Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዝፈትዎ ሰብ ዓይነታ ጅግና ተባዕ ተቃላሳይ ዕድመ ይምነየልካ
ዓይነታ ምሕረትኣብ ቁርጡዉን ሓቀኛን ብዓል ሰፊሕ ልቦናን ተንታኒ።
Mihireteab dimxiqa tefiona ayititifana ☝️🙏🙏
ናይ በሓቂ ፅቡቅ ኣገላልፃ, ሰላም ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንኽረጋገጽ ፅዑቅ ጎስጎስ ክካየድ ኣሎዎ
Ayneta you Talk very good, you are smart
ዓይነታ ብጣዕሚ ዝንኣድ ቃለ መሕትት እቲ ሕውሓት ንህግድፍ ዝርእየሉ ዝነበር እስትራተጂ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዬ: ነቶም ንሕውሓት ከምዚ ጌራትና እናበሉ ዝዛረቡ ድማ ሕውሓት ዝገበረቶም ሓደ ብሓደ ከምቲ ዝበልካዬ ኣቀምጡ ምስ ትብሎም መርትዖ ኣየቅምጡን እዬም:: ቀጽሎ ንጸሊም ጸሊም ንጻዕዳ ጻዕዳ ምባል: የቀኔልና::
Ayneta great man you give fare witnes
Xbuk hasab Ayneta abiseb.
Naybahaki 🙏
ብጣዕሚ ጹቡቅ ዘረባ ሓቀኛ ሰብእዞም ሓሶውቲ ግን ክቓሉዑ እዮም
ንሕና ውን ብጣዕሚ ኢና ነመስግና.ግንታሪኽ እዩ ነባሪ
Well said Ayneta God bless you. U expressed the truth
ENTAY YEGHEBER EZI SHIFTA SERAT?? Dr Alghanesh"s contribution for people in danger is historical. , thank you.
Nice Job
👍👍👍👍👍👍
ሓቂ ይሃብካ ዓይነታ ሓወይ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ
እገርም እዩ እንታይ ኢና ኾይና ዘይባህልናን ልምድናን ሒዝና ጽቡቅ ዝገበረልካ ወይ ጽቡቅ ግበረሉ ወይከኣ ንገረሉ እዮም ዝብሉና ኔሮም ስድራና ናይዚኦም ግን እንታይ ዓይነት ሰባት እዮም ብጣዕሚ ዘሕዝን. ዓይነታ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘረባ. ነዞም ብጽሊኢ ዓዊሮም ዘለዉ ሕልና ኣልቦ ግን ናብ ልቦም ክምለሱ ተስፋ ንገብር. ዓወት ንህዝቢ ትግራይ. 🙏
Thankyou
Zekaris 💯💯💯💯💯💯💯💯
ቁኑዕ ትንታኔ!
Well explained Ayneta.
ዓይነታ ኣቦ ሓቅን ርትዕን፡ ሰብ ንማዕተቡ ክፈርድ ኣለዎ። ከም ክሊማ ማዓልታዊ ዝቀያየር እንተኾይኑ ግን ሕሱርን ወዳቕን ኢዩ ።
Ayneta tebae smart journalist Nay behaqi bsul seb qexlo
Welcome atyneta brother and mestiyat betna
Hade neska bezaba hzbi tigray haki tezaribka ente ertrawi gen abi hemam nay hzbi tigray xeli betami nektrdom keman teshger
Exactly Ayneta brilliant keep going on bro
ዓይነታ ጅግና ወዲ ሓላላት ንጹህ ኤርትራዊ
ሐውና ዓይነታ እቲ ጠንቂ ጉዳይ ዶብ አይነበረን ስለ ዘይነበረ ከአ ውዕል አልጀርስ ውዕል ዶብ እዩ አሚሙ፣ እንተ ኾነ ግን እቲ ውዕል ሓቀኛ ጠንቂ ስለ ዘይነበረ እዩ። ግዳይ ዶብ ጉዳይ ሃገር እዩ። እቲ እንርእዬ ዘለና ከአ ጉዳይ ምእላይ ስርዓት ከይኑ ምስ ጥቅምን ምስ ናይ ክልቲኡ ዝተፈጥረ ዘይዕረቕ ቂምን እዩ።
ዓይነታ ኣምበሳ
Tesfay n Ayneta xbuq akerarba
Bweyan cheya aynebrren
Kemaka zbelu sebat ybzhu xbuk agelalxa
ሰላም ኣሕዋትዓይነታ ናይ ህግደፍ ነገር ይገርመካ እዩ ሕጂ ድማ ወያነ ጠፉኣ እያ ሕጂ ሃገር ኣብ ምህናጽ ኤኮነሚ ኣብ ምምዕባል ንሰርሕ ኣለና ዝብል ናይ ባዶ ሰለስተ ተቐቢሎም ወያነ ጠፉኣ እያ ይብሉ ኣለው።
Welcome 👍👍👍👍👍
Well come back
ሰላም ሰላም ምስትያት ቤትና ከምኡ'ዉን ሓውና ዓይነታ ምሕረትኣብ ።ኣነ ሓደ ካብቶም ኣብ ግብጺ ተኣሲሮም ዝነበሩ እሞ ብዶክተር ኣልጋነሽ ባህታ ጋንዲ ወጺኤ ብርሃን ዝረኣኹ ሰብ'የ። ኣዝየ ኣዝየ ልባዊ ምስጋናይ'የ ዘቕርበላ ። ንምስጋናይ ብግጥሚ ንዝገበረትለይ ሰናይ ነገር ቅድም ኢለ ዘዳለኽዋ ኣላ ኣብቲ እዋን ሓላፊት ገበርቲ ሰናይ ኮይና ትምረጸሉ ዝነበረ እዋን ዝገጠምኩላ ኣላ። ምናልባት ፍቓደኛታት እንተ ኮይንኩም ኣብ መደባት ምስትያት ቤትና ብጽሑፍ ክሰደልኩም ምደለኹ። ንዝገበረልካ ግበረሉ ወይ ንገረሉ ስለ ዝኾነ። ከምኡ'ውን እቲ ሰናይ ነገር ኣብ ህዝብና ክልመድን ንዝገበረ ሞራልን ትብዓትን ንቐጻሊ ምሃብ ንኻልእ'ዉን ሰናይ ንምግባር ክቕጽለሉ እምበር ደው ንኸይብል ትብዓት ስለ ዝህብ። ሰላም ንዓኹም ዓወትን ኣሳልጦን ድማ ኣብ እተካይድዎ ዕለታዊ መደብኩም እምነየልኩም።
B feven tekeyuru ayneta
ኣዝዩ ኣገዳሲ ቃላ መሕትት እዩ። ንእሽተይ መኣረምታ ግና ፡ ከምዚ ዝገበረት ሰበይቲ እያ ካብ ምባል፡ ከምዝን ከምት ዝገበረት ሰብ እያ እንተዝብሃል ዝሓይሽ ኮይኑ ይስምዓኒ።
👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ዓይነታ ናይብሓቂ ቅኑዕ ኢካ ንሓቂ ከምዘላታ ከይወሰኽካ ከየጉደልካ ምቅራብካ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ጋዜጠኛ ኮይኑ ከኣ ከማኻ ክኸውን ኣለዎ።
100%
NEBRE.....AYNETA
Selam selam telefon nay Docter alganesh eba tsehafeley ,bewshiti pleas
The Best Expilan Ayenta Mehirtab
👍👍👍👍
✊✅✅✅
Ayneta!!please respect on language use.as you said for Dr. Alganesh “Sebeyti” you need to say “Mother “ Or mention by her name and title.
Alo dyu Bhiwetu TEMESGEN🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍
ብወገነይ ሓው ዓይነታ ዱኹም ደምበ ፍትሕን ድኽምቲ ኤርትራ ክትህሉ ባዕሉ መለስ ዝብሎ ኮይኑ፣ እቲ ሕምቀት ናይ ደምበ ተቓውሞ ምዃኑ ግን ሓቂ ብሓቂ እዩ። ዘሎ ግን ገይና ዘይተማሃርና ሓያልን ኣብ ርእሰ ተኣማምነት ዘይብልና ምዃና እዩ።
❤❤❤
ንቡዙሓት ኤርትራውያን ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመና :: እዚ ኹሉ ጽልኢ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ካበይ ኢዩ መበገሲኡ? ምናልባት ንወያነ ክጸልእዎም ይኽእሉ ይኾኑ ከምኡ ውን ህዝቢ ትግራይ ንህግደፍ ክጸልእዎም ይኽእሉ ኢዮም :: ግን ሓደ ሓደ ኤርትራውያን ብሓፈሻ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኩቱር ጽልኢ ከምዘለዎም ይራኣየካ ኢዩ :: ስለምንታይ? እንታይ ኢዩ እቲ ምኽንያት? ህዝቢ ትግራይ ንዓና ንኤርትራውያን እንታይ ሕማቕ ኢዩ ፈድይና? ምኽንያት መበገሲ ናይቲ ጽልኢ እንተ ኣልይኩም ድማ ተዛረቡ እሞ ንራዳዳኣሉ ::ኩላትና ክንሓስበሉ ዘለና እዞም ክልተ የሕዋት ዝኾኑ ህዝብታት ብሰንኪ ሓደ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ንዘልኣለም ተቓራሒኖም ከይነብሩ የሕዋት ሙኻኖም ፈሊጦም ንቡር ሂወቶም ንኽመርሑ ክንጽዕር ይግባእ ::
ህግደፍ ንዝሓለፈ 30 ዓመታት ጽልኢ ክጉስጉስ እዩ ጸኒሑ ኩሉ ናይ ኤርትራ ሽግር ወያነ ከም ዝገበሮ ወይነ ድማ ኣካል ህዝቢ ትግራይ ስለ ዝኾነ የተሓሕዝዎ::
ቅብልቲ እዋናዊት ሓቂ
Jena ika neska
Etom kutur xely zelewom eritrawyan etom Kab ethiopia zetesegogu hezbi eyom bekel alewom. Afom kefitom eko yezarbu eyom weyane kemzi geruna yebluka .Gen hizbi kem hezbi tegray yehzneka
@@godisgoodgood625 ጽቡቕ ኣለኻ / ኣለኺ :: መብዛሕትኦም ንሳቶም እቶም ካብ ኢትዮጵያ ዝተሰጎጉ ኢዮም ::ግን ዘይተረደኦም ኮይኑ እምበር ጠንቂ መስጎጊኦም እቲ ጸይቂ ተግባራት ናይ ኢሳያስ ኢዩ :: ናብ ኤርትራ ምስተመልሱ ኢሳያስ ካብ ህወሓት ንላዕሊ ከፊኡዎም :: ካብ ኩሉ ነገር ከልኪሉዎም :: ዋላ ነቶም ቁሩብ ገንዘብ ሒዞም ዝመጹ ነጊዶም ሂወቶም ከይመርሑ ከልኪሉዎም :: ናብራ ሓሲሙዎም ኣማሪሮም ኣንጸርጺሮም :: ሃገሮም ኤርትራ ክሳብ ዝጸልኡ ኮይኖም ::ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ብህግደፍ ተዋሪዱ ይርከብ ::ህግደፍ ዋላ እቲ ግዝየ ይንዋሕ ይሕጸር እምበር ሓንቲ ማዓልቲ ናይ ኢዶም ክረኽቡ ኢዮም ::
♥️♥️♥️🙏🙏🙏👍😇
Merhaba zaki
Hji ygedd kab adis abeba eseyas seb ychewi
ኣብ ነዊሕ እዋን ካብ ዝረኣኽዎም ፖለቲካዊ ትንታነታት እቲ ዝወርጸጸ፡፡ ከማኻ ይብዝሑ። ምስ ሙሉእ ትሕትናኻ።
ካብ ምዓስከር ሕንጻጽ ናብ ኤርትራ ብሰራዊት ኤርትራ ዝተመለሱ ነቶም መናኣሰይ ናብ ታዕሊም ወሲዱዎም ኢዩ ፡ነቶም ዓበይቲ ምስ ደቆም ኣብ ምዓስከር ሕንጻጽ ዝነበሩ ከኣ ኣብ ዓዓዶም ወሲዱ ዝኮነ መሰል ፡ዝሕረስ መርየት ከኪሉዎም ፡ ተጸበይቲ ናይ ሓዋላ ገይሩዎም ኣሎ ነዚ ኩሉ ጸገም ሲ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝብና ወይ ተነጣጠፍ ቲሰብኣዊ መሰለት ምሁራት ኣካላት ይፈልጥዎ ዶ ይኮኑ።
Ayneta Medregah Dimxika kitwo maat eye.Abey tefeka mestewali lebam seb .Dimxka Aytahabe !
Feven selemo asena nera Abey ala
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም🙏🙏
Aretrawyan eseyas ychewyom alo
Ayneta kunue seb kemaka ybzuhu
HGDEF and degefti HGDEF dea tray hzbi tigray kxent alewo ybluka. Nhna eritrawyan knmiebl entekoyna xilie zeykonna knsebk zelena selam, fkri diplomacy ms muebulat hagerat eyu zedlyena.
Hgdef tetsaebuwa enda belka eki
Ayneta hawey ms Ethiopia dea entay zerakib alewo.Eritrea North Korea eya. Zwedeke hbreteseb ena nhna eritrawyan. Edl aygebernan eta hager ktmakakel tkielo zleale eyu. Melaki esseyas ente moytu kea kunat hadhid ayterfn eyu. Ezi hasab ezi btaemi eyu dkas zkeleani. Eti chikona kea nab gorababti hagerat ysegager alo
Weyane da gah ybelu
Asena aletegna eyu
B tsorona. Bzuh meret. Wesidomuna alewu ayeeetsa anan eyu ytref
ኣየ ዓይነታ ናይ እስከ በል ገለ ካብ ዝነጠርካዮ ከዘክረካ ቅድሚኡ ግን እቶም ኣብ ጽልኢ ኣይነበሩን ትብሎም ዘለኻ እታይ ተበዲሎም እዮም እሞ ክጸልኡኻ ሕጂ እስከ ንርአ ጽልኢ ኣለዎም ዱ የብሎምን። እቲ ናይ መጥሓኒ ዝወሃብ ግንዘብ ተቐቢልካ ትፈልጥ ዶ ፡ ካልኣይ ኣብ ዓለም ምሉእ ታሰራ ኣይትሕደግን ኢኻ ስለምንታይ ዘይመለሱልና ፡ ሳልሳይ ዩንስኣር ኣብ ወርሒ ክንደይ ይኸፍለሉ ንሓደ ስደተኛ ብግኡእ ከ ይበጽሕ ነሩ ዶ?
እሞ ከምኡ ገሮምና ኒ ህዝቢ ትግራይ ጥፍኣት ትምነየሉ እዚ ዝበልካዮ ኣብኩለን ኣፍሪቃ ዝግበር. እዚ ኩሉ ናይ ሱዳን ጽርግያ ብናይ ስደተኛ እዩ ተሰሪሑ. አብ 80ታት ኒ ሓደ ምስ ታሰሪኡ ገፊፎም 100ዶላር የክፍሉ ኔሮም ፖሊስ ናይ ሱዳን. እዚ ግን ነቲ ለጋስ ህዝቢ ሱዳን ኣይውክልን እዩ. ጽልኢ ነወግድ ፍቅሪ ነንግስ. ኒ ሓዊ ህዝቢ ትግራይ ሰላምን ቅሳነትን ይውረደሎም 🙏
👍👍👍
👍❤❤❤
ዝፈትዎ ሰብ ዓይነታ ጅግና ተባዕ ተቃላሳይ ዕድመ ይምነየልካ
ዓይነታ ምሕረትኣብ ቁርጡዉን ሓቀኛን ብዓል ሰፊሕ ልቦናን ተንታኒ።
Mihireteab dimxiqa tefiona ayititifana ☝️🙏🙏
ናይ በሓቂ ፅቡቅ ኣገላልፃ, ሰላም ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንኽረጋገጽ ፅዑቅ ጎስጎስ ክካየድ ኣሎዎ
Ayneta you Talk very good, you are smart
ዓይነታ ብጣዕሚ ዝንኣድ ቃለ መሕትት እቲ ሕውሓት ንህግድፍ ዝርእየሉ ዝነበር እስትራተጂ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዬ: ነቶም ንሕውሓት ከምዚ ጌራትና እናበሉ ዝዛረቡ ድማ ሕውሓት ዝገበረቶም ሓደ ብሓደ ከምቲ ዝበልካዬ ኣቀምጡ ምስ ትብሎም መርትዖ ኣየቅምጡን እዬም:: ቀጽሎ ንጸሊም ጸሊም ንጻዕዳ ጻዕዳ ምባል: የቀኔልና::
Ayneta great man you give fare witnes
Xbuk hasab Ayneta abiseb.
Naybahaki 🙏
ብጣዕሚ ጹቡቅ ዘረባ ሓቀኛ ሰብ
እዞም ሓሶውቲ ግን ክቓሉዑ እዮም
ንሕና ውን ብጣዕሚ ኢና ነመስግና.ግን
ታሪኽ እዩ ነባሪ
Well said Ayneta God bless you. U expressed the truth
ENTAY YEGHEBER EZI SHIFTA SERAT?? Dr Alghanesh"s contribution for people in danger is historical. , thank you.
Nice Job
👍👍👍👍👍👍
ሓቂ ይሃብካ ዓይነታ ሓወይ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ
እገርም እዩ እንታይ ኢና ኾይና ዘይባህልናን ልምድናን ሒዝና ጽቡቅ ዝገበረልካ ወይ ጽቡቅ ግበረሉ ወይከኣ ንገረሉ እዮም ዝብሉና ኔሮም ስድራና ናይዚኦም ግን እንታይ ዓይነት ሰባት እዮም ብጣዕሚ ዘሕዝን. ዓይነታ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘረባ. ነዞም ብጽሊኢ ዓዊሮም ዘለዉ ሕልና ኣልቦ ግን ናብ ልቦም ክምለሱ ተስፋ ንገብር. ዓወት ንህዝቢ ትግራይ. 🙏
Thankyou
Zekaris 💯💯💯💯💯💯💯💯
ቁኑዕ ትንታኔ!
Well explained Ayneta.
ዓይነታ ኣቦ ሓቅን ርትዕን፡ ሰብ ንማዕተቡ ክፈርድ ኣለዎ። ከም ክሊማ ማዓልታዊ ዝቀያየር እንተኾይኑ ግን ሕሱርን ወዳቕን ኢዩ ።
Ayneta tebae smart journalist Nay behaqi bsul seb qexlo
Welcome atyneta brother and mestiyat betna
Hade neska bezaba hzbi tigray haki tezaribka ente ertrawi gen abi hemam nay hzbi tigray xeli betami nektrdom keman teshger
Exactly Ayneta brilliant keep going on bro
ዓይነታ ጅግና ወዲ ሓላላት ንጹህ ኤርትራዊ
ሐውና ዓይነታ እቲ ጠንቂ ጉዳይ ዶብ አይነበረን ስለ ዘይነበረ ከአ ውዕል አልጀርስ ውዕል ዶብ እዩ አሚሙ፣ እንተ ኾነ ግን እቲ ውዕል ሓቀኛ ጠንቂ ስለ ዘይነበረ እዩ። ግዳይ ዶብ ጉዳይ ሃገር እዩ። እቲ እንርእዬ ዘለና ከአ ጉዳይ ምእላይ ስርዓት ከይኑ ምስ ጥቅምን ምስ ናይ ክልቲኡ ዝተፈጥረ ዘይዕረቕ ቂምን እዩ።
ዓይነታ ኣምበሳ
Tesfay n Ayneta xbuq akerarba
Bweyan cheya aynebrren
Kemaka zbelu sebat ybzhu xbuk agelalxa
ሰላም ኣሕዋት
ዓይነታ ናይ ህግደፍ ነገር ይገርመካ እዩ ሕጂ ድማ ወያነ ጠፉኣ እያ ሕጂ ሃገር ኣብ ምህናጽ ኤኮነሚ ኣብ ምምዕባል ንሰርሕ ኣለና ዝብል ናይ ባዶ ሰለስተ ተቐቢሎም ወያነ ጠፉኣ እያ ይብሉ ኣለው።
Welcome 👍👍👍👍👍
Well come back
ሰላም ሰላም ምስትያት ቤትና ከምኡ'ዉን ሓውና ዓይነታ ምሕረትኣብ ።ኣነ ሓደ ካብቶም ኣብ ግብጺ ተኣሲሮም ዝነበሩ እሞ ብዶክተር ኣልጋነሽ ባህታ ጋንዲ ወጺኤ ብርሃን ዝረኣኹ ሰብ'የ። ኣዝየ ኣዝየ ልባዊ ምስጋናይ'የ ዘቕርበላ ። ንምስጋናይ ብግጥሚ ንዝገበረትለይ ሰናይ ነገር ቅድም ኢለ ዘዳለኽዋ ኣላ ኣብቲ እዋን ሓላፊት ገበርቲ ሰናይ ኮይና ትምረጸሉ ዝነበረ እዋን ዝገጠምኩላ ኣላ። ምናልባት ፍቓደኛታት እንተ ኮይንኩም ኣብ መደባት ምስትያት ቤትና ብጽሑፍ ክሰደልኩም ምደለኹ። ንዝገበረልካ ግበረሉ ወይ ንገረሉ ስለ ዝኾነ። ከምኡ'ውን እቲ ሰናይ ነገር ኣብ ህዝብና ክልመድን ንዝገበረ ሞራልን ትብዓትን ንቐጻሊ ምሃብ ንኻልእ'ዉን ሰናይ ንምግባር ክቕጽለሉ እምበር ደው ንኸይብል ትብዓት ስለ ዝህብ። ሰላም ንዓኹም ዓወትን ኣሳልጦን ድማ ኣብ እተካይድዎ ዕለታዊ መደብኩም እምነየልኩም።
B feven tekeyuru ayneta
ኣዝዩ ኣገዳሲ ቃላ መሕትት እዩ። ንእሽተይ መኣረምታ ግና ፡ ከምዚ ዝገበረት ሰበይቲ እያ ካብ ምባል፡ ከምዝን ከምት ዝገበረት ሰብ እያ እንተዝብሃል ዝሓይሽ ኮይኑ ይስምዓኒ።
👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ዓይነታ ናይብሓቂ ቅኑዕ ኢካ ንሓቂ ከምዘላታ ከይወሰኽካ ከየጉደልካ ምቅራብካ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ጋዜጠኛ ኮይኑ ከኣ ከማኻ ክኸውን ኣለዎ።
100%
NEBRE.....AYNETA
Selam selam telefon nay Docter alganesh eba tsehafeley ,bewshiti pleas
The Best Expilan Ayenta Mehirtab
👍👍👍👍
✊✅✅✅
Ayneta!!please respect on language use.as you said for Dr. Alganesh “Sebeyti” you need to say “Mother “ Or mention by her name and title.
Alo dyu Bhiwetu TEMESGEN🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍
ብወገነይ ሓው ዓይነታ ዱኹም ደምበ ፍትሕን ድኽምቲ ኤርትራ ክትህሉ ባዕሉ መለስ ዝብሎ ኮይኑ፣ እቲ ሕምቀት ናይ ደምበ ተቓውሞ ምዃኑ ግን ሓቂ ብሓቂ እዩ። ዘሎ ግን ገይና ዘይተማሃርና ሓያልን ኣብ ርእሰ ተኣማምነት ዘይብልና ምዃና እዩ።
❤❤❤
ንቡዙሓት ኤርትራውያን ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመና :: እዚ ኹሉ ጽልኢ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ካበይ ኢዩ መበገሲኡ? ምናልባት ንወያነ ክጸልእዎም ይኽእሉ ይኾኑ ከምኡ ውን ህዝቢ ትግራይ ንህግደፍ ክጸልእዎም ይኽእሉ ኢዮም :: ግን ሓደ ሓደ ኤርትራውያን ብሓፈሻ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኩቱር ጽልኢ ከምዘለዎም ይራኣየካ ኢዩ :: ስለምንታይ? እንታይ ኢዩ እቲ ምኽንያት? ህዝቢ ትግራይ ንዓና ንኤርትራውያን እንታይ ሕማቕ ኢዩ ፈድይና?
ምኽንያት መበገሲ ናይቲ ጽልኢ እንተ ኣልይኩም ድማ ተዛረቡ እሞ ንራዳዳኣሉ ::
ኩላትና ክንሓስበሉ ዘለና እዞም ክልተ የሕዋት ዝኾኑ ህዝብታት ብሰንኪ ሓደ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ንዘልኣለም ተቓራሒኖም ከይነብሩ የሕዋት ሙኻኖም ፈሊጦም ንቡር ሂወቶም ንኽመርሑ ክንጽዕር ይግባእ ::
ህግደፍ ንዝሓለፈ 30 ዓመታት ጽልኢ ክጉስጉስ እዩ ጸኒሑ ኩሉ ናይ ኤርትራ ሽግር ወያነ ከም ዝገበሮ ወይነ ድማ ኣካል ህዝቢ ትግራይ ስለ ዝኾነ የተሓሕዝዎ::
ቅብልቲ እዋናዊት ሓቂ
Jena ika neska
Etom kutur xely zelewom eritrawyan etom Kab ethiopia zetesegogu hezbi eyom bekel alewom. Afom kefitom eko yezarbu eyom weyane kemzi geruna yebluka .Gen hizbi kem hezbi tegray yehzneka
@@godisgoodgood625 ጽቡቕ ኣለኻ / ኣለኺ :: መብዛሕትኦም ንሳቶም እቶም ካብ ኢትዮጵያ ዝተሰጎጉ ኢዮም ::
ግን ዘይተረደኦም ኮይኑ እምበር ጠንቂ መስጎጊኦም እቲ ጸይቂ ተግባራት ናይ ኢሳያስ ኢዩ :: ናብ ኤርትራ ምስተመልሱ ኢሳያስ ካብ ህወሓት ንላዕሊ ከፊኡዎም :: ካብ ኩሉ ነገር ከልኪሉዎም :: ዋላ ነቶም ቁሩብ ገንዘብ ሒዞም ዝመጹ ነጊዶም ሂወቶም ከይመርሑ ከልኪሉዎም :: ናብራ ሓሲሙዎም ኣማሪሮም ኣንጸርጺሮም :: ሃገሮም ኤርትራ ክሳብ ዝጸልኡ ኮይኖም ::
ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ብህግደፍ ተዋሪዱ ይርከብ ::
ህግደፍ ዋላ እቲ ግዝየ ይንዋሕ ይሕጸር እምበር ሓንቲ ማዓልቲ ናይ ኢዶም ክረኽቡ ኢዮም ::
♥️♥️♥️🙏🙏🙏👍😇
Merhaba zaki
Hji ygedd kab adis abeba eseyas seb ychewi
ኣብ ነዊሕ እዋን ካብ ዝረኣኽዎም ፖለቲካዊ ትንታነታት እቲ ዝወርጸጸ፡፡ ከማኻ ይብዝሑ። ምስ ሙሉእ ትሕትናኻ።
ካብ ምዓስከር ሕንጻጽ ናብ ኤርትራ ብሰራዊት ኤርትራ ዝተመለሱ ነቶም መናኣሰይ ናብ ታዕሊም ወሲዱዎም ኢዩ ፡ነቶም ዓበይቲ ምስ ደቆም ኣብ ምዓስከር ሕንጻጽ ዝነበሩ ከኣ ኣብ ዓዓዶም ወሲዱ ዝኮነ መሰል ፡ዝሕረስ መርየት ከኪሉዎም ፡ ተጸበይቲ ናይ ሓዋላ ገይሩዎም ኣሎ ነዚ ኩሉ ጸገም ሲ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝብና ወይ ተነጣጠፍ ቲሰብኣዊ መሰለት ምሁራት ኣካላት ይፈልጥዎ ዶ ይኮኑ።
Ayneta Medregah Dimxika kitwo maat eye.Abey tefeka mestewali lebam seb .Dimxka Aytahabe !
Feven selemo asena nera Abey ala
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም🙏🙏
Aretrawyan eseyas ychewyom alo
Ayneta kunue seb kemaka ybzuhu
HGDEF and degefti HGDEF dea tray hzbi tigray kxent alewo ybluka. Nhna eritrawyan knmiebl entekoyna xilie zeykonna knsebk zelena selam, fkri diplomacy ms muebulat hagerat eyu zedlyena.
Hgdef tetsaebuwa enda belka eki
Ayneta hawey ms Ethiopia dea entay zerakib alewo.
Eritrea North Korea eya. Zwedeke hbreteseb ena nhna eritrawyan. Edl aygebernan eta hager ktmakakel tkielo zleale eyu. Melaki esseyas ente moytu kea kunat hadhid ayterfn eyu. Ezi hasab ezi btaemi eyu dkas zkeleani. Eti chikona kea nab
gorababti hagerat ysegager alo