Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
#mardaentertainment ሲቲኮም /Xedefdef / ጸደፍደፍ by Dawit Eyob 3 ክፋል ናባኹም ነብላ 💕#like #share #subscribe #comment
ክብረት ዘይብልኩም ረሰሓት ብስስዐ ዝዓወሩ ዋና ቻነል ምስቲ ቀደም ዝሞተ ዳዊት ኢዮብ ግዜኩም ተጸበዩ እዛ ቻነል ሪፖርት ጌርና ኣለና ምስ ተዓጽወት የራክበና
ሓደ ኣርቲስት ነቲ ኣብ ማእከል ማሕበረሰብ ንዘሎ ሓቀኛ ኣካይዳ ብመልኽዕ ድራማ ምቕራቡ ጌጋ የብሉን። ኣሕዋተይ ኣብ ፈቀዶ ቤት ፍርድን፡ ሕጋዊ ቦታታትን ንሰምዖን ንርእዮን ኣበይ ኢና ከነእትዎ ሰባት ካብ ሰብኣዊነት ንላዕሊ ገንዘብ ዘምለኽናሉ ዘመን ዘይኮንናን ዘለና ስለምንታይ ኢኹም ዘይተስተውዕሉ!!!!!!!!!!! ዳዊት ገንዘብ ደልዩ ሰርሐ በልና እቶም ነዚ ንሱ ብድራማ መልኽዕ ዝገልጾም ዘሎ ሕልና ዘይብሎም ሰባት ኸ እንታይ ኢና ክንብሎም ? መልሲ ናባኹም!!!! ዘመን ከፊኡ ንብል ዘመን ድኣ እንታይ በዲሉ ዝኸፋእና ንሕና ደቂ ሰባት ኢና። ሓወይ ሓፍተይ ተሪፉ ኩሉ መንፈሳዊ ይኹን ዘይመንፈሳዊ ሰብ ግዙዕ ናይ ገንዘብ ዘይኮነን ኮይኑ?
እሱስ ሓቅካ ኣብዛ ሓፃር ዕምርና ክደይ ሪእና ኢና
ሽማና ተዋህዶ ግብርና ግን ባዶ😢😢😢ካብ ሃይማኖትና ረብሓ ንፍስና ዝዓቤና ወለዶሃይማኖትና እንተነቀድም ግን እዚ ኩሉ መከራ ኣይምረኸበናን።ብሃገርና ቀሊዱ እንተዝኸውን ግን ቀደም report ዶ ገለ ምበልና ይሕዝን😢😢😢
መርሓባ ደቂ ኤረይ ኡንካዓ ብሰላም መጻኩም❤❤🇪🇷🇪🇷
ንህዝቢ ንማሕበረ ሰብ ንባህሊ ክብረት ዝኸልእ ስራሕ፡ ስሰዐ መቸም እንድዒ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣየ በርሀ ሙሽምሽ ብትክክለኛ ህወትካውን ከምዚ እካ ትመስለኒ😂😂😂
❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
Dawit elalika kulu awyat tray koynu lomis amena aselchikani
🐪🇪🇷✊❤❤❤
❤❤😍 ❤❤
❤❤❤❤👊🏼
🤘🤘🤘👍
Sete
ሃብቲ ኣቡኡ ሲ ክዕብዶ እዩ ዝደሊ😂😂😂😂
ባኮ በሩሕ ድዩ ኮይኑ ኩሉ ግዚ ጨርቂ ቆቢዕ ዝገብር
Welcome to
Nmntay eka bgizenan ayninan titsawet deleka dawit erefti wised Emo kanzi hatew ketew tihztokan hmak tserfikan tearimka mtsae akifieka 😢
ዓገብ እንዳ ተባህለ ስቅ ኢሉ ይቅዕል? ይቅሬታ ከማን ኣይሓትትን? ወይ ጸደፍደፍ.
Abet dfret ageb ageb ageb bhaymanot xewta yelen eza chanel ktexo alewa newri eu ezi😢😢😢😢😢😢😢
Dawit asli😂
ናብ ካልሲ እቶ😂
ካብ ዝጸመመስ እናሰምዐ ዝጸመመ ይገድድ ዓገብ ኢልና ግደፉ ኢልና ኣቢኹም ንእግዚሃቢሄር ከም ዘሽካዕለልኩም ጥራይ ፍለጡ
Entay eaynet film eu ze wala 1 fre dybelo qolotetqo mselchew kbur derassi nseb zmherin zechkin da amxie ember kab haki zrehaqe drama hezka aytemxana plsssssssss
Dawit fesawi kexlo
😂😂😂ፀርፊ ድዩ ናእዳ
ክንፈ ወድኡወን 😂😂😂
😢😢😢😢😢😂
Is it just me but then girls be getting on my nerves in the Ads!
ክብረት ኣልቦ ዋና ቻነል ምስቲ ብስስዐ ዝዓወረ ዳዊት ንምንታይ ኢኩም ሪኢቶ ህዝቢ ዘይትቅበሉ ያላ ኩላትኩም ሪፖርት ንግበር
Hakika eka ane keman hasibela nere gn rieto tekebilom eta video keman yelan aliyoma eta nay church 💒❤
@isate xbuk aleka kubur hawi reito hizbe kesma alewo bhalay eye gen yekrita hatitom aliyoma alewu neta nay newat betkrstiyan💒 zlewa video, nkexaliy gen xbuk serah kesrhu ntebabayom bhalay eye
@@yohanneshadush1503 xbuk aleka kubur haw aliyoma alewu
@@yohanneshadush1503 ታንክስ ብሮ ስለ ሓበሬታ ዝሃብካኒ እዛ ስራሕ ግን ጨው የብላን ንምንታይ ይቅጽላ ኣሎ ፍጹም ትርጉም የብላን
@@erimesobkulu3209 ታንክስ ብሮ ስራሕ ግን ግዕዝይቲ ኢያ ዝኮነ ትርጉም ሲኢነላ
ዘረባ ህዝቢ ዘይምስምዓ ናብ ቻንል ምዕጻው ገጻ ትኽይድ ኣላ ሸር ገይሪና ከይትዓጸወት ደጊማ ከይትዝርግሓ አዛ ፊልም ።
እንታይ ዩ ፍልም ድዩ ዘሕፈር ዩ።ገንዘብ ሃቡና እልካ ዘይትልምን ካብ ነዚ ሕዝካ ናብ ህዝቢ ትወጽእ? ጸወታ ቆልዑ
S
Tsebuq gerka n isayas gelitsekayo sltan n tweledti
Entay eyu ezi hatow ketew fuck
I dont like this
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤😂😂😂
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
#mardaentertainment ሲቲኮም /Xedefdef / ጸደፍደፍ by Dawit Eyob 3 ክፋል ናባኹም ነብላ 💕#like #share #subscribe #comment
ክብረት ዘይብልኩም ረሰሓት ብስስዐ ዝዓወሩ ዋና ቻነል ምስቲ ቀደም ዝሞተ ዳዊት ኢዮብ ግዜኩም ተጸበዩ እዛ ቻነል ሪፖርት ጌርና ኣለና ምስ ተዓጽወት የራክበና
ሓደ ኣርቲስት ነቲ ኣብ ማእከል ማሕበረሰብ ንዘሎ ሓቀኛ ኣካይዳ ብመልኽዕ ድራማ ምቕራቡ ጌጋ የብሉን። ኣሕዋተይ ኣብ ፈቀዶ ቤት ፍርድን፡ ሕጋዊ ቦታታትን ንሰምዖን ንርእዮን ኣበይ ኢና ከነእትዎ ሰባት ካብ ሰብኣዊነት ንላዕሊ ገንዘብ ዘምለኽናሉ ዘመን ዘይኮንናን ዘለና ስለምንታይ ኢኹም ዘይተስተውዕሉ!!!!!!!!!!! ዳዊት ገንዘብ ደልዩ ሰርሐ በልና እቶም ነዚ ንሱ ብድራማ መልኽዕ ዝገልጾም ዘሎ ሕልና ዘይብሎም ሰባት ኸ እንታይ ኢና ክንብሎም ? መልሲ ናባኹም!!!! ዘመን ከፊኡ ንብል ዘመን ድኣ እንታይ በዲሉ ዝኸፋእና ንሕና ደቂ ሰባት ኢና። ሓወይ ሓፍተይ ተሪፉ ኩሉ መንፈሳዊ ይኹን ዘይመንፈሳዊ ሰብ ግዙዕ ናይ ገንዘብ ዘይኮነን ኮይኑ?
እሱስ ሓቅካ ኣብዛ ሓፃር ዕምርና ክደይ ሪእና ኢና
ሽማና ተዋህዶ ግብርና ግን ባዶ😢😢😢
ካብ ሃይማኖትና ረብሓ ንፍስና ዝዓቤና ወለዶ
ሃይማኖትና እንተነቀድም ግን እዚ ኩሉ መከራ ኣይምረኸበናን።ብሃገርና ቀሊዱ እንተዝኸውን ግን ቀደም report ዶ ገለ ምበልና ይሕዝን😢😢😢