Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ምሕረት የውርደሉ ንሕውና
Amlak Aboy mehret ywerdelu entay ysano 🙏🙏🙏
እግዚኣብሄር ምሕረቱ ብዙሕ እዩ ሞ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ሃይለ ሓወይ ስለዚ ከምቲ ኣቦታት ዝብልዎ 50 ለሚን ንሓደ ሰኸም ን50 ግን ጨና ከም ዝበሃል እደይ ኢድካ ንበል ።እግዚኣብሄር እውን እቲ ነቲ ሽጉር ዝሕግዝ ንእግዚኣብሄር የለቅሖ እዩ ዝብል እሞ ዘውጻእኩሞ ይተካኣልኩም ንእግዚኣብሄር ምልቃሕ ማለት ድማ ኣብ ሰማያት ሃብቲ ምዕቃር ማለት ኣብ ሰማይት ህብቲ ምዕቃር ድማ ናብ መንግስተ ሰማያት ምእታው ማለትዩ ነዚ ዘኪርና ዓቅምና ክነብርክት ኣምላኽ ኢድና ይፍተሓልና ።
Angosome hawena enka kemzi Raka🙏🙏🙏💙💙💙💙
የማነ ከማኡውን ንኩሎም ኣሕዋት ኣብዚ ናይ ሓውና ንምድሓን ብኩሉ መዳይ እትሳተፉ ዘለኩም ክብረት የሃብኩም።ንሓውና እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደሉ።
Amlak meheret yewrdelka zewdey
Yemane hawna nezi tgebro zele senay srah aziye yemesgen qexile tekle hawey dma amlak mhret yazzelka kulaykum zewxaekum dma amlak ytekalkum
ምሕረት የውርደሉ ንሕውና
Amlak Aboy mehret ywerdelu entay ysano 🙏🙏🙏
እግዚኣብሄር ምሕረቱ ብዙሕ እዩ ሞ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ሃይለ ሓወይ ስለዚ ከምቲ ኣቦታት ዝብልዎ 50 ለሚን ንሓደ ሰኸም ን50 ግን ጨና ከም ዝበሃል እደይ ኢድካ ንበል ።
እግዚኣብሄር እውን እቲ ነቲ ሽጉር ዝሕግዝ ንእግዚኣብሄር የለቅሖ እዩ ዝብል እሞ ዘውጻእኩሞ ይተካኣልኩም ንእግዚኣብሄር ምልቃሕ ማለት ድማ ኣብ ሰማያት ሃብቲ ምዕቃር ማለት ኣብ ሰማይት ህብቲ ምዕቃር ድማ ናብ መንግስተ ሰማያት ምእታው ማለትዩ ነዚ ዘኪርና ዓቅምና ክነብርክት ኣምላኽ ኢድና ይፍተሓልና ።