ኣብ ናይ ወደይ 7ይ ወርሒ ሰሪሐዮ ዘይፈልጥ😮ነገር ሰሪሐ💪

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 21 янв 2025

Комментарии • 849

  • @TsritiHaftu
    @TsritiHaftu 6 месяцев назад +169

    ደቂ መዳመይ ላይክ ግጨዋኒ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 6 месяцев назад +1

      ደምረን 😊

    • @FireweyniGezae
      @FireweyniGezae 6 месяцев назад

      ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 6 месяцев назад +8

    ብጣዕሚ ደስስስ ብሃሊ እዩ እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤ሓንቲ ነገር ክብለኪ ዝደሊ ግና አብ ግዜ ፆም ናይ ፆም አይትስርሒ ከም ክርስትያ መጠን ክነፆም ግደታና እዩ ካብቶም ሸዉዓተ አፅማዋት ሓደ ፆም ሃወርያት እዩ ድሕሪ ሐዚ ከምዚ አይትስርሒ አብ ግዜ ፆም ኤሚ ፅሪት እቲ ኮምንት ዝዋሃበኪ እዉን ከምዚ አይትበሉ አይብሃሊ ሰብ ዝመሰሎ ዝተረአዮ ሓሳብ ስለ ዝህብ እና ንዓኩም ዝጠቕም ጥራሕ ዉሰዱ ፍቁራተይ❤❤❤

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 6 месяцев назад +3

    ፆም ኣይኮነን ድዩ ብዝኮ ጎቦዝ ብዝበለጸ ካአ እቲ ፃዓደ ምስዚ በሸሚል ተትገብሩሉ ብዝበለጸ ጥዑም ንኮነልኪ መዓረይ

  • @amanithupia1201
    @amanithupia1201 6 месяцев назад +5

    ኣሰይ ደስ ባሃልቲ ስድራ ፈጣሪ ብበረከት ይባርኩም ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርኮ ብFB ብ Tube ቡዙሕ ጊዜ ጠይቀኪ ኣይመለስክለይን ሓውኪ ሐሽዎዶ ኢለ ብቻ ሰለ ዝራኣክዎ ደስ ኢሉኒ❤😮ይዝክር ኣብ ዕፅዋን ክባን ኣዲስ መፂኪ ሓወይ ሓሚሙኒ ክትብሊ ብቻ እንኳዕ ሓወየ❤😮

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 6 месяцев назад

      @@amanithupia1201 ደምረን ማዓረይ❤

  • @Zedtesfay
    @Zedtesfay 6 месяцев назад +6

    በጃኹም ተጋሩዋይ ኣተባብዕዎም ንኣሕዋትኩም ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 6 месяцев назад +1

      @@Zedtesfay ደምረን ዝሓፍተይ🙏😘

  • @fyorigaltigray8279
    @fyorigaltigray8279 6 месяцев назад +2

    ዋሕለ ንፍዕቲ ኣነ ከማኪ እየ ብድፍረት እየ ዝሰርሐሎ ዞም ኣዕራብ እምበይ ኣይክእልን ኩሉ ድፍረት እዩ ዘድልዮ❤❤❤

  • @ሄሩየማራናታቻናል
    @ሄሩየማራናታቻናል 6 месяцев назад +4

    ኢዲ ይባረክ ኤሚየይ መኣረይ እግዚአብሔር ንሓዳርኩም ይባረክ ዛምቤተይ።❤🎉🎉🎉

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 6 месяцев назад

      @@ሄሩየማራናታቻናል ደምረን 😘

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    ብሓቂ ጀግና ኢኪ ማዓረይ ፅርይታ ዋሓሎ አጀኪ ጥራሕ ከብድና አይንጥመ እንበረ እዚ ናይ ንግህ የ መሸት ዝበለ ምግቢ ይብሉን እግዚአብሔር አምላክ ንዝሃበና ተመሰገን ኢልና ምብላዕ እዩ❤

  • @AKLILUGmikael
    @AKLILUGmikael 6 месяцев назад +5

    ሲስተረይ ብሓዳርኩም ብዉላድኩም ተባሪኽኩም ኢኹም እሞ ዘላእለማዊ መፈፀምታኹም ይግበረልኩም ኣምላኽ እና በቲ ዩቱብ እተሕልፍዎ ከዓ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍቅሪን ምክብባር ዘለዎስድራ በርትዑ ብጣዕሚ ደስ ይብል

    • @AKLILUGmikael
      @AKLILUGmikael 6 месяцев назад +1

      ኣጋጣሚ ሞባይለይ ቻርጂ ወዲኣ ብናይ በዓልገዛይ እየ ኑኡድ ዩቱብ ኢለ ፂሒፈ ሊኢኸልኪ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 6 месяцев назад

      @@AKLILUGmikael ሳብስክራይብ በልለይ ኣብ ናተይ🙏😘

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 6 месяцев назад +1

    ብሓቂ ዝያዳይ እቲ ዘለካ ንኣምላክ ኣመስጊንካ ምምጋብ እዩ ❤❤❤

  • @genetybrahe7562
    @genetybrahe7562 6 месяцев назад +3

    ዋውውው ዋሓለ አኪ ክሉ ስርሕኪ ቀጽሉሉ ፡
    ክርስትያን ኮንኪኩም ዘይትጽሙ ብግዚይ ጾም ስጋ ትብልዑ ከም ኣስላም አዝስ ጽቡቅ ኣይኮንን ኣብ ስደት ዝልዋ አካ አንዳ ጾማስ

    • @TewanTewan-i2u
      @TewanTewan-i2u 6 месяцев назад

      wa ade qola endya nsa da sebaya ktbl tkel eka

  • @zaharazahara502
    @zaharazahara502 6 месяцев назад +2

    ሓውኪ ርኤዮስ ደስ ኢሉኒ ማዓረይይይ እግዚኣብሄር እንታይ ይሰኣኖ ተመስገን ወድኹም ደሞ ብጥበብ የዕብይልኩም ኣሕዋተይ🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 6 месяцев назад +3

    አብሰላት ሙዑዝ ንኡድ ብጠቅላላ ቤተሰብ ሰላምን ፍቅር አብ ሂወትኩም ይብዛሕ ንኡደይ ጎቢዙ ፅቡቅ ዘበን ክገብረሉ ይምነ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AzmeraGebremeskel
    @AzmeraGebremeskel 6 месяцев назад +2

    ክብርቲ ሓፍተይ ሰብ ሓሳቡ ዝፅሕፍ ዘሎ ስለዘቅረበኪ እምበር ብከሊእ የኮነይ እና ሓዳርኩም ይባርከልኩም

  • @ifhd4442
    @ifhd4442 6 месяцев назад +3

    ዋውውውው ትፍለይ እኪ ወሓለ ቀፅልሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ልወድኩምለ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኩም❤❤🎉🎉

    • @FireweyniGezae
      @FireweyniGezae 6 месяцев назад

      ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 6 месяцев назад +4

    ዋውው ኣብሳየ ዋሓለ👌❤ግን ምስ ይቅርታ እተን ካብ ብዙሓት ውሑዳት ሕማቅ ዝዛረባ ተገዲስኪ ኣይትመልስለን ምክንያቱ ሕማቅ ከዛርባኺ እየን ብቃላተን ስለዝተገደስኪ ክሕበና እየን ስለዚ ሸለል ኣዝዝለን😠 እና ንኡደይ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢይካ🙏🙏ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ምቁራተይ ንበሩለይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @NuedTube
      @NuedTube  6 месяцев назад +1

      ክብረት ይሃበለይ 🙏 ብጣዕሚ እየ ለመስግን ዛሓፍተይ

  • @ቲቲጓልተዋህዶ-ደ5የ
    @ቲቲጓልተዋህዶ-ደ5የ 6 месяцев назад +2

    ክብርቲ ሓፍተይ ኩሉ ሰራሕከ ፅቡቅ እዩ ግን መሰቁል አሰሪ

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 6 месяцев назад +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም❤ይኣብስራ ሓውኪ ድማ እንኳዕ ዳሕና ኾነ❤ስለ ዝረአኹዎ ደስ ኢሉኒ ውላድኩም ብጥበቡ የዕብየልኩም❤❤❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  6 месяцев назад

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 6 месяцев назад +3

    ኦው ቀዳመይቲ ግጨዩኒ በሉ ታይማ ንዮ ድዩ ካሊእ ❤ ዳወለላይ ጽቡቃት ወድኩም እግዚአብሔር ብጥበቡ ብመጎሱ የዕብየልኩም ሓዳርኩም እግዚአብሔር ይባርከልኩም ❤❤❤

  • @MuezGher
    @MuezGher 6 месяцев назад +1

    ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ዛድንቀኩም ዳ ንኡድ ❤❤ ካባየ ብዝዘለለ እውን ቤተሰብይ ያሪኦም እየ እና ብጣዓሚ ኢና ናድንቀኩም Mather & Sister ኣብፀሐለይ ኢለናኒ ኣለዋ ኣድናቆተን ቀፅልሉ❤❤❤❤

  • @HaftomAlemu-f5s
    @HaftomAlemu-f5s 5 месяцев назад +1

    ደስ ኢኩም ትብሉኒ ሓዳረኩም ይባረክ ከምኡ ውን Hbd ንውላድኩም

  • @فهدالهمامي
    @فهدالهمامي 5 месяцев назад +1

    እግዚብሔር በጥበቡ ያስድግልሽ እህትየ❤

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 6 месяцев назад +6

    በስምአብ ፆም ምድሪ ደውን ክምዚ አሎ እዩ አብ ዓዲ ንኢስኩም ዲኩም ንስኩም ዘይትፀሙ ካውኡ ድማ ብወለድና እንፈልጦ ቆልዓ አብ ዓሞቱ እንበር ወርሒ ወርሒ ብዝመፀ አይክበርን

    • @gdhfteucdgb8388
      @gdhfteucdgb8388 6 месяцев назад +1

      በዛ ዝፀሓፍክያ ፅሕፍትስ ሓጥያት ከይከነኪ ሰለ ነብስኪ አፅርዪ አብ ናይ ሰብ ሂይወት አይምልከተክን ካዓ አብ ሓወርያ ፆም ካብ በዓለይ ፀይሞ አይፈልጥን ሰለዚ ፍፅም ሰብ አይንምሰል አብ ከሞንት

  • @TrahasGebremdhn
    @TrahasGebremdhn 6 месяцев назад +5

    ጎበዝ እንዲኺ ኢሚየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ግን ምስ ይቅርታ እምበር ክትበልዑ ተለኹም ኣይተማዕትቡን ልምንታይ ግን ቅር ከይብለኪ ስለ ዝተዓዘብኩ እየ ክርስቲያን ኣብ ዝነበረ ነይሩ እትዉ ኣይብልን እንተኾነ ፆሎት ገይርካ እንተዘይኮዩኑ ድማ ምምዕታብ ኣገዳሲ እዩ ተተጋግየ ኣርሙኒ❤

    • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
      @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 6 месяцев назад +2

      ፆም ምድሪ እኮእዮም ስጋ ዝበልዑ ዘለው😮

    • @TrahasGebremdhn
      @TrahasGebremdhn 6 месяцев назад +3

      @@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ እወ እሱ ለ ፅቡቅ ኣይኮነን ብያንስ ግን እቲ ምምዕታብ ግን ፆም ኣይብል ስዕረት ኣይብል ክንለምዶ ዝግበአና እዩ

    • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
      @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 6 месяцев назад +1

      @@TrahasGebremdhn ማለተይ ፍቅሪ እግዚአብሔር ዘለዎ ሰብ ይፅልን ይፀውምን ኢለ እየ 💚

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 6 месяцев назад

      ​@user-hb1vb8qm4q ሓጥያት ሰብ ኣይትዉሰዱ ጾን ምኻኑ ኣይተፍኦምን ግን ባዕሎም ይፈልጥዎ ጸገሞም እዋእ

    • @እግዚአብሔርይመስገን-ለ6ዠ
      @እግዚአብሔርይመስገን-ለ6ዠ 6 месяцев назад

      በእውነት ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ መስተውዓሊ ይዓድለና​@@BlesssedDay

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ 6 месяцев назад +1

    ብጣዓሚ ጎበዝ ኢኪ ኣሜዋይ እግዛኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዓናን ይሃቡኩም ንኩለኩም ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 6 месяцев назад

      @@ጋልትግራይ-አ6ቐ ደምረን ኢኪ ዝሓፍተይ

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 6 месяцев назад +3

    ውሓለ ኢኪ ሓዳርኩም ይባርከልኩም❤

  • @dadsfade477
    @dadsfade477 6 месяцев назад +2

    ምዑዘይ ድምፁ ናፊቁና ብሓደ ናዕለልኩም ምፁና ወለላይ ማዓረይ ናበልኩም ናኦደይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ😊

    • @SmretTube
      @SmretTube 6 месяцев назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 6 месяцев назад +1

    ኢድኪ ይባርክ ኢሚየይ ዋሕሎ ከምዚኣ ገይረ ክሰርሕ እየ ደሰሰ ኣላቲኒ እያ😍 ንወድኩም ፈጣሪ ብጥበቡን ብሞጎሰን የዕቢልኩም💟

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 6 месяцев назад

      @@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ ደምረን🙏

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 6 месяцев назад +1

    ኤሚየይ ናይ ሰብ ነገር ኣይትገደሲ ሰብ ዝብሎዖ እምበር ዝዛረብ ኣይስእንን ወድኺ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበብ የዕብየልኪ❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 6 месяцев назад +1

    ኣብስየ ጎበዝ ኣብሊፀ እየ ልፈትየኪ 🙏♥️
    ክትዉሕልሊ ብሓቂ የኔ ቆንጆ ♥️👌

  • @AfariKsa-uq6om
    @AfariKsa-uq6om 6 месяцев назад +2

    ቐፃሊ እዉን ልድያ ሒዝክልና ንዒ❤❤

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    ኣሰይይይይይይ ኩሉ ናይ ሰዕዲስ አብ ዓደ ኩሉ ኣሎ ዳአኮነይ ገነዝብ እዩ ዝሕተኮ እንበረ ደሰ ባሃሊ ሰደትና የሕፅረልና እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ የዐብየሉኩም❤🎉

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel 6 месяцев назад +3

    ኢሚየ ገወዝ እኪ ጥራይ ቀፅለሉ ሰበ ዘይምልከቱ እዩ ዝአትዋ ግን ሕቶ አለኒ ፆም አይከነይ ድዩ ከዚ

    • @mmmarketing5683
      @mmmarketing5683 6 месяцев назад

      @@BrhanchannelBrhanChannel 😅😅😅 ሰብ ዘይምልከቶ እዩ ልአቱ ሕቶ አለኒ ፆም የኮነይ ድዩ ከዚ ? አብለይምልከተኪ ለይአተዉኪ ግርም ዩ

  • @AKLILUGmikael
    @AKLILUGmikael 6 месяцев назад +3

    ናይ ሎማዓንቲ ከዓ ዝረኣኽዎ ናይ ኑኡድ 7ወርሒ ብዘመልክት ብጣዕሚ ደስ ይብል ብዉላድኩም ተሓጎሱ ጠቅላላ ዝወለድኩሞ ከምቲ ወለድኹም ናህትኩሞ ብርሃን ዉላዱ ሪኦም ዝተሓጎስልኹም ኣብናትኩም ከዓየሪኹም ኣምላኽ ዝሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቤተሰብ

    • @NuedTube
      @NuedTube  6 месяцев назад

      Btaemi batemi eina nemesgn egzabher yhabelna

    • @AKLILUGmikael
      @AKLILUGmikael 6 месяцев назад +1

      ፅቡቅ ገይርኪ ምኽንያቱ ዉላድ ማለት ተስፋ ተሓጓስ በቃ ዉላድ ማለት ብርሃን ናይገዛ ማለት እዩ እሞ ኣምላኽ ዉላድኩም ምስሙሉእ ጥዕና ይባርኸልኩም እና ዝሓፍቸይ ምሸት ምድሪ ረቢሸኩም ይቅርታ ግበሩለይ ናይኑኡድቤተሰብ መፂኣክትበሃል ከላኣብቴለቭዥን ክርኢ ከለኹ ደስእናበለኒ እየ ዝርኢ

  • @edltiabrha7716
    @edltiabrha7716 6 месяцев назад

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪም ብሩካት ስድራ ውልድኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩም እና ምስ ይቅርታ ንምንታይ እኪ ማዕተብ ዘይትገብሪ ብቀዳማይ መስቀል ኣሲርኪ ነይርኪ ደስ እልኒ ከዚ ካዓ መዕተብ የብልክን ዛሓፍተይ❤

  • @DhfgFudgfg
    @DhfgFudgfg 6 месяцев назад +1

    ኢድ ይባርኽ ወድኽም ለ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኩም

  • @AbudiAbudi-u3c
    @AbudiAbudi-u3c 6 месяцев назад +1

    ትሕት ዝበለኪ ኢካ ብጣዓሚ አየ ዝፎትየካ ዓድመን ጥዕናንን የመነየሉ ንወድኪ ይቅራታ ወድኩም መን ሹሙ

    • @NuedTube
      @NuedTube  6 месяцев назад +1

      Neud

    • @NuedTube
      @NuedTube  6 месяцев назад

      Btaemi yekenyeley

  • @GenetBerhe-yp5jx
    @GenetBerhe-yp5jx 6 месяцев назад +2

    ኣነስ ምንም ዘይፈልጥ ስደት ወፅየ ሀዚ ግን ኩሉ ኣሎ ኣብ ትግራይና ❤❤❤❤❤

  • @محمداحمد-ث7ه
    @محمداحمد-ث7ه 6 месяцев назад +3

    አቱሙ ሰባት አብ ዓዲ ን አብ ዓረብ ን ዘለና ኩለና ድና አሰልምና ብተለይ አርቲሳት ግን ንኩለኩሙ አይኮንካይ ሰለ ዝርአኩ አየ ፀሙ ምድሪይ ብዘተረፈ ይፈትየኩሙ አየ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 6 месяцев назад

      @@محمداحمد-ث7ه ደምረን ዝሓፍተይ🙏😘

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 6 месяцев назад +1

    ደስ በሃላት ስድር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሕዳርኩም ይባረክ 🙏🌹😘ደሞ ግብዝ እኪ ምግበ ምስራሕ ❤😊

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 6 месяцев назад

      @@Seluselam-h1h ደምረን ሸካር🙏😘

  • @EyerusalemHmaryam
    @EyerusalemHmaryam 5 месяцев назад

    ኣሰይ ወሓለ ኣነስ ክፈትወኩም ኣቱም ምግቢ ተማርፁ ተማርፃ ሓቃ እያ ምስ ኣምላኽ ከይተባእሱና ክንደይ ትቅመስ ዝሰኣኑ ኣለው ብዘለካ ተመስገን እዩ እንቋዕ ተወለድካ ንኡደይ😍😘

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo 6 месяцев назад

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፅሩያት ገዛ ይኣብስራየይ ዶሞ እንኳዕ ምሉእ ምሕረት ኣወረደልኻ ኣሙየይ ኣዲስ ኣበባ ኾይንኺ ዝተገበረልኺ ኢንተርቪዉ ምሳኺ ይነብዕ ነይረ ኸዝግን ኹሉ ሓሊፉ ድሒኑ ኣብ ጎንኺ ስለ ዝራእኽዎ ቦእነት ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ሓጎሰይ ወሰን የብሉይ❤❤❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  6 месяцев назад

      ክብረት ይሃበለይ ብጣዕሚ እየ ለመስግን 🙏🙏

  • @GalTigrayKonjo
    @GalTigrayKonjo 6 месяцев назад +1

    ፅቡቃት ደስባሃልቲ ወዱኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃቦ ፈጣሪ ጅዝ አበይ ይርከብ

  • @wskn2913
    @wskn2913 6 месяцев назад +1

    አነስ.ብናኪ.አቀራረባኪ.ደስይብለኒ..በቢ.እዉን.ዕድመን.ጥዕናን.ይህቦ❤❤❤❤❤❤

  • @Nura_Mohammed
    @Nura_Mohammed 6 месяцев назад +2

    ገበዝ እኪ ግን መኮረኒ እውን ትገብርዮ ትክእሊ እኺ ኖርማል እዩ ሓቢቢቲ❤️💛

  • @miliaxmawit1640
    @miliaxmawit1640 6 месяцев назад +1

    ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበፅሑ ባዓልቲ ሙሉእ ተስፋ እየ ኤሚ ሓፍተይ ቀፅልሉ ደሞ ዕድመ ማትሳላ ይግበረሉ ወድኩም ንበሩን ክበሩን ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤

  • @gjcg6332
    @gjcg6332 6 месяцев назад +2

    ኤምየይ ኣብ ኩሉ ኢኪ ንቅሕቲ ብስሩ♥️👏

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 6 месяцев назад

    ጎበዝ ብጣዕሚ ፊያካ ኢኺ ትመስልኒ ኔርኪ ግን wawww❤❤❤ btaemi ye zfetweki ❤

  • @DdRr-nc1pz
    @DdRr-nc1pz 6 месяцев назад

    ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ እግዛቢሄር ብጥበቡ የዕቢካ ኑኡደይ

  • @668-tj6oz
    @668-tj6oz 6 месяцев назад +1

    ኣሰይ ፅሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤

  • @MilaTekle
    @MilaTekle 6 месяцев назад

    ኣሰይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደስ ክትብሉ ቤቢየ የዕቢካ መዓረይ መርዕኡ የሪኢኩም❤

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg6692 6 месяцев назад +2

    እንኳዕ ሰላም መፃዕኩም ንወድኩም እግዚአብሔር ብጥበቡን ሞጎስን የዕብየልኩም ❤❤❤
    ግን እቲ አብ ዓዲ ዓረብ ዘሎ ነገር አብ ዓድና አትዩ አሎ ይገርመንሎ

  • @Judi533
    @Judi533 6 месяцев назад +2

    Atum shikorat Sidra bitaime iye zefetwekum embeytey gobez mekiberet sebeaya eki ❤❤❤

  • @fanaB-ty1go
    @fanaB-ty1go 6 месяцев назад

    Des bahali ፅቡቃተይ 😍wedki kaa ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኪ ❤️🙏

  • @ordiordi-u8w
    @ordiordi-u8w 6 месяцев назад

    ኣነስ ቪድዮኩም ክርኦ ተለኩ ደስ እናበለኒ እየ ዝርኦ ፍትው የብለኩም እየ ኤሚየ ሽኮር❤❤❤ ነኡደይ ለ እንኮዕ ተወለድካ🎉🎉

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 6 месяцев назад +1

    ኤማየ ጎበዝ ኢኺ ከም ጋል ገጠር ኣሰራርሓኺ😅❤️❤️🥰🥰ደሞ ኣይትጥፍኡ ምፅእ ምፅእ ቦሉና🥰🥰🥰

  • @abiwendim
    @abiwendim 6 месяцев назад

    ኣሰይ ጥዑሙቲ ድሕዞት ክፈትወኹም እኾ ቤቢዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኻ ዝወደይ❤❤

  • @MTHA-ee1ym
    @MTHA-ee1ym 6 месяцев назад

    አምላኽ ፍጹምን ቡሩኽ ቅዱሥን ናይ ሂወት ይግበረልኹም ምሕረት የውርደልኺ አምላኽ

  • @merryzebrabruk1527
    @merryzebrabruk1527 6 месяцев назад +1

    ታዓድልኪ ❤❤ ኡሙየይ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይብርክልኩም

  • @beana3912
    @beana3912 6 месяцев назад +1

    happy 7th month babye💐💐🎂🎂🎉ብዓልቲ ሞያ ሽኮሪና💯💯👌።ካሊእ ጊዜ ግና ቢጃማ አብ መደቀሲ ጥራሕ 😅😅

  • @amubrhanu
    @amubrhanu 6 месяцев назад +1

    ንኡድየ ሓብቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 6 месяцев назад

    እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልኩም ጎበዝ ኤሚዋ አነስ አብ ዓዲ የፈልጦን ኔረ ልዛንያ 😊 አብዚ ስደት ከሉ ጊዜ እየ ዝሰርሐሎም ግን ስጋ ዓረብ ስለዘፈቱ በሊዐ አይፈልጥን እስኪ ብሰላም ይመልሰናሞ ንሰርሕ ኢና የቀንየልና ኤሚ ሽኮር ❤

  • @ጓልትግራይ-ቐ8በ
    @ጓልትግራይ-ቐ8በ 6 месяцев назад +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🎉

  • @hhfghf1172
    @hhfghf1172 6 месяцев назад +1

    እግዝኣብሄር ብጥበቡ የዕብየልኩም ፍቅርኹም ሓዳርኹም ይባረክ❤❤❤🎉

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
    @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 6 месяцев назад +1

    ኤማየ ወሓለ ኢኪ ዛምበይተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅሩያት ስድራ 🥰😍

  • @Meri.2146
    @Meri.2146 6 месяцев назад

    ኣብሰላየይ ክትግቡዚ ደስ ክብል እዝውተይ ፅቡቃት ስድራ❤

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 6 месяцев назад +2

    አብ ዓድና ከምዚ ዓይነት ምግቢ ምጅማሩ ፅቡቕ ደስ ባሃሊ

    • @NuedTube
      @NuedTube  6 месяцев назад

      😆😆😆😆😆😆😆bzey keldi naymaney eye shike bsmeam

    • @Medhinabadi6004-j4b
      @Medhinabadi6004-j4b 6 месяцев назад

      😂😂ኣይፈልጢ ኔሩ ይመስለኒ​@@NuedTube

    • @Mm-ov7id
      @Mm-ov7id 6 месяцев назад

      @@NuedTube ኖኖ ህያበይ አብ ሕጂ ቐረባ ግዜ 'ዩ ተጀመሩ እምበር ኣነ አብ ክተማ አክሱም ቅድሚ 6ተዓመት ኣረአኩን ዉን አይነበረንን so ብኣብዛሓ ናይ ፈረጂ'ዮም ዘዘውትርዎ ኣባና ቡዝሕ ዝተለመደ አይኮነን ንማለት እየ sorry ካአ መዓረይ

    • @vjhh5191
      @vjhh5191 6 месяцев назад

      😁😁😁😁 ati mearey dikinet amber kulu alo ayu kedem ayu neyru

    • @vjhh5191
      @vjhh5191 6 месяцев назад

      Dika koyina amber kulu alo ayu genizebbbbbb tiray

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 6 месяцев назад

    ብጣዕሚ ኢኪ ንፍዕቲ ቀፅልሉ ፅብቃተይ❤ይፈትወኩም የ ንሚጣ ለ ብጥበቡ የዐቢየልኩም ፈጣሪ❤🎉

    • @SmretTube
      @SmretTube 6 месяцев назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

  • @HsggDv
    @HsggDv 6 месяцев назад

    ኩሉ ፅብቅ እዩ ዛሓፍተይዕድመን
    ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 6 месяцев назад

    እንዳ ሙኡዘይ❤ኤምየይ እኳዕ ሰላም መፃእኩም❤❤❤ዝፎትወኩም❤❤ኢድ ይባርክ ኤምየይ ውላድኩም ብጥበቡ የዕብየልኩም💝😘ግን ናይ ሰብ ሕማቅ ፁሑፍ ተዘይግደስሉ ደስ ይብለኒ ንዓኩምውን ፅቡቅ የኮነይ❤❤❤

  • @NgstiNgsti-j7o
    @NgstiNgsti-j7o 6 месяцев назад +5

    እግዚአብሔር ብጥበቡ የዐበየልኺ🎉ኩሉ ጊዜ እየ ዝኻተተሎኩሙ ግን ንመጀመረያ ጊዜየይ ኮሜንት የፅሕፍ ኣለኩ ተይ ክበል ደለየ እየ በጣዐሚ እየ ለድንቀኩሙ ዘይተኳርዑ በተለይ ንሰኺ ማለተይ ካምቱ ኣርቲስት መካንኺ 😊ደሞ ግልፅነትኺ ብጣዐሚ እየ ልፎተዮ ቀፅልሉ ካቡኡለ ኮሜንት ኣይተገደሲ ብዝሓለፈ ው,ን ይርኢ ነይረ ግን ገሪሙኒ ኣየ ኣንሕና ኣብ ስደት መፂና ኩሉ ስለ ዝፈለጥናዮስ ቡዙሑ ነገር ንበል ኣንሕና ዶ ኣይኮናን ኢና ኩሉ ጊዜ ሽሮ 😅ቃትሪ&ምሽት &ንጎሆ ኧረ ኩሉ ደቂቃተት 😂ኧረ በለስ ጥራይ ሆሆሆሆ😮
    ዝሮ ማ ፍቅረኩሙ ይበዛሕ❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  6 месяцев назад +1

      ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏🙏

  • @senibirhanu5709
    @senibirhanu5709 6 месяцев назад +2

    ፈጣሪ አምላክ የባፅሐልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jfudyr4497
    @jfudyr4497 6 месяцев назад

    ኩሉ ነገርኪ ደስ ከበለኻ ዛቤተይ እዝውቲ🥰 የፈትየኪ እየ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 6 месяцев назад

      @@jfudyr4497 ሳብስክራይብ በልለይ ሸካር

  • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
    @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 6 месяцев назад

    ጎበዝ ብታሕቲ ዘንፀፍክዮ ልክዕ ኢኪ ካብቲ ስጎ እዩ ዝንፀፍ ዘይቲ አይኮነን 👏👏👏💋❤️💛

  • @azebgebre6987
    @azebgebre6987 5 месяцев назад +1

    Gobeth zehaftey keep it 👍

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 6 месяцев назад

    ሓዳርኩም ይባረክ ውላድኩም ደማ እግዚኣብሔር ብጠበቡ የዕበየልኩም ፍትዋተይ🎉❤

  • @tigraynamedia5885
    @tigraynamedia5885 6 месяцев назад +1

    አሰይ ዝወይ እንካዕ ተወለድኻ ንኡደይ🎉🎉🎉❤

  • @salamsere6403
    @salamsere6403 6 месяцев назад

    ኣነስ ክፈትወኩም ምስ መፆእኩም ክረክበኩም እየ ኣብሳላተይ ትሕትናኪ ቀፅልሉ ንኡደይ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢካ ዝወደይ❤❤❤❤❤

  • @arsemasis5738
    @arsemasis5738 6 месяцев назад

    አሰይይ ዝወደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣረ ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @smkle7079
    @smkle7079 6 месяцев назад +3

    ላይክ ግጭዌ ❤❤❤

  • @liyuhbt9443
    @liyuhbt9443 6 месяцев назад +1

    Des bahalti 🥰🥰edmen tenan nezi shkor wedkum 🥰🥰🎉🎉🎉

  • @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ
    @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ 6 месяцев назад +2

    ብጥበቡ የዕብየልኹም እግዚአብሔር ኣምላክ🥰🥰🥰🥰

  • @AbudiAbudi-u3c
    @AbudiAbudi-u3c 6 месяцев назад

    ብጣዓሚ ኢኪ ዋሓለ የድነቀኪ አየ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HwHw-f9c
    @HwHw-f9c 5 месяцев назад +1

    Wawww xbukat nfati hadarkum ybarko❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ
    @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ 6 месяцев назад +6

    ዋሕለ ኢኺ እሙየይ ታይ ክወፀኪ ወላድኩም ውን እመቤቴ ብጥበባ ተዕበየልኩም❤ግን ኣብ ሃይማኖትኩም ጠንኩሩ እዚ ኩሉ ዝገበርልኩ እግዚአብሔር እዩ ስለዚ ኣብ ሓዳርኩም ፍቅሪ ሰላም ስኒት በረከት ክህልወኩም እግዚአብሔር ኣብ ማእከልኩም ኣእትውዎ ኣይተእትዎን ማለተይ ኣይኮንኩን ግን እሙየ ሓደ ማዕተብ እሰሪ ካብኡ ሓደ ክርስትያ ናይ ያዋርያት ፆም ክፆም ግድን ምክንያቱ እዚ ፆም ናይ ፍቃድ ዘይኮነ ናይ ሕጊ ቤተ ክርስትያና ፆም እዩ ካብቶ 7 ዝተኣዘዙ ፆም እዩ ካብኡ ብዝኮ ኾይኑ ተዘይፀይምኩም እኻ ድካምኩም ወይ ዘይምፃምኩም ኣብ ገዛኹም ይኩን ወይ ኣብ ገዛኹም ኣቅሪዎ እቲ ዝፆመ ሰብ ውይ ዘይፆሙ ናበለ ባኣኹም ይሰናከል ይፈርድ ዋጋ ዘይብሉ ካኣ ይኹን በሰናይ ሕሊና ክትርድእኒ ተስፋ ይገብር እሙ ሓፍተይ እመቤቴ ወላዲት ኣምላ ሙሉእ ሕይወትኩም ትባርኩም ከለላ ላኣ ትቱንኩም✝️💙

    • @TsfaEusnkey3114
      @TsfaEusnkey3114 6 месяцев назад

      ብሓቂ ቃለ ሰናይ❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  6 месяцев назад +3

      Btaemi eina nemesgn Kulu ztebhale tkkl eyu knestekaklo eina eti mateb gn ksadey alarjik aleni koynu eyu

    • @ህወ
      @ህወ 6 месяцев назад

      👌👌👌👌❤

    • @እግዚአብሔርይመስገን-ለ6ዠ
      @እግዚአብሔርይመስገን-ለ6ዠ 6 месяцев назад

      ​​@@NuedTubeኤምየ መዓረይ ክሳድኪ አላርጅግ ልፈጥረልክ መዓተቡ ዘይኮነስ መዕተብ ንከይትአስሪ ካልእሓይሊ ፀላኢ ሰናይ እዩና ፀበል ተሓፀቢ ማለተይ ማንጨሎት ማለተይ እየ እና ብዝተረፈ እግዚአብሔር አምላክ ውላድኹም ብሞጎስ የዕብየልኩም
      ሓዳርኹም ይባርኸልኹም ደቂ ነይ በርትዑ
      ድማ ሓደግዜ ምድያ ስለዝወፃእኹም ናይሰብ ሓሳብ ከይትሳላቸው ምክንያቱም ኩሉ ብመልካም ላሓሰውኹ እተን ፅሙ ፀልዩ ዝብላ ዘለዋ ድማ ከይትፀልእወን ሓቀን እየ መጀመርታ ክርስቲያን ስለ ዝኾንኹም እዩ ካልአይ ስለ ዘቕረባእየን እና ብዝኾነ ንኩላትና መስተውዐሊ ይሀበና እግዚአብሔር አምላክ
      ተጥፍአ ይቅርታ መዓረይ

  • @elsadade5439
    @elsadade5439 6 месяцев назад +1

    ጎበዝ ኢኺ

  • @تناتوا
    @تناتوا 5 месяцев назад +1

    ሓቅኪ ለባመይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Samri16
    @Samri16 6 месяцев назад

    ፅሩያት ሰድራ ብጥበቡ የዕብየልኩም ዋሓለ ኢኪ ብሓቂ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 6 месяцев назад

      @@Samri16 ደምረን ሸካር🙏😘

  • @titinotitino2910
    @titinotitino2910 6 месяцев назад +2

    በጣዕሚ ኢኪ ወሓለ እዝውቲ ወድኩም ለ ብጥበቡ የዕብየልኩም 🥰

  • @ወዛምዓሳ
    @ወዛምዓሳ 6 месяцев назад +1

    ንፍረዋይ ኣቅርብልና ዋኝኝኝ ኣነ ብጣዕሚ እየ ልፎቲያ በይዛኹሙ ኣቅሩቡልና🤲❤ ብዝኾኑ ጥዑም 😅😂🎉

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ 6 месяцев назад +7

    ብሓቂ ብጣዕሚ ኢኪ ዋሓለ ግን ምስ ሰናይ ይቅሬታ እንታይ ድዩ ሃይማኖትኩም ኦርቶዶክስ እንተ ኮይንኩምስ ጾመ ሃወርያት እዩ ግን ስጋ ትሰርሒ ስለ ዝረኣኩኪ እየ ማዓረይ ልሕቶይ መልሲ ይፅበ?

  • @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ
    @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ 6 месяцев назад

    ኤሚየ ፅሪተይ አነሰ ፈትዉትዉዉዉዉ እየ ዘብለኩም❤❤❤❤ ንወድኩም ካዓ ብጥበቡ የዕብየልኩም እግዘአብሔር አምላክ❤❤❤

  • @FeeffCsef
    @FeeffCsef 6 месяцев назад

    ዋውውው❤❤❤ጎበዝ ዕድመናን ጥዕናን ይሃብኪም

  • @wawwww5364
    @wawwww5364 6 месяцев назад +1

    ፅብቃት ደስ ብሃልቲ ❤🎉🙏🌿

  • @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ
    @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ 6 месяцев назад +1

    ሓዳርኩም ይባረክ የዕቢዯ🎉❤

  • @wezamberhe5051
    @wezamberhe5051 6 месяцев назад

    የኔ ቆንጆ መፃእኻ ብሩሁ ይኹን በብየ ❤❤

  • @ShemshuAbdusemed
    @ShemshuAbdusemed 6 месяцев назад

    እዝውቲ ቀፅልሉ ንኡደይ እንኳዕተወለድኻ♥♥♥♥♥♥

  • @Helen-zo9xb
    @Helen-zo9xb 6 месяцев назад

    ጎቦዝ ብሓቂ❤
    ኤማየይ አቲ በርበረ ኣብ ታሕተዋይ ዶላብ ኣቆምጥዮ
    ከም በርበረ። ዝኣመሰሉ ኣብ ታሕቲ ዶላብ(ኣርማድዮ) ኣቅምጥዮም
    ክንዳኪ ፈሪሐ ክተውርዲ ክትሰቅሊ ከይድፈኪ ዝሓፈተይ

    • @NuedTube
      @NuedTube  6 месяцев назад +1

      ክብረት ይሃበለይ ዛሓፍተይ 🙏

  • @ሰብኩን-ሰ3ኸ
    @ሰብኩን-ሰ3ኸ 6 месяцев назад +1

    እዝውቲ ከም ኣዲኣ💚ናኦድ ውን ዕበየልና ጅብዖይ💚🙏

  • @HshJbdj
    @HshJbdj 6 месяцев назад +2

    ኤሚየይ ንባዓል ገዛኪ ጋቢ ክደንዮ ሳርፕራይዝ ግበርዮ❤❤❤❤❤❤❤