New Ethiopian Full Movie Alesha Meninet (አለሻ መንነት) 2019

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 20 янв 2025

Комментарии • 516

  • @ሂወትከምጸወታ
    @ሂወትከምጸወታ 5 лет назад +226

    ፈጣሪ ዓለም እየሱስ ክርስቶስ ኣቦይ ዘመስግነካስ እንቆዕ ትግራዋይ ጌርካ ፈጠርካኒ

    • @ማኪነኝቦዜኔዋ
      @ማኪነኝቦዜኔዋ 5 лет назад +2

      ሚ ቱ

    • @salamkhan6828
      @salamkhan6828 5 лет назад +1

      ስወድሽ ልኑር ስወድሽ ልኑር

    • @salamkhan6828
      @salamkhan6828 5 лет назад

      t

    • @profic9222
      @profic9222 3 года назад

      ሂወት ከም ጸወታ
      እንታይ ፍሉይ ነገር ስለ ዘለዎ ትግራዋይ ሙኻን?

    • @danayttamr402
      @danayttamr402 2 года назад

      🙏💒💒💒💐💐💐💊💊💊💐ናይቀደምሰላምናን💒ባህልናንይመልሰልና🙏ፈጣሪኩሉኣለም🙏ኣሜን

  • @dfff4041
    @dfff4041 5 лет назад +39

    ኣይዘኩም ተጋሩና ኣብ ጎኑኩም ኣለና ደስ ዝብል ብጣዕሚ ክብርን ምጎስን ንጀጋኑ ሰዉኣትና

  • @tigray_crypto
    @tigray_crypto 5 лет назад +21

    እዛ ፊልምስ ቅድሚ ሓደ ዓመት ሪአያ ኔረ። ሕድሪ ኣያታተይ ንዘይምርሳዕ ግና ዋላ 1000 ግዜ እንተርኣኽዋ'ውን ኣይስልችወንን። ፈጣሪ ኣቦይ እንኳዕ ትግራዋይ ጌርካ ፈጠርካኒ።።።

  • @Gech43
    @Gech43 5 лет назад +67

    Wow, ናይ ብሓቂ መሳጢት ታሪኽ።
    የቐንየልና ታሪኽና ብደንቢ ክተፍልጡና ኣለኩም። ዘኹርዕን ዘሕብንን ታሪኽ እዩ ዘለና።

    • @tirhaskahsay4627
      @tirhaskahsay4627 5 лет назад +1

      👍👍👍👍💝💝💝💝💝💝💝💝💝❤❤❤❤💞💞💞💞💞💞💞💞❤❤❤❤💓💓💓💓💓💓💓💓💓👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤💓💓💓💓💓

    • @tetigera2504
      @tetigera2504 5 лет назад +1

      💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @selamethiopia4670
    @selamethiopia4670 5 лет назад +668

    ስለ ማርያም ላይክ ሃቡኒ

  • @AxumawitTube-f6c
    @AxumawitTube-f6c 5 лет назад +397

    ደቂ ትግራይ ሽኮራት ብትግራውነቱ ዝኮርዕ አሎ ዶ ከምዚ ከማይ ንበሩለት ህዝበ ትግርኛ

    • @tahtayadyabo9177
      @tahtayadyabo9177 5 лет назад +9

      143 bb እተኮነ ይበልፅ እንተዘይ ኮኑ ግን ማዕረ ንኮን::
      መልአኪት እስከ አብፀሑለይ ትዊልደይ ትግራይ ሸራሮ ዝነብረሉ አብ ሃገረ አሜሪካ ኮኑ አብዝ እዋን እዝይ አብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት እጃመይ ከወፍይ ይደልይ አለኩ
      ክጋደል አብ አግበ መሰልጠን ክጋደል

    • @AxumawitTube-f6c
      @AxumawitTube-f6c 5 лет назад +4

      @@tahtayadyabo9177 ደስስ ይብል ወዲ ጀጋኑ ንበረልና አብ ዘለካዬ ክፉእ አይንካእካ ሽኮር

    • @ripzaid3185
      @ripzaid3185 5 лет назад +1

      Wedi tsewar Fize wedi tsewar kid emo nab aboka sbhat nabzi metakay Leba kadre eka tgrayna selam eya zela ente aboak sbahat gn ab mekele teashigu

    • @tahtayadyabo9177
      @tahtayadyabo9177 5 лет назад +3

      Habesha H አታ ደቆሮ እራይ ሰላም እናሃለወት ምሕላዊ እበር ምስ ተሃወከት ሰላማ ምስ ፈረሰ ድአ እታይ ክገብረላ አታ ሃሳስ መቃላወጥ ሰለ ዝኮንካ ካድረ ማለት ትርጉሙ ዘለዘትፈልጦ ንአቦይ ስብሓት ትዝጥሎ አለካ ግን ለማጂ ጦር ዝወለዶ ግዲ ---

    • @ripzaid3185
      @ripzaid3185 5 лет назад

      Wedi tsewar Fize wedi tway emo kid endo 27 amet gele zeykont adna do hezi mhlay adliywa weys n aboka sbhat kthliy ata denkoro n selam aytsbek wa ab RUclips koynka hateftef bel

  • @ብግርህነተይበዲለኪነብሰይ

    ኣሰይ ኣነስ ብትግራውነተይ ከመይ ድየ ኩርዕ ዝብል ተመስገን መድሃኒኣላም ኣቦይ ትግራዋይ ገይርካ ዝፈጠርካኒ

  • @grmawit1902
    @grmawit1902 5 лет назад +73

    ዲሞይ ዳዲሞይ ዲሞይ ኖራ
    ኖራ ምስቶራ ምስቶር ሓቂ
    ሓቂ ስናዲ ሰናልሞ ሊሞ
    ሊሞ ክፍሊሞ ክፍሎም ልቂ
    ሊቂ ጭብርቂ ውፃእ ወድሓቂ ሰና ዓይነይ ብርኪ።
    ከማይ ቁልዕነቱ ልናፈቆ ዶእንሆ ብጣዕሚ ልፈትዋ ጫወታ 👌👌👌👌👌
    ብጣዕሚ ደስ እትብል ድራማ የቐንየልና 😍😍😍

  • @Ilovegod-v3i
    @Ilovegod-v3i 5 лет назад +23

    It’s amazing movie Tegaru ❤️💛❤️
    ኩሉ ግዜ ዕሱባት ክህልዉና እዮም።
    ግን ዓወትና ኣይቐርን

  • @selamethiopia4670
    @selamethiopia4670 5 лет назад +42

    ደስ ትብል ፊልሚ ናይ ባዕልና ትግርኛ ኣዘራርባ ሕጂ ምጂ ዘይብላ ብ ጡዑም ቋንቋና

    • @anonymoushacker5643
      @anonymoushacker5643 5 лет назад +1

      ኣይትጽበቢ ጓል ዓበይቲ ኩሉ ትግርኛ ፍለጢ ኩዕሉ ከዓ

    • @dawitkidane5067
      @dawitkidane5067 5 лет назад

      Selam Ethiopia giega haftey language ko kab meredady halifu kalie turgum yeblun mesleni slezi tsetsbaqegna yewaxana hji eritrean ktqemlu kelewu hzi lea tigrian ytqemlu maletu turgmu gn hade eyu slezi msnay yqreta hasabey eye gelitse do not hate me God bless you

  • @ኣልማዝጋልትግራይ
    @ኣልማዝጋልትግራይ 4 года назад +6

    ደስ ዝብል እዚ ዝመስል ድራማ ክሳብ ሐዚ ዘይራእኩዎ ነይረ ጀጋኑ ትግራይ ዕድመኩም ይንዋሕ

  • @merigalwukro1865
    @merigalwukro1865 5 лет назад +141

    ብ ዛ ትፈትውዋ ኣዴኩም ኮሜ ወቅጥለይ ክጥዕሞ ጥዒመ ኣይፈልጥን

  • @mekelletube7410
    @mekelletube7410 5 лет назад +43

    ምርጥ ስራሕ በርትዑ ኣጆኩም ናትና

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 лет назад +7

    ወያነ ምዓር ወይኒ ፍሩይ ጠንኪር ጅግና ትግራይ ወለላ ፈጣሪ ኣይፈለየኪ!!!!:::

  • @ፍቅርነውሂወቴ-ነ1የ
    @ፍቅርነውሂወቴ-ነ1የ 5 лет назад +13

    በጣም ምያምር እርፍ የሆነ ኣስተማር ስራ ነው በርቱ ኢ\ር ይባርካቹሁ ቀጥሉበት

  • @ኣክሱማዊትኣክሱማዊትሓፍቲ

    ኣጀማምራ ደስ ኢዩ ዝበለ ኣጆኩም ደቂ ኣደይ ትግራይና ንቀደምት👌👌👌💪💪👍👍

  • @ermilove685
    @ermilove685 5 лет назад +160

    *ሓዱሽ ጽሓፊ ኮሜ እየ ክሳብ ዝርእያ **#like** ጽፍዑለይ*

  • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
    @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 5 лет назад +18

    ጎነይ ንፉዕ አርትሲት ኢኻ ቀፅለሉ ዝሐወይ
    👍👍👍👍👏👏👏👏👌👌👌🙏🙏🙏❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️

  • @Abubaker0099
    @Abubaker0099 5 лет назад +2

    ብጣዕሚ ፅብቅ ዕቤት እዮ ንትግርኛ ቋንቋ ትንሳኤ እዮ ሕዝውን አምሓረኛ ምፅሓፍኩም ይምስገን ቀፅልሉ

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 5 лет назад +30

    ዝፅበያ ዝነበርኩ ፊልሚ ደስ ክብል እሰይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ

  • @titimeseret901
    @titimeseret901 5 лет назад +7

    ተፃሒፉ ፤፤፤ ተዘሪቡ ፤፤፤ ተዘንትዩ ፤፤፤ ዘይነፅፍ ባሕሪ ፤፤፤ ባሕሪ ወያነና ።

  • @berhanegaletigray264
    @berhanegaletigray264 4 года назад +7

    ዋውውውው ገለ ዓይነት ከምዝ ናገበሩኩም ታርክ አቦታትና አምሁሩና

  • @አግዚአብሔርፍቅርነው-ኰ7ዐ

    እንድዕይ ናዓካትኩም ክገልፅ ቃላት እዩ ዝሓፅረኒ 😭♥️♥️♥️♥️

  • @onlineonline3576
    @onlineonline3576 5 лет назад +24

    ደቂ ትግራይ ዓደይ ብጣዕሚ ኮሪዐልኩም እንካዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ትግራይ ንቅድሚት ዳይ ንኪድ ጥራሕ

  • @mulumesele3589
    @mulumesele3589 5 лет назад +19

    ክቢርና ምስጋና ለጀጋኑ ስዋእት ወያናይ ጂግና

  • @azisweet1738
    @azisweet1738 5 лет назад +37

    አይ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይና እውነትም ነዊሕን መሪርን እዮ ነይሩ

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 5 лет назад +334

    *like, share & subscribe ንግበረሎም ተስፋ'ዩ ዝኾኖም ንዓይ ውን ኣግርጭው 😜*

  • @saral600
    @saral600 4 года назад +2

    ብሓቂ ደስስስስስ ዝብል ክብሪ ይኩን ንክቡራትን አሕዋትና 🇻🇳🇻🇳🇻🇳ትግራይ ዓደይ ንበርነይ ንዘላኣለም ጥንቲ ታሪክ ትግራይ ዝገርም እየ ኡፍፍፍፍፍፍፍ ተመስገን አምላክ እስራኤል ንዞም ጀጋኑ አሕዋትና ዝሃብካና

  • @mussie994
    @mussie994 4 года назад +1

    ፊልም ኢልካ ሱቕ እም በር ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ድርሰት ዳይሬክተር ብቕዓት ተዋሳእቲ ብሓቂ ምሉእ ፊልም እያ። ቀፅልሉ ብከምዚ ታሪክ ህዝቢ ትግራይ ናብ ወለዶ ክመሓላለፍ ኣለዎ። ግፍዒ አምሓሩ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ብፊልም ፣ብመፅሐፍ ወዘተ...ክስነድ ኣለዎ። ሓደሽቲ ወለዶ ታሪኮም ክፈልጡን ፀላኢኦም መን ምኳኑ ክንገሮም ኣለዎ። እዚ ሕጂ ገጢሙና ዘሎ ሽግር እውን ከም ሓራስ ሕሉፍ ጭንቅና ረሲዕና ሓደ ኢና ዝብል ኣብ መሬት ዘየለ አተሓሳስባ ስለዝተከተልና እዩ።

  • @semeregebre831
    @semeregebre831 5 лет назад +322

    ተጋሩ የሕዋተይ ብማርያምኩም ላይክ ግበሩለይ

  • @danikleincr7613
    @danikleincr7613 5 лет назад +72

    *ወያናይ ኣሰር ሰላሕታ ጊመል*
    *ወትሮ ብዓል ስረ ወዲ ኣመል*
    *ካብ ህዝቡ ፍፁም ዘይምልመል*
    *ከም ፅሩይ ማይ ፅንዓቱ ዝፍልፈል።*

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 5 лет назад +9

    ጽቡቅ ስራሕ እዩ ቀጽልሉ ደርጋውያን ጻሕጻሕቲ

  • @ምሕረትንጉሰጓል
    @ምሕረትንጉሰጓል Год назад +1

    ተጋሩ ፍቅር 💊❤❤❤

  • @ሄራታንብርሃነ
    @ሄራታንብርሃነ 5 лет назад +17

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት

  • @ነፃዓባይዘሃገረትትግራይ

    ናይ ባሃቂ ጽቡቅቲ ኣስተምሃሪት እያ ቀጽልሉ ድማ ኣጆኩም ሕዚ ኩሉ ተስፋና ኣባኩም ኣዩ ዘሎ

  • @tesfubrhane171
    @tesfubrhane171 5 лет назад +32

    ፍቅርኩም የብዘሓዮ ሙቁራት ኣደታት ኣቦታትት የሕዋት ዝተባረከ ምሸት ይግበረልኩም ( ሳይ) eri

  • @merryyehaff7792
    @merryyehaff7792 5 лет назад +23

    Wow Amazing Respect our hero's ❤💛 Tegaru

  • @selamselam2805
    @selamselam2805 5 лет назад +11

    ደቂ ዓደይ መዓራት እንካዕ ድሓን መፃእኩም
    እስክይ ንኢትዮጽያ ሰላምን ፍቅርን ዝምነ
    ኮሜት @ላይክ ሃቡኒ

  • @sunnyses4475
    @sunnyses4475 3 года назад +9

    Wooowwww
    Weyiney For ever
    Thankyou so much guys I love it I really Appreciat you please keep it up
    ትግራይ ትዕወት🇻🇳💪💪💪

  • @AbiTv95
    @AbiTv95 5 лет назад +84

    ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ሰንበት ይግበረልና ::
    ኣሜን 🙏🏿ኣሜን 🙏🏿ኣሜን 🙏🏿
    ኣምላኽ ምስ ስድራና ብሰላም የራኽበና :: subscribe adiuni eska Tagaru yahwatay

    • @tsegabtsegab6852
      @tsegabtsegab6852 5 лет назад

      አመየን

    • @ablasam621
      @ablasam621 5 лет назад

      ⁸8⁸⁸⁹⁸88⁸⁸⁸8⁸9999⁹99⁸⁹98999⁸⁹9899⁹⁹899⁹999999999⁹8⁸99⁹8⁸8⁹99898⁸998888⁸⁹99⁹⁸8⁸⁹8999988⁸8999⁹9⁹98

  • @mlattesfay4141
    @mlattesfay4141 4 года назад +1

    የዒስስስስ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ

  • @zahqwa2332
    @zahqwa2332 5 лет назад +5

    ዋውውው ብዙሕ ጊዜ ኣልሸ ዝሳኣንኹዋ ፍልሚ ኦሕ ስለዝረኸብኩዋ ኣዝዩ እዩ ደስ ዝብለኒ

  • @xxtxtentacionmyking4453
    @xxtxtentacionmyking4453 5 лет назад +11

    ጅግና ደቂ ጅግና ፅብቅ ስራሕ እዩ።
    👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @belayneshbelaynesh8171
    @belayneshbelaynesh8171 3 года назад +8

    ላሓደረ ዘሐጉሰን ትግራወት ብምኹነይ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 лет назад +3

    ዋውውውውውው ትግራይ ምዓር ወያነ ብርቱዕ ገመደይ ፈጣሪ ዘይተፈለየካ ሓያል ቃልሲ ጅግና ተጋደላይ

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 5 лет назад +9

    ዌልካም ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍልሚ እሰይ

  • @galparis9971
    @galparis9971 5 лет назад +131

    ደርጊ ፃሕፃሒ ነው አብዚ ሐዚ ድማ አብይ አሕመድ ፃሕፃሒ ነው 400 ነጥቢ በዚአ ዝስማዕማዕ ኢድ ንላዕሊ

  • @Heaven_1619
    @Heaven_1619 3 года назад +5

    እስካብ ሎሚ ዘይሞነክዋ movie 😍
    ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ 😥🙏

  • @rosaeyasu6526
    @rosaeyasu6526 5 лет назад +11

    Wow wow what a true and touching history. Rest in peace our heroes ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @wediberhe5110
    @wediberhe5110 5 лет назад +12

    ጽቡቅ ብጣዕሚ ደስ ትብል ፊልም ኢያ፡።
    ነቶም ብስም ማርያም like ሃቡኒ ዶ ዋላ ገለ ትብሉ ግን ዒብ ተኺኢልኩም ኣድንቆትኩም ሂብኩም ኣታባብዑ ተዘይኮይኑ ደስ ኣይብልን ኢዩ ንlike ክትብል ማርያም ምጥቃስ።

  • @መሲሙሴላምሳኤል
    @መሲሙሴላምሳኤል 5 лет назад +31

    ዋው በጣም ድስ ይላል ስጥብቅው የነብረ ፍልም ነው በጣም እናመስግናልን

  • @selamselam5449
    @selamselam5449 5 лет назад +7

    ዋው ጀጋኑ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ፊልም

  • @unkibahritadelle9143
    @unkibahritadelle9143 4 года назад +4

    I'm proud of you our Heroes
    THANK YOU FOR YOUR HARD WORK. Godeny is amazing actre.

  • @gdh2905
    @gdh2905 5 лет назад +20

    ዋዉ እምበር ትግራዋይ ቀፅልሉ

  • @kahsayghezehegn8092
    @kahsayghezehegn8092 5 лет назад +4

    Wonderful history and unbelievable jegininet... unseen..of course yes unseen.. proud of tigraway and I am proud am a tigrians as usual.

  • @samrisamri4694
    @samrisamri4694 3 года назад +17

    መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ካብ tik tok መፅዩ ዝረአያ💛❤✌

  • @ናብልብናንመለስ
    @ናብልብናንመለስ 5 лет назад +110

    #ንጎነይ ተድንቅዎ ላይክ ኣጉስሙኒ ።
    ተቀይመኩም ኮሽታ እንተርተይመንት ትማሊ ቃደመይቲ ኮሚተ ኔረ ላይክ ከይሓፈስኩ ደሊትኩምዎ ክክክ ።
    ብዝኮነ ዊንተይ ምቅርቲ ያፒ ማፒ ሓቢቢ እንካዕ ብደሓን መፃኩም ።
    ናሰሓቅኩም ኣምሽዩለይ በዚ ኮሜዲያዊ ወዲ ።

  • @snitlove2331
    @snitlove2331 5 лет назад +5

    Waw waw btaemi konjo film thanks deki adey marey 😍😍😍😍

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k Год назад

    ዋውውውውው ናነባዕኹ ተመሰጠ ወዲአያ ብጣዕሚ ብልፅቲ ፈልም ❤❤❤❤❤ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ማዓረይ ❤❤❤❤

  • @tg-yh7mp
    @tg-yh7mp 5 лет назад +11

    ቢጣዕሚ ትምቹዉ ዲራማ ኢዚኣ ሰሚዐሰ ዲራር እዉን ኣየድሊየኒን

  • @abebahailu5423
    @abebahailu5423 5 лет назад +4

    ብጣዕሚ ትገርም ፊልሚ እያ ቀፅልሉ ደቅ ትግራይ ኩሕሎ

  • @YAB5664
    @YAB5664 5 лет назад +12

    I'm proud of weyana!!

  • @عليمرحبا-د3ذ
    @عليمرحبا-د3ذ 5 лет назад +7

    ደቂ ትግራይ ሽኮራት ኢ/ር ካብ ዓይኒ ይማሓርኩ ብጣዕሚ ሓርፍ ዝኾነ ስራ እዩ ቃፅልሉ ኣይትፈለዩና

  • @frelove5847
    @frelove5847 5 лет назад +1

    Welcome ደቂ ዓደይ ማዓረይይ ሰላም ንሃገርና ኢትዮጵያ እና ንህዝባ❤❤❤❤🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @snitlove2331
    @snitlove2331 5 лет назад +3

    dergi resah mhdamu zeyterfo bzuh aksiruna
    Awet n weyanena 💪💪💪💪💪

  • @ፅጌመዝገበ
    @ፅጌመዝገበ 5 лет назад +21

    ወይ ጎንይ ደስ ብሃለት

  • @የትግሬልጅነኝ-ጐ6ሠ
    @የትግሬልጅነኝ-ጐ6ሠ 5 лет назад +6

    ስላም ደቂ ትግርኝ ኩሎኩም

  • @wurydtsey1180
    @wurydtsey1180 3 года назад

    ኣስይ ኣምላኬ ሆይ ትግራወይት ገይርካ ዝፈጠርካኒ ኣጆኹም ተጋሩዋይ ቀፅልሉ ክብርን ሞገስን ንስዋኣትና ጅጋኑ

  • @ጋልቶምጀጋኑተጋሩትጂ
    @ጋልቶምጀጋኑተጋሩትጂ 5 лет назад +21

    ጎነይ ሑቀይ እስኪ ታራኩ ዝፈተ like1000ሃብኒ ተጋሩ ዘተፍቅሩ ኣሻእብያን ደርግን ዶሞ
    ኣሻእብያ ብሓቂ dislikedአትገብሩ ካብኡ
    ዶሞ ድርባያት ፃሕፃሕቲ ኣማሓሩ ዶሞ ጥፍኡ
    ትግራይ ንቅድሚት
    ኢትዮጵያ ዶሞ ስነስርዓት ህዝብኩም ኣትሕዙ

  • @leakehagos7048
    @leakehagos7048 5 лет назад +14

    እግዚአብሔር የኽብርኩም ኮሽታ ኢንተርቴይመንት የቀንየልና ብጣዕሚ ዝሓመላ ዝነበርኩ ፊልሚ እያ
    አሊሸ ቀቢፀያ ኔረ በጃኹም ቤዛ ፊልም እውን ከምዚ ጌርኩም ልቀቁልና ክንሪኦኦኦ

  • @mgychannel
    @mgychannel 5 лет назад +15

    ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ :እዚ ኩሉ ሓሊፉ :ዳግማይ ንዝመጽእ ኤርትራዊ ይኩን ትግራዋይ ክነቅሓሉ ይግባእ

    • @titititi1313
      @titititi1313 4 года назад

      Amen Amen Amen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💒💒💒💒

    • @jdhdhdxhddjdjxh9419
      @jdhdhdxhddjdjxh9419 4 года назад

      ውውውውውውውው

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 5 лет назад +3

    ጀጋኑ ብጣዕሚ ሓሪፍ ታሪኽ ቀፅልዎ

  • @fyerihaftu3914
    @fyerihaftu3914 Год назад +1

    ትግራዋይነት ክቡር መንነት እንቋዕ ካባኩም ተፈጠርኩ🙏🙏🙏💊

  • @berihubeyene2054
    @berihubeyene2054 5 лет назад +2

    ደቂ ወርቃዊት ትግራይ ከምዚ አይነት ፊልም ደጊምኩም ደጋጊምኩም ስርሕሉ....like like hebuley..

  • @genettalhun6197
    @genettalhun6197 5 лет назад +6

    Welcome deki adiy mearey 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @nehmiasolomon5148
    @nehmiasolomon5148 5 лет назад +5

    nice film I like it

  • @adu1083
    @adu1083 4 года назад +5

    ኣቱም ኣሕዋት ልምንታይ ኢና ብማርያም ን ብኣዴናን ላይክ ንልምን ልቢ ባ ንግበር

  • @semerte2961
    @semerte2961 3 года назад

    ምርጢ ክፍልሚ ቀፅልሉ ናዓና እውን ሕሉፍ ታሪክ ክንማሃር 💔💞

  • @tigrayadey7480
    @tigrayadey7480 5 лет назад +7

    Gone zfetu komzi kemay like❤❤❤❤❤❤

  • @merihgebreyowhans9763
    @merihgebreyowhans9763 5 лет назад +59

    ብኡነት ተጋሩ ኣነ ኤርትራዊ ኢየ በዛ ነገር እዚኣ ኩሉ ግዜ ይነቅፈኩም ነረ ከምዚ ዓይነት ፍልሚ ወይ ንስኹም ኣይሰራሕኩምን ወይ ኣነ ኣይራእኩን ብዛዕባ ደርጊ ግፍዒ ብኣፍ እምበር ብፍልሚ ኣይሰራሕኩምን

    • @ajmalkhankhan2078
      @ajmalkhankhan2078 5 лет назад

      ጋሓፍ

    • @merihgebreyowhans9763
      @merihgebreyowhans9763 5 лет назад +3

      @@ajmalkhankhan2078እንታይ ገረካ/ካ ሓሳበይ ስለ ዝገለጽኩ ዲኻ/ኺ

    • @martafikr5050
      @martafikr5050 5 лет назад +2

      እወ ሓቅኪ ኢኪ ፍቅሪ ይበልፅ ኢሉ ኩሉ ብትዕግስቲ ይሓልፎ ነይሩ ሰላም ስለ ዝደለየ እዮ ሕዚ ግን ካብ መቃብር ተሲኦም

    • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
      @ሜሪጋልሃገረትግራይ 5 лет назад

      @@merihgebreyowhans9763 ትክክል እዩ

    • @merryyehaff7792
      @merryyehaff7792 5 лет назад

      Hakika eka bro

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 3 года назад +4

    ምስ እዛ ዘለናልና ሕስምትን አረሜኔንን ሕስምቲ ኢዋን ዘይዘመና አዝያ ትመሳሰል እያ እሞ ግዘ ለኩሉ ከምታ 1983 ዓ.ም ዘመነ ዓወት ካልኤይቲ ከምትኮውን አኣምን !👌💪🤝💪✌️

  • @zd6493
    @zd6493 5 лет назад +4

    ኣዮኩም.ትግራዋይ.ጅግና

  • @fregebre9581
    @fregebre9581 5 лет назад +10

    Aboy azekiruni😭😭😭😭😭😭❤💛❤👍💪💪💪💪💪💪💪geganu

  • @ማዕሩፍማሓመድ
    @ማዕሩፍማሓመድ 5 лет назад +3

    ዋውውውው በጣም ደስ ይላል

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ

    ብጣዕሚ ፅቡቅት falim እያ ትግራይ ዓድና ስላም ይግብረልና 🙏

  • @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም

    ንፅበያ ልነበረት እያ የቀንየልና ልዙ ናይ ሕዚ ሰላም ወለድናን ኣሕዋትናን ዋጋ ከፊሎምሉ እዩ ክብሪ ንዕኦም ይኩን

  • @oneday12212
    @oneday12212 Год назад +1

    መን ኣሎ ደጊሙ ዝርእያ ዘሎ ሐዚ❤❤❤

  • @ماراناأبيفيحبيشة1404
    @ماراناأبيفيحبيشة1404 4 года назад +2

    Oh my God 😢👑⭐ትግራይ
    እውነት እንዳረአክው ብጣዕሚ ሓያል ስሚዕት & ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ ክብርን መጎስን ንስማእታትና ፈንጂ ረጊፆም ስቲ & እስፓልቲ ዘርገፁና 💪 ታሪኩም ኣይነዕብሮን ኢና ቃልኩም እዩ ቃልና
    ህዝባዊ ወያኔና ነዊሕን መሪርን እዩ ዓወት ናይ ግድን እዩ 💪💪💪💪💪💎

  • @عليمرحبا-د3ذ
    @عليمرحبا-د3ذ 5 лет назад +3

    ባህልና ታርክና መንነትና ኩርዓትና እዩ

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 года назад +1

    ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፅሩያት ደቂ ትግራይ

  • @merryyehaff7792
    @merryyehaff7792 5 лет назад +2

    Atum meksenat Amlak kulu melieu hibukum Eyu mulue kelet Ms gurum srah ketsululu ahwat ❤💛👌👍🏻💪

  • @hewanleb5238
    @hewanleb5238 5 лет назад +5

    ዋው 👍👍👍👍👍

  • @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ

    ትግራይ ዓደይ ሓላላት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @kidg736
    @kidg736 5 лет назад

    ስለናይ ደርጊ ዘይኮነስ ስለትወናኹም ግን ብጣዕሚ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጎበዛት ቀፅልሉ

  • @genetberhe4341
    @genetberhe4341 5 лет назад +3

    ወይ ዊንታ ጎበዝ ኢኪ በርትዒ

  • @tiztafantahun99
    @tiztafantahun99 5 лет назад +3

    I’m proud of you tegaru kemeze enageberkum tarikena bemovie yekun bemetsehaf kisened alowo

  • @segenawit3626
    @segenawit3626 5 лет назад +5

    Love all tegaru❤❤❤

  • @senayitminaj6721
    @senayitminaj6721 5 лет назад +5

    Esy deki adey marey❤❤❤

  • @gebrehiwotbiru8285
    @gebrehiwotbiru8285 5 лет назад +3

    Wowwwww Bitame zgerm film eyu thank you koshta

  • @tahtayadyabo9177
    @tahtayadyabo9177 5 лет назад +15

    ናይ ጎነይ ተማሳሳል ታርክ ዝሰርሕ ተጋሩ አድኦም ትቅፀሮም