ቃለ መሕተት // ኢንጅነር ተስፋይ ኪሮስ ኣባይ // ሕቡእ ቤት ማእሰርቲ ትግራይ!

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 14 дек 2024

Комментарии • 24

  • @TrueTyp
    @TrueTyp 8 часов назад +6

    ተጋሩ እዚ ሚዲያ ሓቀኛ ሚዲያ እዪ ጎፈንድሚ ኸፊትና ንሓግዞ

  • @AmenWendy-q8l
    @AmenWendy-q8l 9 часов назад +2

    Stand together ray

  • @Weldeslasienegashgesese
    @Weldeslasienegashgesese 8 часов назад +3

    ናይ ትግራይ ችግር ዉልቀ ጀኔራላት ናይ ህወሐት ደገፍቲ እዮም።

  • @HiwetBekele
    @HiwetBekele 8 часов назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ምርጥጨሚዲያ

  • @-vr8un
    @-vr8un 8 часов назад +2

    አደመ ናይ 27 ዓመት ስራሑ ኢዩ

  • @yirgahayelom6628
    @yirgahayelom6628 8 часов назад +1

    ናብ በረኻ ምልኣኹ ፅቡቕ ኣይነበረን።

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p 8 часов назад +1

    ሰነምግባር የብሎሙን ናይሕዋሓት ባሮት እዮም ልዚኦምስ ህዝቢይ ትግራይ ንባዓሉ ሓዲጉ ነኦም ይምግብ ነሩ ሰበርቲ ኢድ

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj 9 часов назад +3

    ኣይ ራያ ስለ ዲቀለበ ኢዝኾይኑ ሞያኡ ቂም ኢዩ ❤❤❤❤

  • @gherHaftamu
    @gherHaftamu 8 часов назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p 8 часов назад +2

    ንምንታይ ይድገፉ ግዜዊ መገስቲ እንድሕር ለይሕልዎለም ንዚኦም በስቸኳይ ክዎፁ ግዜዊይ መግስትፐክሰርሕ አለዎ

    • @Nnnwwwddd-pj4jj
      @Nnnwwwddd-pj4jj Час назад

      ኣብ ኢትዮዽያ ዘሎ ትግራዋይ ንህዋሓት ንምንታይ ይድግፍ እንድሕር ለይሕልዎ ይብሃል ዶ ይኸውን

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f 8 часов назад +2

    አዚ ምውቃዕ ቀሊል አይኮነይ ቅድም እንትብልኮ ካብ ምሁር ራያ አጣል ዓድዋ ይኸሻ ይብሉ ነይሮም'ዮም ስለዚ ወዲራያ ፈላጥን ትዕግስተኛ ስለዝኾነ እሽሽ ኢሉዎ ነይሩ ከዚግና ዓይኑ አፍጢጡ መፂኡ አያም በል ራያታይ።

  • @debebekebebe7932
    @debebekebebe7932 8 часов назад +1

    what does it mean 'kasha raya ' betam yasazinal be getachew mikniyat rayan mesadeb

  • @Cgvcgg-q8y
    @Cgvcgg-q8y 7 часов назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbboWennbber
    @AbboWennbber 9 часов назад +3

    ተጋሩ ኣብ ትግራይ ናይ ሻዕብያ ወታደራት ካብ ዝገበርዎ ዘይናኣዓስ ግፍዒ ሓለፋቲ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ተንቤን፣ሽረን ራያ ብተደጋጋሚን ብዝሓዝን መልክዑ ግፍዒ ቀፂሉ ኣሎ ሕዝብ ትግራይ ንቃሕ ታይ ዝገበረ pp ዕዩ ወገነይ ብትብሎ ዝበፅሕ ግፍዒ ይሓምም!

  • @habtetesfaye-p1s
    @habtetesfaye-p1s 2 часа назад

    ፖሊስ እንታይ ይሰርሕ አሎ? እዚኦም አብትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ኸአትው አለዎም።

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 2 часа назад

    ባህላዊ ጀነራል አይበሃልን።
    ባህሊ ናይ ህዝቢ ትግራይ እሴት እዩ።
    እዞም ጀነራላት ድማ ብጭቡጥ አብ ዓላም ኣቀፍ ግዳጅ ብቅዓቶም ዘረጋገፁ ምኻኖም እናተፈለጠ ልውልቀ ሰባት ክበሃል ብጅምላ ሽም ምጥፋእ ልማምን ኣይጠቅምንን።
    ልቢ ግዝዑ ፀገም ዘለዎ መራሒ ልበይኑ ሽም ፀሪሕኩም ውቀሱ።
    ነውርን ንውርን ፍለዩ። ሓቅን ኣብ መሬት ዘሎ ነገር እየ ዝነግረኩም ዘለኩ ኣይጠቅምን ውርደት እዩ ልኩላትና ዘምፀኣልና።

  • @love3434ty
    @love3434ty 8 часов назад

    Weshetam

  • @asmelashfishayesenbetay719
    @asmelashfishayesenbetay719 3 часа назад

    ደጋፊ ሸፋቱ ዳኣሞ ኢንታይ ክጽበ!?
    ኣንጻርር ምዕራብ ደቂ ዓጋመ ጺሊኢኢ ዚጉስ ዚነብረዩ።
    መልሓሱ ዩኣክብብ
    በዓል ለይኻይ እንታይ ኣፍሊጥዎዩ ብዛዕባ ፖሊትካኸ
    ንምዕራብ ትግራይ ኮነ ዝኮነ ዓጋመ ዚትኪፍፍ ኢርትራውያን ኣይንጻወሮን ኢና

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 8 часов назад

    Abyi 666 no

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 3 часа назад

    666 debios abyi weshtam