"መካረዪ ተካርዩ እዩ ዘካሪ ንዘልኣለም የለን ነባሪ!!" - መምህር ሙሉ
HTML-код
- Опубликовано: 9 фев 2025
- ነባሪት ከተማ ዓድዋ ዝኾና ኣደይ ኪዳን ወልዱ " ኣቦይ እነይ ብቆልዓይ ስኢነ በይነይ ብፅፍረይ ዓብየ" ይብላ። ከም ሃገረን ንቡር ፈቲነን ዝወለደኦም ክልተ መናእሰይ ደቀን ዓርሶም ክኢሎም ንዐአን ከዕርፍወን እናተገበኦም ብሰንኪ ዘጋጠሞም ስነኣእምሮኣዊ ፀገም ትንፋሰን ክሳብ እትሞልቕ ይወቕዑወን። ከም ልማድና ፀገመን ተረዲእና ኣይዞኽን ንበለን።
ኣየ ዓለም ክንደይ ኢኪ ተሸኪምኪ እፍፍፍፍ😭😭😭😭ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተየ ኣደየ ኣካእሎ ይሃብክን🤲🤲🤲🤲🤲
መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ዋይ ኣነ ኣደ ወላዲት ትረኽቦ
ምሕረት የውርድ ። እንታይ ኢዩኸ ገዛ ኣይነካርይን ኢልካ ዘረባ።
ዝምካሕ ብእግዚኣብሔር ይመካሕ። ነዚ ጽባሕ ገዲፍናዮ ንኸይድ ጋዕ ገልጠም
ብህይወት እናሃለና ጽድቂ ዘየንትርፈሉ ። ጥራይ ኢድና ናብዛ ዓለም መጺና ጥራሕ ኢድና ኪኣ ናብታ ዝተፈጠርናል ሓመድ ክናኣቱ ኢና
ስለዝስ ዓይነልቦናና ነብርሃዮ ። ጨካናት ኣይንኹን። እዘን ወላዲት ምስ ሰብ ኣብዓለም እናነበራ ሰብ ከምዘየሎ
ንበይነን ክጽገማ ዘይምሱል ክመስላ ሃየንታ ኣለዎ። መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ኣኽ ኣታ መንሞ ክሰምዕ 😢
ዋይ የሕዋተይ ጽቡቃት ማርያም ኣኽሱም ትምሓርኩም
እፍፍፍፍፍፍፍፍ አዶ እትረክቦ ፀገም ቡዙሕ እዩ ። እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎም
Amen amen amen amen amen amen 👍👍
እፋፋፋፋ አዶ እትረክቦ ፀገም ቡዙሕ እዩ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎም😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ኡፍፍፍፍ ክፅሕፍ ንባዕሉ ኣይክኣልኩን ምስጋነአን እኳ ይኣክል በዛ ንእሽተይ ቅርሺ ክንድዚ ዝተሓጎሳ ኩልና በብዓቅምና ተንረድአን ድማ ክንደየናይ ዝኣክል ሕጉስቲ ኮይነን ከምዝነብራ ክሓስቦ ከለኩ ንብዓተይ ሲዒሩኒ እና የሕዋተየ ብሂወት ናሃለዋ ንሓግዘን በብዓቅምና
መምህረይ እንኳዕ ብስላም መፃካ!እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎም
አየ እታ አዶ የዋህ ኩሉ ትክእሎ
አቱም ለገስቲ አሕዋትና ክፍእ እአይትርከቡ!
ማማ ማዓረይ ከተዕሪፊ ዝግባኣኪ ሎሚ ኣብ ጽርየት ክትዋፈሪ ሃየንታ እዩ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ኣጆኺ
ኣይዞክን አደይ መዓረይ እግዚአብሄር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም የሕዋተይ መዓረይ
ብሓቂ መምህር ሙሉ ሓውና ዓለም ገዛክራይ እዩ ኣይመስለናን
እውይይይ😢😢😢ኣደዋይ ማዓረይ ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም ኣምላክ😢😢😢😢
መምህር ሙሉየይ እቲይ ሰናይ ሰራሕ ደክሚኒ ርሕቅኒ ዓቆብኒ ቆልቁሊኒ ከይ በልካ ኩሉ ግዜ ሸልቲኒ ከይበልካ ትገብሮ ግብሪ ብኣምላክ ርከቦ መምህር ሙሉየይ ብደቅካ ተሓጎስ ንእሕዋትና ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም ኣምላክ
ምሕረት የውርድ ፈጣሪ
መምህር ሙሉ እዝግሄር ይሃብኳ ሐውኳ ካብ ኣስመራ
Amen amen amen amen amen amen 👍👍👍👍👍👍
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ሙሉዋይ እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የውድሎም ኣይዞክን ማማየ 😢😢😢
እፍፍፍፍፍ ኣደዋይ ማዓርይ ኣይዛክን ኣምላክ ንቶም ኣሕዋትና ምሕረት ይልኣከሎም መምህር መሉ ድማ መሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ
ኣየ ኣዶ ትኽእል እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም ንዞም ኣሕዋትና
መምህረይ ዕድሜ ማቶሳላ ፅድቂ ላሊበላ ይሃብኻ ፈጣር ኣምላክ!!!
ካብ 7ተ ትውልድኻ ክፉእ ኣይሕለፍኻ ሙለረይ ሓበን ትግራይ!!! ንዓኻ ሕዝና ኩርዓት ኢና
ኣቱም ለገስቲ ወገናትና ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዘውፃእኽሞ 2ተ ዕፅፍ ይተክአልኹ።
✍️👉ኣቱም ገዛ እተካርዩ ድማ ዓለም ገዛ ክራይ ምኻና ፈልጥና ፅቡቅ ስራሕ ምስራሕ ንፍቶው!!! ✍️ቃል እግዚአብሔር ከም ዝነግረና ኣብ ሰማይ ሃፍቲ ኣክቡ ፣ነቀዝ ዘይረኽቦ ፣ናይ ዘልአለማዊ ሂይወት ትረክቡ ፣ንዝፀገሞምን ንዝዓረቁን ፣ንዝተሸገሩን እንተ ሂብኹም (እንተ ሓግዝኹም) ኣነ ውን መንግስት ኣምላክ ካዛጋጅየልኹም እየ ይብለና እቲ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክና።
✍️እስመ ኣልቦ ነገር ዘይስኣኖ ለእግዚአብሔር ኣምላክ።
ኡፍፍፍፍፍ ኣደዋይ መዓረይ ኣይዞክን ኣምላክ ንቶም ኣሕዋትና ምሕረት ይልኣከሎም መምህር ሙሉ ድማ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
ምሕረት የውርደሎም እፉፉፉ ኣየ ኣዶ ትረኮቦ😢😭
እውይይይ 😭😭ኣዶ😭😭😭 ዝትረክቦ😭😭 ኡፉፉፉፉፉ😭 😭😭😭መሕዘኒ😭😭😭😭
እፍፍፍ ማማየ አጀኹ የሕዋተይ ምሕረት የውርደልኩም 😭😭
ምሕረት የውርደሎም ኣይ እህ ወላዲት ትረክቦ እዚኦም ዝመስሉ መናእሰይስ ስቃይ
ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ እግዚኣቢሔር ኣምላክ 👏👏👏
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
እቃዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ ረቢ ሙሉእጥዕና የውርደሎም
መምህር ሙሉ ሓወይ ፈጥር ኤድምን ጥዕናን የሓብካ ዘሓወይ ምዓረይ 💕💕💕💞💗💓💯 ኣጆኽን ማማ 😭😭😭😭 ህዝብና ለውሃ አዩ
Amen amen amen amen amen amen 👍👍👍👍👍👍
አይዛኪ ኣዴይ ማዕርይ የወንቅእሽት ቅዱስ ገብርኤል ይፈውስሞ
መምህር ሙሉ ሓወይ አንካዕ በስላም መፅእካ
ሃብታማት ተጋሩ ኣበይ ኣልኹም ዕድመ ንተጋሩ ኣብ ስደት ዘለው ኣጆኽን ክሕጉዝኽን ኢዮም መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 26 ዓመት ጃህራጥራሕ
መምህር ብጥሚ ብትገብሮ ዘለካ ሰናይ ተግባራት ኢዩ እሞ ኣጆካ በርትዕ
አየ አዶ መን ከማክ ፀዋርት ካእልት ዘላለም ንበሪ😭😭😭😭😭😭
እግዚአብሔር ጤናቹ መልሶ ለእናታቹ ለማገዝ ያብቃቹ አየ እናት
መ/ር ሙሉ መግለፂ ሲኢነልካ
Eay hahwatey zelaikum egzabhir amlak mehretu yleakelkum🙏🇪🇷
ሰላም አምላካ ምሳካ ይኩን ሓወይ ናተይ ዕደመን ጥዕናን ይሃባካ እግዚአብሔር አምላካ ፀጋ አብ ልዕል ፀጋ ይሃባካ ፈጣሪ ዝያዳይይይይ
አጀኪ አደዋይ ኩሉ ክሐልፍ እዩ አይይይ እዛ ዓለም እዚአስ አዶዶ እዚ ትረክብዋ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሐበን ትግራይና 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
MEMhr mulu Fetari msaka ykun nberelna Away Alem bftene ztekekebet Aya😭😭😭😭😭😭😭💔😭😭💔💔💔💔💔💔💔
ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም
እፍፍፍፍፍፍ እግዚአብሔር ምሕረት የውረደልኩም አሕዋተይ
መምህር ሙሉእ፡ ስለቲ ትሓስቦ ጽቡቅ ሓሳብ ኣምላኽ ንኣኻን ንቤትካን ጽቡቅ ይግበረልኩም
እዋይ ውርደት ወያነ ብቢራን ዊስኪን ጮማን ከጋይጹ እንዳዋዓሉ ማማ ማዓረይ ሕማቅ ኣይትሕሰቢ ኢድመ ንተጋሩ ኣብ ስደት ዘለው ብቲ ኩቡር መምሕር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ክተሓጋገዘኪ ኢዩ
መምህር ሙሉ ረጅም እድሜ ጤና ከነ መላው ቤተሰብ ይስጥህ ግን ሁላቹ እያያችሁ ላይክ እያደረጋቹ ውጡ
ውይይ እግዚአብሄር ኣምላክ ምሕረቱ ያውርደሎም መፅወዪ ይሃብኹም ኣሕዋተይ 😢😢😢😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥💔💔💔💔💔💔💔
Oh, god bless you and your family 🙏😍
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም
😢😢ክንደይ ፀገም እዩ ወሪዱና ዘሎ
Egziabher Amlak bereketkum yekaflena ahwatey... Egziabher Amlak mhret yewdelkum ahwatey 🙏
ዋይ ህዝበይ 😭😭😭 ማማይ እግዚአብሄር ይሓግዝክን አምላኬ ሆይ የኢትዮጵያ ትንሳኤ ኣርኤና 🙏🙏🙏
ውይ እዛ እይኖ ኽንደይ ትኽእል ውይ ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ምህረቱ ይላኣኸሎም መምህር ሙሉ ቃላት የገልፀካይ ብቻ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብኻያ
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ዓሕሕ ማማይ ኣይዞኩን ኣብ ጉንኩን ኣለና
ብድኽኣልናዮ ዓቕሚ ንሕግዝ ዝደለና ኣካውንት ናመምህር ሙሉ ትፈልጡ ስልክ ደውለ ስራሕ በዝሕዎ ይኡ መስል መምህር ሙሉ
ናይ ሙሉ ኣካውንት እዚ ዝስዕብ እዩ።
ሙሉ ሃይለስላሴ
ኣካውንት፡ 1000011869258
ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ
ኣየ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ኣኼባ ጣራሕ ጥጥዕሙ ትዛረብ ተግባር ኣልባ ምስኪን ህዝቢ ትግራይ እቲ ርህሩህ ኸኣ ክብዱ ክም ክብዱ ኣዮኻ ናይና ይብለካ ኣይ ኣንታ ውፁዕ ህዝቢ ምዓዝ ኮን ኢዩ ዝሓልፈልካ
Please don’t give up for your and people right standing
@@frehaile6298 you can wright in tigergina ok
ኤህ ኣደዋይ ማዓረይ ኣይጀክን መምህረይ ለምለም ርገፅ
Memher mulye Edemen Tinan yihabeka nidekina mehiret yewerdelkum Fetari atum zelegeskum abizihu yibarekum amen Amen Amen geberti senye hagezekum ayfelyoum
EGEZABEHR
yahagezekum Ahewatey
Amlak yredaeken adey maery
❤❤❤❤❤❤😢😢
Ayee eno trekbo esti amlak ydreselki ajokn mamaye nzhamemu ka amlak mhret yewurdelom memhrey Edmen tenan yhabka mearey
እፍፍፍፍ ኣዶ ትረክቦ ኣቱም ዲስ ላይክ እትገብሩ ሰባት ጥዑያት ዲኩም ወይስ እንታይ እዩ ዲስ ላይክ ዘግብር ሪኢኩም እሪ ልቢ ንግበር መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እሕዋተይ እውን ምሉእ ምሕረት የውርደልኩም
God bless you 🙇♂️🙇♂️
አደዋይ ማዓረይ ጎይታተይ አይ አደ ትረክቦ መን ይክኣሉ ጎይታተይ😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣዞኪይ ኣዶዋይ ኣብ ጎኑኪይ ኣለና 😢😢
ኣጆኩን ኣድይ ማዓርይ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎንኩን ኣሎ
🙏💖💝😢
Adey marey ajoki
Yahwaty amlak Mehta yawred
😢😢😢
❤❤❤❤
ማዓዝ እዩ ህዝብና ዝቅየር ሕማም እኮ አይግዛአን እዩ አደዋይ ማዓረይ አጆኪ ገዛ አይናከርይን እንታይ ማለት እዩ ፈሊጦም ድዮም ሐሚሞም በጀኹም ገዛ አከራይቲ ግደፉ ሑሙም አይናካራይን አይትበሉ ገገዛኹም ከአትዉ እዩ መምህር ሙለይ ሳላኻ ህዝቢ ትግራይ ይቅየር አሎ ተመሰገን ነመስግነካ
God bless 👏 👏 👏 👏
አጅካ አድዋይ ዓለመይ ህዘብ ትግራይ አብ ጎነከን እዬ አለና
Adey marey 😥😥😥😥😥😥😥 mhret yewrdelkum
Aufffffffff mamaye uffffffff 😭😭😭😭
Ajoki adey halal Egzabiher alo ab gonki
eway amlak yhagzkum
ezgabiher amlak naka edmen tenan ymneyelka nezen ade ahwatna ka btami nay amlak hayli alewen amlak ayfeleyekn salaka ab tsibuk kbetsiha eyen🙏🙏🙏
fetari edmi tena tahabekn
Abayku ety kulu zekel egzabiher amilak mihret yerdelku kab eritera
😢😢😢😢😢😭😭
መምህር ሙሉ ብከመይ ክንረክቦ ንክእል
Kefue seytan eway ab adena sur lesedede srytan alo beyzakum memher germa rekebuwom
Memhery edmen tenan habka amlak agoka ketelo amlak hagezka
😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭😭
Mihret yewridelom fetari
Adeway mearey ajokun ab gonkn alena gena wesikn hgus ktbla ekn nahwatna kaltifu mhretu ylakelom memhrey edmen tenan yhabka😍😍😍😍
😭😭😭😭😭😭😭😭😭 EHHHHHH NATNA HAGER EZI EYU NABRANA ENTAY EYU ZGBERO WAY WELADE TREKBO
Nados kndzi ado rahrah
አይ አዶ ኹሉ ኻኣሊት አቱም ሰብ ሃፍቲ ዘይትሕግዝዋ እንታይ አለዎ አብ ሰማይ ክትረኽብዎ ኢኹም መምህረይ ዝተፈላለየ ጉድ ክትርኢ አዚዙካ አብ ደቅኻ ክትረኽቦ ኢይኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አዴና የብራሃልኪ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ጌታ ሕዝቢ ትግራይ ለዋህ እዩ መምህር ሙሉ ሒዝኪ አይተሓፍርን መፍትሒ ክትረኽቢ ኢይኺ
Amen amen amen amen amen amen btkkl🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍
ውይይይይይይይ እነዋይ መዓረይ ፀላኢኺ ይፀገም ህወሓት ለማኒት ንህዝባ ዘይቶኾን
Mehret yewtdlkum yehwtey
memhr mulu brktbl tahagos egzabher xegui yebzahalka,nehwatna kaa mhret yewrdelom ,
Eway meskineyti meAnta kebdka tibelie 😢
Ahhh ado tirekibo kulu tsewar mihret yewrdelom
Aedey meaerey fetari aekaelo yhabkn edmen tenan yhabkn hji eskin terfalu giza eyu nru
😭😭😭, eway hesume terite, eway weladit zrkbkyo nabra mekabre entay nabra alwen, nay seb entekoinu idkum yesbero fetari beamalk tekoini dema yeakle yeblen
Selam selam m mulue kemey wielkum kemey alekum telefonka ba xehafeley
አይይ አረ ንቁልዕቶም ናብ ፀበል ውስድዎም😢
eway xebkat nay kufue (fwese )Deyu Bezehu ??🙏🏼💙💕👋🗝🏠🌝🌻🌻🧸🧸🌽😭😭🌝🌝🌝🌝🌝🌝🌝🌝
Aiken adeway
Egziabher Amlak mulue tiena yhabom nzhamemu yehwatna
Ndena Amlak misakum ykun
እዋይ ተካል ወላዲ ዝረክቦ ብሰንኪ ምሕደራ ሰብ ኽጭነቅ ነዚ ዘየማሕድሩ ኣብ ወንበር ኮፍ ኢሎሞ ኣለዉ
Yes , none stop this happened
ኣየ ወላድ ትፍእ ተብለኒ ማማዋይ ኣጆኽን ኩሉ ክሓልፍ እዩ
memhir mulu hawey how about taking them to fremeniatos meklle
I think they don't accept may be due to their limited accommodation capacity, as many people told us..