Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዓዊታ ንፍዕ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽሎ ካብ ኩሉ ናትካ ምክትታል ይሓይሽ ኣጆካ --.
ለባመይ ምክርካ ደስ ይብል ክብረት ይሀብካ
ክላእ ትም ኢልካ ኢካ ሃለውለው ትብል ሓንቲ እካ መሃሪ የብልካን። ሓንቲ ጽብቅቲ ዘምጻእካያ እዛ ናይ መወዳእታ ናይ በርሀ ጊለ መሸሽ ደስ ትብለካ ኩሉ ከም መሸሽ ሓሪፍ እንተዝከውን።
ኣነ እውን ክሳብ ናብ ሰብ ኣፋን ኢዳን ዘይወርወረት ከም ቃሓ ዚበላ ትግበር ዊንታ ሽኮር ክንዳካ ዘይኣክላ ብኣካ ይውዒላ ኢዩ ነገሩ ።ሰላም መዓልቲ ጠጥዑሙ
ዓዊታ ዓቢ ሰብ
አተዓባብያ ይሐትት
Thank you that's a very good advice a bout winta
ፈሪሀ እግዝአብሄር ይወስካ ክብርቲ ሰብ እያ።
Wellcome Awita tv & SOLO Media Selamkum yibzah 🇪🇷👌🇪🇷👌☪️👌✝️👌
ኣትን ኤርትራውያን ዓገብ ዓገብ ዓገብ
ንቪድዮካ 1ይቲ ላይክ ብምሃብ ጀሚረያ ኣለኩ ሞ ፡ ብተቅርቦ መደብ ቀጽሎ እና በልኩ ፡ ካባካ ጀሚሩ ንቻለይ ሳብስክራይብ ብምግባር ንመደብይ ሓይሊ ጌረ ክሰርሓሉ ፡ ብሳብስክራይብኩም ከተማሙቁኒ ብትሕግና ይሓትት ።
kbret zelewo zereba u awita hawey xubuk mkri nab lben ymlesen
ኣብ ዓለም ከምድላይካ ምንባር ሃልዩ ሃልዩ ኣይፈልጥን ኣክህሉን ፡ እዘን ጥራሐን ዝወጻ ዘለዋ ድማ ነፍሰን ምምላኽ ዝሰኣና እየን ፡ ኣምልኾ ገዛእ ርሲ ሓሚመን ኣለዋ ። ካብ ሰበን ንላዕሊ ከፊኡወን ዝነብራ ከኣ እዘን ጥራሕ ነፍደን ዝነብራ ሰባት እየ ።
ዓወት ሓደ ገልዳም ሓበሻ ተዛሪብካዮ ዘይርዳእ ብዛዕባ ዊንታ ተተዛረበ መን እዩ ክሰምዖ???? ክትስማዕ እንተደሊካ ክትሰምዕ ኣለካ መጀመርታ ንሰብ ከተረድእ እንተደሊካ ክትርዳእ ኣለካ መጀመርታ it’s what it’s::
Great job❤🇪🇷
ክክክክ ሽኮር ኢኻ ቀፅለሉ💙😍
አንታይ ጉደ ኢና ንሪኦ ዘለና ኤረትራዊይን ምኮንክን ሐፊረ አቲ ክብር መንነትና ትጥፎኦኦአለክን ተሰተራ ተሰተራ አንታ አቶም ሰደረአንአንተ ሪኦምሰ አንታይ ኮን ይሰምዕም ይኮኑ
ኡይይይይይይይይ ኣታ አዘን ሑቡሽ የሕዋትና እንታይ እየን ድኮና ደለዋ
Aweta newihn xbuqn video sle temx ika teheguseni habibi kexlo 👍 gberu guys
ተዘይ ትምርዖ ከ ንመን ምመረጽካ A or B
እዛ ሰባኣይ ክትስሕብ
አቲ ገርማ ናይ ኣዴታተን ክመልሳ ከለዋ አዩ ሽቡቕ ነቲ ቅርሽራሽ መልሰን ክኽዳ ከለዋ ሽቡቕ ዘለዋ አዩ ዝመስለን
Long live to eirtrea
Welcome
ኣታ ዓዊታ ሓወት ጽቡቅ ኣለኻ ደስ ይብላኻ ባህለን ክብረንን ስለዝሓለዋ። እንኾነ መስኪናይ ገንዘብን ሰብኣይን ዝረኽቦ ዉራይ መጸት ሓድሽ ሓድሽ ኣዴታትና ፍርቂ ዘመነን ብ 1 ጥልፊ ናይ ሎሚ ጉድ ዓገብ በለልና!
ዓወት ናይ ዓርብ ዘውረድካዩ ጊጋ ምኻና ሓብር
ጌጋ ስለዝነበራ እኮ ደምሲሰያ ብሮ
Eway gudam nay wenta yhayshe
ናትካ ጌጋ ካኣ ክነግረካ ንምንታይ ገጸን ሸፊንካ ዘይ ተቅርበን
Ya nsu eyu gin kulu seb ዝርኣዮን ባዕለን ፈቒደን ዝለቕቐቕኦ እየ ዘምጽኦ ኣነ እኮ
@@AwitaFqr sori ketaesn yekel eu ile ey enebr serahka eko xebke eu
🤭🤭🤭🤭weta tefoturk zebkt fetert iek akdadenak nmiezramat kedan tekden bhltata nakupom kupur bahl alena eritrean hderan nakupom newld weldo
ዕቅብ መቅሰን ዝኮነ ወዲ😂😂😂
Bejaki tira nebisiki aytikuni
ዉንታ አደ ኮንኪ በአልቲ ሐዳር እኢ አገብ በጃኪ ተሸፈን እቲ ሐንቲ ነወራም እፍልብኪ ከፍትከከ። ክበርትኪ ባይታ ዘቢጡ
aweta shkor haqika eka awaridenana shame on them 😡😡
Uuuuuuuuu intay koynen yibahala 🤔🤧🤧🤧🤧 kinde om hafiri 🙄
እጆኻ ኣለና ኣብ ጎድንኻ ቀጽሎ ዓዊታ
Awita arkey loms mewedaeta zeben mexina beqa entay aynet gal eya wedey ezia foe
Kkkkkkkkkk
Awet lomes tekidka ala seb teray kitelile tewill alika bele eske jorgo entay himke tezarbu .mexexei abzhika hewket dea yebhall
Xbuk aleka Aweta kem dileta zbahal yelen Tkkklllll ageb mbal xbuk eyu kab axyafii meilay eyuuuuu
Awita shuro
ኣሕዋት ነዛ ሓዳሽ ቻነል ( ሳብስክራይብ) ግበሩለይ ኣዛናጋዕትን ናይ ቴክኖሎጂ ቪዲዮታት ምስ እትደልዩ thank you 🥰ll
Kemu ya tfetu mqililae Winta ko ageb ba qurub str
Awita tetemu endo amxeulna......
Winta ezia endeya xegma zey bahlena bekulu fetweti kolas zey kewen abeti zey kewen zey kewen eyu wintu
Wintan mikalin barkulna eyen zibla
ኣብዚኣ ትዛረበላ ዘለኻ ናይ ዊንታ ቪድዮ እቲኣ መሰነይተ ደርፊ ተጠቂማትሉ ዘላ ዉን ጌጋ ኣለዋ ምኽንየሰቱ በቲ ደርፊ ጌራ ንነብስኻ ባዕላ ትንእዳ ኣላ ሰብ ዩ ቆንጆ ገለ ክብለካ ዝኽእል እንበር ባዕልኻ ስ መን ሙዃንካ ምፍዳሕ ኢዩ
Taedakelebiii
B Fili ayney aytmxani Awita 😂 kexlo zarkey
Ata gdef just kem habtey meten eye enber zeyanes ብኣኣ ዝመጸኒ ዘየኽእለኒ
🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ተረግሙኩም ኢኩም
B yeakk
ዓዊታ ንፍዕ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽሎ ካብ ኩሉ ናትካ ምክትታል ይሓይሽ ኣጆካ --.
ለባመይ ምክርካ ደስ ይብል ክብረት ይሀብካ
ክላእ ትም ኢልካ ኢካ ሃለውለው ትብል ሓንቲ እካ መሃሪ የብልካን። ሓንቲ ጽብቅቲ ዘምጻእካያ እዛ ናይ መወዳእታ ናይ በርሀ ጊለ መሸሽ ደስ ትብለካ ኩሉ ከም መሸሽ ሓሪፍ እንተዝከውን።
ኣነ እውን ክሳብ ናብ ሰብ ኣፋን ኢዳን ዘይወርወረት ከም ቃሓ ዚበላ ትግበር ዊንታ ሽኮር ክንዳካ ዘይኣክላ ብኣካ ይውዒላ ኢዩ ነገሩ ።ሰላም መዓልቲ ጠጥዑሙ
ዓዊታ ዓቢ ሰብ
አተዓባብያ ይሐትት
Thank you that's a very good advice a bout winta
ፈሪሀ እግዝአብሄር ይወስካ ክብርቲ ሰብ እያ።
Wellcome Awita tv & SOLO Media Selamkum yibzah 🇪🇷👌🇪🇷👌☪️👌✝️👌
ኣትን ኤርትራውያን ዓገብ ዓገብ ዓገብ
ንቪድዮካ 1ይቲ ላይክ ብምሃብ ጀሚረያ ኣለኩ ሞ ፡ ብተቅርቦ መደብ ቀጽሎ እና በልኩ ፡ ካባካ ጀሚሩ ንቻለይ ሳብስክራይብ ብምግባር ንመደብይ ሓይሊ ጌረ ክሰርሓሉ ፡ ብሳብስክራይብኩም ከተማሙቁኒ ብትሕግና ይሓትት ።
kbret zelewo zereba u awita hawey xubuk mkri nab lben ymlesen
ኣብ ዓለም ከምድላይካ ምንባር ሃልዩ ሃልዩ ኣይፈልጥን ኣክህሉን ፡ እዘን ጥራሐን ዝወጻ ዘለዋ ድማ ነፍሰን ምምላኽ ዝሰኣና እየን ፡ ኣምልኾ ገዛእ ርሲ ሓሚመን ኣለዋ ። ካብ ሰበን ንላዕሊ ከፊኡወን ዝነብራ ከኣ እዘን ጥራሕ ነፍደን ዝነብራ ሰባት እየ ።
ዓወት ሓደ ገልዳም ሓበሻ ተዛሪብካዮ ዘይርዳእ ብዛዕባ ዊንታ ተተዛረበ መን እዩ ክሰምዖ???? ክትስማዕ እንተደሊካ ክትሰምዕ ኣለካ መጀመርታ ንሰብ ከተረድእ እንተደሊካ ክትርዳእ ኣለካ መጀመርታ it’s what it’s::
Great job❤🇪🇷
ክክክክ ሽኮር ኢኻ ቀፅለሉ💙😍
አንታይ ጉደ ኢና ንሪኦ ዘለና ኤረትራዊይን
ምኮንክን ሐፊረ አቲ ክብር መንነትና ትጥፎኦኦ
አለክን ተሰተራ ተሰተራ አንታ አቶም ሰደረአን
አንተ ሪኦምሰ አንታይ ኮን ይሰምዕም ይኮኑ