Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብጀርመን ብጥዕሚይ ሒማቅ ንነብር ኣለና
Nay bhaki!!!!
አጆኪ ዛ ጋለይ 🐪🐪🇪🇷🕌🙏🙏⛪️🇪🇷🥷🥷🌹🌹
Amlak msakum ykun Dahlakey
May GOD give us Love and peace this days it’s too much hate and war everywhere 😢💜🙏
ሐደ መዐልቲ ንዐድና ከም ንምለስ ክገብሩና ከምዝክእሉ ኩሉ ግዜ ክንርስዕ የብልናን 🤔ስለዚ ንእሽተይ ገዛ ገንዘብ እንተተኻኢሉ ምግባር ካብ ወያነ ንህዝብና ዝገበርዋ እንዳ ዘከርና ይሕዋተይ መዐረይ❤💐
ኤግዛትሊ ❤❤❤💯💯💯💯💯✅✅✅
@@YebyoHaile 👍🥰
ጽቡቅ አኪ ትሰርሒ ዘለኪ ካብ ኢንግሊሽ ናብ ትግርኛ ተርጉሚኪ ንገርና አዚ ዓቢ ሰራሕ አዩ ጋል ሪመይ ቀጽልዮ
MashaAllah dahlak Habibty xbuk habereta u kulu eki tkelyo kexlyo
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉kexeliyo dahlak shukor
ኣብ ፊንላንድ ጽብቕ ኣለና ዳህላክ ሽኮር ንፋስኩም ኣይ ይውቀዓና😅።እግዚኣቢሄር ሰላም የውርደልና ዓድና ብሰላም ይምለሰና ፈጣሪ🙏🙌🏼🎉❤❤❤🎉🎉
Bravo Dahlakino!!!!!
Good job Dahlak haftey ❤️🙏👏
❤❤❤❤❤❤my lovely
ዳህላኪኖ❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉 ILOVE you ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
ተርጉምልና English ዘይሰሞዕ አልቢ ሰብ አዩ ዘሎ አዚኣ አንተገርኪ ዓቢ ሓገዝ አዩ
ዜና ናትኪ ኣይኮነትን talk about love ❤️ only ❤
Do or die
ፈለማ መበገሲ ንምንታይ ኣንጻር ዓሌትነትን ይልዓሉ ኣለዎ? ብጣዕሚ ደስ ይበለካ ተሓጊሰ ኪትብሊ ከሎኪ ግድን ኣዩ ንምለስሉ ስለዘይብልና ግድን ኢና ክንሕጎስዘየልዓልክዩ ነጥብታት ኪዝርዝረልኪኣነ እውን ኣብ ዓዲ ኣንግሊዝ ስለዘለኹ እንግሊዛዊያን ኣብ ገዛእ ዓዶም ብካልኦት ዜጋ ስደተኛታት ገበን ኪወርዶምን ይወርዶምን እዩ ዘሎ- ኣኣብዘን፡ሓጸርቲ ዓመታት ሓደ ኢንግሊዛዊ mp ብሓደ መንእሰይ ሶማላዊ ኣብ ቤጽሕፈቱ ብካራ ተቀቲሉ ዩ ናይዘን ቆልዑ ቅትለት ፥ ኣቃልዶም ብጾታዊ ዓመጽ ግዳይ ኪኮና ሪኢናን ሰሚኢናን ኣኢና:: ስለዚ ንምንታይ እቲ ተሰዲዱ ዝመጸ ኣብ ክንዲ ነቲ ባህሊን ስበምግባርን ናይቱ ሃገር ዝላበሰ ኣብ ዘየድሊ ገበናት ዝዋፍር:: ንሕና መጺኡናዮም እምበር ኣይመጹናን:: ስለዚ ኪትዛረቢ ከሎኪ ፍትሓዊት ኬንኪ ኪትዛረብ ይግባኣኺ: : ጡብን ሑጻን ኣኣቀቢልና ገዛ ኣይሰራሕናሎምን ስለዚ ንምንታይ እዩ ከምኡ ገይሩ ዝብል ነጥቢ ኣኣምጺኢኪ ኪትዛረቢ ይግባእ;; ኣብ ኤርትራ ዘይረከብናዮ ፍትሒ ለውጢ ናብራ ናይ ሰራሕ ዕድል ጥዕናን ኩሉ መሰል ነዚ ስደተኛ ሂቦም እዩም ስለዚ ነቶም ጎኒ ስደተኛታት ድምጺ ኣስሚዖም ኢልኪ ሓጎስ ኪስመዓኪ የብሉን እታ ብኣፍኪ ሕልፍቲ ሃገራዊት ኪትመስሊ ኤርትራ ትብልያ ሃገር ኣይኮነትን::ዳሓር ክኣ እዚ ቀቲሉ ዘሎ ወዲ ሩዋንዳ እዩ:: ስደተኛ ኣይኮነን: : ኢልኪ እሞ ጸሊም ሩዋንዳዊ እዩ ዘይትብሊ ካልእ ቅትለት ናይዘን ቆልዑ ከም ቀሊል ጌርኪ ወሲዲክዩ ሓቕኪ ዝወለደ ጥራይ እዩ እቲ ቃንዛኡ ዝፍልጦዳህላኽ ኣምሰሉፍትሂ ካብ ውሽቲMP,
ዳህላክ አዚ ሓበሻ ዝብሃል ኣበሃህላ ገጋ አዩ ተዘይተጠቅሙኩሉ ዝበለጸ አዩ ምክንያቱ ሓበሻ ዝብሃል ብሀር ኣብ ኤርትራ የለን ኤርትራዊት ክሳብ ዝኮንኪ ኤርትራውያን በሊ ።
ብጀርመን ብጥዕሚይ ሒማቅ ንነብር ኣለና
Nay bhaki!!!!
አጆኪ ዛ ጋለይ 🐪🐪🇪🇷🕌🙏🙏⛪️🇪🇷🥷🥷🌹🌹
Amlak msakum ykun Dahlakey
May GOD give us Love and peace this days it’s too much hate and war everywhere 😢💜🙏
ሐደ መዐልቲ ንዐድና ከም ንምለስ ክገብሩና ከምዝክእሉ ኩሉ ግዜ ክንርስዕ የብልናን 🤔ስለዚ ንእሽተይ ገዛ ገንዘብ እንተተኻኢሉ ምግባር ካብ ወያነ ንህዝብና ዝገበርዋ እንዳ ዘከርና ይሕዋተይ መዐረይ❤💐
ኤግዛትሊ ❤❤❤💯💯💯💯💯✅✅✅
@@YebyoHaile 👍🥰
ጽቡቅ አኪ ትሰርሒ ዘለኪ ካብ ኢንግሊሽ ናብ ትግርኛ ተርጉሚኪ ንገርና አዚ ዓቢ ሰራሕ አዩ ጋል ሪመይ ቀጽልዮ
MashaAllah dahlak Habibty xbuk habereta u kulu eki tkelyo kexlyo
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉kexeliyo dahlak shukor
ኣብ ፊንላንድ ጽብቕ ኣለና ዳህላክ ሽኮር ንፋስኩም ኣይ ይውቀዓና😅።እግዚኣቢሄር ሰላም የውርደልና ዓድና ብሰላም ይምለሰና ፈጣሪ🙏🙌🏼🎉❤❤❤🎉🎉
Bravo Dahlakino!!!!!
Good job Dahlak haftey ❤️🙏👏
❤❤❤❤❤❤my lovely
ዳህላኪኖ❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉 ILOVE you ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
ተርጉምልና English ዘይሰሞዕ አልቢ ሰብ አዩ ዘሎ አዚኣ አንተገርኪ ዓቢ ሓገዝ አዩ
ዜና ናትኪ ኣይኮነትን talk about love ❤️ only ❤
Do or die
ፈለማ መበገሲ ንምንታይ ኣንጻር ዓሌትነትን ይልዓሉ ኣለዎ?
ብጣዕሚ ደስ ይበለካ ተሓጊሰ ኪትብሊ ከሎኪ ግድን ኣዩ ንምለስሉ ስለዘይብልና ግድን ኢና ክንሕጎስ
ዘየልዓልክዩ ነጥብታት ኪዝርዝረልኪ
ኣነ እውን ኣብ ዓዲ ኣንግሊዝ ስለዘለኹ
እንግሊዛዊያን ኣብ ገዛእ ዓዶም ብካልኦት ዜጋ ስደተኛታት ገበን ኪወርዶምን ይወርዶምን እዩ ዘሎ
- ኣኣብዘን፡ሓጸርቲ ዓመታት ሓደ ኢንግሊዛዊ mp ብሓደ መንእሰይ ሶማላዊ ኣብ ቤጽሕፈቱ ብካራ ተቀቲሉ ዩ ናይዘን ቆልዑ ቅትለት ፥ ኣቃልዶም ብጾታዊ ዓመጽ ግዳይ ኪኮና ሪኢናን ሰሚኢናን ኣኢና:: ስለዚ ንምንታይ እቲ ተሰዲዱ ዝመጸ ኣብ ክንዲ ነቲ ባህሊን ስበምግባርን ናይቱ ሃገር ዝላበሰ ኣብ ዘየድሊ ገበናት ዝዋፍር:: ንሕና መጺኡናዮም እምበር ኣይመጹናን::
ስለዚ ኪትዛረቢ ከሎኪ ፍትሓዊት ኬንኪ ኪትዛረብ ይግባኣኺ: :
ጡብን ሑጻን ኣኣቀቢልና ገዛ ኣይሰራሕናሎምን ስለዚ ንምንታይ እዩ ከምኡ ገይሩ ዝብል ነጥቢ ኣኣምጺኢኪ ኪትዛረቢ ይግባእ;;
ኣብ ኤርትራ ዘይረከብናዮ ፍትሒ ለውጢ ናብራ ናይ ሰራሕ ዕድል ጥዕናን ኩሉ መሰል ነዚ ስደተኛ ሂቦም እዩም
ስለዚ ነቶም ጎኒ ስደተኛታት ድምጺ ኣስሚዖም ኢልኪ ሓጎስ ኪስመዓኪ የብሉን እታ ብኣፍኪ ሕልፍቲ ሃገራዊት ኪትመስሊ ኤርትራ ትብልያ ሃገር ኣይኮነትን::
ዳሓር ክኣ እዚ ቀቲሉ ዘሎ ወዲ ሩዋንዳ እዩ:: ስደተኛ ኣይኮነን: : ኢልኪ እሞ ጸሊም ሩዋንዳዊ እዩ ዘይትብሊ
ካልእ ቅትለት ናይዘን ቆልዑ ከም ቀሊል ጌርኪ ወሲዲክዩ ሓቕኪ ዝወለደ ጥራይ እዩ እቲ ቃንዛኡ ዝፍልጦ
ዳህላኽ ኣምሰሉ
ፍትሂ ካብ ውሽቲ
MP,
ዳህላክ አዚ ሓበሻ ዝብሃል ኣበሃህላ ገጋ አዩ ተዘይተጠቅሙኩሉ ዝበለጸ አዩ ምክንያቱ ሓበሻ ዝብሃል ብሀር ኣብ ኤርትራ የለን
ኤርትራዊት ክሳብ ዝኮንኪ ኤርትራውያን በሊ ።