Tigray Media Network ጌታቸው ረዳ አብ ሓፂነ መፂን Sep 25, 2024

Поделиться
HTML-код

Комментарии • 28

  • @yaredkahssay5020
    @yaredkahssay5020 Месяц назад

    ካብ ጌጋ ምእራም ጽቡቅ እዩ:: ህውሃት ብዙሕ ልምዲ ስለዘለዋ ጠንኪራ እንተወጽኤ ንኢትዮጵያ ሃገርና ውን ጽቡቅ ዕድል እዩ:: ንሠላም ንስራሕ

  • @kahsayalemseged3450
    @kahsayalemseged3450 Месяц назад +2

    ክክክ ህዝቢ ይድሃን ዝባሃል የለን ዊድብ ትድሃን ንመን አዩ ዝታሊል ዘሎ።ኣለም ናብ ኣርግቶት አንበር ናብ መኒስይ ሙሁራት ኣከባ ክገብር ኣይከልን።

  • @andiesteweldeberhan1299
    @andiesteweldeberhan1299 Месяц назад +3

    ህዝቦም ብሕማምን ጥሜትን ቆርደፍደፍ ኢሉ፣ ብዓል ገብረዋህድን ብጾቱን ክአ እንታይ ይመስሉ!! ሙሉቅሉቅ ይብሉ!! ጉድ'ዩ!!

  • @eritrealemlem7872
    @eritrealemlem7872 Месяц назад

    ህዝቢ አንታይ ትፈልጡዎ ሕጂ ገታቸው ምስወጸ ንህዝቢ ትግራይ ፈሊጥካዮ ሓሳዊ ንስኻ አንታይ ትመስል ብዊስኪ አንዳተሓጸብካ ህዝቢ ትግራይ ዝበልዖ ስኢኑ ምሓፈርካ ከማን ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ወጺኻ ክትዛረብ ኣረግቶት ዝመልኦ ኣኼባ ዳኣ ኢዩ አምበር ኣብ መናአሰይ ዘለዎ ኣኼባስ ድፊርካ እይትቀርብን ኢኻ መታለሊ ሓስዊ ብህዝቢ ትግራይ ኣይትጻወት

  • @GhideyM
    @GhideyM Месяц назад +3

    ትብል አለካ ሕውሐት ተምጾኦ ዲሞክራሲ አይነብረን ሕጅውን ካብሕውሐት ንጽቦዮ ዲምኩራሲ ክንርኢና ንስካውን ካብቲ ትጸርፎ ዘለካ አይትሐይሽን ኢካ ሰራቂ።

  • @GhideyM
    @GhideyM Месяц назад +1

    ስለዝስ አብትግራይ ብጀካ ወያነ ካልእ ንህዝቢ ትግራይ ዝመርሕ የለን ኢካ ትብለና ዘለካ።

  • @GhideyM
    @GhideyM Месяц назад +2

    ህልውና ሕውሐት ትብልሲ ሰላሳ ዓመት እንታይ እያጌራትሉ ሽዑከ አይነበረት እድያ ሕውሐት ባዓል ንስካ ዱባይ ከድኩም ተመሲሒኩም ክትምሱ ህዝቢ ትግራይ ካኡ ብጥሜት ታዐጺፉ ይድቅስ እዚ እካያ ወያነ።

  • @abebechderara2790
    @abebechderara2790 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤

  • @AlemHagos-co5gk
    @AlemHagos-co5gk Месяц назад

    ኣለም ገብረዋህድ
    ኣብ ትግራይ ልምዓት ናይ ምምራሕ ዓቅምን ድለትን የብሉን
    ሞየኡ ዘረባ ምፍሓስ እዩ እሞኸዓ ሓሶት
    ንኣብነተ ገ ም ት ወረዳን ዘባን ወሪዱ ኣይሰረሐን እንዳበለስ
    መሉሱ ኣብ ዛባን ወረዳን ሊጋትን ዋና ናይሕዋሐት ነፃ ተቀላቢ ኣልዒሉ ይብ እኒዚኦም ዝጠወይዎ ዘረባ ወዲ ድኻ መንእሰይ ናብ ሓዊ ይጠብስዎ
    ብትግራይ ዝጫወቱ ወላድ ዘምክኑ// 4 //ትውልዲ ዘምከኑ ዎልቀ ጉጅለ ይኣኽለኩም ንበል ሰብ ብዕድመኡ ይንበር

  • @gebrebrhansium5047
    @gebrebrhansium5047 Месяц назад

    🎉🎉🎉❤

  • @AaWw-y2w
    @AaWw-y2w Месяц назад

    ኣለም እኮ ለይባን ናይ ትግራይ ዘራጊ እዩ

  • @goitomkidanu7691
    @goitomkidanu7691 Месяц назад

    ረኤይዎ ስጋ ዝቆርፅ ይመስል ናይት ሰብ ሀፍቲ ጋህጢጦም ይበልዑ

  • @eritrealemlem7872
    @eritrealemlem7872 Месяц назад

    ኣሮግቶት ኣኪቡ ከም ህጻን ቆልዓ አንዳኣቀባጠረ ንስኹም ኢኹም ደው ከተብልዎ ትኽአሉ ደው በል በኣይ ኣይትጻወትን ክብል ኣለዎ ህዝቢ አንዳበለ ነዞም ከም ቆልዓ ማዕዳ ይምዕዶም ኣለዉ ኣበይ ነሮም ፈቀዶ ዱባይ ከይዶም ዊስኪ አንዳተጻወቱ ሕጂ ስልጣን ከደት ብምባል ንባዓል ገታቸው ከይትቕበልዎም አንዳበልካ ከም ንክልተ ዓመት ቂልዓ ትምዕዶ ልክዕ ኢዩ ዝዛረቦም ዘሎ ኢቲ ህዝቢ ልቢ ክገብር ኣለዎ አዚኦም ንስጣኖም መናውሒ ጥራይ ኢዮም

  • @MTO2024
    @MTO2024 Месяц назад +1

    Rukusu nay tigray seriqu zey tsegib guhula

  • @efremzereit5000
    @efremzereit5000 Месяц назад +1

    Leba

  • @hagerawiae604
    @hagerawiae604 Месяц назад

    ኣለም ገብረዋህድ፡ ሓሶት ግደፍ፡ ምትላል ግደፍ፡ ንሰላሳ ዓመታት ኣብ ስልጣን ጸኒሕካ፡ እቲ ባንኪ እቲ ታንኪ፡ ናትካ ከሎ ንህዝቢ ትግራይ እንታይ ገርካሉ? እዚኣ ገይረ ከምዘትብል ርግጸኛ እየ። እቲ ርኡይ ዝገበርካዮ ክንነግረካ፡ ሰሪቅካ ዘሚትካ ሃብቲምካ፡ ብስም ህዝቢ ትግራይ ምምዝማዝ ሕጂውን ዝጸገብካ ኣይትመስልን፡ ይኣክል። ድሕነት ንወያነ ዘይኮነስ ንህዝቢ ትግራይ እዩ ዝግባእ፡፡ ወያነ ሸውዓተ ማዕሙቅ ትደቅደቅ። ይኣኽሎ እዚ ሕዝቢ።

  • @eteneshtesfatsion5879
    @eteneshtesfatsion5879 Месяц назад +1

    You are taking too much what did you do 27 years. Let live Tigray people no shame

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 Месяц назад

    Zeyehaferu😂
    Eziomo Gorebetena

  • @azanawalagaw4017
    @azanawalagaw4017 Месяц назад +1

    እናንተ ሌቦች የትግራይ ህዝብን ነፃ እድል ስጡት

  • @mjmmjm9486
    @mjmmjm9486 Месяц назад +1

    He is lying - his face tells all.

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 Месяц назад +1

    ኩሉ ዛዕባኻ ሸጠፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራዩ።

  • @gabbygabriel6685
    @gabbygabriel6685 Месяц назад

    Good evening