🛑ድሕሪ ክንደይ ምስ ኣፍቃሪተይ ተራኪበ😲 ዒዋላ 666 ኢካ ገዲፈዮ 😱 ሃፍታም ፍቅረኛ ሒዛ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 13 янв 2025

Комментарии • 934

  • @musse_shakur
    @musse_shakur  19 дней назад +110

    መሕዘኒ መጫነቂ ቪድዮ እዩ ሓሳብ ኣስተያየት ኣቀሙጥለይ 😢 ሼር ላይክ ሓደሽቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ የክብረለይ🙏

    • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
      @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo 19 дней назад

      ኣታዮ ሻኩረይ ተጠንቀቂ በላ ልሄርሞን ኣነስ ኣፍሪሑኒ ዝወዲ እንድዕዋ ልባዕላ ልኮነ ነገር ከይገብራ በጃኩም ተጠንቀቁ😢😢😮

    • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
      @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo 19 дней назад +6

      ገዲም ከይተራክካ ዋ ሓደገኛ እዩ ዝወዲ😢😢

    • @ጋልቓሺ
      @ጋልቓሺ 19 дней назад

      ይሞርዐዩ ይአ ደበል ብኣነ ሓሳብ😊😊

    • @ተስፋ-ወ7ቀ
      @ተስፋ-ወ7ቀ 19 дней назад +2

      ይታሓነቅ ክሕነቅ እተሉ ዳኣ ገድድካ ዶ ኣፍቅርኒ ይባሃል እዩ ሓፍተይ ክትከውን ነርዋ ኣብ መረት መገርገርክዎ 😂😂

    • @gtsgkgbc5418
      @gtsgkgbc5418 19 дней назад +2

      @@ጋልቓሺ ጌጋ ምዓረይ ድልየት ዘይብላ ተኾይናኸ 😳

  • @MeazuAregawi
    @MeazuAregawi 19 дней назад +267

    ነዛ ኮመንት ተንብቡ ክፉእ ኣይርከብኩም ፍቱዋተይ❤🎉

    • @Helu-v2s
      @Helu-v2s 18 дней назад +1

      @@MeazuAregawi ደምርኒ

    • @Huwetghebreamlak
      @Huwetghebreamlak 18 дней назад

      Amen Amen Amen

    • @FwdfDwefs
      @FwdfDwefs 18 дней назад

      ❤❤❤❤❤❤

    • @FthawitNamn
      @FthawitNamn 18 дней назад

      Amen Amen Amen ❤

    • @ሓድነት
      @ሓድነት 17 дней назад

      ካብዛ ናይ ሓሶት ቭድዮ እዛ ኮመንት እዚኣ ትሓይሽ😅😅😅

  • @LBTube-m2c
    @LBTube-m2c 19 дней назад +149

    እዛ ፅሕፍቲ እተንብቡ ዘለኩሞ ካብ ወፂእካ ምትራፍ እግዚአብሔር ይሓልወና
    ደምሩኒ ሓላላተይ

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 19 дней назад +46

    ሄቡየ ተጠንቀቂ እፍፍ ወዲ ሱዳንለ በጃኻ ተረጋጋእ ሂወት ቀፃሊ እዩ youtub ክፈተሉ ሻኩረይ 🙏♥️

  • @Yoyose5172
    @Yoyose5172 19 дней назад +67

    እዛ ጓል ክትጥንቀቕ ኣለዋ ፍቕሪ ሕማም ኢዩ። ኣጥፊአ ከጥፍእ ዝበሃል ዘረባ ኣሎ።

    • @merhawiyemane5569
      @merhawiyemane5569 18 дней назад +1

      Mechen feqeri waza eya nebsa ketea eyu ab tegray hegi yelen zetqetla wen wehedat ay ken meslni😢

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf 18 дней назад +41

    ዋእ ኣቱም ሰባት ታእዩ ነገር እዚ ሻኩር ኣብ ደይኹን መዋጥር ኮ ኣትኻ መፍተሕ ክሳብ ዝርኮብ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ይፅናሕ ወዲ ስዳን ነዉሱ ከያጥፍእ ብሞቅፃል ፈጣሪ ካዚ ጭንቀት ያውፅኡኹ❤❤❤❤❤

  • @Akezaabrha
    @Akezaabrha 19 дней назад +20

    ኣነስ ሻኩር ኣሕዚንኒ ወይ ጠጣ ሕማቅ ነገር ፈጣሪ ያትዓርቅኹም❤❤❤❤🎉🎉 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ 19 дней назад +60

    ገራሚ እዩ ወዲ ሱዳን ፍቅሪ ብግዴታ ድዩ ከዓ ኣብ ሓደ ማዓልቲ ከመይ ገይርካ ይፍቀር እዚ ሓቀኛ ፍቅሪ ዘይኮነስ ሕማም እዩ ሒዙካ ማዓረይ ፀበል ተሓፀብ😂😂

    • @احمدسالم-ض2د
      @احمدسالم-ض2د 18 дней назад +1

      ባሓቂ😢

    • @DawitNuguse-r7p
      @DawitNuguse-r7p 18 дней назад

      ኣባካ ተዝበፅሕ ከ ስቅ ኢልካ ኣይትፍረድ የሐዝን

    • @ኤፋይቱብ
      @ኤፋይቱብ 18 дней назад

      @DawitNuguse-r7p ሰብ እኮ ብሓደ ማዓልቲ ኣይፍቀሪ ደስ ይብለካ ናይ ዓይኒ ፍቅሪ እዩ እምበር ሓቀኛ ፍቅሪ ብልምማ እዩ ዝመፅእ

    • @DanaytGelila
      @DanaytGelila 17 дней назад

      Ere aybehaliy tmkhti ayedliy tegaruway

  • @HesheAynom
    @HesheAynom 19 дней назад +17

    ኣቱም ሰባት ግደፉ ሲጀመር ብሕማቕ ከይትርድኡዎ እምበር እዚ ወዲ ኣብ ዓብዩ ስሕተት ኣሎ ብፍላይ ሙሴ ባእ ተጠንቀቒ ሄቡ ሰብና ሕማቕ ኣሎ🙏🙏❤❤

  • @anbesmebrahtom5560
    @anbesmebrahtom5560 19 дней назад +20

    እዚ ወዲ ሱዳን ጸገም ዘለዎ ኢዩ ዝመስል ነዛ ሓፍትና ልባ ይሰብራ አሎ ስለዚ እንታይ ግበሪ ይብላ አሎ ብሓይሊ አፍቅርኒ ይባሃል ዲዩ ? ሄቡ ነብስኪ ሓልዊ 100/101

  • @galgeryeTDF
    @galgeryeTDF 19 дней назад +39

    ተጋዳሊት ትፉትዩ ደሙሩኒ ተጋሩየይ❤

    • @galgeryeTDF
      @galgeryeTDF 18 дней назад +1

      @ዕባይሃገረሰብ-ጰ2ኸ ገይረልኪ ዝያዳይ

    • @UmArsulove
      @UmArsulove 18 дней назад

      ገይረልኪ ማዓረይ

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 18 дней назад

      ደሚረኪ ደምርኒ ክብረተይ

    • @HffFff-kp8ch
      @HffFff-kp8ch 18 дней назад

      ብፂተይ ገይረልኪ❤️❤️❤️❤️❤️

    • @galgeryeTDF
      @galgeryeTDF 18 дней назад

      @HffFff-kp8ch መሊሰ ብፂት❤

  • @ጸዲሓፍቲኣማን
    @ጸዲሓፍቲኣማን 19 дней назад +15

    ዋይ አረ ከመዝይ ዝበለ ስራሕ ፅቡቅ ኣይኾነን ሆቡዋይ ለ ከምዝይ ዓይነት ነገር ጥንቅቅ በሊ ዛሓፍተይ ወዲ ሱዳን ለ ከምዝይ ዝባሃል የለይ ዛሓወይ ተፍቅራ ትኽእል ኢኻ ግን ናታ ድሌት እዉን ትርደአላ ኣለካ ዋይ እንአኻ ሰበብ😢 ደምርኒ ክድምረኩም እየ❤

  • @ግርማሓፍቲኣሴየ
    @ግርማሓፍቲኣሴየ 19 дней назад +19

    እወይ ዝወዲ ካብ ዝረባ ይፈልጥ እዩ ፍቅሪ ሓያል እዩ🥺 ሄብ ብቻኪ ተንጠቀቂ ዓርሰኺ ሓልዊ በይነኺ ኣይተወፅኢ🙏❤️

    • @changelife-t4o
      @changelife-t4o 16 дней назад

      @@ግርማሓፍቲኣሴየ ክክክክ ብልብኻ ኣሚንካዮም

  • @HdKb-b7c
    @HdKb-b7c 18 дней назад +17

    ዋይ አረ ፕራንክ እዙይ ይቅረ 🙏❤😍💖💖❤❤❤

  • @zaretes3056
    @zaretes3056 19 дней назад +60

    ሻኩር ሓቂ ድዩ ኣጨንቅኩምና እኮ እዛ ጉዳይ ንስካ ኣብ ዘይ ወጽእ ጣዕሳ ከይ ትወድቅ ንዝተወሰነ ግዜ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ይጽናሕ እዚ ወዲ ውሕስነት ነብሱ ውሕስነት ነብስካ ውሕስነት ናይዛ ሽኮሪና ሓፍትና ❤❤❤

  • @SsdSds-f3q
    @SsdSds-f3q 18 дней назад +22

    እግዛብሄር ምሳኪ ይኩን ሄቡዋይ 😢😢ውይ ኣሕዚናትኒ 😢😢😢

    • @Yordanos3080
      @Yordanos3080 18 дней назад

      ደምርኒ ወለላይ ትምለስ

  • @Tigray_tube-q9q
    @Tigray_tube-q9q 19 дней назад +49

    T.D.F ትፈትዉ ደምሩኒ❤ ደቂ ዓደይ❤🙏

  • @soligualagame
    @soligualagame 18 дней назад +8

    ቡዙሕ ፈተና ሓሊፈ ኢየ ካኣስ ይብል ኣፉ መሊኡ ቡዙሕ ፈተና ዝሓለፈዶ ብቀሊል ይወድቅ ኢዩ ገራሚ ነብስካ ኣጥፊእካ ካኣ ንባዕልካ ገደደካ ንግዛዊ ስሚዒት ክትብል ናይዘልኣለም ሂወትካ ክተፀልምት መንእሰይ ኮይንካ ደንቆሮ በቲ ንስሌካ ኣብ ቃራናዮ መስቀል ተሰቂሉ ካብ ሞት ናብ ሂወት ዘውፀአካ ክርስቶስ ኣምላክና ፍቅሪ ዘይነደድካስ ብጓል ኣይኮነን ንስካ ወዲ ኣነ ጓል ኣንስተይቲ ኮይነ እውን ንወዲ ኣይኮነን ሂወተይ ፅፍረይ ኣይምሰደድኩን ገፅካ ይርሓቅ መፅረፊ ኣወዳት ትብዕ በል በጃካ🙄😏

  • @SSh-p8v
    @SSh-p8v 19 дней назад +16

    አነስ ሻኩር ኣሕዚንኒ ዋይ ሓወይ አረ ሕማቅ ዉሳኔ ከይዉስን እዚ ወዲ ስዶን😢😢😢😢😢

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 18 дней назад

      አረ ጌሩ ዘፍርሕ

  • @AaAa-ec7gl
    @AaAa-ec7gl 19 дней назад +41

    ወይ ጣጣ ዘይርድኦ ሰብ ኣሎ ድዩ 😌

    • @nnnKk-dy9ng
      @nnnKk-dy9ng 18 дней назад

      አረ ሓግዝዋ ክለክም ትክተኮራት ቃሉ ሓወይ አሕዝኑኒ ሻክረይ እንድሕር አዚ ከይተደግም ዋይ መዘዝ❤❤❤❤❤

    • @RtudUdfuf
      @RtudUdfuf 18 дней назад +1

      ፍቅሪ ርጉም እዩ ሓግዝዎ😢😢😢😢😢😢 ፍቅሪ ዓኑ ይንቆር ኣሕዚኑኒ ዙቆልዓ

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 18 дней назад

      ​@@RtudUdfufደምርኒ ሕብይ🎉

    • @ድንግልማርያምእናቴ-በ7ገ
      @ድንግልማርያምእናቴ-በ7ገ 18 дней назад

      አረ ሓግዝዎ ቃሉየይ ኣብ ሓያል ነገር እዩ እቱዩ ታኩር ዋ😢😢

    • @AgfshgXggffh
      @AgfshgXggffh 18 дней назад

      አረ ሓገዘዋ ኩሉከም

  • @YemuntazEnat
    @YemuntazEnat 18 дней назад +10

    አረ ወዲ ሱዳን እዚ ፍቅሪ ኣይኮነይ ገራሚ ፍቅሪ ኮ ናይ ክልተካ ድልየት ኢዩ ግዳጅ ኣይኮነይ ብዝኮነ ሻኩር ዛጉዳይ ዓበይቲ ሕወሱሉ ኣጨንኩምና ኮ😢

  • @mhrethadish2778
    @mhrethadish2778 19 дней назад +15

    ኣንታ ሓወይ ቻኩር ድዮም ዝብሉኻ ብጣዕሚ ትጋገ ኣለኻ። ንምንታይ ብዘይ ቪዶ ዘተረዶኦም ሂወት ቀልዲ አይኮን ናብ ሉቡ ክሳብ ዝምለስ ሓግዝዎ ኣይትጻዎቱ እዞም ኣሕዋተይ ❤❤❤።❤

  • @ድንግለይዋሕሲልበይ
    @ድንግለይዋሕሲልበይ 18 дней назад +6

    ብትክክ ሃምዚ ዓይነት ኣጋጣሚ ብጣዕሚ ናብዘይኾን ነገር እዩ ዘእትይ ስለ ዘጋጠመኒ😢😢እና ብትኩረት ክረአይ ኣለዎ ብሃሊት እየ እዚ ወዲ ኣብ ሕማቕ እዩ ዘሎ

  • @GftgFggg
    @GftgFggg 17 дней назад +2

    ዝኮነ ከይኑ እግዛቢሔር ምሳኪ ይኩን ሓፈተይ ማዓርይ አብዛሕማቅ ግዛ ግንፆሎት 😢😢😢

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 18 дней назад +8

    ሻኩር ሓወይ ኣጀካ ናብ ሕጊይ ኣቅርቦ ፀገም ከይምፂኣልካ😢😢😢

  • @ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ
    @ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ 19 дней назад +18

    ዝወዲ ምቅሳቱ ዋላ ከፍርሕ omg
    ፍቅሪ ተደሊካ ህልክ ገዲፍካ ትሕትና ጌርካ ወንና ወዲ ሱዳን ሓወይ so love u more❤😊

  • @Siduviva1
    @Siduviva1 19 дней назад +20

    ግን 2ቲኦም prank ይገብሩካ ከይህዉ ማለተይ አቲ ወዲ &አታ ጓል ተማኪሮም prank ንግበሮ ን ቻኩር ተባሂሎም ከይኮኑ ህድአ bel

    • @assass8589
      @assass8589 19 дней назад +2

      ፕራንክ ይግበራ አነስ ተጨንቀ ክንዲ ቻኩር😢

    • @AlexkidaneNegasi
      @AlexkidaneNegasi 18 дней назад

      ዋላ ችኩር ይፈልጥ እዩ

  • @gedu8644
    @gedu8644 19 дней назад +19

    ኣብዚ ገዛ ኮሞንቲ ምፅሓፍ ጠፍአ ቀንየ ልሕብረኒ ግን ለየለ😅❤❤
    ሄቡ ናተይ ኢኪ ያ ብግዲ ድዩ ገራሚ ልኾነ ወዲ

  • @Sawhtae
    @Sawhtae 19 дней назад +9

    ቻኩረይ ብጣዓሚ ኣሕዚኑኒ ወድሱዳን ብዘይንሳ ኣይነብርን ኣይትበል ክሳብሕጂ ከምስኣዲካ ትነብር ነይርካ ቻኩርን ፊቡን ተፋቀሩ❤❤❤❤

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 18 дней назад

      ብዘይ እግዚአብሔር እምበር ብዘይ ሰብ ዳኣ ምንባር ይቅፅል እዩ ሆ እዚ ነገር ግን ናበይ ገፁ እዩ ገሪሙኒ አነስ ሄቡየይ አሕዚናትኒይ😢

    • @احمدسالم-ض2د
      @احمدسالم-ض2د 18 дней назад

      ​@@ጓልሃገረትግራይ ባሓቂ

  • @Salamh-b5w
    @Salamh-b5w 19 дней назад +11

    አረ ብጣዓሚ ገርምኒ አረ ሻኹር ተጠንቀቅ 😢

  • @Shewit-f6p
    @Shewit-f6p 19 дней назад +11

    ተጠንቀቂ ትብሉ ሰባት ጥዕና ኣለኩም ድዩ ፈጣሪ ኣሎ እምበር ሆ😅

  • @ቲቲፀጋይ
    @ቲቲፀጋይ 18 дней назад +2

    ሄብየይ ተጠንቀቂ ኣብ ገዛ ኩኒ ክስካዕ ላብ ልቢ ልምለስ እና ናብ ዝምልኮት ኣካል ኣመልክቱ ሻኩረይ ብዓበይቲ ፍትሕዎ ዝገደደ ከይመፅአ😢😢❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SsSs-s3o
    @SsSs-s3o 19 дней назад +11

    ሄብ ከብ ገዛ ከተውፅ ሓድራ ሸኪርየይ አወን ብዘካ አዘቆለዕ ብዓርኪቲ ገሩ ከይቅትለ ናብ ቤትምርት ከትከድ አደሓር ትከድ ኪና ወለዳ ይወሰድዉ 😢😢 አና ሄቢዋይ አወን አትጭንቂ አጀኪ ምቅርትይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Shewit-f6p
      @Shewit-f6p 19 дней назад +2

      ትግርኛ ሞይታትኪ ሰበይ😅

    • @LeatishLeatish
      @LeatishLeatish 18 дней назад

      ​@@Shewit-f6pመይተ😂😂😂😂

    • @Shewit-f6p
      @Shewit-f6p 18 дней назад +1

      @@LeatishLeatish 😅😅

    • @عبيرغزاوي-ع1ط
      @عبيرغزاوي-ع1ط 17 дней назад +1

      ቃላትኮ ምፍልላይ ኣቢዋ 😂😂😂😂😂​@@Shewit-f6p

    • @Shewit-f6p
      @Shewit-f6p 17 дней назад +1

      @@عبيرغزاوي-ع1ط እወ ቃደማኣዋ😅

  • @ebrhimosman619
    @ebrhimosman619 12 дней назад +1

    Salamat abayti ade 🌸 Shakur and hebu ni hiwetkum tetenqequ ezi wedi sudan zebehal zelo betami hadeginia seb eyu zemesel antum sebat…??? ✌️✌️✌️

  • @ኩሉብዓቅሊዩቱብቻናል21
    @ኩሉብዓቅሊዩቱብቻናል21 19 дней назад +9

    አረ ክንዳካ ኣነ ተጨኒቀልካ ኡፍ አረ ሓደ ነገር ከይገብራ ተጠንቀቁ የሕዋተይ ደሙሩኒ ክምልስ እየ ዝደመረኒ ኣብ ናተይ ኮሞንት ግደፉለይ🎉🎉🎉🎉ብክልተ ክምልስ እየ❤❤❤

    • @ksaksa4270
      @ksaksa4270 18 дней назад

      ሰብክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @ኩሉብዓቅሊዩቱብቻናል21
      @ኩሉብዓቅሊዩቱብቻናል21 18 дней назад

      @ksaksa4270 ገይረልካ ፀኒሐ እየ ካልኣይ እኘኒ ኣብ ናተይ ኮሞን ፀሓፈለይ ቡኡ ክድምረካ

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج 18 дней назад +1

    ንኩልኹም አምላክ ይሓግዝኩም
    ካብ ሕማቅ ማዓልቲ ይምሐረነ አሜን፫ በሉ ደቂ ሎሚ እህ👏

  • @RahelGerye
    @RahelGerye 19 дней назад +6

    ዋይ ገራሚ እዩ ዝቆላዓ አይትጋገ ብግዴታ የለን😢😢😮😮😮

  • @DhFj-g3q
    @DhFj-g3q 19 дней назад +21

    ሄቡየይ ተጠንቀቂ ኣብ ገዛ ኩኒ ክስካዕ ላብ ልቡ ልምለስ እና ናብ ዝምልኮት ኣካል ኣመልክቱ ሻኩረይ ብዓበይቲ ፍትሕዎ ሶ ይፈትዎክም እየ ተጋርዋይ 🎉

  • @TsfomGehvhd
    @TsfomGehvhd 19 дней назад +3

    ሻኩር ብዝለፀ ክትራዳድኦም ፈተን ኣብ ፍቅሪ ኣቅሉል ኣቢልና ኣይንርኣዮ ማለተይ ኣብ ሓደ ማዓልቲ ጥራሕ ዘይኮነ ንደቂቃ እውን ኣይወሰደናን ንፍቅሪ እና ብምርዳእ ፍትሕዎ ሻኩር

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ 19 дней назад +5

    ሻክር መስክናይ ታይ ማዓት ወረደካ ፈልጡ ዝደቀሰስ ነቅነካዮ አይላዓሊ ዋ እን ወዲ ስዳን ልበተሰቡ ንገረም እና ስድርኡ ይሓልይዎ ህውከት😢

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 18 дней назад +5

    ቻኩረይ በጀካ ተጠንቀቑ እዛ ጓል ከዓ ተጠንቀቁ በላ ሻኩረይ ምክንያቱ እዚ ፍቅረ ዘይኮነሰ ህልክ እዩ😢😢😢

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 18 дней назад

      ደምርኒ ሕብይ🎉

  • @ትዕግስቲዩቱብCanal
    @ትዕግስቲዩቱብCanal 19 дней назад +4

    ተጋሩዋይ ዝደመረኒ ኽድምር እዩ ሓብርና ንዕበ 🙏🫶🏾💙🫰🏾

  • @GgGg-jh2xk
    @GgGg-jh2xk 19 дней назад +5

    ምስክነተይ ጉደ ረኪባ ወይ ሽኩር እውን ብዝኮነ ኣምላክ ሰላም የውርደልኩም አሕወተይ ፍቅሪ ሃንደበት እየ ብልክዕ እውን አፍቂርዋ ይኮን ግን ብሓይል ዝኮን ነገር የለይ ብምርድደአ እምበር

  • @gtsgkgbc5418
    @gtsgkgbc5418 19 дней назад +1

    ዋይ እረ ብስሩ ኣይርድኦን ድዩ እሱ ስለ ዝፍቀራ ኮ ግዴታ ናቱ ትኾን ኣይትኽእልን ዋ ኣነስ ፈሪሐ ሻኩረይ ኣሕዚንኻኒ ኣብ ማእኸል ኽልተ ተቀርቂርኻ ፈጣሪ ይሓግዝኻ ምዓረይ ሄቡ ጥንቅቅ በሊ ምዓረይ ህልካም ነገር እዩ ዝወዲ💔😢😢😢

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 18 дней назад +6

    ፕራንክ እዩ ዝገብረኩም ዘሎ ርግፀኛ እየ😂😂😂

  • @FhFg-s4v
    @FhFg-s4v 19 дней назад +10

    ታይ እዩ እዚ ሃሳስ ድዩ ዓርሰይ ከጥፍእያ ንባዕልካ ገደደካ

    • @smkle7079
      @smkle7079 19 дней назад

      አረ ኣይ በሃልና እዩ

  • @KahastiDesta
    @KahastiDesta 19 дней назад +4

    ተጠንቀቀኪ ሓፍተይ ገራህ እኪ ከማይ ሓፍትኪ ግን ከም ሓፍትኪ ሓደራኪ ንሂወትኪ ተጠንቀቂ❤

  • @HaweltaAyba
    @HaweltaAyba 18 дней назад +4

    ዋይይ ሓንቲ ማዓልቲ ርእኻያሰ ሃልውሎዉ አዩ ዝሰ😮😮😢😢

  • @AlAll-g5h
    @AlAll-g5h 19 дней назад +6

    ቻኩረይ በጃካ ተጠንቀቅ እዛ ጓል ከዓ ተጠንቀቂ በላ ሻኩረይ ምክንያቱ እዚ ፍቅሪ ዘይኮነስ ህልክ ዪ😢😢

  • @zaharazahara502
    @zaharazahara502 19 дней назад +2

    ተረጋጋዕ ሰበይ ሂወት ቀፃሊ እዩ እዛ ቆልዓ ኣይተጫናንቃ ተጠንቀቒ ማዓረይይ እዚወዲ
    ሕማቅ ሰብ እዩ ዝመስል 😢 ኣምላክ ምሳኺ ይኹን ኣይይይ ኣነስ ፈሪሔልኪ ማዓረይ

    • @ksaksa4270
      @ksaksa4270 18 дней назад

      ሰበስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @GebrhiotLual
    @GebrhiotLual 19 дней назад +4

    ሄቤወይ እገዘቤሔር ምስኺ የኹን ከፍራሕካ እዛ ወዲ😢

  • @UuUu-e2t
    @UuUu-e2t 18 дней назад +2

    ተጠንቀቂ ሄቡየይ ፅብቅቲ ❤❤❤🎉

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 19 дней назад +3

    ሄቡ ግን ሓበሻ ድያ ትኣያ ዓረብ ትመስል ሽኮርና😅❤️❤️❤️🥰ወድ ሱዳን ግን ሕደግ ኣይተጨናንካ ዋ ንሳ ዘይተፍቅረካ ተኾይኑ ምንም ዋጋ የብሉን ስለዚ ተዋት😮😅😅

    • @AlexkidaneNegasi
      @AlexkidaneNegasi 19 дней назад +1

      መን እዩ ዓረብ ካብ ሓበሻ ይጽብቃ ዝበለ።

    • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
      @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 19 дней назад +2

      @AlexkidaneNegasi እዙይ ድኣ ረኡይ ሓቂ ኢዩ ብመልክዕ ይበልፃና እየን🙄

    • @عبيرغزاوي-ع1ط
      @عبيرغزاوي-ع1ط 17 дней назад

      ​@@AlexkidaneNegasi😂😂😂😂

  • @SsSs-s3o
    @SsSs-s3o 19 дней назад +2

    ናብ ሓጊ ወሰድም ሸኪርየይ❤❤😢😢😢 ዘቆለዕ ጭለፍ አዩ ዘሊ ❤❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ
    @ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ 18 дней назад +3

    ሻኩር ሓወይ ኣጀካ ናብ ሕጊይ ኣቅርቦ ፀግም ከይምፂኣልካ 😢😢

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng 18 дней назад +1

    ሻክር ሓወይ በጃካ ተጠንቅ ነዛቆላዓ ሕማቅ ከይገጥማ ፎልጡ ሕማቅ ከይሰርሕ ዓበይቲ ሕወስሉ በጃክም❤❤❤

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c 19 дней назад +3

    ፍቅሪ ኣይከነን እዚ መንፈስ ርኽስ እየ ዋይ በስማኣብ ማሓረና ካብዚ🙏

  • @MerhawiDemouth
    @MerhawiDemouth 17 дней назад +1

    ሕንቁቅ ቆልዓ ናይ ብሓቂ ኣፋቃሪ ግዴታ ምሳይ ንበሪ ኣይብልን አዩ ጽቡቅ ናታ አዩ ዝምነ

  • @Gg-qv9ix
    @Gg-qv9ix 18 дней назад +3

    እዙ ወዲ ተስፋ ቆረፅ እዩ ዝመስል ለኪምዋ ከይከይድ😂

  • @ZedoWise-p7c
    @ZedoWise-p7c 17 дней назад

    ወዲ ሱዳን ሓወይ ኣይዘኻ ጠንካር ኹን ህይወት ሃምኡ ይኣ ወዲ ስብኣይ ድፍቅሪ ህይወቱ ኣሕልፉ ይኡ ድህብ እዚደማ ጌጋ ኣይኮነይ ነብሰይ ካጥፍእ ማለትኻ እኳ ጌጋ ተኾነ ስለፍቅርኻ ሓቂኛ ምኻንኻ ግን ደስ ይኡ ድበለኒ ወዲ ሱዳን ሓወይ ኣይዘኻ እስኻ ደይትፈልጦ ዳብቅድመኻ ብዙሕ ዕድል ይኡ ድንሀካ በርትዕ ቅድመኻኮ እንድሕሪእይኻ ኾይኑ ህይወታ ኣብድፀለማ ግዜ ስብኣብድስኣነትሉ ወቅቲ ስብኾይኑ ወላድይ ኣሕዋትይ ክውዕልዎ ድየኽእሉ ውዕለታ ድፍቅሪ ክብል ኩላሊቱ ኣውፅኡ ህቡ ብጓል ኣንእሰተይቲ ድትደብረየ ወዲለ እንሆ ይቅረይ ነኣትኻ ቃልል ነገር ስለዝህ ዳብባዕልኻ ህይወት ትመልስኻ ሕሰብማ ኣገናዝብ ኣነ መን ይአ በል ጠንካር ኹን ድሰብ ድምብዳልለ ኣይትሕሰብ ቅኑዕ: ሓቀኛ :ተኣማኒ: ስግብግብ ደይብሉ ሰብ: ኮይንኻ ድቅድምት ገሰግስ ሕጉስቲ ህይወት ኣብኡ ታግንያ የኻ። እዛ ጓል ግን ካብ ርእስኻ ኣውፅኣ ምፍቃርኻ ኣይትርአይ ትገድዳ ሰበይትኻ ተኾነትለ ድህይወትኻ ኣይትኾነካይ ።ስማዕ ኣታ ዩቲበር ቅድሚ ዳብዚ ምእታይኻ ግን ርእሲ ይሀልይኻ ናይ ስብኽብሪ ፍለጥ ብህይወት እዞም ሰባት ትጠያቂ ሰብ እስኻ የኻ ።ስምዒ ኣቲ ተምሀሪት ትምህርቲ ታይ ክገብረሊኺ መጀመርያ ሰብኣውነት የሀልይኺ ስብኣውነት ደይብሉ ትምህርቲ ናይ ስብ ስጋ ይኡ ድበልዕ ሃምዞም ናይ ዘመንና ምሁራን ። ካብ ስሕተት ፍልጠት ካብ ድኽነት ሃፍቲ ሃምድግነይለ ፍለጢ ።ደሞ ስላሴ ድሀበኪ ተክለ ቁመና ረጋፊ ምዃኑ ፈልጥኺ ሃምሰብ ኹኒ።

  • @WdJv-vo3jb
    @WdJv-vo3jb 18 дней назад +29

    ንሄቡ ተጠንቀ ቂ በላ ሄቡዋይ አምላክ ምሰኪ ይኩን❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @tekleabmedhane597
    @tekleabmedhane597 18 дней назад +2

    ናብ ሕጊ ዉሰድዋ ናይ ኣእምሮ ጸገም ኪይህልዎ ጥዕና የብሉን ኢዚ ወዲ ዝይሪዳኣ ከለ ከይገብራ ንዛ ጋል

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    _ዋይ ማዓረይ ኣነስ ኣፍረሐኒ እቲ ወዲ ኣነሰ ወቃጦ ዘለዎ ወዲ የፍረሐኒ 😢 እግዚአብሔር እምላክ ይሓለኪ ማዓረይ🙏_

  • @FhFy-f7m
    @FhFy-f7m 18 дней назад

    ሻኩር ሓወይ ዓርሰይ ከጥፍእየ ዘበል ነገረ ግን ብጣዕም ተጨንቕና ታኡዩ እዝ ነገር ትኽክል ድዩ ወይስ ቀልድ ዝር ሕግ ተፍልጥ ኣልካ ወይ እንአኻ ማዓት ሃምዝ ዝበለ የለይ❤❤❤❤❤❤

  • @ነኝየተዋህዶፍሬ
    @ነኝየተዋህዶፍሬ 19 дней назад +3

    ዋይ ማዓረይ ስብ ብዘይ እግዚብሔር እዩ ክነብር ዘይካአል እበይ ብዘይ ስብ ክንበር ይካአል እዩ ሆ ናይ2 ማዓልቲ ፍቅራ ነብሲ ተኳጥፍእ

  • @LeatishLeatish
    @LeatishLeatish 18 дней назад +2

    ኣነስ ፈርሐልኩም ንኩልኩም ኣብ ዘይኮነ ከይትወድቁ😢😢በስማኣም ከምዝይ እውን ኣሎ ድዩ😌😥

  • @Moha-j2u
    @Moha-j2u 18 дней назад +9

    ዋይ ሃለውለው ብሓይሊ ኣፍቅርኒ ወይ ኣፍቀረኒ ተልኮንማ ሰብ ብውሽጡ ኣይምተሳቀየን እኳን ኣብሓንቲ ማዓልትስ ናይቡዙሕ ዓመታት ከማን ትኩእሎ ኢካ ምካን እታኣቢካ ዝሓወይ እና ቡዙሕ እትን ኣይትበል ንኣኣ ለ ሕሰበላ🙏🙏

  • @محمدالحديدي-ه3ف
    @محمدالحديدي-ه3ف 18 дней назад +1

    እህ ምስክነይቲ ክተሕዝነካ ባዕልካዶ ናብ መዘዝ ትኣቲ😊❤❤❤

  • @mesijfgjvjcfzf6426
    @mesijfgjvjcfzf6426 19 дней назад +61

    መበል20 ባዕለይ ላይክ ሃቡኒ😮❤❤❤

  • @AAa-u7c6q
    @AAa-u7c6q 4 дня назад +1

    ልቡ ሰይሮምዎ😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤

  • @TitiGaltigray-z7g
    @TitiGaltigray-z7g 19 дней назад +6

    ላይክ ሃቡኒ ተጋሩ ቀደመይቲ ባዕለይ😮❤

  • @اللالل-ج1د
    @اللالل-ج1د 18 дней назад +1

    ሄቡ ካብ ገዛ ይትወፂ ብዝተከኣለኪ መጠን ነብሲኪ ሓሊዊ እዚ ወዲ ተስፋ ቆረፀ እዩ ዝመስል 😢😢😢😢😢😢

  • @VgFy-h5z
    @VgFy-h5z 19 дней назад +14

    ሄቡየ ተጠንቀቂ❤❤❤

    • @Helu-v2s
      @Helu-v2s 19 дней назад

      ደምርኒ

    • @MadiHen-k3d
      @MadiHen-k3d 18 дней назад

      መልሲ

    • @Helu-v2s
      @Helu-v2s 18 дней назад

      @@MadiHen-k3d መሊሰ

    • @Lemlem-k2m
      @Lemlem-k2m 18 дней назад

      ደምራኒ ደቂ ዓደይ ክምልስ እየዋ❤❤

    • @Yordanos3080
      @Yordanos3080 18 дней назад

      ​@@Helu-v2sደሚረኪ ወለላይ ደምርኒ

  • @DestaDesta-qz4sd
    @DestaDesta-qz4sd 17 дней назад

    ፀዋፅእ ይፍጠረልካ ሻኩር ሓወይ መሕዘኒ ❤😢 ብሓደ ማዕልቲ ደ ፍቅርይ እንዮ እዩ ዋ ጠጢ 😢😢😢

  • @AzmeruKalayu
    @AzmeruKalayu 19 дней назад +15

    ሄቡዋይ አሕዝናትኒ

  • @moremore-p1w
    @moremore-p1w 18 дней назад

    ፅፍዕዮ ፅፍዕዮ ይመፀኒሎ ምሳይ ከምዘሎሰ ዓንጃል አይርደኦይ ድዩ ዋይ ዓቅልኻ የወድአካ😢🙄👊ሻኩረይ & ሄቡዋይ አጀኹም ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን😢💚🙏

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 18 дней назад +5

    ዋይይይይይ ታይ ማዓቱ ወደይ 😢😢ፍቅረ ዳዩሰ ዕብዳን

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 18 дней назад

      ደምርኒ ሕብይ🎉

  • @ساره-س4ض
    @ساره-س4ض 19 дней назад

    ዋይ ዝወዲኣይሮዶአይ ድዩ ፍቡዋይ ተጠንቀቂ በይንኺ ተረኽብኪ ኣይገድፈኪይ በይነኺ ክይትወፂ ወይ ልወለድኺ ነገሪሻኩረይ ተጠንቀቅ ልዎሎዶም ነግርኻ ንስኻ ካብኣቶሞ ራሓቅ ንኣኻ ከይማለለአኻ ገገማ ዝኸነ ወዲ❤❤❤❤❤😂😢

  • @MeazuAregawi
    @MeazuAregawi 19 дней назад +2

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ🎉❤

    • @Helu-v2s
      @Helu-v2s 19 дней назад

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 14 дней назад

    ዋይ ኮለልልል ዝከነ ፍቅሪ ሒዝዎ ኣሎ ዝወዲ😮😮😮😅

  • @FilmonTsegay-o2m
    @FilmonTsegay-o2m 19 дней назад +3

    Abzia ktwda alewa amixayom 😮shakur😊

  • @MelatAskal
    @MelatAskal 18 дней назад

    ወዲ ሱዳን ተረጋጋዕ ዋይ ፎቅሪ እኮ ኣብ ክልቴኻኣ እዩ እበይ በየይንኻ ክኸውን ኣይካኣልን ካውኡ ካዓ ፕራክ እዩኡ እኮ ሻኩር ካዓ ምንም ጥፎኣት የብሉን እናኣ ተረጋጋዕ ኣይፎኮኩር ይቅርታ ኣይቅበልን ኣይትበል ትጋገአ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Soopyrhv-vs8bk
    @Soopyrhv-vs8bk 19 дней назад +7

    ውይ ማዓረይ😢😢😊

  • @destahagos-b1w
    @destahagos-b1w 18 дней назад

    ወይ መዓልቲ 🎉❤🎉❤ሄቡ ትፍቀር ቆልዓ እያ 🎉💓🌹ተረጋጋዕ ወዲ ሱዳን

  • @Siket_Nguse
    @Siket_Nguse 19 дней назад +3

    ተጋሩዋይ 650 ተሪፈናኒ ሓደ ሽሕ ክመልእ ፕሊስ ከይትሓልፉኒ❤

  • @Trhas-04r
    @Trhas-04r 18 дней назад

    ሄቡዋይ መዓረይ ኣሕዚናትኒ ዝሮ ተጠንቀቂ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን መዓረይ💕🙏🏻💕

  • @FgFg-b6i
    @FgFg-b6i 19 дней назад +4

    ዋይ ታአምር😢😢😮😮😮😮😮

  • @ሕልፊጋልድንግልማርያምልጅ

    ሄቡየ እንስ ፈርሕልኪ ማዓረይ ግን አትርክበያ ተጠንቀቅ ዛሓፍተይ ግዜኡ ሕማቅ እዩ ዘላ ዋ🙏♥️

  • @حسنينخالد-ت3ع
    @حسنينخالد-ت3ع 19 дней назад +6

    ሻኩረይ ❤❤❤

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 18 дней назад

    ውይ ኣብዘንከነ ተቃሪቅራ እፍፍፍ የብዋይ ኣይርድኣን ድዪ ዓርኪ ኣለኒ ለበለትስ ግድ እኮ እዪ ወይ እግዛቢሄር ምሳኪ ይክን ❤🎉

  • @HermonHabtom-tj9yb
    @HermonHabtom-tj9yb 19 дней назад +3

    Mecheresta gberulu ember himak kinsemi ena abnet kikonu eyom nsu wun arsu keyetifi 😢 ab hibreteseb wun abnet keykewun fikri zhazom arsey arsey keykewun gele gberu please ❤

  • @ጓልሃገረትግራይ-ገ6ዐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ገ6ዐ 18 дней назад

    ሄቡየይ የኔ የዋህ ተጠንቀቂ ዛሓፍተይ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን👏👏👏💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚

  • @SggsHhs-i1r
    @SggsHhs-i1r 19 дней назад +3

    ኣይትፍረድ ከይፍረደካ ከም ዝበሃል ኣሻብ እዩ ኣፊቂሩዋ ኢሉኩም ኣይትፍረዱ

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 18 дней назад

    ሰሚዒት እዩ እምበር ፍቅሪ የኮነን ክሳብ ሐዝለ ሰሚዒቱ የተቃፃፀረን ዘሎ ንዓይ ዘጋጠመኒ ቅድም አወዳት ሐደ ሐደ ስሚዕትን ፍቅርን ዘይፈልዩ አለው ወግዑ እንጣጢዕ ንዘርእለና ታይ ገበረት ዛጓልለ ሻኩርለ አሕዚንኑ ዝወዲ ግን😢😢 ሰሚዕቱ ክቆፃፀር የካአለን ዋይ በስምአብ😢😢

  • @ቲቲቲቲ-ሐ5ጠ
    @ቲቲቲቲ-ሐ5ጠ 19 дней назад +3

    ወይ ሀብዋይ አጅኽ ገልነይ

    • @عبيرغزاوي-ع1ط
      @عبيرغزاوي-ع1ط 17 дней назад

      ተኽለ ታይከ ኢኺ ፊደላት ትግርኛ ፈላልኺ ምፅሓፍ ዘይትኽእሊ ዙኹላይ እስካዕ 10ይ ክፍሊ ተማሂርክስ 😂😂😂😂😂😂

  • @warkialam4326
    @warkialam4326 18 дней назад

    ዋይ ጣጣ ታእዩ ነገር ዚ😢😢ቃልጢፉኹም ዲምፉታሕ ሞኩሩ ሻኩሩይ❤❤❤🙏

  • @سلامخعفوي
    @سلامخعفوي 18 дней назад +3

    እታይ እዩ አታ ዘይረዶኦ ሃሳሰ አይተማሃረን ግዲ

    • @sonofelamida
      @sonofelamida 18 дней назад +1

      ፍቅሪ እና ትምህርቲ እንታይ ኣራከቦም ገላዕታ

    • @sonofelamida
      @sonofelamida 18 дней назад

      ፍቅሪ ውሽጣዊ ስሚዒት እዩ ኣታ ገላዕታ

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 18 дней назад

      ​@@sonofelamidaገላዕታ እንታይ ማለት እዩ😂

  • @ትግራይዓደይሰላምኩንለይ

    ተጋሩዋይ ሰላምኩም ይብዛሕ ❤❤🎉❤ወዲ ሱዳን ሓወይ ተረጋጋዕ ሄብየይ ❤

  • @GhHhh-y5n
    @GhHhh-y5n 18 дней назад +7

    ከይትሽወዱ ጋይስ ተማኪሮም ኢዮም😂

  • @assass8589
    @assass8589 19 дней назад

    ህልክ እዩ ሕዝወ እምበር ፍቅር የብልዩ ቻኩር ሓወይ ግን ክሊ መንገዲ ትኮዶ አስታውዕሊ 😢❤❤❤❤❤❤