Doctor Abraham who was the minister of Defense and the chief architect of the Tigray genocide that killed millions is walking around in Tigray and Ethiopia with no remorse and reparations is really un imaginable when there are more than 200 thousand well armed TDF in the house!!!!
ስምምዕ ፕሪቶሪያ ካብ ዝፍረም ልዕሊ 2ተ ዓመት ኮይኑ። ምድንጓይ ምምላስ ተመዛበልቲ ምድንጓይ ግን ምስ ዉ/ፕሪቶሪያ ጥራሕ ምትሕሓዙ ትኽክል ድዩ? ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም እንተተመሊሶም ታይ ክተዉግዑ? ጉጅለ ኣደመ ኣብ ምንታይ ክድገፍ? ተመዛበልቲ ልክዕ ከምቲ ካልእ ትግራዋይ ፖለቲካዊ ጅሆ ተታሒዙ እዩ ዘሎ። ህዝቢ ትግራይ ኩሉሻዕ ናይ ህወሓት ፖለቲካዊ መስርሕ ካብ ምዃን ወፂኡ ኣይፈልጥን። ናብ ጌታቸዉ ወይ ድማ ጀ/ፃድቃን ዝድብረ ዋኒን ኣይትግበርዎ። Just be courageous and dugout the truth behind the scene, the political conspiracy where migrants are used as a means to TPLF for creating further suffering until they come to power again.
Trusting A Ahmed and hoping anything good will come from him for Tigray is madness on the part of any Tegaru leadaers. Our leaders should only listen and trust the people only. Tigray leaders won’t avoid a second genocidal war by listening and trusting A Ahmed and the PP criminal group. They should trust TDF also.
I absolutely disagree with you Alem. The empire Ethiopia should be dismantled, no Tigrawai stand to defend the country that committed genocide on Tigray
መምህር ምሓር የውሃንሰ ብሉፅ መንእሰይ 🥰💙👏
ልዕሊ ረብሓን ክብርን ህዝቢ ትግራይ ዝስራዕ ዘሎ አይመስለንን።
Mehari yowhansssssss❤❤❤❤❤❤
❤❤አሜንንን
Amen amen amen
ብጣዕሚ ጎበዝ ተንታኒት ኢኺ ቀፅልሉ
ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤
ህዝቢ ትግራይ ዳግማይ ህወሓት ዝበሃል ናይ ፖለቲካ ፓርቲ አብ መረፃ ትግራይ እንተ መሪፁ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ንኽዋረድን ንኽጠፍእ ምቅልጣፍ ምሕጋዝ ማለትዩ ።
Selam ❤❤
Tigray Will Prevail 💛❤️
ሰላም ሰላም ገዛና 💙🥰💙👏
❤❤🎉
ተመዛበሊት ከይተመለሱ መጀመርያ እቶም አብ ምዕራብ ዘለዉ ይዉጹኡ ሐደን ሐደን
ኣየ ተጋሩ ኑበሩለይ
🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤🎉❤
💛❤️
ሰበር ዜና🔥
ክቡራት ተኸታተልቲና ዜና ዓወት ዝምልከት ሓበሬታና ኣብቲ ቪድዮ ሓበሬታ ቴክኒካዊ ጸገም ስለዘጋጠሞ ብጽሑፍ ክነቕርቦ ከም ዝተገደድና ንገልጽ
👉 ዜና🔥 ካብ ትግራይ ዜና ዓወት/
👉 ሕቶ መሓሪ ዮሃንስ /
👉ንተመዛበልቲ ሓደገኛ ኣማራፂ/
👉ጃዋር ናብ ሹመት /
ሓዱሽን ኣገዳስን ሓበሬታ
ሰላም ከመይ ትኾኑ ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ
👇
ዝርዝሩ
ruclips.net/video/tNGgCnt_Lhk/видео.htmlsi=P3AT4kABF_Or1Jou
👇
ሳብስክራይብ ግበሩ
ዜና ዓወት
👇
ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ክብረ ወሰን 10 ኪሎ ሜትር ብምስባር ተዓዊቱ
ኣብ ስፔን ማድሪድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ሳን ሲልቬስተር 2024 ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ሓዱሽ ክበረወሰን ብምስባር ታዊቱ፡፡
ኣትሌት በሪሁ ነቲ ርሕቐት 26 ደቒቕ 32 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊቱ ዘሎ፡፡
ኡጋንዳዊ ኣትሌት ጃኮብ ኪፕሊሞ ብሓንቲ ሰከንድ ድሒሩ ብምእታው ካልኣይ ደረጃን እንትሕዝ÷ ስፔናዊ ኣዴል ሚካኤል ድማ ሳልሳይ ደረጃን ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡
ክበረ ወሰን 10 ኪሎ ሜትሮ ብኬንያዊ ኣትሌት ሮኔክስ ኪፑሩቶ ተታሒዙ ዝነበረ እንትኸውን÷ እቲ ኣትሌት መበረታትዒ መድሓኒት ምጥቃሙ ስዒቡ ውፅኢቱ ከምዝተሰረዘ ይፍለጥ፡፡
ብተመሳሳሊ ኣብ ጣልያን ከተማ ቦላንዞ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ቦክላሲክ ኣትሌት ጥላሁን ሃይሌ ተዓዊቱ፡፡
ትውልደ ኢትዮጵያዊን ንጣልያን ዝጎዪን የማነ ከሪፓ ካልኣይ ከምኡ እውን ኬንያዊው ቻርለስ ሮቲች 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም፡፡
###
ምዕብልና ቃልሲ ብሕግታት ናይ አድላይነት ምትግባሩ፣
ንቓልሲ ከም ዘቃላጥፍ ን ቃልሲ ዝሕግዝን እመስለኒ።
ብግምት ሉኣላዊ ተግራይን ተመዛባላይን ኣይምለስን።
ኣይየየየየየየ እንኳን ሲሽጡን ሲያስማሙን እናውቃለን ድዮም ዝበሉ ? ዝተሽጠ መሬትን ህዝብን ክንምልስ ኣይክእልን እዩ ዝብለናሎ ምውሓውር ጌታቸው እዚ ሓደገኛ ኣካይዳ ህዝብን ውድባት ፖለቲኣን ትግራይ ቃልስና ክንሐይል ይግባእ
እዋይ ሕፍረት!!!
ዝተጋራጨወ ጻዊዒት አብ ዝለዓለ ጽፍሒ ዘለዉ መራሕቲ ሰራዊት!!!!
41 ኩንታል ወርቂ...🇪🇹
ዶናቀቑር ራእይ ዚይብሎም
ማሓሪ ይኋኒስ ብሉፁ ብሉፅ ሙሁር ኹሉ ነገር አቕዱሙ ዝፈሊጥ።
ጉዳማት ዋይ ህዝበይ
ፈትወልቅ ወርቅ ዶ ዓብዩ ኣላን መንእሰይ ታህልቅለኹሞ ደናቁር 😥😥
ጀራል ኪሮስ እዉን ከም ጌታቸው ረዳ ከይቲከዉን የፊርህ😮😮
ንትግራይ ብትግራያ ግዝያዊ ኢልኩም ትፅውዑ ከደምቲ ሽዋ ግዜኹም ተፀበዩ። ፍንፉናት
ተደጋገመ ትንታነ
አየ መሓሪ የዉሐንስ ኮለል ወንበርን ወንበርን
ፍሉይ ረብሓታትን ንገለ ኩልኩልን ነውርን ዝገብር!!! ነቶም መጋበርያ ሕዛእቲ!!! ብልጽግና!!!
ናበይ ኪምሊሶም ናብ ሐዊ መነገዲ ገይሮወም
❤❤
ተጋሩ 1k የእትውና በጂኹም
ተግራዊይ ከመይ ኡሉ ንአዱ ኪምለስ ትግራይብብልፂግና ተታሂዚ ብከመይ አዱ ኪምለስ መሂዘኑ
ኣብይ ሓቁ እዩ!
ወጉድ ዓለም ገብረዋህድ ብላዕ. አለዎ ዝኾነ ሰብ
Doctor Abraham who was the minister of Defense and the chief architect of the
Tigray genocide that killed millions is walking around in Tigray and Ethiopia with no remorse and reparations is really un imaginable when there are more than 200 thousand well armed TDF in the house!!!!
Kab Debirebiehan enitezeimiles BIDIRON techefichifu kihaliqe neiru eyu !!! Ezuy keikewin binay wich HAYAL Hager tibeb temelesu tebihilu kab hiliqiet dihinu !!!
ንምንታይ ከ ንሽዋ ኸዱ ? ንምንታ ወልቃይት ዘይ ኸዱ ? ኣርባዐተ ኺሎ ንኽነግሱ ድዩ ?
እወ ሓፂናዊ ፖለቲካዊ ሓድነት የድልየና። ነገር ግን ኣለም ገ/ዋህድን ጉጅልኦን ካብ መሪሕነት ትግራይ ንመወዳእታን ንሓዋሩን ንምግላል ጥራሕ እዩ። ኣለም ገ/ዋህድ ንስኻ ትመርሓ ትግራይ ድሕሪ ሐዚ ክትህሊ ኣይትኽእልን። ይኣኽለካ።
ኣንቱም ብቅንዕና ብገርሂ ዝትበዝሑ ድማ ብውሱን ጥቅሚ ንጉጅለ ፍንጫል ህወሓት እትድግፉ ኣብ ትፅሕፍዎ ፅሑፍ መእመኒ ዘይብሉ ፀርፈን ሑሶትን ኣብ ኣኼባ ጥራሕ ዝትሕሱውን መሲልኒ
ከም መሓሪ ዮሃንስ ዝመስሉ ዕቁር ሓይሊ ዘለዎም መንእሰያት ናብ ቅድሚት ተዝመጹ ትግራይ ኣብዚ ዘላቶ ደረጃ ኣይምበጸሐትን ። ኣትሓሳስባን ኣኣምሮን መምህር ውፉይ ካብ ኤርትራን ናይ መሓሪ ዮሃንስ ኣትሓሳስባ ዝድነቅ ብልሒ ኢካ ትሪኤሎም። ተስፋ ኤርትራውያን ተጋሩ መንእሰያት ዮም
ህዋህት ክእለ አለዎ!
ምእንተ ሃረፍቲ ስልጣን ኣብስልጣን ክነብሩ መስዋእቲ ክፈሉ ምባል ደው ይበል መንእሰይ እውን ነዚይ ክትድግፍ የብልካን።
ኣቶ ኣለም ኣብ ከም ኢትዮጵያ ዝኣምሰሉ ቡዙሓት ብሄር ብሄረ ሰባት ዘለውዋ ዓዲ ከምዝበልኩሞ ሓፂናዊ ናይ ፖለቲካ ሓድነት ክንገብር ኣለና ዝበልኩሞ ኣብ ዓለም ክሳብ ሕጂ ኣይተራእየን ( ኣይተተግበረን ) እዙይ ንምፍላጥ ድማ ቡዙሕ ምንባብ ይሓትት።
ሰላምን ጥዕናን ንህዝቢ ትግራይ፣ ኢለ ለበዋይ ከቕርብ።
መሪሕነት ትግራይ ልቢ ክትገብሩ እላበወኩም። ናታትኩም
ንረብሓ ህዝቢ ምስራሕን ንህዝብኹም ምስዋእን እተካይድዎ ፣
ንህልዉናን ቀጻልነትን ትግራይ አገዳሲ ኮይኑ፣ ብቀጥታ ጽልዋ፣
ንህዝቢ ኤርትራ ዝጸሉን ዘገልግልን ምዃኑ ክትርስዑ ዬብልኩምን እብል።
ኣብ ሓደ ፖለቲካ ፓርቲ ኣባል ዝኾነ እኳ ናይ ፖለቲካ ፍልላይ ክህልዎ ይኽእል እዩ ኣይኮንዶ ሓደ ሕብረተሰብ ። ፍልጠት ዝተፀየፎ ኣለም ገብረዋህድ ኣፍካ ዕገት ይብሃል ንተጋሩ ዝምጥን ፍልጠት የብሉን እሞ ።
ሓሸውቲ 1000 ሰብ
Mehari yohannesin Dr. Degenin nab siktan yisheyemu ane nezom kilte nab kidmit kinetsu yigibae.
ህዝቢ ትግራይ ናይ ኣቶ ኣለም ጌጋታት ኣብዚኣ ዘለዋ ዘረባታት ጥራይ እኩላት መረዳእታ ኢየን። ምስ ሃገር ኢትዮጵያ ዪብል ኔሩ ሕጂ ምስ ሻዕብያ ዕርቂ እንተ ኢሉ ምትላል ህዝቢ ኢዩ።
ዓሻስያ ሓደ ደርፉ ውድብ ምድሓን ዝባሃል ህዝቢ ምድሓንከ?
ተመዛበልቲ ትግራይ ምንጪ ኢኮኖሚ PP.
1 ወርቂ 2. DDR 3. መምለሲ ተመዛበልቲ ኽልተ ቢልዮን?? ዝገርም ዩ. ቁስለይ መለመኒ ኾይኑ
እንታይ እያ ኾይና ኯምዚ ቀልጢፋ ዜና ተንብብ።
በጃኹም ሃደ በልዋ።
ስምምዕ ፕሪቶሪያ ካብ ዝፍረም ልዕሊ 2ተ ዓመት ኮይኑ። ምድንጓይ ምምላስ ተመዛበልቲ ምድንጓይ ግን ምስ ዉ/ፕሪቶሪያ ጥራሕ ምትሕሓዙ ትኽክል ድዩ? ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም እንተተመሊሶም ታይ ክተዉግዑ? ጉጅለ ኣደመ ኣብ ምንታይ ክድገፍ? ተመዛበልቲ ልክዕ ከምቲ ካልእ ትግራዋይ ፖለቲካዊ ጅሆ ተታሒዙ እዩ ዘሎ። ህዝቢ ትግራይ ኩሉሻዕ ናይ ህወሓት ፖለቲካዊ መስርሕ ካብ ምዃን ወፂኡ ኣይፈልጥን። ናብ ጌታቸዉ ወይ ድማ ጀ/ፃድቃን ዝድብረ ዋኒን ኣይትግበርዎ። Just be courageous and dugout the truth behind the scene, the political conspiracy where migrants are used as a means to TPLF for creating further suffering until they come to power again.
Only men are in the demonstration I did see women.SMH AND HOW MUCH THEY GOT WE WILL HEAR TMW.
Trusting A Ahmed and hoping anything good will come from him for Tigray is madness on the part of any Tegaru leadaers.
Our leaders should only listen and trust the people only. Tigray leaders won’t avoid a second genocidal war by listening and trusting A Ahmed and the PP criminal group. They should trust TDF also.
ካብቶም ዝወፅኡ ብሽሕ ዝበልክምዎም ናትኩም ገዲዱ ንህዝቢ ኣይውክሉን ኩሉ ኣብ ከተማ ዝነብር ህዝቢ ብውክልና ሰልፊ ኣየካየደን መቀለን ከባቢኣን ኢልኩም ክተሕልፉ ከለኩም ነቲ ከባቢ ዝምጥን ቁፅሪ ኣይኮነን ንሓንቲ ሰፋሕ ቁሸት ዝገልፅ በዝሒ ደጋፊ ዘይብሉ እዩ ዘብሎ መልእክቲ እዩ ስለዝኮነ ድማ ይተኣረም ሽሕን ልዕሊኡን ብዝብል ክትገልፅዎ ኣይግባእን ተጋዳላይ ንጉሰ
ሻጥር ዝተመልኦ ሰላማዊ ሰልፊ መቐለ።ይገርም ኣለም ገብረዋህድ እዛ "ሓፂናዊ ሓድነት"ጭርሖ ወልፊ ኮይንዎ ድዩ? ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ዝምነ ንሓድነቱ ምስራሕምበር ምጭራህ እኹል ኣይኮነን።
ቢሮ ትምህርቲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ማለት እታይ ማለት እዩ ???? ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ እበር ዝበልኩሞ ኣይንፈልጥን ። እዛ ሰበይቲ እታይ ከምትብል ዘላ ኣይፍለጥን ሕጅውን ከክርሙና ሰለዝደለዩ እዮም ዝሽጥሩ ዘለው።
አት በጀት ትግራይ ብሕገመንግስቲ ዝተወሰነዩ ሕገመንግስቲ ዘፅደቖድማ ናይ ወያነ አመራርሓ እዩ ስለዚ ጥፍአቱ ናይመንዩ ?ናታስያ ንኻማታ ይብሀል ጌጋኡ ናቶምዩ ።
አለም ገ/ዋህድ ዝትበሃል መስመርካ አስተኻኽል ናይኢትዮዽያን ናይትግራይን ህልውና ልትተሃሀዘ እናበልካ አይተዳናግር
ልጨፍጨፈትና ኢትዮዽያ ከመይ
ጌርካ ህልውናትና ሃደ ክከውን ይክእል ብደም ብህዝቢ ትግራይ አይትቀለድ።
ክድምና ፒፒ ትግራይ ከመይ?? መሕዘንቲ በላዕቲ ሕድሪ ስውኣት
እዚ ሐሳዊ ቡልቡል ጌታቸው
እዞም ልባንዳ ግ ም ት አሚኖም ድዮም ድጋፍ ወጺኦም? ምስ አብይ ዝተፋቀረ ፀላእትና እዮም።
ፈሊጡያ ዝደቐሰስ ነቕኒቕካዮውን ኣይሰምዕን፡ ፍለኣልጡ ኣይትፍለኣጡ ኣካል ኣጽነቲ ትኾኑ ኣለኹም። ሽራን ውድቦሙን ህዝቦሙን ንዝጠለሙ ተለኣኣኽቲ ስለምንታይ ? እንታይ ንምርካብ። እዋይ ትግራይን ህዝባን ኣምላኽ ይሓልኺ።
Hiwehat gedel yieto Tigray hizbi yidhan eyu chirihona Hiwehat tenki tifiat hizbi tigray eyu. Howehat higi siltanom kigedfu alewom hiwehat derekat atehasasiba kulom siltanom kigedfu alewom. Ezom sinkuf mihdereaom mis gize zeykedu hanti mezmurom hiwehat siltanom fetsimom kigedfuceyu zekewom mikniaatu zirideom party ayikonun hilik ziabkelom habirka misrah silezeyfeltu. Denakur politika hiwehat niew beliwom.
I absolutely disagree with you Alem. The empire Ethiopia should be dismantled, no Tigrawai stand to defend the country that committed genocide on Tigray
አይ ጌታቸው ረዳ ጋውና አታ ነቶም ዝአረገ ሰርዓት እናቀንቀኑ እንዶ 1ደ መምሃሪ እርምጃ ውሰድ ህዝቡ ናብ ዓዱ መልሶ አፍካ ጥራሕ ምዕፋር ይቅረካ ለፍላፊ ፡፡
ግምት ዘይቅኑዕ መንገዲ ኣይተኸተለን።ኀ* ምኽንያቱ ጠፊኡኩም ድዩ?
ናይጊዝያዊ ምምሕዳር ውሳነ ሓደሽቲ ወረርቲ እናሰፈሩስ ክሳብ ዝወፁ ንፀበ? ክሳብ ዝደላደሉ ንፀበ ማለትኹም ድዩ? ንምዃኑ ብዘይካ ተመዛበልቲ ኻልእ ትግራዋይ ኾነ ካብ ተወረረ መሬቱ ተጋደለ ኸም ድላዩ ዘይንቀሳቐሰሉ ምኽንያት ታይ ማለት እዩ? መሬትና ናብ ብዓልዋና ምሕደራ ይመለስ ምፅዋት አይንፅበን ተጋሩ ትሓጋጊዝና ነጣይሾም: ዝመፀ ገንዘብ ንትግራይ አይበፅሕን ናይ DDR እውን መንግስቲ ንኻልእ ንናይባዕሉ ጥምር ጦር እዩ ዘከፋፍሎ ዘሎ። ወረርቲ ባዕሎም ይፈልጡ ካብ ዝመፅዋ ብህፁፅ ይመለሱ እዚ ናይ ትግራይ ፀገም አይኾነን:ታይ ድአ TDF ካብ ዓፋርን አምሓራን ብማዕልታት ዝወፀ? ዓፋርን አምሓሩንውን ብሰሙን ውሽጢ ካብ ዝወረርዋ መሬት ይውፅኡ: ጌታቸው ዝሸጦ መሬት ትግራይ ንዘይምምላስ ዝግበሮ ሽርሒ እዩ ጌታቸው ብህፁፅ ይትአሰር: እናታለለና ህዝብና ሀሊቑ:
ፃድቃንን ጌታቸውን ምስ ጉጅልኦም አይትስምዕዋም ኸድዓት እዮም: መሬትኻ ከየምለስኻስ ደሞክራሳ እዚ ድዮ ትምህርትኹም: ናይትምህርቲ አፍልጦኹም ዝብኢ በሊዕዋ:እስኪ ኺዱ ንሰሙን አብ ቐዳድ ድንኳን ሰፊርኹም ፍተንዋ:
እቲ ብጣዕሚ ዘህዝን ድማ አብዛ ጭንቂ እዋን አብመኸተ ኸለና ስልጣን አካፍሉና መሬት ትግራይ ኾነ ተመዛባላይ አይገደሶምን ንቐደም ስልጣን ሀቡና ዝብሉ ምሁራን ምስማዕ እዩ:
ሕውሓት ብዛዕባ ግዝአታዊ መሬትን ተፈናቐልቲ ናብመረበቶም ክምለሱ ይደሊ TDF እውን እዚ ዕላማ ንህዝቢ ምሕሳብ እንበር TDF ናይሕውሓት ደጋፊ እዩ ኢልና ክፈርስ ምሕታት ዕብዳን እዩ: ኽልቲኦም ዘራኽቦም ህዝቢ ትግራይ እዩ:
አቱም ሰረቕቲ ሽም ናይባዕልኹም ውድብ መስርቱ ሕውሓት ዋና አለዋ አብትግራይ ሓደ ሕውሓት እዩ ዘሎ: ንአብይ ክተሐጉሱ ሕውሓት ኢና አይትበሉ: ብናይስርቂ ሽም ትግራይ ምምሕዳር አይክአልን: ባንዳ ንብለኩም ኽዓ ብዚ ብዚን ኻልእን ናይሸፍጥን ሓሶትን ተግባርኹም እዩ:
Tigray leaders, stop talking and act now on the Pretoria recommendations
Hiwehat eti binebsu zilagets denkoro zibezho politikawi widib kiwiged alewo. TDF eti enko lewti zemitsie hayli eyu kijewin zelewo. TDF ayitiweginu nab hade kilitiom gugile hade eyom kilitiom tehatet8 nayti party eyom kilitiom n8hizbi Tigray aksiremo. Sikezi siltanom kigedfu alewom.
ኣለምን ሞንጆሪኖን ዝባሃሉ ጉልሓይ ትግራይ
አለም ገብረዋሒድ ሰሪቁ አይፀግብን ድዩ
ተጋሩ ቁም ነገር
ዘቲዛሬቡ ስለ ምታእኩም ነቲ ቅኑእ ሐሳብ ብቅኑዕ ሒሰቡ ንምታይ እኹም ኬምዚ እንቴኾነ ካብትብሉ ይኹን ግርም እልኩም ንጽቡቅ ቴስኡ ንቁኑዕ ተበገሱ
ፋንድያታት ሽዋ ኢኹም
Hiwehat awegidiwo antum hizb8i Hiwehat eyu niethiopia afertimiwa.
ናይ ወዲ ጋቢሳ ትፌዞ ኢኹም
ጨናዊ ፋልማይ ተፈናቀልቲ ይመለሱ ዶኸይትብል
መሓሪ ሰካራም ቅድሚ ጌታቸው ንስኻ ኢኻ ዝዓበድካ 😅😅😅
ተመዛበልቲ ንምምላስ ዘኽእል ኩነታት ርግፅ ኣብዘይኮነሉ ጊዘ ስለምንታይ እዩ ናይ መትከሊ እግሪ ገንዘብ ዛዕባ ዝኸውን ዘሎ? ስለምንታይ ከ እዩ ምስ ናይ ዓፋርን ኦሮሚያን ተመዘባልቲ ዋኒን ዘንጊዑ ብዝብል መንገዲ ተኣሳሲሩ ዝቐርብ ዘሎ? አረ በይዛኹም ናይ በዓልና ገዛ ዕዮ ንስራሕ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤