Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Thank you very much Great discussion
ኩቡራት ይህዋት ዝዋሃጥ ሃናጺ ዘተ አምላክ ይሃገዝኩም አወትና የቀላጥፈልና
Thank you, Bereket. Great job 👍 .
✊✊✊✊💝🎤🔊Revolutionary.....
መጀመሪያ ።ምስጋና የቅርብ ።ከቢድን ፣ትክ ዝበለ ቃላት ሕዝቤ ከምዝርድኦ መልሲ ዝህብ ።✊✊✊✊💝Berket ,selam he answers clearly and understandably.✊✊✊💝
ጥራይ ከመዚ ጌርካ ምቅላዕ
Great analysis
በረከት ብሓቂ ቡሱል ሓሳብን ዝንኣድ ትንታነThanks Erisat
Berket Btami xebuQ AgelalexA 👍👍👍👍
👍👍
Great discussion 👍👍
Stop sending remittance to any one to Eritrea. Thank you for raising the most important tool that can finish the regim.
አብ ኤርትራ ካብ 1991 ጀሚሩ ብስነ-አእምራዊ ትምህርቲ ወይ ሞያ ዝሰልጠኑ መሃንድሳት ምዕራብ ዝረቐቀቐ እከይ ኦፐረሽን እዩ ዝኸይድ ዘሎ❗️
ከምዚ ኢሉ ኢብይ ኢሳያስ ከምኡ መሪሕነት ትግራይ እናበልካ ሓሳብ ምሃብ ፖለቲካዊ ፍታሕ ዝናደ ዘሎ ኣይመስለንን ። መዓስ ኮን ይኸውን ፖለቲካዊ ትንተና ክግበር ዝካኣል ነዓይ ደንጺዩኒ እዩ ዘሎ።
መቸም ምሕፊሪ ዝባሃል እንዲዪ ዝይብልኩም ዳ tigraysat ምስ ውያነ ካይና ኣስምራ ክንኣቱ ኢና ዶ ንስራዊት ኤርትራ ምስ ውያነ ካይና ኽንስዕሮ እና ኢልኩ ሞት ተመንኩሙሎም ሲ ድንግት ሓለይቲ? ኣየናዪ ይክፍእ
Essayas gin ahwatina ab Gonder yetifiom alo ezi ke yiriayaka alo do???
Good question and good discussion
Berket Hawey Etom Tigarue Betami eyoum Timomulom Ember Amharay beynay AQmue kwgASerawit Isyase DemA knreyom inA
ብራቮ በረኸት ብፍላይ እታ ስራሕ ዝፈጥር መንግስቲ ክንፈጥር ኣሎና ትብል ሓሳብ ኣዚያ ባህ ትብለኒ ይዝከረኒ እንዳ ኮርያ ስፐይስ እንዳ ተሰረሔ እንከሎ ብሽክለታ ኔረን ብስራሕ ዝተወሃብወን ኩሉ ናብ ስራሕ ጥራሕ ክጎዪ ጥራሕ ኢኻ ትርእዮ ጽርግያታት ኣስመራ ብሽክለታ ዝተወጥሔ መንእሰይ ካብን ናብን ክብሉ እንከለዉ ተኣኪቦም ናብ ስራሕ ክቀዳደሙ እንከለዉ ኣታ እንታይ እዮም እዚኦም ተዓዘብቲ ዘይብሎም ተቐዳደምቲ እንዳተባህለ ይጭረቐሎም ኔሩ ሽዑ ዝነበረ ፍቕሪ እንታይ ንምባል እዩ እዚ ኩሉ መንእሰይ ስራሕ ክፍጠረሉ ኣለዎ ካብዚ ዘሎ ጉጅለ ጥፍኣት ግን ኣይ ንሕሰቦ
Yizikereni wela ezen nay Asmara cafetat afen hah abilen yiwiela neren kuluseb busy neru dege wexiyu shahi kiseti gizie ayneberon
@@ruthh1755 ትኽክል እተን ሃህ ኢለን ዝቐነያ እንዳ ካፊታት መዓልቲ ደሞዝ ወይ ሰንበት መዓልቲ ዕረፍቲ ዓቕለን ክሳብ ዝጸበን ዝቐረበኦ ቀረብ ኩሉ እዩ ዝውዳእ ይዝከረኒ ኣብቲ እዋን እቲ ዋላ ጸላኢኻ ንዝነበረ ኢኻ ንዓ ብላዕ ስተ እንዳበልካ ኢኻ ትገባበዝ ይመልሶ ጽቡቕ ሌላ መሰታይ
@@mbbm2385 Amen hawey
ንኸዳዓት ዝምልከት ኣይ ኮነን ሰራዊት ኤርትራ ምስ መን ተሳኢሉ ዋላ እንታይ ስኢሉ ምስ ደቂ ዓዱ ሰብ መትከል ኣብ ድላዩ ከም ቃሕ ዝበሎ።
Nigereley eba tententi poletica dima ybahaleley foo.
Serawit Eritrea haweliti koyinu diyu kitisealelu.....ab hade hager 2 aynet gex riena, mesikinay wedi dika silisiti megibi keybelea kab gudgad wekariya ziwexe yimesil meshakin ahwatey😭😭😭
አተን ዘይተቕማ ዶሞዝ ተጋደልቲመግቢ ትበልዕዎ ኢኩም ዘለኩም ኢሉ ከምዘቃሮጾ ፈሊጥካ ዶ?ኣብርሃም ሰልዲ ክኣሪ ተጋዳላይ ብዘይ ሰልዲ ሂወቱ ክኸፍል ኢዝይስ ኣየህመካን? 🤔
@@paulmeksonone949 higdef mendef yilagexelom alo mesakin ahwatina😭😭😭
ዘይተረድኣ ኩም ሓደ ነገር ኣሎ እንዳ ንሕና ንሱ እቲ ተቓዋማይ ትብልው ደጋፊ ህዝቢታት እዩ እቲ ደጋፋይ ትብልዎ ባርያ ኣገልጋሊ ናይቲ ንህዝቡ ኣጽኒቱስ ዶብ ሰጊሩ ጎረባብቲ ዘጽንት ዘሎ ፍሹል ጉጅለ እዩ
ሓድሓደ እዋን ገለ ሰባት እዚ ፖለቲካ ኤርትራ ድንግርግር ከብሎምሲ ንቡር ኮይኑ ኣሎ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ፡ ካብ ተዋሳእቱ ብዙሓት ዓያሹ ተበልጽትን ደናቑርን ስለ ዘለውዎ ውን እዩ። ገለ ካብዚኦም ፡ ነቶም ንዘመናት ብኩርዓትን ሓበንን ዝነበሩ ኣቦታትን ኣዴታትን ያኢ ሓድሽ "ፖለቲካ" ዝብሃል መታለሊ ሓሳብ ክምህርዎም እተበገሱ። እዞም ኩሩዓት ኣቦታትን ኣዴታትን ካብ ጥንቲ መን ምዃኖም ዝፈልጡ ፡ ብቋንቋታቶም ሕግታቶም ዝጽሕፉን ዝዳነዩን ፡ ብልሳኖም ዝጽልዩ ፡ ብፊደሎም ዝድብትሩ ፡ ብቋንቋኦም ዝምጕቱን ማሰ ዝብሉን እዮም። ስለዚ ገለ ካብዞም ዓያሹን ተበለጽትን ቋንቋታቶም ዝፈንፈኑ ፡ ብልሳኖም ዘይምጕቱ ፡ መጽሓፍቶም ዘንደዱ ፡ ሕግታቶም ዝነዓቑ ፡ ብታሪኽ ኣበዋቶም ሓፊሮም ብጽዋጽዋይ ስግሪ ባሕሪ ዝፍክሩ ፡ መበቆል ዓዶም ዝኸሓዱስ ያኢ "ፖሊቲካ" ዝበሃል ሓሳብ ኣንቂሎም ፡ መን ምዃኖም ዘይፈልጡስ ነቶም ብቋንቋታትና እንዛረብ ፡ ብጓይላና እንጭፍር ፡ ብልሳና እንምህለል ፡ ብሕግታትና እንዳነ ያኢ ብዛዕባ ሃገራዊ መንነትን ስርዓትን ሕጋውነትን ክምህሩና ላዕልን ታሕትን ክብሉ ይገርመና ኣሎ። ሓደ ሰብ ፡ ካብቲ ንታሪኽ ኣባሓጎታቱ ፣ መንነቱ ፣ ቋንቋታቱ ፣ ስርዓተ ሕጉ ፣ ልምድታቱ ፣ ተውፊቱ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ ካብቲ ብናይ ክራይ መንነትን ስርዓትን ወደኽደኽ ዝብል ዓሻ ወይ ተበላጺ ጥራይ እዩ ፡ ክፈርህ ዘለዎ።
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
እዚ ናይ ስእሊ ነገር ብጠዓሚ ዘሕርቕ ዩ 😭😭😭ስድነት ጥራይ ውን ኣይገልጾሙን ዩ ነዚኦም. ሰረቕቲ, መደናገርቲ ሸፋቱ ዮም እዚኦም😭😭
Aye Eri_sat , hizibi ERi, entey gerukum, kidimi hiji hizibikum maekeb kigeberlom bikulu haylukum fetinkum, nisu halifiwo , hiji kea , burukat diqu ni weledun hizbun dekime key bele enahageze ,eza shirhi among weledin weladun amixikum. BeZa hiji zebelkuma gororo weledina kitaxwu bi mihisabikum zeyresa himak Tarik. Gin Eri -sat kihatejum ane adey endatemeyet abizi xegibe zihader ye meslekum?
Genzebiki dea higdef yibelio lo 80% bizaebazi ke aflito aleki do???
@@ruthh1755 Hi Ruth nimen keteshiwi Welawin kemu ente keynu , bizaba sidery ember bizaeba genzeb yekonen kedaminet. Bezi meliski gin genzebiki yegediseki yemesl kab hizibki/ur family
@@zeinebmohammed4707 afilito ayneberekin hiji gin tifeliti aleki maere kindey higdef kemzixawetelu nezi hizibina.....hager ab hawala entewediqa ni qexali kem hager kitiqixil ab milikit hito eyu??
@@ruthh1755 emo Hager ketywedik ente hasibna biti higawi nisded. Any way selam tray yewiridelna
አብ ከባቢ ቀርኒ አፍሪቃ [USA UK, EU ብመትከል ጸረ ሕዝቢ ሐበሻ እዮም⁉️ እዚ አብዚ እዋንዚ ብቅድመ-ግንባርት ወያኔን ኢሰያስን ተጎሃሂሩ ዝባራዕ ዘሎ ሕሱር ኲናት፡ ዘወርቱ መሃንድሳት ምዕራባውያን እዮም። እታ ዓለም ትብሃል እኳ ምዕራባውያን ባዕሎሞ እዮም። ወያኔን ሻዕብያን አቢዪ አሕመድን ንብረት ምዕራባውያን አይኮኑን ዝብል ፖለቲካዊ ፡ ፖለቲካዊ፡ ትምህርቲ አዚሎ ክምሃር አለዎ። IF ISEIAS = IS EQUAL=USA & USA =WEYSNE (ABY AHMED)THEREFORE ISEIAS =WEYSNE (ABY AHMED) = USA❗️
Aflito tezeyblka bzaba 5th mesri suk mibal yihsheka, teklilom ayneberun kitbl aytikilin ika, biu asabibom anxarom zikedu halefti yiqetlu nerom kitbl tikil ika natka opinion iu , but feximom ayneberun mibal gin kab haqi zirehaqe iu,
Ane win kemzimesileni 5y mesirie imaginery xelaie eyu higdef baelu xelaie ab riesina zifetero😭😭 hade gizie ab naqfa ni hade halafi kiqetiliwo deliyom bi makina endakede kelo dibiya gerom enda higdef tokisemulu shuu gina eti meskin agolglot eyu teharimu shuu moytu 😭😭eti halafi gin ayteqetilen. 5y mesirie eyom elomuna ezi gin kab haqi zirehaqe eyu baelom higdef eyom tekusom😭😭
እሞ እቲ ትፈልጦ ተዛረብ እሞ ህዝቢ ክመሃር ኣነውን ክእረም
@@gelhanti anewin birigix 5y mesirie ayneberun eye zibil ab agolglot keleku 5y mesirie bezi BA beti endabelu dikas keliomuna nerom aliel abilom Yom. Shuu 5y mesrie teresiom weyane kibulu jemirom nayziom drama hiji kihasibo keleku bitaemi yeshiqeni yu neti eshel hangolina yimiriziwo nerom, I was a teenager, we knew nothing😭😭😭
btaomi zehzn ayu belexenatat hanti tarik zeyblom hlnom sheytom ynebru, atom wetedaret mesakin nnewih ametat kertet zbelu lbka ysebruka,azom abzi pic zelewu zteoamom zmeslu "unhealthy body" sdtat snetbenatat aina behlti tekone abat Asmera tehabiom sq mbelu dngaxe ksemom nerom amber ab kemzi katuwu ngosgas ailom hlnom sheytom, bdewom zmotu.
👎👎👎👎👎👎🦓🦓🦓🦓🦓🦓 barakat rasah hagan 🧠🧠🧠🧠🧠🧠🧠🧠🧠🧠🧠
ኣታ ናይ መን ጋህጻጽ እዩዚ
AYE wedi Torserawit Amharay deQaka Nay negho🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣Entadeka Yetyka wedzA Adgi Amharay🦄🦄🦄🦄🦄🦄🦄🦄🦄🦄🦄🦄🦄👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻
Yonas xerfi nay dikumat eyu hasabika afisis
Hana derefet abue terefet
esubat junta
Sq beli halay gesret zeytmahari gday
@@ERi-e8o junta kkk ayteherk ba
Kemey ekum thasbu ስርዓት ህግደፍ ምእላይ ዲኹም ትሰርሑ ዘለኩም ወላ ከተማሕሽዎ ምርዳ ኣቢኒ? 🤔
The gust look like well awared individual but the podcaster is total oppsite of him ... zomby stuff
ደይ ኢስያስ ብድንቁርናና ኢዩ ተጻዊትልኒ ናህና ድንቁርና ኢዩ 03 ጌሩ ዘዝሃበና ሓሶታት እንዳኣጋዎሕና ህዝብናን ሃገርናን ኣጥፊኢና
intellectual
Bereket gohaf eka 91 Esayas zeykone geganu deka eyom ni Eritrea 🇪🇷 hara awtsioma . Nisika eka kurkur weyane.
ክላእ ንሱኹም ኢኹም ኢኹም ንስኹም ዘይትጠቕሙ ኢኹም ፡ ሽግር ዘሎ ምጽብጻብ ወይ ምጽላም ተዘይ ኮይኑ ፍታሕ ወይ ዕርቂ ኣብ ሞንጎ ህዝብታት ኣይትኽእሉን ኢኹም ፡ በዚ ንስኹም ሕንዚ ትዘርእዎ ዘለዝኹም እሞ እንቋዕ internet ኣይሃለወ ይብለኩም ኣነ ድማ በሉ እስከ
ኣብ መንጎና ሰላም ክመጽእ ክሰፍን ሓላፍነት ናይ ኩሉና እዮ። ናተይ ናትካ ናቱ ናታ.. ናይ ዜና ማዕከን ወረ ወይ ሓሳባት ምልዓል እንተዘይኮይኑ ፍትሕ ክገብሩ ኣይኮነን። ንፍስወከፍና ኣነ እንተይ ተራይ እንታይ ይገብር ኣለኹ ክንብል ኣለና። ኣብ ገዛና ኮፍ ኢልና ካልእ ሰላም ከምጸልና ኣይንጸበ። ተበራበር ህዝቢ ኤርትራ ዓዲ ኔሩኒ ከይንብል። ሓላፍትና ንፍለጥ ንቀሳቀስ።
እሞ ዝጠቅም ኣስተምህሮ ምሃብ ናትካ ተራዩ፡ ህዝቢ ድማ ዝሕሾ ይመርጽ፡ ንዝተባህለ ምጽራር ጥራይ ረብሓ የብሉን
እስኻስ ደላይ ሰላም ከመይ ድዩ እቲ ሰላም
@@alemalem4449 ጽቡቕ ኣለኺ ናይ ኩላትና ሓላፍነት ኢዩ ፡ ግን ካብ ተሃዊኽካ ምዝራብ ቀስ ኢልካ ምዕዛብ መጀመሪያ ፡ዝፈላሊ ቃል ምዝራብ ውጽኢቱ ከቢድ ኢዩ ፡ ንኽሓዊ ድማ ብዙሕ ዋጋ ኢዩ ዘኽፍለና ፡ ኣብነት ድማ ታሪኽ ርዋንዳ ክንወስድ ንኽእል፡ ኣብ ሃገርና ሽግር ኣለና ፡ ሽግርና ግን ብዋጋ ልኡላውነት ኣይኮነን ፡ መጀመርታ ምስ ደገፍቲ ኣሕዋትካ ሻሂ ስተ ተሰማማዕ ሓሳብ ብዘየገድስ ንሶም ኢዮም የሕዋትካ ብድሕሪኡ ጉዳይ ሃገር ተዛረብ ።
Erisat subuk tintena
ብቑዕ ትንተና!
Thank you very much Great discussion
ኩቡራት ይህዋት ዝዋሃጥ ሃናጺ ዘተ አምላክ ይሃገዝኩም አወትና የቀላጥፈልና
Thank you, Bereket. Great job 👍 .
✊✊✊✊💝🎤🔊Revolutionary.....
መጀመሪያ ።ምስጋና የቅርብ ።
ከቢድን ፣ትክ ዝበለ ቃላት ሕዝቤ ከምዝርድኦ መልሲ ዝህብ ።✊✊✊✊💝
Berket ,selam he answers clearly and understandably.✊✊✊💝
ጥራይ ከመዚ ጌርካ ምቅላዕ
Great analysis
በረከት ብሓቂ ቡሱል ሓሳብን ዝንኣድ ትንታነ
Thanks Erisat
Berket Btami xebuQ AgelalexA 👍👍👍👍
👍👍
Great discussion 👍👍
Stop sending remittance to any one to Eritrea. Thank you for raising the most important tool that can finish the regim.
አብ ኤርትራ ካብ 1991 ጀሚሩ ብስነ-አእምራዊ ትምህርቲ ወይ ሞያ ዝሰልጠኑ መሃንድሳት ምዕራብ ዝረቐቀቐ እከይ ኦፐረሽን እዩ ዝኸይድ ዘሎ❗️
ከምዚ ኢሉ ኢብይ ኢሳያስ ከምኡ መሪሕነት ትግራይ እናበልካ ሓሳብ ምሃብ ፖለቲካዊ ፍታሕ ዝናደ ዘሎ ኣይመስለንን ። መዓስ ኮን ይኸውን ፖለቲካዊ ትንተና ክግበር ዝካኣል ነዓይ ደንጺዩኒ እዩ ዘሎ።
መቸም ምሕፊሪ ዝባሃል እንዲዪ ዝይብልኩም ዳ tigraysat ምስ ውያነ ካይና ኣስምራ ክንኣቱ ኢና ዶ ንስራዊት ኤርትራ ምስ ውያነ ካይና ኽንስዕሮ እና ኢልኩ ሞት ተመንኩሙሎም ሲ ድንግት ሓለይቲ? ኣየናዪ ይክፍእ
Essayas gin ahwatina ab Gonder yetifiom alo ezi ke yiriayaka alo do???
Good question and good discussion
Berket Hawey Etom Tigarue Betami eyoum Timomulom Ember Amharay beynay AQmue kwgA
Serawit Isyase DemA knreyom inA
ብራቮ በረኸት ብፍላይ እታ ስራሕ ዝፈጥር መንግስቲ ክንፈጥር ኣሎና ትብል ሓሳብ ኣዚያ ባህ ትብለኒ ይዝከረኒ እንዳ ኮርያ ስፐይስ እንዳ ተሰረሔ እንከሎ ብሽክለታ ኔረን ብስራሕ ዝተወሃብወን ኩሉ ናብ ስራሕ ጥራሕ ክጎዪ ጥራሕ ኢኻ ትርእዮ ጽርግያታት ኣስመራ ብሽክለታ ዝተወጥሔ መንእሰይ ካብን ናብን ክብሉ እንከለዉ ተኣኪቦም ናብ ስራሕ ክቀዳደሙ እንከለዉ ኣታ እንታይ እዮም እዚኦም ተዓዘብቲ ዘይብሎም ተቐዳደምቲ እንዳተባህለ ይጭረቐሎም ኔሩ ሽዑ ዝነበረ ፍቕሪ እንታይ ንምባል እዩ እዚ ኩሉ መንእሰይ ስራሕ ክፍጠረሉ ኣለዎ ካብዚ ዘሎ ጉጅለ ጥፍኣት ግን ኣይ ንሕሰቦ
Yizikereni wela ezen nay Asmara cafetat afen hah abilen yiwiela neren kuluseb busy neru dege wexiyu shahi kiseti gizie ayneberon
@@ruthh1755 ትኽክል እተን ሃህ ኢለን ዝቐነያ እንዳ ካፊታት መዓልቲ ደሞዝ ወይ ሰንበት መዓልቲ ዕረፍቲ ዓቕለን ክሳብ ዝጸበን ዝቐረበኦ ቀረብ ኩሉ እዩ ዝውዳእ ይዝከረኒ ኣብቲ እዋን እቲ ዋላ ጸላኢኻ ንዝነበረ ኢኻ ንዓ ብላዕ ስተ እንዳበልካ ኢኻ ትገባበዝ ይመልሶ ጽቡቕ ሌላ መሰታይ
@@mbbm2385 Amen hawey
ንኸዳዓት ዝምልከት ኣይ ኮነን ሰራዊት ኤርትራ ምስ መን ተሳኢሉ ዋላ እንታይ ስኢሉ ምስ ደቂ ዓዱ ሰብ መትከል ኣብ ድላዩ ከም ቃሕ ዝበሎ።
Nigereley eba tententi poletica dima ybahaleley foo.
Serawit Eritrea haweliti koyinu diyu kitisealelu.....ab hade hager 2 aynet gex riena, mesikinay wedi dika silisiti megibi keybelea kab gudgad wekariya ziwexe yimesil meshakin ahwatey😭😭😭
አተን ዘይተቕማ ዶሞዝ ተጋደልቲ
መግቢ ትበልዕዎ ኢኩም ዘለኩም ኢሉ ከምዘቃሮጾ ፈሊጥካ ዶ?
ኣብርሃም ሰልዲ ክኣሪ ተጋዳላይ ብዘይ ሰልዲ ሂወቱ ክኸፍል ኢዝይስ ኣየህመካን? 🤔
@@paulmeksonone949 higdef mendef yilagexelom alo mesakin ahwatina😭😭😭
ዘይተረድኣ ኩም ሓደ ነገር ኣሎ እንዳ ንሕና ንሱ እቲ ተቓዋማይ ትብልው ደጋፊ ህዝቢታት እዩ እቲ ደጋፋይ ትብልዎ ባርያ ኣገልጋሊ ናይቲ ንህዝቡ ኣጽኒቱስ ዶብ ሰጊሩ ጎረባብቲ ዘጽንት ዘሎ ፍሹል ጉጅለ እዩ
ሓድሓደ እዋን ገለ ሰባት እዚ ፖለቲካ ኤርትራ ድንግርግር ከብሎምሲ ንቡር ኮይኑ ኣሎ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ፡ ካብ ተዋሳእቱ ብዙሓት ዓያሹ ተበልጽትን ደናቑርን ስለ ዘለውዎ ውን እዩ። ገለ ካብዚኦም ፡ ነቶም ንዘመናት ብኩርዓትን ሓበንን ዝነበሩ ኣቦታትን ኣዴታትን ያኢ ሓድሽ "ፖለቲካ" ዝብሃል መታለሊ ሓሳብ ክምህርዎም እተበገሱ። እዞም ኩሩዓት ኣቦታትን ኣዴታትን ካብ ጥንቲ መን ምዃኖም ዝፈልጡ ፡ ብቋንቋታቶም ሕግታቶም ዝጽሕፉን ዝዳነዩን ፡ ብልሳኖም ዝጽልዩ ፡ ብፊደሎም ዝድብትሩ ፡ ብቋንቋኦም ዝምጕቱን ማሰ ዝብሉን እዮም። ስለዚ ገለ ካብዞም ዓያሹን ተበለጽትን ቋንቋታቶም ዝፈንፈኑ ፡ ብልሳኖም ዘይምጕቱ ፡ መጽሓፍቶም ዘንደዱ ፡ ሕግታቶም ዝነዓቑ ፡ ብታሪኽ ኣበዋቶም ሓፊሮም ብጽዋጽዋይ ስግሪ ባሕሪ ዝፍክሩ ፡ መበቆል ዓዶም ዝኸሓዱስ ያኢ "ፖሊቲካ" ዝበሃል ሓሳብ ኣንቂሎም ፡ መን ምዃኖም ዘይፈልጡስ ነቶም ብቋንቋታትና እንዛረብ ፡ ብጓይላና እንጭፍር ፡ ብልሳና እንምህለል ፡ ብሕግታትና እንዳነ ያኢ ብዛዕባ ሃገራዊ መንነትን ስርዓትን ሕጋውነትን ክምህሩና ላዕልን ታሕትን ክብሉ ይገርመና ኣሎ። ሓደ ሰብ ፡ ካብቲ ንታሪኽ ኣባሓጎታቱ ፣ መንነቱ ፣ ቋንቋታቱ ፣ ስርዓተ ሕጉ ፣ ልምድታቱ ፣ ተውፊቱ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ ካብቲ ብናይ ክራይ መንነትን ስርዓትን ወደኽደኽ ዝብል ዓሻ ወይ ተበላጺ ጥራይ እዩ ፡ ክፈርህ ዘለዎ።
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
እዚ ናይ ስእሊ ነገር ብጠዓሚ ዘሕርቕ ዩ 😭😭😭
ስድነት ጥራይ ውን ኣይገልጾሙን ዩ ነዚኦም. ሰረቕቲ, መደናገርቲ ሸፋቱ ዮም እዚኦም😭😭
Aye Eri_sat , hizibi ERi, entey gerukum, kidimi hiji hizibikum maekeb kigeberlom bikulu haylukum fetinkum, nisu halifiwo , hiji kea , burukat diqu ni weledun hizbun dekime key bele enahageze ,eza shirhi among weledin weladun amixikum. BeZa hiji zebelkuma gororo weledina kitaxwu bi mihisabikum zeyresa himak Tarik. Gin Eri -sat kihatejum ane adey endatemeyet abizi xegibe zihader ye meslekum?
Genzebiki dea higdef yibelio lo 80% bizaebazi ke aflito aleki do???
@@ruthh1755 Hi Ruth nimen keteshiwi Welawin kemu ente keynu , bizaba sidery ember bizaeba genzeb yekonen kedaminet. Bezi meliski gin genzebiki yegediseki yemesl kab hizibki/ur family
@@zeinebmohammed4707 afilito ayneberekin hiji gin tifeliti aleki maere kindey higdef kemzixawetelu nezi hizibina.....hager ab hawala entewediqa ni qexali kem hager kitiqixil ab milikit hito eyu??
@@ruthh1755 emo Hager ketywedik ente hasibna biti higawi nisded. Any way selam tray yewiridelna
አብ ከባቢ ቀርኒ አፍሪቃ [USA UK, EU ብመትከል ጸረ ሕዝቢ ሐበሻ እዮም⁉️ እዚ አብዚ እዋንዚ ብቅድመ-ግንባርት ወያኔን ኢሰያስን ተጎሃሂሩ ዝባራዕ ዘሎ ሕሱር ኲናት፡ ዘወርቱ መሃንድሳት ምዕራባውያን እዮም። እታ ዓለም ትብሃል እኳ ምዕራባውያን ባዕሎሞ እዮም። ወያኔን ሻዕብያን አቢዪ አሕመድን ንብረት ምዕራባውያን አይኮኑን ዝብል ፖለቲካዊ ፡ ፖለቲካዊ፡ ትምህርቲ አዚሎ ክምሃር አለዎ። IF ISEIAS = IS EQUAL=USA & USA =WEYSNE (ABY AHMED)
THEREFORE ISEIAS =WEYSNE (ABY AHMED) = USA❗️