Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ሰዳይ ናበይ ኮን ክተብል እያ ናይመኖም ከ ከትከውንያ እስከ ናይ ሻም ናይቲ ቀዳማይ ኣፍቃሪኣ እትብሉ ላይክ ሃቡና።❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤🎉🇪🇷!!!
Aneko ab Mengo Shamn Grawan iye tekerkire zeleku😢
ሳብስክራይብ በሉኒ❤❤
@@semira-shikor78ane bfxum sham aygebean vrawa eu nay saday akele❤❤❤
Bejakum nscham tray eya tkewn 😂
@@semira-shikor78 ኣይትበለኒ ሰዳይ ናይቲ ብልቢ ዘፍቅራን ሰዳይ ውን ካብ መጠን ንላዕሊ እተፍቅሮን ሻም እያ ክትውድእ።❤🍃🍃🍃❤!!!
መን ኣሎ ንዲቮራ ማራ ዘድንቅ❤❤❤❤❤
Ane aleku 😍
ጎረቤትና ስናይ ባዓል ሓድሽ ዓመት ይገብረልና ብሩዃተይ ❤❤❤❤እንቛዕ ውን ስላም መጽኹም እስከ 🥹🤲🥀💕❤❤❤
Amen (((3)))🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤
Amen yhbiru @ኣዜብ konjo❤
Amen nkulatna
ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘️ ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄 ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ 🌹 ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ 😊ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ 💔ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫ክርትምትም ዋላ እንተበለ💔ጥዉልግልግ ዋላ ተበለ 🕸ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ 😃ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ 🌉 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩❤️👨 ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ 🕊 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ🙏 እምነት ፍርሓት ኣምላኽ ጽላል ናይ ኩሉ ነገር ኢየን. ኣማልኽ ክኣሊ ኩሉ🙏
Good job
MERHABA DEQI RIMMEY🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️
❤❤❤🎉🎉🎉
Wawww ❤️ ❤️ ❤️
@@endiamo10 ናይ ባሓቂ ኣምላኽ ከኣሊ ኹሉኣብዛ ዓለም ተዋዳዳሪ ተቃጻጺ ዘይብሉንሱ ጎይታ ንሱ ኣምላኽ ንሱ መልኣኽ ባዕሎሰማይ ኮይኑ ንህዝቡ ዝሕሉጓሳ ብዕሉመሪሕ ባዕሉእስቴርሶ ባዕሉማዓሙቅ ባሕሪ ጫፋት ምድሪ ዝዘርገሐ ኩሉዓለት ፍጡራን ኩሉ በቢሕብሩንእጽዋት ከይተረፈ ጌሩ እቲ ፍረ ጣዕምታት ጌሩሉ ቁጽሊታቱ ኩሉ በብሕብሩ ፈላሊዩ ንኹሉ ብቆጽሉ ህያው ኣምላኽ ንኹሉ ፈጢሩ።
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ❤እስከ ሲንግላት ዳብል ትኮንሉ ይግበርኩም አሜን በሉ ወሊድኩም ትከሉ
Amen amen amen 🙏 ❤
ኣሜን ግን ሲንግል ወይ ሞት 😂😂😂😂
አሜን አሜን አሜን
ኢሂታ ይሓይሸ😂😂😂@@BiniBini-j2c
Amen (3)
ያ ጀምዓ ብስም ቅዱስ ዮሐንስ subscriber gberulna❤🎉
Cristiano subscribe yelmin du 😂😂
Gerelka alku gn eti smka qeyro renaldo ayfetwon eye entezey koynu kimelsa ye😂😂😂😂
@@YafetMehari-pf2mo 🤣🤣🤣
ብስም፡ቁዱስ የውሃንስ ግርልካ ኣለኩ
Gerelka aleku bzey mxae mexikani
ኣረ ሳባ ትበሃል ጉሓፍዋዋ
Denkoro do koina 😂
እንዃዕ ንሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም🙏ዝሓለፈ ናይ መከራና ዝመፅእ ዘሎ ናይ እንጀራና💐🌻ናይ ሰላም🌼ናይ ፍቕሪ🌼ናይ ቅሳነት🌼ናይ ጥዕና ይግበሮ ፈጣሪ
Amen amen amen
ርሑስ በዓል ዮዉሃንስ😘😘ንኩልኩም 😘ተጋሩዋይን😘ኤርትራዉያንንን🕊🕊🕊😘😘😘😘😘😘😘😘👏🌻🌻ዘበነ ሰላም ይግበረልና❤❤
ሰላም ይሃብኻ ሰላም ንኩሉ ህዝቢ ኩን ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይገበረልና ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ንኣመንቲ ክርስትና
Amen Amen Amen❤❤❤❤
Amennn(3)🙏😘
Amen 🎉
አንካዓ ብሰላም መፃአኩም ርሑስ ኣውዳኣመት ይግበረና🙏 አናሰሓቅኩም ወዓሉ😂😘
Hi ተጋሩ ቆማላት🤪
@@fhifhu2625 ንፍቲ ህያበይ❤👸
@@fhifhu2625 ንፍዕቲ ህያበይ❤👸
ስዲ 🙄@@HewneHewne
Amen ❤❤❤❤
ብሩክ ሓዱሽ ዓመት ናይ ሰላምን ፍቅርን ራህዋን ቅሳነትን ዝዓሰሎ ዘመን ይግበረልና ጎረቤትና🙏❤😍
Amen3 yeberu
ደቐቓስ ብሙዝቃና ብናይ ሑሉፍ ይዉድእዎለዉ ሓቀይ❤❤
ብጣዕሚ😂
♥️♥️♥️ደቂ ኤረይ እንቆዕ ብሰላም ምጻኹም ሩሑሱ ኣውዳመት ንሙሉኡ ክርስቴያን❤❤❤❤❤
Well come ❤ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረልና
አረ ዲቮራ ይመችኺ😂❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንካዕ ንብዓል ቅድስ ዮህንስ አብፅሕኩም🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
እንቃዕ ንሓድሽ ዓመት ኣብፀሐና ኣንቃዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ ሰዳይ ካኣ ❤❤ፍቅሪ ንኩሉ ወዲ ስብ❤
ኩላትና እዛ ፊልም ንርኢ ላይክ ንግበረሎም ንሳ እያ ክፍሊትና
👍👍👍
I am from Germany 🇩🇪 but I love eritrean movies and music everything. 🤗Anyway ybukn xfufn srah deqi abeyti
ትግርኛ ድኣ መን ሚሂሩካ ጻዕዳ ቆይቋ
@@tomashaile9754 tgrina dea bealey iye temahirey wegeney. 😅
@@M21love1 Ok mein bruder😆😆
@@tomashaile9754 Danke sehr Bruder herz 😅
ሐድ ሐደ ግዜ እስኪ በውልቂ ፀጉርክን ምፃና ፅቡቃት ❤️❤️❤️
ንዛ ደርፉ ኪብል ከምዝ ከማይ እዛ ድራማ ምክትታል ዝጀመረ ላይክ ይሀበን
እዋይ ንዓይ ሲ ጉራዋ ኣደንጊጽኒ ሰዳይ ንግራዋ ትብሉ እስኽ😂🎉❤❤❤❤
ሐፍትካ ሀቦ እምበር ሰዳይሲ ናይተፍቅሮን ዘፍቅራን ክትከዉን ኣለዋ
😂😂😂
😂😂 Imo adengixunu ilkas gal teklit dika thbo😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😂😂@@Yehdego
❤❤❤ደቁ ኤርይ እንቆዕ ብሰላም ምጸኹም ሩሑሱ አውዳመት ንሙሉኡ ክርስቱያን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሰላም ንክልቴኡ ጎረበት ሃገራት
ረሑስ ቁዱሰየ ሃንስ ይግበረልና 🙏🙏
6:40 ዋእ ጉኑፍ: ሕንጫል ቆልዓስ:: ናይ ባኮ ከኣ ይብሉ: ኣብ ባኮ ይዓሽግኩም ደኣ ንስኹም'ሲ!
ርሑስ በዓል ቅዱስ የዉሃንስ ይግበረልና ❤ዌልካም ደቂ ኤረይ
Rhus awudamet ygberelna deqi erey halalat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ርሑስ በዓል ይግበረልና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
Aden wedin tehamisom 😂😂😂😂😂😂😂 seday hamisatom 😂😂😂😂😂 sham aytisdeda, promis atika eka firha ketetfiala ❤❤❤❤❤❤
🥰ዛድራማ ኸማይ ዝፈትዋ ኣሎዶ😢
ፍቅሪ ሰላም ራህዋ ጥዕና ዝመለኦ ቁዱስ ዮውሃንስ ይግበረልና ርሑስ በዓል
Enkae bselam mexakum rhus awdeamet ygberelna nay selamn fkrn amet ygberelna❤❤❤❤❤❤❤
ግራዋ ማዓረይ ወይለይ ሓሰካ ደንበ ናብ ዘለምለመሉ ዶ በሉ ባሓቂ ጸግይ ፈራሕ😅😅😂
Rhus awudamet ygberelna deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩሞ ርሑስ ባዓል ይግበረልና ንመላእ ህዝቢ በቢ ዘለናዮ🙏💘💘💘
መርዓ ሰዳይ እና ሻም ንርኢ ናፊቅና❤😅
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
Gal tigray habtey mear afa thanebri eba hawey tigraway hezwo 3500 dollar kefal elwo ane dema heje neti hade hawey be leqah nay bahri keflelu delni yebleyn tbsacha aleku Gele belni ab xegam alo hawey yebki yewal aleku mes sidray.
@@timnittesfu2583ሓፍተይ ማዓረይ ሽግር ረኪብኩም😢 ሰብዶ ብሰብ ይስረቅ እዩ..ኣዚኦምሲ ኣሕዋትና ክባሃሉ..ስራሕ ሽፋቱ በደዊን ሲናይ ክደግምዎ እዋይ ስድራና ኣምላክ ይሓግዝኩም ብደሓን ይውጻኣልኩም🙏🏽❤🇪🇷
@@timnittesfu2583mewaxo yfterlu xlot gberelu
@@timnittesfu2583ኣበይ እዩ ተትሒዙ??
እንካዕ ብሰላም ናብ ቅድስ የውሃንስ ኣብጻሓና ደቂ 🇪🇷ሓላል መሬት❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😘❤
እዋይ ዝኩሉ ምርቃስ ንበይንኩም😂😂😂
@@LeatishLeatish ንኩሉ ፍጡር ባ😘❤😍
@@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ መጀመርያ ከምኡ ሰለ ዘይበልካ እየ ደሞ ኣሜን ንኩላትና እካዕ ኣብፀሐና🙏🙏🌱🌱🌱🌱🌻🌻🌻
@@LeatishLeatish 🥰😘ezas haqiki sisey bzkone enka bselam abxhana
ሰዳይን ሻምን ኡፍ ማኣስ እኩም ትምረዐው😘😘😘ኣታ ዛሳባ ዝብልዋ ግን ጋሓፍዋ ኣይይይ ተከወል😃😃😃😃😁😁😁😁😁
Ewae mexrefit awald saba hlksti😂😂😂😂
Qdamti baly Ruhes awdamt ygberla amni kerstna❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ያ እዛ ፊልም ኬፍ ኣለዋ ኣነ ሸዊታ ማራ የ ዝፈትዋ ፡ ሸዊት ዘላታ ሙቪ ኣበይ ኣሎ ኢለ ኢየ ዝደሊ እዚኣ ግን ዋውውው በቃ ማራ ዝሰሓበትኒ ሙቪ ብኹሉ ምልእቲ በቃ ።፡👍👍👍
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉 ርሑስ😊 ቅዱስ ዮዉሃን ይግበረልና ደቂኤሬይ
ግራዋ ኬፍ ዝሃበኩም ከማይ ኣለኩም ዶ ❤❤❤❤❤
Enki abxhana hezbe kirstyan rehus awdamet deki orthodoxey tewahedo ❤❤🎉🎉
Sabi bejaki nabti geza keytmlesi zereba fetewtka msmae tsbuk yu emnet zgofolo fqri zgebrelki yeblun bzkone tsbuk srah deqi rimey ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሩሑሲ ባዓል ዩውሀንሲ ይግበረልኩም❤❤❤
Dekayik yiwuhid alo bejakum astekakilu haref filme eyu ketsilulu❤❤❤❤❤❤
ካብዛ movie እቲ introduction and Reclaims ዝወስዶ ግዜ ይበዚሕ
Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንወዲ ነገደ ኣይትተንክፉለይይይይይ ከይሓመኩም ዓንጃላት
Haku Eyu kaytnkfloy okay do❤❤😅
Well come 🎉deqi erey 🇪🇷
ናይ ባኮ😂😂😂😂ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና❤❤❤❤💐💐💐💐💐💐
እንካዕ ድሓን መፃእኩም ፀሊም መፅብዓሰናይ ሓዱሽ. ዓመት ንኩሉ. ህዝቢ ዓለም❤️
Dibora $ tkan getse bari tewaso 👌👏👍
ርሑስ ብዓል ቁዱስ የውሃንስ ደቂ ኤረይ ❤🥰
Ruhus awdamet hanse mesqele bselam abxhana deqi eri xaeda ❤❤❤❤❤
ይመችውኩም
Sahme qurub zehilka & badsha nay abi abo koynu du eti caracter sheway fezizu ember films zewxa yeblan ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 rehuse awedeamt
seday mara eki konjo
በጃኹም እዛ ደርፊ ኣውሩዱልና
Enka nab hadush amet abxahan Daqi Eriyy 🥰🇪🇷🥰🥰🥰🇪🇷🥰
ሩሑስ ቁዱስ የውሓንስን ሓዲሽ ኣመት ይግበረልና ❤❤❤🎉🎉🎉
ሩሑስ በዓል ኣመንቲ ተዋህዶ ዕመተ ሰላም ዓመተ ፍቅሪ ይኹነልና ውግእን ወረ ውግእን ኸኣ የጥፈኣልና ጎይታ ዝተኣስሩ ዝፍትሕሉ ዝሓመሙ ዛሃውይሉ ዝተጨነቆ ዝቅስንሉ ዝጠመዮ ዝጸግብሉ ዓመት ይግበርልና❤❤❤🎉🎉🎉
Kmay eya ktkwn.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ዝፈትወኩም❤😊❤🎉🎉🎉
Welcome deki erey marey ruhus yowhanis kudus yegbrlna nemla hezbi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Denden high school misss u a lot 😢😢😢😢😢
አረ ዝሻም ዝብልዎ ወዲ መፀለል ❤❤😂😂😂
Ahhh maraa ka enber 😂❤
Ezi seb key werderdet comment yexhef besmam belo awdamet medri qursi yelen do 🤣❤️❤️❤️❤️❤️
wela ane ye tegrime gn wela eski
Community malet mahbere seb eyu comment beli 🥰
Warege anes temal eye jimere comment kixehfe aykaden ember
@@User-s7h6i kab Telefon eu kemu aytgbern dea nateka Telefon 🤦♀️ schlel endo beluna hkot
ረቡዕ ኮይኑ ማዓረይ 🎉🎉🎉
ደቃየቕ ግን ተውሕዱልና ኣለኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ🎉❤
Rhus awdamet deki Erey halalat 🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌽🫛🌽🫛🌽🫛🌽🫛🌽🫛🌽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንሰዳይን ንሻምን ክናፍቅ ሰሙን ዓመት እናኮነኒ ስለ ዝኮነ 2ሸዉዓተ ማይ ፀሎት ኣሕፅቡኒ😊
😅😅😅😅😂😂😂😂
Ruhus yewhans qudus deqi erey ❤❤❤❤
ተሕፅርዋ ኣለኩም
Ruhus awdamet deqi ereyy❤❤
Wedi negede feteyo kmewt mara nfuee ❤❤❤
Rhus Beal 🎉🎉🎉🎉 emo ane zgermeni eza saba etbhal karacter biteseb yeblan du
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና🎉🎉🎉
The best movie ❤❤❤❤❤
Well come back guys &Rush awedamet 😍😍😍
Zey temeno film ya wawww🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉❤እንኳዕ ደሓን መፅኣኩም
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንሰ ይግበረልና❤❤❤🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊🌻🌻 መልካም 🌻🌻️🌻🌻 አዲስ 🌻🌻🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️🌻️🌹🌾🌻💐🌷🌻🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊
Happy holidays🙏🏾great movie 👏🏾please keep it up👍🏾
Welcome back deqi eri ❤
Nice Done happy Holiday ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉
❤❤❤ meglexi zsankula film
Welcam to deqi rimey ❤❤❤
Well come tenafaqti❤❤❤❤
ማዓዝ ማዓዝ ድያ ትወርድ
ሰዳይ ምስ ሻም ምኮነት❤
🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 ♥️ 🎉🎉🎉
Grawa my best actor's 👌 👍 😍 🥰 ☺️ 💖 👌 👍 😍 🥰
ሩሑስ ኣዉድኣመት ንኩልኩም የሕዋት❤
ፀዉዕያ ባበለ እዝ ኣረግት😢
Eiza flim kab hakqin kiwuninetin wexai ya mkenyatue hagerna Adi hegi yu
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 rhus awdamet deqi erey
ሰዳይ ናበይ ኮን ክተብል እያ ናይመኖም ከ ከትከውንያ እስከ ናይ ሻም ናይቲ ቀዳማይ ኣፍቃሪኣ እትብሉ ላይክ ሃቡና።
❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤🎉🇪🇷!!!
Aneko ab Mengo Shamn Grawan iye tekerkire zeleku😢
ሳብስክራይብ በሉኒ❤❤
@@semira-shikor78ane bfxum sham aygebean vrawa eu nay saday akele❤❤❤
Bejakum nscham tray eya tkewn 😂
@@semira-shikor78 ኣይትበለኒ ሰዳይ ናይቲ ብልቢ ዘፍቅራን ሰዳይ ውን ካብ መጠን ንላዕሊ እተፍቅሮን ሻም እያ ክትውድእ።❤🍃🍃🍃❤!!!
መን ኣሎ ንዲቮራ ማራ ዘድንቅ❤❤❤❤❤
Ane aleku 😍
ጎረቤትና ስናይ ባዓል ሓድሽ ዓመት ይገብረልና ብሩዃተይ ❤❤❤❤እንቛዕ ውን ስላም መጽኹም እስከ 🥹🤲🥀💕❤❤❤
Amen (((3)))🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤
Amen yhbiru @ኣዜብ konjo❤
Amen nkulatna
ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘️
ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄
ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ 🌹
ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ 😊
ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ 💔
ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫
ክርትምትም ዋላ እንተበለ💔
ጥዉልግልግ ዋላ ተበለ 🕸
ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ 😃
ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ 🌉
እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩❤️👨
ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ 🕊
እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ
ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ🙏
እምነት ፍርሓት ኣምላኽ ጽላል
ናይ ኩሉ ነገር ኢየን.
ኣማልኽ ክኣሊ ኩሉ🙏
Good job
MERHABA DEQI RIMMEY🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️
❤❤❤🎉🎉🎉
Wawww ❤️ ❤️ ❤️
@@endiamo10 ናይ ባሓቂ ኣምላኽ ከኣሊ ኹሉ
ኣብዛ ዓለም ተዋዳዳሪ ተቃጻጺ ዘይብሉ
ንሱ ጎይታ ንሱ ኣምላኽ ንሱ መልኣኽ ባዕሎ
ሰማይ ኮይኑ ንህዝቡ ዝሕሉ
ጓሳ ብዕሉ
መሪሕ ባዕሉ
እስቴርሶ ባዕሉ
ማዓሙቅ ባሕሪ ጫፋት ምድሪ ዝዘርገሐ ኩሉ
ዓለት ፍጡራን ኩሉ በቢሕብሩ
ንእጽዋት ከይተረፈ ጌሩ እቲ ፍረ ጣዕምታት ጌሩሉ ቁጽሊታቱ ኩሉ በብሕብሩ ፈላሊዩ ንኹሉ ብቆጽሉ ህያው ኣምላኽ ንኹሉ ፈጢሩ።
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ❤እስከ ሲንግላት ዳብል ትኮንሉ ይግበርኩም አሜን በሉ ወሊድኩም ትከሉ
Amen amen amen 🙏 ❤
ኣሜን ግን ሲንግል ወይ ሞት 😂😂😂😂
አሜን አሜን አሜን
ኢሂታ ይሓይሸ😂😂😂@@BiniBini-j2c
Amen (3)
ያ ጀምዓ ብስም ቅዱስ ዮሐንስ subscriber gberulna❤🎉
Cristiano subscribe yelmin du 😂😂
Gerelka alku gn eti smka qeyro renaldo ayfetwon eye entezey koynu kimelsa ye😂😂😂😂
@@YafetMehari-pf2mo 🤣🤣🤣
ብስም፡ቁዱስ የውሃንስ ግርልካ ኣለኩ
Gerelka aleku bzey mxae mexikani
ኣረ ሳባ ትበሃል ጉሓፍዋዋ
Denkoro do koina 😂
እንዃዕ ንሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም🙏ዝሓለፈ ናይ መከራና ዝመፅእ ዘሎ ናይ እንጀራና💐🌻ናይ ሰላም🌼ናይ ፍቕሪ🌼ናይ ቅሳነት🌼ናይ ጥዕና ይግበሮ ፈጣሪ
Amen amen amen
ርሑስ በዓል ዮዉሃንስ😘😘ንኩልኩም 😘ተጋሩዋይን😘ኤርትራዉያንንን🕊🕊🕊😘😘😘😘😘😘😘😘👏🌻🌻ዘበነ ሰላም ይግበረልና❤❤
ሰላም ይሃብኻ ሰላም ንኩሉ ህዝቢ ኩን ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይገበረልና ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ንኣመንቲ ክርስትና
Amen Amen Amen❤❤❤❤
Amennn(3)🙏😘
Amen 🎉
አሜን አሜን አሜን
አንካዓ ብሰላም መፃአኩም ርሑስ ኣውዳኣመት ይግበረና🙏 አናሰሓቅኩም ወዓሉ😂😘
Hi ተጋሩ ቆማላት🤪
@@fhifhu2625 ንፍቲ ህያበይ❤👸
@@fhifhu2625 ንፍዕቲ ህያበይ❤👸
ስዲ 🙄@@HewneHewne
Amen ❤❤❤❤
ብሩክ ሓዱሽ ዓመት ናይ ሰላምን ፍቅርን ራህዋን ቅሳነትን ዝዓሰሎ ዘመን ይግበረልና ጎረቤትና🙏❤😍
Amen3 yeberu
ደቐቓስ ብሙዝቃና ብናይ ሑሉፍ ይዉድእዎለዉ ሓቀይ❤❤
ብጣዕሚ😂
♥️♥️♥️ደቂ ኤረይ እንቆዕ ብሰላም ምጻኹም ሩሑሱ ኣውዳመት ንሙሉኡ ክርስቴያን❤❤❤❤❤
Well come ❤
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረልና
አረ ዲቮራ ይመችኺ😂❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንካዕ ንብዓል ቅድስ ዮህንስ አብፅሕኩም🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
እንቃዕ ንሓድሽ ዓመት ኣብፀሐና ኣንቃዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ ሰዳይ ካኣ ❤❤ፍቅሪ ንኩሉ ወዲ ስብ❤
ኩላትና እዛ ፊልም ንርኢ ላይክ ንግበረሎም ንሳ እያ ክፍሊትና
👍👍👍
I am from Germany 🇩🇪 but I love eritrean movies and music everything. 🤗
Anyway ybukn xfufn srah deqi abeyti
ትግርኛ ድኣ መን ሚሂሩካ ጻዕዳ ቆይቋ
@@tomashaile9754 tgrina dea bealey iye temahirey wegeney. 😅
@@M21love1 Ok mein bruder😆😆
@@tomashaile9754 Danke sehr Bruder herz 😅
ሐድ ሐደ ግዜ እስኪ በውልቂ ፀጉርክን ምፃና ፅቡቃት ❤️❤️❤️
ንዛ ደርፉ ኪብል ከምዝ ከማይ እዛ ድራማ ምክትታል ዝጀመረ ላይክ ይሀበን
እዋይ ንዓይ ሲ ጉራዋ ኣደንጊጽኒ ሰዳይ ንግራዋ ትብሉ እስኽ😂🎉❤❤❤❤
ሐፍትካ ሀቦ እምበር ሰዳይሲ ናይተፍቅሮን ዘፍቅራን ክትከዉን ኣለዋ
😂😂😂
😂😂 Imo adengixunu ilkas gal teklit dika thbo😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😂😂@@Yehdego
❤❤❤ደቁ ኤርይ እንቆዕ ብሰላም ምጸኹም ሩሑሱ አውዳመት ንሙሉኡ ክርስቱያን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሰላም ንክልቴኡ ጎረበት ሃገራት
ረሑስ ቁዱሰየ ሃንስ ይግበረልና 🙏🙏
6:40 ዋእ ጉኑፍ: ሕንጫል ቆልዓስ:: ናይ ባኮ ከኣ ይብሉ: ኣብ ባኮ ይዓሽግኩም ደኣ ንስኹም'ሲ!
ርሑስ በዓል ቅዱስ የዉሃንስ ይግበረልና ❤
ዌልካም ደቂ ኤረይ
Rhus awudamet ygberelna deqi erey halalat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ርሑስ በዓል ይግበረልና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
Aden wedin tehamisom 😂😂😂😂😂😂😂 seday hamisatom 😂😂😂😂😂 sham aytisdeda, promis atika eka firha ketetfiala ❤❤❤❤❤❤
🥰ዛድራማ ኸማይ ዝፈትዋ ኣሎዶ😢
ፍቅሪ ሰላም ራህዋ ጥዕና ዝመለኦ ቁዱስ ዮውሃንስ ይግበረልና ርሑስ በዓል
Enkae bselam mexakum rhus awdeamet ygberelna nay selamn fkrn amet ygberelna❤❤❤❤❤❤❤
ግራዋ ማዓረይ ወይለይ ሓሰካ ደንበ ናብ ዘለምለመሉ ዶ በሉ ባሓቂ ጸግይ ፈራሕ😅😅😂
Rhus awudamet ygberelna deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩሞ ርሑስ ባዓል ይግበረልና ንመላእ ህዝቢ በቢ ዘለናዮ🙏💘💘💘
መርዓ ሰዳይ እና ሻም ንርኢ ናፊቅና❤😅
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
Gal tigray habtey mear afa thanebri eba hawey tigraway hezwo 3500 dollar kefal elwo ane dema heje neti hade hawey be leqah nay bahri keflelu delni yebleyn tbsacha aleku Gele belni ab xegam alo hawey yebki yewal aleku mes sidray.
@@timnittesfu2583
ሓፍተይ ማዓረይ ሽግር ረኪብኩም😢 ሰብዶ ብሰብ ይስረቅ እዩ..ኣዚኦምሲ ኣሕዋትና ክባሃሉ..ስራሕ ሽፋቱ በደዊን ሲናይ ክደግምዎ እዋይ ስድራና ኣምላክ ይሓግዝኩም ብደሓን ይውጻኣልኩም🙏🏽❤🇪🇷
@@timnittesfu2583mewaxo yfterlu xlot gberelu
@@timnittesfu2583ኣበይ እዩ ተትሒዙ??
እንካዕ ብሰላም ናብ ቅድስ የውሃንስ ኣብጻሓና ደቂ 🇪🇷ሓላል መሬት❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😘❤
እዋይ ዝኩሉ ምርቃስ ንበይንኩም😂😂😂
@@LeatishLeatish ንኩሉ ፍጡር ባ😘❤😍
@@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ መጀመርያ ከምኡ ሰለ ዘይበልካ እየ ደሞ ኣሜን ንኩላትና እካዕ ኣብፀሐና🙏🙏🌱🌱🌱🌱🌻🌻🌻
@@LeatishLeatish 🥰😘ezas haqiki sisey bzkone enka bselam abxhana
ሰዳይን ሻምን ኡፍ ማኣስ እኩም ትምረዐው😘😘😘ኣታ ዛሳባ ዝብልዋ ግን ጋሓፍዋ ኣይይይ ተከወል😃😃😃😃😁😁😁😁😁
Ewae mexrefit awald saba hlksti😂😂😂😂
Qdamti baly Ruhes awdamt ygberla amni kerstna❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ያ እዛ ፊልም ኬፍ ኣለዋ ኣነ ሸዊታ ማራ የ ዝፈትዋ ፡ ሸዊት ዘላታ ሙቪ ኣበይ ኣሎ ኢለ ኢየ ዝደሊ እዚኣ ግን ዋውውው በቃ ማራ ዝሰሓበትኒ ሙቪ ብኹሉ ምልእቲ በቃ ።፡👍👍👍
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉 ርሑስ😊 ቅዱስ ዮዉሃን ይግበረልና ደቂኤሬይ
ግራዋ ኬፍ ዝሃበኩም ከማይ ኣለኩም ዶ ❤❤❤❤❤
Enki abxhana hezbe kirstyan rehus awdamet deki orthodoxey tewahedo ❤❤🎉🎉
Sabi bejaki nabti geza keytmlesi zereba fetewtka msmae tsbuk yu emnet zgofolo fqri zgebrelki yeblun bzkone tsbuk srah deqi rimey ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሩሑሲ ባዓል ዩውሀንሲ ይግበረልኩም❤❤❤
Dekayik yiwuhid alo bejakum astekakilu haref filme eyu ketsilulu❤❤❤❤❤❤
ካብዛ movie እቲ introduction and Reclaims ዝወስዶ ግዜ ይበዚሕ
Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንወዲ ነገደ ኣይትተንክፉለይይይይይ ከይሓመኩም ዓንጃላት
Haku Eyu kaytnkfloy okay do❤❤😅
Well come 🎉deqi erey 🇪🇷
ናይ ባኮ😂😂😂😂ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና❤❤❤❤💐💐💐💐💐💐
እንካዕ ድሓን መፃእኩም ፀሊም መፅብዓ
ሰናይ ሓዱሽ. ዓመት ንኩሉ. ህዝቢ ዓለም❤️
Dibora $ tkan getse bari tewaso 👌👏👍
ርሑስ ብዓል ቁዱስ የውሃንስ ደቂ ኤረይ ❤🥰
Ruhus awdamet hanse mesqele bselam abxhana deqi eri xaeda ❤❤❤❤❤
ይመችውኩም
Sahme qurub zehilka & badsha nay abi abo koynu du eti caracter sheway fezizu ember films zewxa yeblan ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 rehuse awedeamt
seday mara eki konjo
በጃኹም እዛ ደርፊ ኣውሩዱልና
Enka nab hadush amet abxahan Daqi Eriyy 🥰🇪🇷🥰🥰🥰🇪🇷🥰
ሩሑስ ቁዱስ የውሓንስን ሓዲሽ ኣመት ይግበረልና ❤❤❤🎉🎉🎉
ሩሑስ በዓል ኣመንቲ ተዋህዶ ዕመተ ሰላም ዓመተ ፍቅሪ ይኹነልና ውግእን ወረ ውግእን ኸኣ የጥፈኣልና ጎይታ ዝተኣስሩ ዝፍትሕሉ ዝሓመሙ ዛሃውይሉ ዝተጨነቆ ዝቅስንሉ ዝጠመዮ ዝጸግብሉ ዓመት ይግበርልና❤❤❤🎉🎉🎉
Kmay eya ktkwn.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ዝፈትወኩም❤😊❤🎉🎉🎉
Welcome deki erey marey ruhus yowhanis kudus yegbrlna nemla hezbi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Denden high school misss u a lot 😢😢😢😢😢
አረ ዝሻም ዝብልዎ ወዲ መፀለል ❤❤😂😂😂
Ahhh maraa ka enber 😂❤
Ezi seb key werderdet comment yexhef besmam belo awdamet medri qursi yelen do 🤣❤️❤️❤️❤️❤️
wela ane ye tegrime
gn wela eski
Community malet mahbere seb eyu comment beli 🥰
Warege anes temal eye jimere comment kixehfe aykaden ember
@@User-s7h6i kab Telefon eu kemu aytgbern dea nateka Telefon 🤦♀️ schlel endo beluna hkot
ረቡዕ ኮይኑ ማዓረይ 🎉🎉🎉
ደቃየቕ ግን ተውሕዱልና ኣለኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ🎉❤
Rhus awdamet deki Erey halalat 🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌽🫛🌽🫛🌽🫛🌽🫛🌽🫛🌽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንሰዳይን ንሻምን ክናፍቅ ሰሙን ዓመት እናኮነኒ ስለ ዝኮነ 2ሸዉዓተ ማይ ፀሎት ኣሕፅቡኒ😊
😅😅😅😅😂😂😂😂
Ruhus yewhans qudus deqi erey ❤❤❤❤
ተሕፅርዋ ኣለኩም
Ruhus awdamet deqi ereyy❤❤
Wedi negede feteyo kmewt mara nfuee ❤❤❤
Rhus Beal 🎉🎉🎉🎉 emo ane zgermeni eza saba etbhal karacter biteseb yeblan du
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና🎉🎉🎉
The best movie ❤❤❤❤❤
Well come back guys &Rush awedamet 😍😍😍
Zey temeno film ya wawww🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉❤እንኳዕ ደሓን መፅኣኩም
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንሰ ይግበረልና❤❤❤🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊
🌻🌻 መልካም 🌻🌻️
🌻🌻 አዲስ 🌻🌻
🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️
🌻️🌹🌾🌻💐🌷🌻
🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊