 🙏❤️❤️
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ❤❤❤❤❤🎉🎉ጀጋኑና ባኣኹም ኮረዕናእግዚአብሔር ይመስገን
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብህወት ተረፍካ ክዉር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤ዘሕዝን ዝኩሉ መንከራ ሓልፎምስ ሕጂ ይባልዑ😢አምላከይ ይአክል በለና ንተጋደልትና ዝክሕስ የምፅአልና❤❤❤❤
በሳል ለባም ተኣማኒ ቃልካ ይምስክር
ጅግንነትኩም ጊዚያዊ መራሒ ትግራይ ኣባላሽዎ።
ናዓኻ ግን እድመን ጢዒናን ያሃብኻ።
ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኻ ፈዳይ ሕነ ኮሪዕና ብኣኹም💖❤️💛🙏ኣነ ግን ደስ ዘይለኒ ነገር ኣሎ ንምንታይ እዩ እዚ ኹሉ ሚስጥራት ናብ ኣደባባይ ተውጽዎ እቶም ዩቱባት እውን ትኽክል ኣገበሩን ኣጣያይቖም😡
ናተይ እውን ሪኢቶ እያ መስጢራት ኣብ ዩቲብ ምብታን ጥቅሙ እንታይ እዩ::
ናይ ብሓቂ ጅግና ኢካ እንኳዕ ተረፍካልና❤
አታ ዙጅግና ሓግዝዎ እንዚኦም ዶ ይኽድዑ አሕሕሕሕሕ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ይህ ወጣት ጀግና ፣ ይህን ሁሉ ታሪክ ፣ ያሳለፈ አይመስልም ፣ ታሪኩን ፣ሲያወራ ፣ በፈገግታ ፣ ነው ፣ ትግራይ ፣በእነዚህ ፣ ልጆቾ ፣ ነው ፣ ታሪክ የሰራችው ፣ ምንግዜም የትግራይ ህዝብ ፣ ሲያከብራችሁ ፣ ይኖራል ፣ ( God bless you T.D.F
የሀ እንድያወራ እድሉ ስላገኘ እንጂ ብዙ ተኣምር እሚሰራው ጥላት ጋ ሲተናነቁ የነበሩት ስንት ጀግኖች ኣሉ መሰለክ ስንት ጀግና ሴቶች በሬ እምያክሉ የጥላት ሰራዊት ኣንጠልጥለው ይዘው እሚመጡ እንጂ የሀ ምን ሰራ ኣንድ ጥይት ሳይቶኩስ የወጣ
ትክክል
ዕዉት ትግራዋይ መንእሰይ ፡ብሩህ መጻኢለካ ፡ ኣምላኽ ዓቢ ይግበርካ !
ጅግና ወዲ ትግራይ ዓደይ
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ
ኣብ መጨረሻ ንዘቅረብካዬ ካብዙ ኩሉ ሓዊ ሓሊፍኩም እግዚኣብሔር ይመስገን ምባልካ ከየድነቅኩካ ኣይሓልፍን ንዚ ኩሉ ፅላል ዝከውን ፈጣሪ እዩ እሞ ብድጋሜ እግዚአብሔር ይመስገን ሰማእታትና ካዓ ኣብ ሕቅፎ ቅዱሳን የንብሮም❤❤❤
ሀደ ሚሊዮን ደቅ ድካ ትግራዋይ ስለዘወድኡ ዲካ "እግዚአብሔር ይመስገን" እትብሎ ዘለካ?😢ትግራዎት መህፈርቲታ ኢና😢
ደጊምካ ኣንብቦ እቱ ኮሜን ሐዚ እውን እግዚኣብሔር ይመስገን ጅግናና ስለዝተረፈNo ትግርኛ ሀደ So ሓደ መንነትካ ስለዝገለፅካለይ ግን ፅቡቅ ሓሳብ😅
@@abigyafthanegestlilay-dp2wd ንኢሽተይ መፅሀፍ አንብብ! ትግራዋይ ብዛአባ ጦርነት ጅግና ካብዝባሃል ብፍላይ ብቴኮኖሎጂ፣ ብህክምና ብካሎኦትን ጅግና ክባሃል እደሊ! እናትይና ብጦርነት አትሪፍና!? ሀደ ሚሊዮን ልላእሊ ደቅ ድካ ስለተወደኣ እናትይ አግኒና? መንዩ ተሃታታይ?
@@Bertsfa2727ብዝኮነ እግዚኣብሔር ይመስገን ኢሉ ኣሎ እቱ ጅግና ተጋዳላይ ከምኡ ብምባሉ ካዓ ክብሪ ይሃቦ ሐዚ እውን ብድጋሜ እግዚኣብሔር ይመስገን መንበባይ
❤❤❤❤❤❤ኣብ ዕብዩ ደረጃ ክትበፅሕ ተስፋ ኣለንይ መራሕይ ደማ ክትከውን እኻ ርግፀኛ እየ
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኩም መግለፂ ዝተስአኖም ጀጋኑና ❤❤❤
ጀጋኑና ባኣኹም ብቓልስኹም ኮሪዕና።❤❤❤
ጅግና ባዓላ ኣንደበት ትሕትና ሓቂ ክሎ ዝዓደሎ ❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ኣገላልጽኡ ዝገርም ተጋዳላይ ብሓደ ስለዝነበርና ኣገላልጽኡ ሓቅን ቅንዕናን ስለዘለዎ እዚ መንእሰይ ዕድመ ይሃቦ ታሪኽ ክፅሕፍ ዝደለየ ምንጪ ታሪኽ ዝኸውን ተጋዳላይ እዩ።
ናይ ብሓቂ ጅግና ተጋዳለይ
ጅግናን ፈሽካልን=--------ዓዲ አይገብርን
ጅግና መንእሰይ ባዓል ሕድሪ ፈጣሪ እንቃዕ ብሰላም ወፃእኻ ❤❤❤
ህዝባዊ ሰራዊት ትግራይ ዋሕስን ህላወን ህዝቢ ትግራይ
እግዚአብሔር ይመስገን።
ፍሽኽታን ፅንዓትን እዚ ጅግና ደጋጊምካ ሪኢኻ ዘይፅገብ እዩ
I used to watch that picture everyday for long time. Nice to see you here our beloved brother. Tdf mearey kulushab ablibey.
ክቡር ጅግና ወዲ ህዝቢ ካብ ዝኩሉ ሓዊ እንኳዕ ተረፍካ መፃኢኻ ናይ ሰላምን ራህዋን ይግበረልካ ዕድመን ጠዕናን ይሃብካ
Thank you for your service my hero. God bless you we love you.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰሌ ኮማንዶ ጀግና ወዲ ብዘት እንቋዕ ንኣያኻ ደብሪፅ ወዲ ብዘት ሒዝኻዮ ኣታኻ ሰሎሞ ጅግና ወዲ ብዘት ጀጋኑ
Very intersting Story. Thank you.
ደብሪፅ ጅግና ወዲ ህዝብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አቤት ታኣምር ኣየ ጅግንነት
Hdma ktbl dika😂
👍💛❤️💊💓🙏አበሰዬ ጀግነ ታማኝ ታገይ ትግራወይ ኑርልን እንኳን ደስአለክ አበሰዬረዥም እድሜይስጥ 💛❤️💓👍👌
ጅግና ሓወይ🥰🥰🥰🥰🥰
እንኳዕ ተረፍካ ጀግና ወዲ ህዝብ
ርጉዕ ጀግና ተጋዳላይ፤ ወዲ ህዝቢ
ፀሐይ ገጹ ጀግና እንኳዕ ተረፍካልና ዐብይ ኽብረት አለና ኽበሩልና ሳላዂም ቀኒዕና ንኸይድ አለና❤❤❤
ጀገና
እንካዕ ብህይወት ተረፍ ዝሓወይ
ማይ ደርሁ ዝበልካዮ ዕዳጋሕብረት ትበሃል
ሰሌ ጅግና❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ዛንታ እዩ
አረ ሚዲያታት ትግራይ መሓሩና ናብ ሚዲያ ዝቕርብን ዘይቐርብን መሚና ነቕርብ ንቶም ስዋኣት ጀጋኑና እኮ ደቖምን ስድርኦምን በሂወት አለው እዮም ነውርን ንቡርን ንፍለ እዙ ኹሉ ሚስጢር ምዝራብ ንምንታይ አድሊዩ😢😢😢😢 ብኽንደይ ኢና ክንሓርር ልብና ሰቢርኩምዎ ሚዲያታት ትግራይ ሓፊርና 💔💔💔💔
ኣታ ዝክባ የክባ ድዩ ዝበለ ንጉስ ኣባዲ ውዕሎኩም ሓያል እዩ ጀጋኑና❤❤❤❤❤❤
መዘክር ኣባዲ እዚ ሓሳዊ ዶ/ር ደብረፅዮን ዓጀብቱ ሒዙ ከይዱ ንስዩም መስፍን ንኣባይ ፅሃየ ንኣባይ ነብሱ ገዲፍዎም ከይዱ ብዘይ ዓጃቢ ኢሉ ዝሓሰወ እዚ ጅግና ተጋዳላይ ኣዋሪድዎ ሎማዓንቲ ❤❤❤❤
Kulom tegaruwani hesot becha way tigrway negneyo
እሞ ገዲፈምዎም ከምዝኸዱ እዩ ‘ኮ ዝምስክር ዘሎ።
ሰነፍ ትኽክል እንድ'ዩ እሞ መዘክር ገዲፍናዮም ኸይድና እኮ እዩ ዝብል ዘሎ 👆
Lbaeley gedifni keydu neyru yblekalo smaeyo
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውአት ✊✊✊ደስታ ግን ዝንጥል አቢልካ አይትፀውዕ ንዓኻውን አይፅቡቕን ዶር: ተጋ ዝብሃሉ አይትረስዕ
ጀግና ወድዞም ጀጋኑ:: ኣነ ግን ሓደ ነገር ዘይበርሃለይ:: ውዕሎ ተጋድሎ ምትናትን ግን ሕጂ እዋኑ ድዩ ኮይኑ? ጥቅሙ ኸ እባ እንታይ? ዩቱበራት ትግራይ ከመይ እንድሓሰብኩም ኢኹም እዋኑ ዘይሓለወ ሚስጥራት ቃልሲ ናብ ኣደባባይ ተውትጽዎ ዘለኩም?
ፀላኢ ካብዚ ንላዕሊ ይፈልጥ። ህዝብና ጥራሕ እዩ ዘይፈልጥ። ፀገም ዘለዎ ኣይኾነይ። ዝቅፅል ምዕራፍ ናይ ባዕሉ ሚስጢር እዩ ዝህልዎ ኣይትጨነቅ
እቲ ጸውታስ ኣንጭዋን ድሙን እዩ ኔሩ 😅😅@@efremgebremedhin-x4n
ናይ ብሓቂ ከምዚ ዓይነት ሚስጥር ክወጽእ የብሉን እቶም ዩቱባራት ንገዜብ ኢለም ኣይግድሸምን
ሓወይ ሰላም እንኳዕ ተረፍካ ካብ ዝኩሉ ማዓት ዝረደ ኣብህዝቢ 😢😢😢😢😢😢😢 እንተ ዞም ዉርዳታት መራሕቲ ደብረፅዮን ጎሳስ ጌይቻው ኣድጊ መራሕቲ ህዋሓት ተይጠፉን ህዝቢ ትግራይ ኣይቃስንን
ከምዚ ዝበለ ትሑት ለባም ኣንደበተ ርቱዕ ሰብ ማ 1000 ዓመት ይንበር
ዕድመን ጥዕናን 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ሰሌጅግና ካብኩሉ ኣዘድነኩዎ ዘሐለፎ ሂወት ታሪኽ ገሊ ብፍሽኽታን ብኣደበት ላዙ ብጣዓሚ ኣመሰጊነዮ ብሂወት እኳዕተረፍካ ብፃይ
Shaibya indihr zeytekeskum jigninet aymeslekumun iyu. Shaibya Samre ayatewen PP iyu neru
።
ደስ ብሃሊ
ዝገርም ጅግንነት💊💊💊
ቅድምኻትኹም ይግብርን እስኹም ማእንታይ ዘይገበርኹም ጅግንነት ሓልፉ❤❤ እንኳዕ ብህወት ተርፍኻ
ደብሪፅ ድሕሪ እቲ ኹሉ ህድማ እዩ ሕዚ ኣብ ኣዳራሽ ጅግና ዝኾነልና ዘሎ
ሽኮረይ እንኳዕ ተረፍካ ዝሓወይ
የቅንየልና ሰለሙን ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልካ!!!
ጂግናና ሓወይ እንከ፣ዕ ብሂወት ተረፍካ🎉🎉🎉
ጀጋኑና ብሂወት እንኳዕ ተረፍካ
Jegna tegadalay Solomon thank you
ጀጋኑ ተዋጊኦሞ ይስውኡ ደብሪፅ ድማ እናሀደመ ንወንበር ይጎዪ
ድገርም ዩ ናይ ደብርጭሲ ሙርኩስ ብኽልተ ኢዱ ተደጊፉ ይጉዓዝ ከምዘይ ነበረሲ 😢😢😢 እዝይ መጅላግ
Besru debrche kemewet nerwo cab eni jeganu leswu ci emaney do
መንእሰይ ትግራይ ❤❤❤❤❤
ብዝኮነ ተመስገን ፈጣሪ ምባልዩ ዘድልየኩም።ኩላዛ ፊልምኻ ተኸቢብና ሃዲምና ጥራይ እያ።ተሰካሚ ቅርሺ
ፈሪሕና ክኣ ኣለዋ 😂
@@Roots_11😂😂😂
@@Roots_11 ወድቱ ሰራቂ ማንካ ተረፍ ዓሳ 😁😁😁
ብፃይ እዚ ከሉ ፀገሞ እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ ግን ካሓተካ ብፃይ ዝኩሉ ረሲዖም ንሰልጣን ዝጋየይ ዘለወሰ ኣይገርምንዶ
Waw seleway mrti haw mrti seb🥰
የቀንየልና ጀግና ሀውና እንኻእ በሰላም መፃኻ ሻላኹም ካብ መከራን ፀበባን ትግራይና ህዝባ አውፂኢኽዋ 🙏🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕❤️💛❤️🤣
አረ ክክክክ
ኡነተኛ ዓጂቢ ሰራሒ ታራኽ
ታማ እዩ ናይ ህወሓት ነገር ንዝኩላ ረስዖሞ ንወንበር ክብሉ ህዝብ ያባልዑ ኣለዉ😢
ጀግና ትጋዳላይ❤❤❤❤❤❤
ሰሌ ጅግና
The legend !!!
ደስታ ሓውና እቲ ተኹሲ ደው ኢሉ እምበር እቲ ኲናት እኮ ደው አይበለን ከምዚ ዓይነት ዝርዝር ቃለ ምሕተት ክፀንሕ ያሓይሽ?
እንታይ ኽትደግሚ ተወሳኪ ሐደ ሚልዮን ደቂ ድካ ትግራይ በሀም ደንቆሮ ንሰላም ዘምሩ እስኪ
@ ክላ ጓሓፍ
ክብርንሞጎስ ንስወአትና
ጀጋኑና እ ደመን ጥዕና ይሃብም 💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤💛❤💛❤🇻🇳🇻🇳
ሓቀኛ ተቓላሳይ ነኽብር፣ተሓቢኦም ዝነበሩ ሓሳውቲ ይአክል ምባል ንልመድ!
Historical interview
እኒ ስዩም ኸ 😢😢እኒ ኣባይ ፀሃየ ዘይተመለስኩም😮😮😢
ደብርፅ ኣብዚ ትረፉ እሉ ብዘይ ዓጀብቲ ሓድጉዎም ከይዱ ፀላኢ ኣርክብዎም😢😢😢
ዶ/ር ደብረፅዮን ኣይበለን ደጊምካ ስምዓዮ ንሕና ክንከፕድ እሞ ተመሊስና ክንወስደኩም ኢልናዮም ኣባይ ነብሱ ኣይነ ስውር ስለዝኾነ ስለዚ እን ፃድቃን እውን ነይሮም እዮም እዩ ኢሉ
@@GsgsGsgsgaሓሳዊ ዝኮንካ ሰብ
Endi ezia btami eu zeteratr nni Syum naybehaki du tselai Kenilworth?nailing ngdefo!!
Mesdemem jegninet, hiji zeytesemamiU halefti yehizin🙏🏻 🌺
ፈጣሪ እንኳዕ ኣትረፈካ ጀግናና❤
ናይ ፍርሒ ነገር እባ
። 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Resah teref asa tigraway jegna eyu barya👽👽👽🤮
@@MisrakBirhane ከመይ ድዩ እቲ ጂግንነት ዓድካ ገዲፍካ ምህዳም ከማኩም ተረፍ ዓሳ ዝኮነ 'ኸ አሎድዩ ናይ የመን እባ አይንረስዕ ተመካሕካዩን ተለቃሕካዮን ለይቀርይ😂😂😂
ደብርጽንገታቸውን ግንታይ ኮይኖምተባኢሶምኣብዚ ስዓት አዚ ህዝቢ ትግራይ መራሕትይ የብሉን
Anbesayee🎉🎉🎉
ሀታቲ ናይ መሰፍን፡ ሰዩም ጉዳይ ከፍ
ሰሌ መርአያ ፅንዓት ተጋሩ
...ዝደለኹምዎ ተዛረቡ። ትግራይ ግና ኣደዳ ለያቡ ካድረታት ኾይና ኣላ። ለያቡ ዘየጥፍእ ጅግንነት ተጋሩ። መሕፈሪ ታሪኸ
ወለላይ አንታ ጅግና እዚኹሉ ከርተት ልመን እዩ ዋይ ልኾነ ኮይኑ እንኳዕ አይሞትካ ሓወይዋ
Am Eritrean supporter of President Isseyas We love tigy people. But there were group in TPLF enemy of Eritrea I have to admit that I give bigger credit to Tigray people whom deffend and protect your leaders And united in the time of crisis
ተወርጺጹለይ
welcome
ዓጃቢ ሚሽጥር አየውፅእን
Desta show with your gust well come
ጅግና ኣብ ትግራይ ብረት ሕዙ በረካ ዝሃድም ድዩ ኣዮካ ናይና 😂😂😂
😂😂😂😂
ወዲ ጥልያን ኣብኡ ዘይፈልጥ 0 class
ተጋሩዋኒ ምዕንቲ ነዞም ጀጋኑ ክትብሉ ንደብሪጽ ካብ ፖለቲካ ጡረታ አዉጽዎ ጀጋኑ ሐዚሎም የእቴሞ ሕጂ ድማ ዘይ ሐፍር ንስልጣን ይጓዬ አሎ ።አዴታት ትግራይ ብሰማይ ማሪያም ጽዮን ብምድሪ ደብረጺዮን ሐላዊና ኢለን ከብቅዓ ደቀን ሓላዊ ደብሪጽ ኮይኖም ሕጂ ንገዳም ይኺደልኩም እንቋዕ ካብ ብሱል ጥረ ኮንካ ተረፍካ ጦርነት ገጹ ትርሐቅ ሰብ እዩ ዝበልዕዝሐለፈ ዉሕጅ ይወሰዶ ሐሊፉ ሕጂ ሰላም የዉርደልና ፈጣሪ ንሰላም ንዘምር ካብ ሕሉፍኩም ተማሐሩ ።ጦርነት ባሕላዊ ጸወታ ከምዘይኮነ ፈሊጥኩማ አለኹም
@yodit ኤርትራን ሶማሌ ፋኖ የቱርክ ድሮን ዩናትድ ኤምረት ድሮን የቻይና ድሮን የኢራን ከተለያዩ ክልል ልዩ ሃይል የፌደራል አስገብተሽ ጨፍጭፍሽ ሰለ ትግራይ ተወላጆች ማን ይውረድ ማን ይቅር ውስጥ አያገባሽም። ፍትህ ገና ከእናንተ እንጠብቃለን። 🤫
ጀግና❤❤❤❤❤❤
ጽንጽዋይ። ዝኮነ ዕላል
እንኳዕ ተረፍካ ሰለሙን ጅግና ሓሙና❤❤❤❤❤
Hero
ደብርጭ ዋዓዕ 😢ዞምሓተይ
እሞ ጅግና ንብለካ ድዩ ምኹን ኣእምሮ
ምኹን አእምሮ ስባ ንስኻ
😢😢 እህ ዘም ኣሕዋትና😢
ዝገርም ጅግንነት! ዝገርም ዲሲፕሊን!!
ተጋሩ ነዚ ጅግና ሓግዝዎ/ኣተባብዕዎ!!
ጅግና ብፃይ ብጣዕሚ እየ ዝኾርዓልካ።
ኣብ ኵናት ደብረ ኣባይ ናይ ምግበይ ኣሃዱታት እናተዋግኣ ናብቶም ዝተኸበቡ ኣመራርሓ እንትንከይ ዝገጠመና ከቢድ ውግእ ይዝክር እየ።
ድሕሪኡ ውጉኣትና ተሸኪምና ንድሕሪት ንተከዘ ( ወሰን ዋሌድባ ) ተመሊስና።
ጅግና ተጋዳላይ ሰሎሞን እንኩዓ ብሂወት ተረፍካ እግዛቢሂር ይመስገን💚🙏💚
ስልየይ ሓወይ መተዓብተይ እንቃዕ ብሂወት ተረፍካ 🙏❤️❤️
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ❤❤❤❤❤🎉🎉ጀጋኑና ባኣኹም ኮረዕና
እግዚአብሔር ይመስገን
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብህወት ተረፍካ ክዉር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤ዘሕዝን ዝኩሉ መንከራ ሓልፎምስ ሕጂ ይባልዑ😢አምላከይ ይአክል በለና ንተጋደልትና ዝክሕስ የምፅአልና❤❤❤❤
በሳል ለባም ተኣማኒ ቃልካ ይምስክር
ጅግንነትኩም ጊዚያዊ መራሒ ትግራይ ኣባላሽዎ።
ናዓኻ ግን እድመን ጢዒናን ያሃብኻ።
ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኻ ፈዳይ ሕነ ኮሪዕና ብኣኹም💖❤️💛🙏
ኣነ ግን ደስ ዘይለኒ ነገር ኣሎ ንምንታይ እዩ እዚ ኹሉ ሚስጥራት ናብ ኣደባባይ ተውጽዎ እቶም ዩቱባት እውን ትኽክል ኣገበሩን ኣጣያይቖም😡
ናተይ እውን ሪኢቶ እያ መስጢራት ኣብ ዩቲብ ምብታን ጥቅሙ እንታይ እዩ::
ናይ ብሓቂ ጅግና ኢካ እንኳዕ ተረፍካልና❤
አታ ዙጅግና ሓግዝዎ እንዚኦም ዶ ይኽድዑ አሕሕሕሕሕ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ይህ ወጣት ጀግና ፣ ይህን ሁሉ ታሪክ ፣ ያሳለፈ አይመስልም ፣ ታሪኩን ፣ሲያወራ ፣ በፈገግታ ፣ ነው ፣ ትግራይ ፣በእነዚህ ፣ ልጆቾ ፣ ነው ፣ ታሪክ የሰራችው ፣ ምንግዜም የትግራይ ህዝብ ፣ ሲያከብራችሁ ፣ ይኖራል ፣ ( God bless you T.D.F
የሀ እንድያወራ እድሉ ስላገኘ እንጂ ብዙ ተኣምር እሚሰራው ጥላት ጋ ሲተናነቁ የነበሩት ስንት ጀግኖች ኣሉ መሰለክ ስንት ጀግና ሴቶች በሬ እምያክሉ የጥላት ሰራዊት ኣንጠልጥለው ይዘው እሚመጡ እንጂ የሀ ምን ሰራ ኣንድ ጥይት ሳይቶኩስ የወጣ
ትክክል
ዕዉት ትግራዋይ መንእሰይ ፡ብሩህ መጻኢለካ ፡ ኣምላኽ ዓቢ ይግበርካ !
ጅግና ወዲ ትግራይ ዓደይ
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ
ኣብ መጨረሻ ንዘቅረብካዬ ካብዙ ኩሉ ሓዊ ሓሊፍኩም እግዚኣብሔር
ይመስገን ምባልካ ከየድነቅኩካ ኣይሓልፍን ንዚ ኩሉ ፅላል ዝከውን ፈጣሪ እዩ እሞ ብድጋሜ እግዚአብሔር ይመስገን ሰማእታትና ካዓ ኣብ ሕቅፎ ቅዱሳን የንብሮም❤❤❤
ሀደ ሚሊዮን ደቅ ድካ ትግራዋይ ስለዘወድኡ ዲካ "እግዚአብሔር ይመስገን" እትብሎ ዘለካ?😢ትግራዎት መህፈርቲታ ኢና😢
ደጊምካ ኣንብቦ እቱ ኮሜን ሐዚ እውን እግዚኣብሔር ይመስገን ጅግናና ስለዝተረፈ
No ትግርኛ ሀደ So ሓደ መንነትካ ስለዝገለፅካለይ ግን ፅቡቅ ሓሳብ😅
@@abigyafthanegestlilay-dp2wd ንኢሽተይ መፅሀፍ አንብብ! ትግራዋይ ብዛአባ ጦርነት ጅግና ካብዝባሃል ብፍላይ ብቴኮኖሎጂ፣ ብህክምና ብካሎኦትን ጅግና ክባሃል እደሊ! እናትይና ብጦርነት አትሪፍና!? ሀደ ሚሊዮን ልላእሊ ደቅ ድካ ስለተወደኣ እናትይ አግኒና? መንዩ ተሃታታይ?
@@Bertsfa2727ብዝኮነ እግዚኣብሔር ይመስገን ኢሉ ኣሎ እቱ ጅግና ተጋዳላይ ከምኡ ብምባሉ ካዓ ክብሪ ይሃቦ ሐዚ እውን ብድጋሜ እግዚኣብሔር ይመስገን መንበባይ
❤❤❤❤❤❤ኣብ ዕብዩ ደረጃ ክትበፅሕ ተስፋ ኣለንይ መራሕይ ደማ ክትከውን እኻ ርግፀኛ እየ
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኩም መግለፂ ዝተስአኖም ጀጋኑና ❤❤❤
ጀጋኑና ባኣኹም ብቓልስኹም ኮሪዕና።
❤❤❤
ጅግና ባዓላ ኣንደበት ትሕትና ሓቂ ክሎ ዝዓደሎ ❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ኣገላልጽኡ ዝገርም ተጋዳላይ ብሓደ ስለዝነበርና ኣገላልጽኡ ሓቅን ቅንዕናን ስለዘለዎ እዚ መንእሰይ ዕድመ ይሃቦ ታሪኽ ክፅሕፍ ዝደለየ ምንጪ ታሪኽ ዝኸውን ተጋዳላይ እዩ።
ናይ ብሓቂ ጅግና ተጋዳለይ
ጅግናን ፈሽካልን=--------ዓዲ አይገብርን
ጅግና መንእሰይ ባዓል ሕድሪ ፈጣሪ እንቃዕ ብሰላም ወፃእኻ ❤❤❤
ህዝባዊ ሰራዊት ትግራይ ዋሕስን ህላወን ህዝቢ ትግራይ
እግዚአብሔር ይመስገን።
ፍሽኽታን ፅንዓትን እዚ ጅግና ደጋጊምካ ሪኢኻ ዘይፅገብ እዩ
I used to watch that picture everyday for long time. Nice to see you here our beloved brother. Tdf mearey kulushab ablibey.
ክቡር ጅግና ወዲ ህዝቢ ካብ ዝኩሉ ሓዊ እንኳዕ ተረፍካ መፃኢኻ ናይ ሰላምን ራህዋን ይግበረልካ ዕድመን ጠዕናን ይሃብካ
Thank you for your service my hero. God bless you we love you.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰሌ ኮማንዶ ጀግና ወዲ ብዘት እንቋዕ ንኣያኻ ደብሪፅ ወዲ ብዘት ሒዝኻዮ ኣታኻ ሰሎሞ ጅግና ወዲ ብዘት ጀጋኑ
Very intersting Story. Thank you.
ደብሪፅ ጅግና ወዲ ህዝብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አቤት ታኣምር ኣየ ጅግንነት
Hdma ktbl dika😂
👍💛❤️💊💓🙏አበሰዬ ጀግነ ታማኝ ታገይ ትግራወይ ኑርልን እንኳን ደስአለክ አበሰዬረዥም እድሜይስጥ 💛❤️💓👍👌
ጅግና ሓወይ🥰🥰🥰🥰🥰
እንኳዕ ተረፍካ ጀግና ወዲ ህዝብ
ርጉዕ ጀግና ተጋዳላይ፤ ወዲ ህዝቢ
ፀሐይ ገጹ ጀግና እንኳዕ ተረፍካልና ዐብይ ኽብረት አለና ኽበሩልና ሳላዂም ቀኒዕና ንኸይድ አለና❤❤❤
ጀገና
እንካዕ ብህይወት ተረፍ ዝሓወይ
ማይ ደርሁ ዝበልካዮ ዕዳጋሕብረት ትበሃል
ሰሌ ጅግና❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ዛንታ እዩ
አረ ሚዲያታት ትግራይ መሓሩና ናብ ሚዲያ ዝቕርብን ዘይቐርብን መሚና ነቕርብ ንቶም ስዋኣት ጀጋኑና እኮ ደቖምን ስድርኦምን በሂወት አለው እዮም ነውርን ንቡርን ንፍለ እዙ ኹሉ ሚስጢር ምዝራብ ንምንታይ አድሊዩ😢😢😢😢 ብኽንደይ ኢና ክንሓርር ልብና ሰቢርኩምዎ ሚዲያታት ትግራይ ሓፊርና 💔💔💔💔
ኣታ ዝክባ የክባ ድዩ ዝበለ ንጉስ ኣባዲ ውዕሎኩም ሓያል እዩ ጀጋኑና❤❤❤❤❤❤
መዘክር ኣባዲ እዚ ሓሳዊ ዶ/ር ደብረፅዮን ዓጀብቱ ሒዙ ከይዱ ንስዩም መስፍን ንኣባይ ፅሃየ ንኣባይ ነብሱ ገዲፍዎም ከይዱ ብዘይ ዓጃቢ ኢሉ ዝሓሰወ እዚ ጅግና ተጋዳላይ ኣዋሪድዎ ሎማዓንቲ ❤❤❤❤
Kulom tegaruwani hesot becha way tigrway negneyo
እሞ ገዲፈምዎም ከምዝኸዱ እዩ ‘ኮ ዝምስክር ዘሎ።
ሰነፍ ትኽክል እንድ'ዩ እሞ መዘክር ገዲፍናዮም ኸይድና እኮ እዩ ዝብል ዘሎ 👆
Lbaeley gedifni keydu neyru yblekalo smaeyo
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውአት ✊✊✊
ደስታ ግን ዝንጥል አቢልካ አይትፀውዕ ንዓኻውን አይፅቡቕን ዶር: ተጋ ዝብሃሉ አይትረስዕ
ጀግና ወድዞም ጀጋኑ:: ኣነ ግን ሓደ ነገር ዘይበርሃለይ:: ውዕሎ ተጋድሎ ምትናትን ግን ሕጂ እዋኑ ድዩ ኮይኑ? ጥቅሙ ኸ እባ እንታይ? ዩቱበራት ትግራይ ከመይ እንድሓሰብኩም ኢኹም እዋኑ ዘይሓለወ ሚስጥራት ቃልሲ ናብ ኣደባባይ ተውትጽዎ ዘለኩም?
ፀላኢ ካብዚ ንላዕሊ ይፈልጥ። ህዝብና ጥራሕ እዩ ዘይፈልጥ። ፀገም ዘለዎ ኣይኾነይ። ዝቅፅል ምዕራፍ ናይ ባዕሉ ሚስጢር እዩ ዝህልዎ ኣይትጨነቅ
እቲ ጸውታስ ኣንጭዋን ድሙን እዩ ኔሩ 😅😅@@efremgebremedhin-x4n
ናይ ብሓቂ ከምዚ ዓይነት ሚስጥር ክወጽእ የብሉን እቶም ዩቱባራት ንገዜብ ኢለም ኣይግድሸምን
ሓወይ ሰላም እንኳዕ ተረፍካ ካብ ዝኩሉ ማዓት ዝረደ ኣብህዝቢ 😢😢😢😢😢😢😢 እንተ ዞም ዉርዳታት መራሕቲ ደብረፅዮን ጎሳስ ጌይቻው ኣድጊ መራሕቲ ህዋሓት ተይጠፉን ህዝቢ ትግራይ ኣይቃስንን
ከምዚ ዝበለ ትሑት ለባም ኣንደበተ ርቱዕ ሰብ ማ 1000 ዓመት ይንበር
ዕድመን ጥዕናን 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ሰሌጅግና ካብኩሉ ኣዘድነኩዎ ዘሐለፎ ሂወት ታሪኽ ገሊ ብፍሽኽታን ብኣደበት ላዙ ብጣዓሚ ኣመሰጊነዮ ብሂወት እኳዕተረፍካ ብፃይ
Shaibya indihr zeytekeskum jigninet aymeslekumun iyu. Shaibya Samre ayatewen PP iyu neru
።
ደስ ብሃሊ
ዝገርም ጅግንነት💊💊💊
ቅድምኻትኹም ይግብርን እስኹም ማእንታይ ዘይገበርኹም ጅግንነት ሓልፉ❤❤ እንኳዕ ብህወት ተርፍኻ
ደብሪፅ ድሕሪ እቲ ኹሉ ህድማ እዩ ሕዚ ኣብ ኣዳራሽ ጅግና ዝኾነልና ዘሎ
ሽኮረይ እንኳዕ ተረፍካ ዝሓወይ
የቅንየልና ሰለሙን ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልካ!!!
ጂግናና ሓወይ እንከ፣ዕ ብሂወት ተረፍካ🎉🎉🎉
ጀጋኑና ብሂወት እንኳዕ ተረፍካ
Jegna tegadalay Solomon thank you
ጀጋኑ ተዋጊኦሞ ይስውኡ ደብሪፅ ድማ እናሀደመ ንወንበር ይጎዪ
ድገርም ዩ ናይ ደብርጭሲ ሙርኩስ ብኽልተ ኢዱ ተደጊፉ ይጉዓዝ ከምዘይ ነበረሲ 😢😢😢 እዝይ መጅላግ
Besru debrche kemewet nerwo cab eni jeganu leswu ci emaney do
መንእሰይ ትግራይ ❤❤❤❤❤
ብዝኮነ ተመስገን ፈጣሪ ምባልዩ ዘድልየኩም።ኩላዛ ፊልምኻ ተኸቢብና ሃዲምና ጥራይ እያ።ተሰካሚ ቅርሺ
ፈሪሕና ክኣ ኣለዋ 😂
@@Roots_11😂😂😂
@@Roots_11 ወድቱ ሰራቂ ማንካ ተረፍ ዓሳ 😁😁😁
ብፃይ እዚ ከሉ ፀገሞ እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ ግን ካሓተካ ብፃይ ዝኩሉ ረሲዖም ንሰልጣን ዝጋየይ ዘለወሰ ኣይገርምንዶ
Waw seleway mrti haw mrti seb🥰
የቀንየልና ጀግና ሀውና እንኻእ በሰላም መፃኻ ሻላኹም ካብ መከራን ፀበባን ትግራይና ህዝባ አውፂኢኽዋ 🙏🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕❤️💛❤️🤣
አረ ክክክክ
ኡነተኛ ዓጂቢ ሰራሒ ታራኽ
ታማ እዩ ናይ ህወሓት ነገር ንዝኩላ ረስዖሞ ንወንበር ክብሉ ህዝብ ያባልዑ ኣለዉ😢
ጀግና ትጋዳላይ❤❤❤❤❤❤
ሰሌ ጅግና
The legend !!!
ደስታ ሓውና እቲ ተኹሲ ደው ኢሉ እምበር እቲ ኲናት እኮ ደው አይበለን ከምዚ ዓይነት ዝርዝር ቃለ ምሕተት ክፀንሕ ያሓይሽ?
እንታይ ኽትደግሚ ተወሳኪ ሐደ ሚልዮን ደቂ ድካ ትግራይ በሀም ደንቆሮ ንሰላም ዘምሩ እስኪ
@ ክላ ጓሓፍ
ክብርንሞጎስ ንስወአትና
ጀጋኑና እ ደመን ጥዕና ይሃብም 💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤💛❤💛❤🇻🇳🇻🇳
ሓቀኛ ተቓላሳይ ነኽብር፣ተሓቢኦም ዝነበሩ ሓሳውቲ ይአክል ምባል ንልመድ!
Historical interview
እኒ ስዩም ኸ 😢😢እኒ ኣባይ ፀሃየ ዘይተመለስኩም😮😮😢
ደብርፅ ኣብዚ ትረፉ እሉ ብዘይ ዓጀብቲ ሓድጉዎም ከይዱ ፀላኢ ኣርክብዎም😢😢😢
ዶ/ር ደብረፅዮን ኣይበለን ደጊምካ ስምዓዮ ንሕና ክንከፕድ እሞ ተመሊስና ክንወስደኩም ኢልናዮም ኣባይ ነብሱ ኣይነ ስውር ስለዝኾነ ስለዚ እን ፃድቃን እውን ነይሮም እዮም እዩ ኢሉ
@@GsgsGsgsgaሓሳዊ ዝኮንካ ሰብ
Endi ezia btami eu zeteratr nni Syum naybehaki du tselai Kenilworth?nailing ngdefo!!
Mesdemem jegninet, hiji zeytesemamiU halefti yehizin🙏🏻 🌺
ፈጣሪ እንኳዕ ኣትረፈካ ጀግናና❤
ናይ ፍርሒ ነገር እባ
። 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Resah teref asa tigraway jegna eyu barya👽👽👽🤮
@@MisrakBirhane ከመይ ድዩ እቲ ጂግንነት ዓድካ ገዲፍካ ምህዳም ከማኩም ተረፍ ዓሳ ዝኮነ 'ኸ አሎድዩ ናይ የመን እባ አይንረስዕ ተመካሕካዩን ተለቃሕካዮን ለይቀርይ😂😂😂
ደብርጽን
ገታቸውን ግን
ታይ ኮይኖም
ተባኢሶም
ኣብዚ ስዓት አዚ
ህዝቢ ትግራይ መራሕትይ የብሉን
Anbesayee🎉🎉🎉
ሀታቲ ናይ መሰፍን፡ ሰዩም ጉዳይ ከ
ፍ
ሰሌ መርአያ ፅንዓት ተጋሩ
...ዝደለኹምዎ ተዛረቡ። ትግራይ ግና ኣደዳ ለያቡ ካድረታት ኾይና ኣላ። ለያቡ ዘየጥፍእ ጅግንነት ተጋሩ። መሕፈሪ ታሪኸ
ወለላይ አንታ ጅግና እዚኹሉ ከርተት ልመን እዩ ዋይ ልኾነ ኮይኑ እንኳዕ አይሞትካ ሓወይዋ
Am Eritrean supporter of President Isseyas
We love tigy people.
But there were group in TPLF enemy of Eritrea
I have to admit that I give bigger credit to Tigray people whom deffend and protect your leaders
And united in the time of crisis
ተወርጺጹለይ
welcome
ዓጃቢ ሚሽጥር አየውፅእን
Desta show with your gust well come
ጅግና ኣብ ትግራይ ብረት ሕዙ በረካ ዝሃድም ድዩ ኣዮካ ናይና 😂😂😂
😂😂😂😂
ወዲ ጥልያን ኣብኡ ዘይፈልጥ 0 class
ተጋሩዋኒ ምዕንቲ ነዞም ጀጋኑ ክትብሉ ንደብሪጽ ካብ ፖለቲካ ጡረታ አዉጽዎ ጀጋኑ ሐዚሎም የእቴሞ ሕጂ ድማ ዘይ ሐፍር ንስልጣን ይጓዬ አሎ ።
አዴታት ትግራይ ብሰማይ ማሪያም ጽዮን ብምድሪ ደብረጺዮን ሐላዊና ኢለን ከብቅዓ ደቀን ሓላዊ ደብሪጽ ኮይኖም ሕጂ ንገዳም ይኺደልኩም
እንቋዕ ካብ ብሱል ጥረ ኮንካ ተረፍካ
ጦርነት ገጹ ትርሐቅ ሰብ እዩ ዝበልዕ
ዝሐለፈ ዉሕጅ ይወሰዶ ሐሊፉ ሕጂ ሰላም የዉርደልና ፈጣሪ ንሰላም ንዘምር ካብ ሕሉፍኩም ተማሐሩ ።
ጦርነት ባሕላዊ ጸወታ ከምዘይኮነ ፈሊጥኩማ አለኹም