ሰበር ዜና🔥 ሑመራ ኣዛዚ TDF ተበጊሱ/ ኣስመራ ዝኣተወ ሽማግለ/ኢሳያስ ህፁፅ ምላሽ ሂቡ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 янв 2025

Комментарии • 120

  • @TeklayTameneDarfur
    @TeklayTameneDarfur 14 дней назад +5

    መራሕትና ንባዕሎም ምስመቸዎም ፀገም ህዝብና ረሲዖሞ

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 14 дней назад +6

    ሰላም ሰላም ገዛና ፅብቅ ጅማሮ እዩ ኣጀኹም ቃፅልሉ ካብዞም ክልተ ጉጅለ ወፅእና ዓድና ንድሕን ኩልኻ ትግራዋይ 👌🥰💙

  • @AtikiltTsegaye
    @AtikiltTsegaye 14 дней назад +2

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ነገር ኣብ ምዕራብ ትግራይ እንድሕር ትግርኛ ደርፊ ዝኸፈተ 3ወርሒ ይእሰር 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 14 дней назад +2

    ኣጆኹም ሕጂ ተጀሚራ ኣላ እታ ናይ ሙሉእ ትግራይ መሰረታዊት ፍታሕ እሞ ኣብ ፍጻመ ኣብጽሑዋ!!!!

  • @kidanetesfay7123
    @kidanetesfay7123 14 дней назад

    ህዚ ግርም!!!

  • @TesfayGebru-m4k
    @TesfayGebru-m4k 14 дней назад +1

    ግርም።

  • @elsayosief1480
    @elsayosief1480 15 дней назад +2

    You will never get that chance Eritrea 🇪🇷 is for Eritrea . The king 🤴 he will for ever.

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 14 дней назад

      🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍🤣🤣

    • @selamselam7358
      @selamselam7358 14 дней назад

      😂😂😂😂

    • @TesfitYemane-r3t
      @TesfitYemane-r3t 14 дней назад

      @elsayosief1480 eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 for ever 💪 💪 💪 💪

  • @BerhaneSium-ox1so
    @BerhaneSium-ox1so 14 дней назад +2

    Hasawi agame shabya jgna eyu shaqlot Nahum kedemti ember

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 14 дней назад

    Selam ❤❤

  • @ISurafelahmed
    @ISurafelahmed 15 дней назад +5

    ወዲ ወረደ አሰካን ከማኻ አአ ፎቃት ዘለኩም ናይ TDF ዘውፅኦ አዋጃት አፊንካ ኳሀሊያ መሲለን መንቆርቲ ሓሳዊ ለማሰ አብ ክልተ አትርገፅ ሓሳዊ

  • @ShishayAkli
    @ShishayAkli 14 дней назад +1

    ቀፃሊ መፅበዓ

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 12 дней назад

    ለጃይ ጌታቸዉ አፈላላይ አይበል ወንበር ጥዒምና አራትኪሎ መሰተ ሰክራን ተመችና እዩ በል ናትካ ቃል አየድልየናን ዊረድ ጥራሕ

  • @melakuestifanos2823
    @melakuestifanos2823 15 дней назад +6

    ይኣክል እግርኻ ምጉታት ዝተሰደደን ዝተፈናቐለን ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ ግዝኣታዊ ሓድነትና ይካበር

  • @TesfitYemane-r3t
    @TesfitYemane-r3t 14 дней назад

    Hashawi banda

  • @BelayHailu-k3r
    @BelayHailu-k3r 14 дней назад

    ተመስገን! ካብ ርግሒት ክልተ ፍንጫላት ህወሓት ወፂእና ናብ ኩለመዳይ ምንቅስቓስ ትግራይ ምእታው ዋና።

  • @eritree9794
    @eritree9794 14 дней назад +1

    @21:33
    *እወ የአክል ምዕሻው ህዝቢ ትግራይ ጀነራል ሃይማኖት ግርማ ! ውዒል ፕሪቶርያ አብ መንጎ ዝተሳዕረ ህወሓትን ዝሰዓረ ፈደራል መንግስት ኢትዮጵያ ዝተገብረ ናይ አጽዋርን ስረን ምፍታሕ እምበር ዝተዘምተ መሬት ዋልቃይት ንትግራይ ክዋሃብ ማለት ዘበት'ዩ ። በአሻጥር አብ ልዕሊ ኤርትራ ዝኸውን ነገር የለን ፣ አገናዕ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ። እቶም ንጥፍኣትና ዝሓለሙን ዝተመነዩን ድሮ ፍልሖ ብሊዑዎም አሎ ። ትማሊ ክትሰዓር ዘይከኣለት ሃገር ኤርትራ ሎሚ ብሓገዝ ማይክ ሮበን መንግስት ኤርትራ ምቅያር ምሕሳብ ከይተበገሰ አብ አእምሮኹም ዝአጎለ'ዩ ። ኤርትራ ብብሎጻት ደቃ ንዘልዓለም ተኸቢራን ተፈሪሓ ክትነብር'ያ ነዚ ዘይኣሚን እንተሎ ገመድ ጌይሩ ይተሓነቅ ።*

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 12 дней назад

    ናይቶም ደቅና ተጋሩ አብ መሬት ዘቃፀልዎም ደቡብ ኢትዮጵያ ምልክት እዩ

  • @hagosyohannes732
    @hagosyohannes732 14 дней назад

    ናይ ትግርኛ ሚዲያታት መዓዝ ከ ይኩን ሐቅ ዝዛረበሉ መዓልት ናፍቁን ዕድመ ልክዕ ሐሸውት

  • @SimonGm-xg3oe
    @SimonGm-xg3oe 15 дней назад +1

    justice delayed is justice denied. justice now now now

  • @HaileAbreha-z5e
    @HaileAbreha-z5e 15 дней назад +3

    ሐሳዊ ባዕሉ ጌታቸው እንዲዩ ሐንሽሽዎ ንሱ ድዩ ዝከፍለካ

  • @afewerkiaregai2869
    @afewerkiaregai2869 15 дней назад +2

    ናይ ትግራይ ጸገም
    1 ናብ ሕጊ ንኪድ ብውሳነ ሕጊ ኣይንትአዘዝ
    2 ውሳነ ብንሕና ንደልዮ ይኹን ወይ ይውሰነልና
    3 ውሳነ ሕጊ ዘይትቕበል እንተኾንካ ስለምንታይ ናብ ሕጊ ወይ መጋብአያ ትኸይድ ናብ ሕጊ ትኸይድ ብሕጊ ዝዋሀበኒ ፍርዲ ወይ ብይን ክቅበል እዩ እንተዘይኮይኑ ኣነ ብዝደልዮ ፍርዲ ወይ ብይን ይውሀበኒ ማለት ዓመጽ+ልኽብጥና+ንሕግን ርትዕን ኣይቅበልን እየ+ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሀገርን ምሽክዕላለይ ክቕጽል እየ+ረብሓይ እምበር ረብሓ ህዝቢ ኣየገድሰንን እዚ እንተኾይኑ መንገዲ ፍትሒ የለን ኩሉ ኣብ ትሕቲ ጽላል ሕጊ ከጽልል ኣለዎ ካልእ ናይ ኤርትራ ጉዳይ ንኤርትራ ይምልከት አሜርካን መሻርኽታን ጉዳይ ዕዮ ገዝአን ይግበራ ህዝቢ ዕማኾ ሓመድ ኣይንህብን እንተበለ መን ይእውዶ ምስ ጓኖት ኬንና ክንጎዛዝያ ንዝብሉ ኣበርክቶ ዘይብሎም ኮራኩር ጓኖት ምንባሕ ናቶም ንወኽርያ ኣየሳጉግን እዩ

  • @abrahamgebregiorgis4163
    @abrahamgebregiorgis4163 14 дней назад

    ATA wedi dikala teref dergi

  • @Mike-b6j2b
    @Mike-b6j2b 15 дней назад +2

    ኣዋጅ ምህጋር ፎቃት ኣዲስ ኣበባ ንወዲ ወረደ ን 4 ኪሎ የጎንብሖ ኣሎ

  • @TamratWelde
    @TamratWelde 14 дней назад

    💙💙💙👌💙💙💙

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864 15 дней назад

    ❤❤

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 14 дней назад

    GAME OVER ዊዒጊን

    • @selamselam7358
      @selamselam7358 14 дней назад +1

      ጋውኒን 🦍🦍 አንጭዋ ሳዋ ጓል ጀነራል ማንካ ። ሰማይ ነሽ ነሽ ነሸ አብቲ እንዳ አምሐራ ሚድያ ከይድኪ ሀመም ቛሕመም በሊ ጋውኒን 🦍😷😷😷ካብዚ ውጺ ዓይና ትውጻእ እታ ጋውኒን አዴኺ

  • @teklaytesfugebru
    @teklaytesfugebru 15 дней назад

    Thank you silal civil association western Tigray.

  • @MogosBeede
    @MogosBeede 13 дней назад

    kulukhum halewlow aytbelu long live Eseyas Afewerki nmewrad america kulu gize kab fetene aqarixa aytfeltnya Hj kea Eritrea ab zHashe kunetat bsala qnue merihnet bxay eseyas afowerqn merihnetun kemuwn hzbi eritrean dma eti gesgas yxql alo beal american henok bicha (kurkur american weyanen )dma ab bado knebhu knebru eyom.
    LONG LIVE ESEYAS AFEWERQI MS MERIHNETUN KEMUWN HZBI ERITREAN

  • @amharekidane245
    @amharekidane245 15 дней назад

    Aytehasu

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 14 дней назад

    ኣብዚ ቴማ ዘይኣስል መሪሕነት ክትፍለ እያ

  • @abrahatsionbeyene2110
    @abrahatsionbeyene2110 12 дней назад

    Kila endo Eritrea 🇪🇷 ab resmorksa ny hgara ey tamen. Kmez ny tigriu hguzuna. Aduhunina endblat iy tkydn ey

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 15 дней назад +1

    መንግስቲ፡ መንግስቲ እንዳበልኩም ህዝቢ ኣይተደንቁሩ። እንታይነት ኣቃውማ መንግስትን፡ ስራሕ መንግስትን እንድሕር ዘይትፈልጡ፡? ? ?

  • @Negash-um6ul
    @Negash-um6ul 15 дней назад +1

    ከመይ ዓይነት ድንቁርና ጋዜጠኝነት ይበሃል? መሬትን ህዝብን ናብ ንቡር ከይምለስ ምባኣስ ተጋሩ እዩ ዝብል ኣቀራርባ ሓኸለ ነቲ ክመልስ ዘይደሊ ኃይሊ ምቕባል እዩ። ኣምላኽ ይምሓርኩም። ንኡሽተይ ሕሰቡ፡ ድንቁርናኹም ገደብ ግበርሉ።

    • @tbstig
      @tbstig  15 дней назад

      ሰላም ክቡር ተኸታታሊና፣ እዚ መግለጺ ኣብቲ ናይ ግዝያዊ ምምሕዳር ዘሎ እምበር ናትና ኣይኮነን። ግዝያዊ ምምሕዳር ከምኡ ዓይነት መግለጺ ብምውጽኡ ይኣክል ዝብል ወፍሪ ምጅማሩ ቅቡልነት ከም ዘለዎ ዘመልክት ጸብጻብ ጥራሕ ኢና ኣቕሪብና ዘለና። ንርእይቶኹም ግን ነመስግን

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 15 дней назад +1

    ኣሳያስ ማለት ስብሓት ነጋ ማለትዩ ስብሓት ማለት (ኣ.ደ.መ) ማለትዩ።
    ውዕሊ ኘሪቶርያ ክፈርስ ዝሰርሑ እንኣደመዮም ከም ናይ ትግራይ እታ ናይመጀመርታ ውሻይ ዝኣተዋ ብደብረፅዮን 3ኛ ወገን ኣያስፈልገንም ዝበለ ምኻኑ ብቩድዮ ዝተቐረፀ ሓቂዩ ናይትግራይ ሚድያታት ንምንታ ከምዘየፃውትዋ ኣይርድአናን።

  • @MengsteabAbraha-z9g
    @MengsteabAbraha-z9g 14 дней назад

    Nskum hlemu fashion iyu

  • @zemenfes62
    @zemenfes62 15 дней назад

    Turkish is checking its military mighty

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 15 дней назад +3

    ቆንዳፍ መን ክአልዮ ትግራይ መሲልካ ረሳሕ

  • @berhaneburush7729
    @berhaneburush7729 15 дней назад

    Liili Henok Eritrawi yelen

  • @kibreablegesse1430
    @kibreablegesse1430 14 дней назад

    way don't take fare action General Tadess be srong don't beg any body.

  • @GualFqri
    @GualFqri 14 дней назад +1

    ኤርትራዊ ኣይኮንካን ሸያጢ ሃገር እኻ

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 15 дней назад

    ወይዚ ዓባስ ንመንዩ ዝሓቶ ዘሎ ለማስ ወታደር

  • @gebretekledesta8195
    @gebretekledesta8195 14 дней назад

    ትግራይ ብሮድ ካስቲንግ በይዛኻቱም ልበሃሊ ለይበሃሊ ፈሊጥኹም ልህዝቢ ለይጎድእን ለይፈላልን ዜና ኣቕርቡ

  • @Semhar-w8w
    @Semhar-w8w 15 дней назад

    ህዝቢ ካባልኡ ቶም ዉዕል ዝፈረሙ ኣካላት ህዝቢ ምዕራብ ተረሲኡ

  • @weldesilasileuntrasibhat5114
    @weldesilasileuntrasibhat5114 15 дней назад +1

    ኤርትራ ንኤርትራውያን ጥራይ

    • @DesalegnTadese-j5q
      @DesalegnTadese-j5q 15 дней назад

      መዓስ ኮይና ትፈልጥ 🤔

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 15 дней назад

      ​@@DesalegnTadese-j5q🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌❤️❤️🙏🙏

    • @hagarawinet2088
      @hagarawinet2088 15 дней назад

      @@DesalegnTadese-j5qkulu kam tigray gizue koynu iyu zireayaka

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 14 дней назад

      🇪🇷❤️❤️👍👍🤣

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 12 дней назад

    ሂብካ ምቅባል እዩ ሰምምዕነት ንሰኩም ግን ምልሕሐሰ ጀማርኩም አይትለፍልፍ ገይርና አይትበል ምሁራት ህዝብ ዓንዲ ሕቆ ዝኮነ ሰራዎት አጠንክርዎ እናመፃኩም ሰሪኡ አየተፍትሑና

  • @leteberhanabraha6932
    @leteberhanabraha6932 14 дней назад

    እቱ ግምት ዝባሓል ጉጅለ ሚሽጥር ትግራይ ሕጥጥ አቢሉ ንአብይን ሽመልስን አረኪብዎም እዩ አብትግራይ ዝተዘርበትን ዝተሓሰበትን ክም አብመንፊት ዝተቀመጠጣፍ እናኽደ ተሸሽ የብሎ ኣሎ እቱ ናይግምት መራሒን ጉጅሉኡን ትግራይ እውን ሸይጡዋ እዩ ባእሉ የርእየና እኮ አሎ ካብ ብልጽግና ንላእሊ ኮይኑ ሠራዊት ትግራይ ከፍርስ ድቃስሲኢኑ ንሪእዮ አለና ዓገብበልዎ ካሕዳም በላእተኛ

  • @KedirAbdulkader
    @KedirAbdulkader 14 дней назад

    እዚ ኽሉ ኮለል ብሰንኪ ብወዲ ወረደ ሓቂ መንገዲ ዘይ ምሓዝ እዩ ካብ ተጠያቂ ኣይምልጥን እቶም ኣቦኦም ዘፍለጡ ንንጋታቸውን ፃድቃንን መርገፂኦም ኣፍሊጦም እዮም

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 15 дней назад

    Giosder midya

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 15 дней назад

      Correct your English language spelling first denakurt, sibhatawian corrupted arrogant self-centered self-righteous narcissistic are the problem of all tegaru

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 12 дней назад

    ኩሉኩም እናመፃኩም አይተሸካዕልሉ ዉረዱ ዉረዱ አይአልናን ኢልኩም ዝክእል ሰብ አብዎ ንህዝብኩም ተሐዚንኩም ፀገምኩም ንገሩ ፈላጣት አለዉ ከማኩርኩም

  • @SamsungHo-k5l
    @SamsungHo-k5l 14 дней назад

    እዛ ይኣኽል ትብል ሓሳብ ናይ መወዳእታ ኽትኸውን አለዋ ሓደራኹም ኣንቱም መርሕቲታት ትግራይ።ናይ ህዝቢ ስቃይ የብቅዕ ናብ መረበቱ ይመለስ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ አውን ናቦትኡ በህፁፅ ይመለስ።

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 15 дней назад

    ኸሚዛ ኢሪቲራ ብዘይ ድሊታ ቢሐዲራ ኒኢቲዮፒያ ዚተዋሀበት መጨሪሲቲኦ አብ ጊ ዛአት ኢቲዮፒያ ዚአተዊት ቢቃሊሲና ሀገሪና ዚመሊሲና ። ዘይሚቢሪኪክ ሕዚቢታት ትግራይ ቢቃሊሶም ግዛአታዊ ሐዲኒቶም ኪመሊሶ ኢዮም❤❤❤❤❤😂

    • @AbrahamTesfamariam-fz7vr
      @AbrahamTesfamariam-fz7vr 14 дней назад

      ፊደላት ዘትቆጽር ካብ ኮመንት ክትህብ ትመጽእ 😂😂😂😂 እንታይ ኢና ክንብሎ እዚ ጽሒፍካዮ ዘለኻ?

  • @SolomonGhebre
    @SolomonGhebre 14 дней назад

    Parlama,afe gubae tigay key hazka lewti zimetsi aymeslenin men eyu dagna mengstin tekawemti

  • @Alphacentric1
    @Alphacentric1 15 дней назад

    I thought General Wedi Werede was a seasoned politician. I feel terrible to hear his interview. Tigray is in trouble.

  • @Eritrea-t7b
    @Eritrea-t7b 15 дней назад

    Shaebya emo dekisu alo bet elu

  • @MengsteabAbraha-z9g
    @MengsteabAbraha-z9g 14 дней назад

    Hasn't bailom iyom zshetu

  • @mr.t9096
    @mr.t9096 14 дней назад

    ነትም ንህዝቢ ትግራይ ረሲዖም ንኣቢ ኣሕመድ ከገልግሉ ዝመረጹ ከምኒ ገታጨውን ጻድቃንን ፎእ ዘይትብልዎም ካብ ስቓይ ክትጋላገሉ?

  • @Negash-um6ul
    @Negash-um6ul 14 дней назад

    ወዲ ወረደ ቅድሚ 2 ዓመት ክበሃል ዝነበሮ ዘረብ እንታይ ይበሃል? ካብ ናይ ሕጊ ይከበር ሚልዮናት ዘጽነተ መኸተ ዓመታት ናብ ሕጊ ኣልቦነት ምውራድ እንታይ ይበሃል? እንድሕር ዘይትኽእሉ ዝተሸከምኩሞ ሓላፍነት ንዝምልከቶ ህዝቢ ዘይተርክቡ። ተዋሪድኩም ህዝብኹም ኣይተዋርዱ🎉🎉🎉

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 14 дней назад

    ሄኖክ ተኽለ ቡሱል ጋዜጠኛ ኢዩ። ጉሉጽን ርዱእን መግለጺ ኢዩ ሂቡ። ህግደፍ ከኣ ቆልዓውን ናይ ዘየለ ምክልኻልን ክህውትተሉ ይረአ ኣሎ ኣመሉ ኢዩ። ክጽረግ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ።

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 12 дней назад

    ሐሸዉሸዎ መግለፂ ከይትህበና ብኩቡርካ ንበር ሞት ዘትረፈኩም ፈጣሪ ነዚ አይኮነን

  • @FotoGoitom
    @FotoGoitom 13 дней назад

    መንግሲ ኣመርካ መሰል የቡሉን ንመንግሲቲ ኤርትራ ክወርዶ.ክደይቦ ባዒሊኩም.ብጽልኢን ቅርሕንትን ዝተጫማልቅኩም ናዬቱቡ ኢኩም ከም ሓቂ መንግሲቲ ኣመርካ.ሓላይ እንትኮይኑ ወጽዓ ህዝቢ ትግራይ.ዓለም ዘሰክሒ ግፊዒ ብወያነን ኣቢን ዝወርዲ ደሎ ህልቂት መዳሓነ ካቡኡ ሓሊፉ ንስካን ከማካን ሰላም ሃብወ ህዝቢ ናይዚ ዞባ ሰላም ክልእኩሞ ኣለኩም ዓገብ

  • @aksum-b9b
    @aksum-b9b 15 дней назад

    እዝይ ልብው ስራሪ አየር አው ሮከት

  • @gebreted2612
    @gebreted2612 14 дней назад

    ነዚ ሰራቒ ገንዘብ ኤሪ እሳት ገንዘብ ህዝቢ ሄኖክ ኣምጺእኩም ኣየ ትግራይ ኒውስ
    ንትግራይን ኤርትራን ዝጠቅም ሕልና ዘለዎ ሰብ ኣቕርቡ

  • @bird1144
    @bird1144 15 дней назад

    ክቡር ጀነራል ህጂ ግርም ስራካ ፈሊጥካ ድንበር ትግራይ ምክባር ተፈናቀልቲ ናብ ቦታኦም ምምላስ እምበር ናይ ግዜዊ ምምህዳር ፕረዚደነት መሀዝ አይኮነን

  • @teklaytesfugebru
    @teklaytesfugebru 15 дней назад

    General Tadese ekua dategna eyu...negerat miwsan zabeyo yeman Tsegam enaraeye gara zatewo seb koynu eyu zqitsil zelo seb eyu.

  • @MengsteabAbraha-z9g
    @MengsteabAbraha-z9g 14 дней назад

    Nskatukum ksab etfeltuwo kulu moytom alewu

  • @duckgoat-k6v
    @duckgoat-k6v 15 дней назад

    ኤርትራ ፅቡቕ ገበረት እዚ ፅሉል ወዲ በሻሻ ብገንዘብና መሳርያ እናዓደገ ወዲኡና ንኤርትራውን ፅቡቕ እዩ ናይ ፅባሕ ወራሪአ ተዳኽሞላ ማለት እዩ:

  • @AregawiAbayHailuhailu-kk1le
    @AregawiAbayHailuhailu-kk1le 15 дней назад

    ኣብ ገሊኡ ኣይተሓስዉ እሺ፣ ኣይተጋንኑ፣ ብይመስል ኣይትደምምድሙ

  • @solomonabraha4303
    @solomonabraha4303 14 дней назад

    Please stop news about Ethiopia or Addis they have enough Cadre and #PP propaganda through the world

  • @truthcommunityoftheworld2694
    @truthcommunityoftheworld2694 15 дней назад +2

    🇪🇷🇪🇷✅ናትኩ ምግበሩ አብ ኤርትራ ዘሻቅል የብልናን ...ሸተክ በተክ ዝኮነ ህዝብን መንግስትን የብልንይን ...ዘይናቱ ዘይደሊ ናቱ ክአ ዘይህብ ..ህዝቢ ..መንግስትን ብሐቅን ሕግን ..ዝአምን ስልልጡን ህዝብን መንግስትን ኤርትራ እዩ ዘለና.......🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅

    • @selamselam7358
      @selamselam7358 14 дней назад +1

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 14 дней назад

      🇪🇷❤️🌹👍

  • @TekleweinBerhane
    @TekleweinBerhane 14 дней назад

    ኣብ ትግራይን ኤርትራ ሰላም ክመጽእ እንተኾይኑ ህግደፍ ክጠፍእ ኣለዎ

  • @dawitghebremeskel552
    @dawitghebremeskel552 15 дней назад

    ሉላዊ ግዝአት አሞንጎ ከልተ ሉኡላዊ ሀገር ዘሎ እምበል አብ ውሸጢ አደ ሀገር አይኮን ከልል ማለት ሀንቲ ውሸጢ ሀገር ዝገበርምምህዳራዊ ወሰን ብሰምም ዝግበር ኢዮ ሰልጣን ምሰሀዝኩም ከሊልኩሞሰልጣን ዝሀዘደሞ ይከልልኩምም ወዴት ከፈከፈ።

  • @gebreslaseabebe
    @gebreslaseabebe 15 дней назад

    ግርም ባ መማረፂ ኣቢካ መማረፂ የለን ።ግመት ቆሊፍካ ሒዝካ ፀፅታ ኮይንካ ፀፅታ ክፈርስ እናሰራሕካ ንሓደ ጉጅለ ስልጣን እንተዘይሂበ ኢልካ ንመንግስቲ ምስራሕ ከሊካስ መማረፂ የለን እናበልካ ሀዝ ውን ዕሸላት ክትውድእ ክትቀዝፍ ።ይኣክል እትባሃል ታደሰ ወራዳ ኢካ።

  • @LamllRyy
    @LamllRyy 15 дней назад

    ጀነራል ታደሰ ወረደ ምክትል ግዝያዊ መንግስተቲ እዩ ንምንታይ ኣፍቱ ኣኼባ ምስኣብይ እቱውዕል ይተግብር ኢሉ. ዘይሓትት ነይሩ ላተሻፋፈንካ ምንድ ይትረፍ ባዕልኻ ክልተ ሕዋሓተ ናበልካ ቤትፅሕፈት ናይህዝቢ ብዒዋሉ ናተሰበረ ካብቲን ክብትን ታኣኪቦም ራብሻ እንፍጠር ስኹ ኢልካ ናረአኻ ኣበይ ኣሎ ቱሕጊ

  • @abrehahagos5689
    @abrehahagos5689 15 дней назад

    Hnokna godenochu enatachw yemoshetu denkorowoch nachew

  • @lemlemtigray8788
    @lemlemtigray8788 14 дней назад

    ጀነራል ታደሰ ወረዳ እዚአ ተገርኻ ሲምኻ አብ መፂሓፉ ትግራይ ብወርቂ ቀለም ተቀሊሙ ክነብር እዩ ምንም እካ ቁሩብ ደንጉዩ ተኻነ

  • @hagosmokonnen9799
    @hagosmokonnen9799 14 дней назад

    ኣንቱም ሰብ እዚ ሰብኣይ ሓሶቱን ቅጥፈቱን ኣይውዳእን ዲዩ
    ዓሚ ሰነ ዶ ኣዊጁ ኣይነበረን
    ንይምሰል ንመታለሊ ዝተቐመጠ ኢዩ ኢየ ዝብል

  • @woredeimam6966
    @woredeimam6966 15 дней назад

    ኤርትራን ትግራይን ሓንቲ ኢየን::

  • @biniyamhaghos5391
    @biniyamhaghos5391 15 дней назад +1

    ብጫ ከዳሚ ሱቕ በልስኪ ተገጢምካ ኢኻ ሃዳሚ ሓማዪ ለማኒ ይእከልካዶ ሕጂ

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 15 дней назад

    💛❤️

  • @dawitghebremeskel552
    @dawitghebremeskel552 15 дней назад

    ሄኖከቢጫ ጉዳይ ኤርትራ ንኤርትራዊያን ይምልከ ጉዳይ ሀገርካ ግበር ህዝብካ ተጸጊሙ ኩእንቲ ይፈህር አሎ

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 15 дней назад

      Shabia denakurt mhyme most of you are elementary school drop out uneducated backwards go to your level Shabia denakurt media

  • @YohanesFerhiwet
    @YohanesFerhiwet 14 дней назад

    Kkkkkkk adige nehamodu koynikum kamakum himake halafinate zalo seb abe alem reye Seme ayefeltine eye

  • @NiceNice-v3u
    @NiceNice-v3u 14 дней назад

    ወዲ ወረደ ቅንዕና ተጉድል ኣለኻ

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 15 дней назад

    ፀገም ተጋሩ ብቶዃሉ እንዳተታለሉ ኣብ መፅውወድየኦም ደጋጊምካ ምውዳቕ እዩ። ብብዙሕ ፃዕሪ ዝተበፅሐ ውዑል ሰላም፡ ንብፅባሒቱ ዝሓንሸሹ መቓመቲ ስልጣን ተለኣኻኽነት እዮም ናይ ሕብረተሰብ ሓድነት፡ ሞራል፡ ታሪኽ ኣብምሕንሻሽ ይርከቡ። ብሙኻኑ ቃልሲ ህዝቢ ንድሕሪት ኣብምጉታት ይውዕሉ ኣለዉ። የሕዝን።

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe7593 15 дней назад +1

    አንቱም ለመንቲ ሕጂውን ክትአርፉ አይደለኹምን ሰለ ኢሳያሰ ምዝራብ ይአኽለኩም ተባሂልኩም ምሰማእ አቢኹም እታ መቐለ ትበሃል ከይትስእንዋ ግደፉ ተዘይኮነ ግን ኢድ ኤሪትረያ አብአ ትረኸብዋ

  • @borasilman2926
    @borasilman2926 15 дней назад

    ወዲ ወረደ እሞ ዝተንዓቕኻኮ እሞ ንሰኻ ኢኻ። ተሓቢእኻ ንአብየ አሕመድ ተሓቢእኻ ሰልጣን ሀበኒ ኢልካ ተናዒቕካ አብይ አሕመድ እምቢ ዝበለካ ሰብ ኢኻ። ዋይ ዘይሓፍር እሞ በዓልኻ አመራርሓዶ አይኮንካን ኢኻ ታይ ደአ ከምዘይነበርካ ጌርካ ትዛረብ ። ንመን ክተዓሸዉ ኢኻ ዕንክሊል ትብል ዘለኻ❓ዋይ❓

  • @selfreliance8999
    @selfreliance8999 15 дней назад +1

    ዓጋመን ለሐስቶምን ኮስታሪትኩም ትምጻእ....መጺኣ ደኣ አላምበር በጃ ኤርትራ ጋሕ በሉ ለመንቲ

    • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
      @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 15 дней назад

      Agame Agame enabelkum bab shigir aetikumna higi kea nisu miekal abiukum ferae ferae gemirkum hig8def eti zigeberkumo t8fiat kiakkekum ayikealen higiewn ferae rae yebilekum alo zitsegebe kieges mukanu filut eyu gin zigermeni tsegemkum zeyrideakum denakur mukankum eyu fokeskeskum meniakikum koynu eneho higi mekagetsi konkum b8akum kilagetsu yiwielu alewu Ethiopiawiyan ketedhinu nieritreawi atfiekum emo dima mefenfenikum sirah serihkum mis alem ewn diplonacy yebilkumn abzeymilketekum witim kilkil kitibl hager ab sigiat aetikuma. Agame enabelkum titserfiwom hizbi eyom natsinetkum degifom kisab lomi zeykeyeru ente nisikum gin bitekari kit8tsarefu t8ray gizekum ahlifkumo. Higi nikulu kesirkumo ekum n8ethiopia kesirkumo nitigray kesirkuma nieritreawi ewn lielikulu kesirkumo kismu serkumo mientakum zisiwae seb kemzeyele filetu higiewn kitisraru mukankum fiketu melhas tiray ekum hizkum kalie yebilkumn Eritrea nabzi zeetekuma bosenki denkoron nejatsin diplomacy s8rahkum eyum Hizbi dimtsu afinkum kulu wigiat kefitkumo kulen wigiat kea sebat atfiekum t8ray temeliskum nieritrea t8r tibil rebha ayemtsaekumn h8giewn kemia eya equa dea higi gin zikefie melkie eyu kihiz. Mikniatu alem mulue atsliekuma silezelekum.

    • @TekesteAregawi-iw1px
      @TekesteAregawi-iw1px 15 дней назад +1

      ኣበይ ዘላ ኤርትራ እያ ስለኣ ጋሕ ንብል ኣንታ ሃዳሚ ለማኒ

    • @مرفدصالح
      @مرفدصالح 15 дней назад

      Foeee resah

    • @selfreliance8999
      @selfreliance8999 15 дней назад +2

      @ ወዲ ቆናኒት ጀጋኑ ኤርትራውያን እዮም ንጎቦታት ቴምቤን አህዲሞም ንምእልቲ ትግራይ አብ ሰሙን ተቖጻጺሮማ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷

    • @tesfayaberhe
      @tesfayaberhe 15 дней назад

      @@selfreliance8999ኣይ ኤርጥርያውያን !🤮🤮🤮

  • @Hmm-c8v
    @Hmm-c8v 15 дней назад

    💛❤️