ማሰ ኣብ መርዓ መተዓይብቲ ደቂ ፎውሊና

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 23 янв 2025

Комментарии • 35

  • @bitatv6004
    @bitatv6004 2 года назад +5

    ኣሰይ እልልልልልል ኣታ ዓርኪ እኮ ወርቂ ኢኻ ብሓቂ።ሕቡእ ወርቂ ብሓቂ።

  • @samiwedigere2462
    @samiwedigere2462 2 года назад +2

    ጆርጆ ወደቦታቱ ወዲ መርብ ጻዕዳ ወድቲ ገፊሕ ሩባ ክበድ ሽሕ ኩን
    ጆርጆ ሓወይ ሓደዕላል ከዕልለካሞ እሞ ሓቲትካ ኣጸቢቕካ ስርሓያ።
    ሓደ መዓልትስ :ኣቦይ ሞከነን ኣርኣያ
    ኣቦይ ሃይለ ጊላዝጊ
    ኣቦይ ቀሽ ተኽለ
    ኮፍ ኢሎም ካብ ስፍራገነት ወሪዶም ኣብቲ ሃብታም ለጋዕ መሬትና ለሰ ቁርቁራ ኣፍ መረብ ኣብጽላል ኮፍ ኢሎም ዕፉን ሓጋይ እንዳጠበሱ ከለዉ ኣቦይ ሃይለ ጊላዝጊ ኣንታ ሞኮነን ዓርከይ ነዓይሲ ከይሞትኩ ከለኹ ወየ ዘይትብለለይ ደሓር በዓል ክብደት ክበኽያ ከለዋ መን ከይሰምዓካ ኣደይ (ክብደት ሰይተቦይ ሃይለ ሙኻናያ )ኣቦይ ሞኮነን ትቕብል ኣልቢሉ ዓርከይ ኣይትምተኒ ኣይውዕሎን ይብሎሞ ኣቦይ ቀሺ ተኽለ ትቕብል ኣቢሉ እምበርከ ኣንታ ሞኮነን ዓርከይ ሕጂ ዘረባ ፍጥር ኣቢልካ ምገበርካሉ ይብሎ ኣቦይ ሞኮነን ድማ እሂናይዳ ኣንካይ ንወዲ ሳርያም ንኻልእ እካ ነይሳኣኖ ይብሎሞ ኣቦይ ቀሺ ተኽለ በል ወደ ርኣያ ኣነ ካህን እንድየ ይሰንሰለልካ ግበረሉ ይብሎሞ ኣቦይ ሞኮነን ድማ ካብቲ ኮፍ ኢልዎ ዝነበረ ተሲኡ ነጸልኡ ተዓጥቀሞ
    ወየ ወየ ወየ
    ኣንታ ወድሳርያም ሞትካ ኣይከምትን
    ኣንታ ወድጊላዝጊ ሞትካይከምትን
    ወየ ወየ ወየ ኣንታ ወድሳርያም ሞትካይከምትን
    በረኻ ወሪድካ ትተክል ሃወልትን ታቦትን
    ወየ
    ጨና ዓውዲ ኬድካ ንምኽሪ ጸላኢ ተብሎ ብትንትን
    ዓርከይ ንስኻ ተሞትካንስ ኣይክረምትን።
    ይብሎሞ ብሓቂ ሞኮነን ዓርከይ ፈጣሪ ዘረባ በሎ ኣቦይ ቀሺ ተኽለ ኣቦታትና ወራዙት ኩቡራት
    ንስኻ ድማ ብምስሎም ዝተፈጠርካ ኮርዒዳ
    ሓደ መዓልቲ ድማ ጎሚዳ ስሙ ብርቱዕ ሃዳናይ ከልቢ እንዳቦይ ሞኮነን ነበረሞ ሓደ መዓልቲ ሓሚሙ ኣያ ተኽለ ወደቦይ ሞኮነን ካብ በረኻ ተሰኪምዎ ንገዛ ይመጽእ እሞ ኣቦይ ሃይለ ጊላዝግን ኣቦይ ሞኮነን ኣብ ገዛ ይጸንሑ ብድሕርዚ ኣቦይ ሃይለ ጊላዝጊ ኩነታት ጎሚዳ ምስ ረኣየ ከምዚ ክብል ማሰ በለሉ ።
    ወየ ወየ ወየ
    ጎሚዳ ከመይ ኢኻ ወዲ ዋዕሮ ጎሚዳ
    ናይ ዓጋዜ ኣብሊዕካ ሞንግዳ ስርባዳ
    ናይ ሰስሓ ኣብሊዕካ ሞንግዳ ስርባዳ
    ናይ ድንኩላ ኣብሊኻ ምንግዳ ስርባዳ
    ጎሚዳ ከመይ ኢኻ ወዲ ዋዕሮ ጎሚዳ
    ዓጋዜን ዝባን ቃውሮ ብልዓስከ መንግዳ ሰውዳ
    ዓጋዜን ደገሰላም ብልዓስከ ሞንግዳ ሰውዳ
    ዓጋዜ ጎቦ ሽፍታ ብልዓስከ ሞንግዳ ሰውዳ
    ጎሚዳ ሞትልክን ወዲ ዋዕሮ ጎሚዳ
    ካልእ ከይትመጻክን በየን ከብዳ።
    ክብል ወየ በለሉከይነውሓኩም እምበር ሓደ መዓልቲ ውን ኣቦይ ህንጻብ (ኣባስበር) ኣብ ቁርቁራ ኣብ ግራት ቅንፍዝ እንዳበልዐት ሞኽ ምስ ኣበለቶ ጹረት ትበሃል ሰራቕት ከልቢ ነንስቲ ስፍራገነትን ደምበ ኻኺቶን ዘጸለለት ንቁርቁራ ግራቱ ሒዝዋ ይኸይድሞ ለይቲ ኣቡ ክትሓድር ዕፉን ክትሕልወሉ ብሰንሰለት ኣሲርዋ ንገዛ ይምለስ ወያ ጹረት ውሕ ውሕ ክትብል ድሕሪ ምምሳይ ለይቲ ዝብኢ መጽዩ ቆራጢሙ ነቦይ ህንጻብ ሰንሰለቱ ገዲፍሉ ይኸይድ። ብድሪዚ ንግሆ ተመጸ ጹርት የለ ገለየለ ምስ ጸንሖ ሰንሰለቱ ኣልዒሉ ንሩባ መረብ ሃንደፍ ሃንደፍ እንዳበለ ይኸይድሞ ኣብ መገዲ ምስ ኣቦይ ሃይለ ጊላዝጊ ይራከቡሞ ህንጻብ እንታይዳ ሰንሰለት ሒዝካ ይብሎሞ ኣቦይ ህንጻብ ውን ዘጋጠሞ ብዛዕባ ጹረት ይነግሮ ኣቦይ ሃይለ እንዳሰሓቕ ኣንስቲ ዓድና ተገላገላ ይብሎሞ ብወየ ከምዚ ክብል ገበረላ
    ወየ ወየ ወየ
    ጹረት ከመኢኺ ጹረት (2)
    ዓቢ ደምበ ትኸይድ ጋጉድ እንዳልዓለት
    ገዛገዛ ትኸይድ ተፎይቶ ኣንዳልዓለት
    ተኣሲርኪ ጸኒሕክዮ ብሰብሰለት
    በልዓኪዶ እዚ ርጉም ዘየብሉ ምሕረት።
    በላ ወድሓንኩም ኣቦታትና ከም ዘይሞቱ ጆርጆ ሓወይ ተኪእካዮም ኢኻ እግዛብሔር ይባርኽካ

  • @hailemehari4107
    @hailemehari4107 2 года назад +3

    Sey Zhawey Jerjo hawey💝💝

  • @kasay67
    @kasay67 2 года назад +1

    ይበል ይበል ጥበብ ሓው ጆርጆ።

  • @azebnegasie7911
    @azebnegasie7911 2 года назад

    LUL BAHRI EKANAY BAHAQI ABO FILTET EKA❤❤❤🙏🙏

  • @negashezra6148
    @negashezra6148 2 года назад +3

    ኣብሕንት ዶ እንታይ ዳእ ወስ ዘይብሉ እዚ እዶም ዳእ ጆርጆ ሓወይ ከመይ ድዩ ኮይኑ እዚ ኤሮፓ ኣብ ዓድና ሲ ለጋሳት ኢና ነርና ትኾርምየኒ ፡

  • @mogosandom179
    @mogosandom179 2 года назад +1

    ጉርሽ ሽወያ ዊሕደን ጆርጆ ነብሲ

    • @Chixias.amora11
      @Chixias.amora11 2 года назад

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey

    • @mogosandom179
      @mogosandom179 2 года назад +1

      @@Chixias.amora11 ጸገም የለን ገረልካ ኣለኩ ርከብ ኣይትሰኣን ኢዚ ዘይክፈሎ

  • @Amine-b1i
    @Amine-b1i 2 года назад +1

    Nice Bro

  • @meramera6601
    @meramera6601 2 года назад +1

    ayoka ayoka naynay kkkk

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 2 года назад +1

    ቀደመይቲ ባዓለይ 😁😁🤣🤣🤣 ብናተይ ጀሙሮ 😁😁😁🤣🤣😘😘😘😘

  • @awetgtgfdhy
    @awetgtgfdhy 2 года назад

    Jorjo jigna eziya mase eziyas meytatka eya merea mamaka ekwa gerkayo neom mase kitbl wexiekas ni mamaka 😁😁😁😁😁😁😁

  • @afewerkihabtaeb7097
    @afewerkihabtaeb7097 2 года назад +1

    ጀርጀ በዓል መን እዩም ኣታ

    • @saglafilmproduction9799
      @saglafilmproduction9799  2 года назад +2

      ኣብ መርዓኻ ውን ተዳሎ ኣፎም!

    • @Chixias.amora11
      @Chixias.amora11 2 года назад

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey

    • @afewerkihabtaeb7097
      @afewerkihabtaeb7097 2 года назад

      @@saglafilmproduction9799 ይኣምነለይ ጆርጆ ሓውይ ካብ ልቢ ክብረት ይሃበለይ ወዲ ገረ ሓላል

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 2 года назад +2

    👏👏👏👏 ዋውውውውው እልልልልል እዩ 😁😁😁🤣🤣🤣🤣

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 2 года назад +1

    ከም ኣነ ምሺ ዶ 😁😁🤣🤣🤣

    • @Chixias.amora11
      @Chixias.amora11 2 года назад

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey de

    • @titichannel8465
      @titichannel8465 2 года назад

      ቤተሰብ ኢና ሸኮረይ ዕድሜ ንነሽነሽ 🤣🤣🤣😁😁😁😁❤️👌

  • @zerutesfaendrias4277
    @zerutesfaendrias4277 2 года назад +1

    ድምጺ የሎን እንታይ'ዩ ኾይኑ ተዓጽዩ?

  • @zebibmera4460
    @zebibmera4460 2 года назад +1

    Bela bor gn Kem nay gulay suzinino kaytkoneka seb kaytrsi bell bor

  • @afro0965
    @afro0965 2 года назад

    mejemert tehagisn ellll elna gin msy amxk hijis mletks kifiti eya gin bkhli mhili eya seb mesila eyu zesma zerebk

  • @Chixias.amora11
    @Chixias.amora11 2 года назад

    SUBSCRIBE eba gberuley yehwat bejakum SUBSCRIBE SUBSCRIBE SUBSCRIBE SUBSCRIBE SUBSCRIBE SUBSCRIBE 😘😘🥰🥺🥺🥰🥰🥰