🛑 አረ ኡኡኡኡ ብስንኪ ንሮ ምኽባድ ሰብ ይዓብድ ኣሎ🛑

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 янв 2025

Комментарии • 105

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 3 дня назад +8

    ተመስገን ፈጣሪ ምባል ፅብቅ እዩ ዋላሓንቲ ባኒ በልዕካ ምስ ጥዕና እኩሉ እዩ ልዕለየካ ርእካ ምምራር ዘይኮነስ ትሕትየካ ለሎ ናረእካ ምምስካን እዩ ካም ጎረቤትካ ዘይኮነስ ልንበርስ ካም ቤትካ እዩ ልንበር ብዘለካ ምምስጋንዐ ንኣምላክ የሐጉሶ ኣጀና ስደተኛታት ኣሕዋተይ ተመስገን ንበል ጥራይ ብዘለና ንኣምላክና ነመስገን ባዕሉ ክመልአልና እዩ ተመስገንስያ ንኣምላክ ባህ ተብሎ ንሸይጣን እና ተሕዝኖ ይብሉ ወለተና ፅብቅ ምብላዕ ፅብቅ ምክዳን ኣይኮነን ኣዉዳኣመት ለብሎ ብዘለካ ተመስገን ምባልን ካብ ዘለካ ንዘይብሉ ሰብ እትሕግዝ ተለካ እዩ ዉሽጣዊ ሰላም ዝህበካ ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @Grmachnal
    @Grmachnal 3 дня назад +7

    ይኽበር ጸገም የዉልን ብዘለካ ኢዩ ዝንበር ከም ቤትካ እምበር ከም ጎሮቤት ኣይንበርን።

  • @RomiSweet
    @RomiSweet 2 дня назад +2

    ሃለውልው አይትባላ ንዩትብ እልክን ጨምላቃት አምላክ አሎ ፍጣሪ ባዕሉ ዝፍጠራ ነብሲ ብጥምየት ወይም ብንሮ ኣይቅትለን መዳያይብ ይፍጥር እዩ ሓሻዊት ብቃ እክልክን ስብ ተስፍ ክቁርፅ ተመስገን ምባል ተርፊ መን ነገርና እልኪ መን ጠይቅኪ ንዩቱብ እልኪን ስብ አይትጭንቅኦ ፍስፋሳት

    • @arsina-q7y
      @arsina-q7y 2 дня назад +1

      ሓቅኺ ወደይ ጋልነይ

  • @ጓልትግራይእየ
    @ጓልትግራይእየ 3 дня назад +7

    ታይ ኣምፀኦ ሰብ ይዓብድሎ ትብሊ ገራሚት ካብ ዘረባኪ ምድጋም ዝገደደ አርእስቲኪ ንስደት ዘለና ተስፋ ዘለወ ነገር ዘይተምፃአ ካብ ስደት ዘለክን አሕዋተይ ካዓ ትብላ

    • @MariDesta
      @MariDesta 3 дня назад

      ኣረ ንርእሰን ይኩንዋ ኡይይይ ናበላ ኣርእስቲ ዝገብራሉ ኩፉኣት😌

    • @ጓልትግራይእየ
      @ጓልትግራይእየ 3 дня назад

      @MariDesta ይገርመኪ እዩ ጓለይ ፅፉፍ ስራሕ ሰሪሐን ዘይዓብያ

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 3 дня назад

      😂😂😂

  • @FhfHht
    @FhfHht 3 дня назад +2

    ይኣክይ 😥ናይ ስደት ጭንቂ ይኣኽለና ኣይተፋራርሕና ንሮ ከም ዝገበርካዮ እዩ

    • @AsAs-dy9jl
      @AsAs-dy9jl 3 дня назад

      እረ ኣነስ ሐዚ ክከድ ይብለኩ ነዓዲ እሞ ፈርሐ ተስፋ ትቆርፅ 😢

    • @BrhanGereziher-o6z
      @BrhanGereziher-o6z 2 дня назад

      Anem.zyaday​@@AsAs-dy9jl

  • @arsina-q7y
    @arsina-q7y 2 дня назад

    እወ ይርደአክሎ እዩ ግዲ ሃምትፋራርሕለኽና 😂😂😂

  • @jeirejeire8992
    @jeirejeire8992 3 дня назад +3

    ጠሊ 6000፡ሽሕ ሂቦም ገዚኦም ገዛና ብስራት ናይ ሃፍታም አይተዋግዕና ብዓቅምካ ምግዛእ እያ ንአኪ ሪኢና ተስፋ እና ገበርና ተስፋ ተቁርፅና

  • @Ambesayutub
    @Ambesayutub 3 дня назад +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ኣያሳስብሽ ባለቤቱ ነው የሚያንሮው እግዚአብሔር ልምስገነሉ ዘረባ ኣምፅኢ ኩሉግዜ ምምራር ኣድብረኪ ድዩ

  • @SaronArefayne
    @SaronArefayne День назад

    🥰🥰🥰🥰🥰😍eshini welelay haki eyu

  • @arsina-q7y
    @arsina-q7y 2 дня назад

    ይኽበር ዋላ ሃለውለውይ አይትበሊ ተመሰገን ምባል ፍለጢ😂😂

  • @ጻድቃንጓልአቡነአርጋዊ12

    እግዚአብሔር ይመስገን ወለላይ እንኳዕ ብሰላም መጻኺ ግን ሽንጉሪቲ ካብ 150 ናብ 80 ወሪዱ ተመስገን ከምደሮ ውን ከምኡ ቀንሱ አሎ ክከም ገዛኻ ምንባር እዩ ኽብረት ይሃበልና ብስራተይ ቀጽሊሉ❤

  • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo

    ኡፍ ታይ ዝካሜራኣ ሽሮ ይመስል እና እንደ ጎረበትካ ሳይሆን እንደቤትካ እዩ ዝሓፍተይ ብዘለካ ምንባርዩ ኣይተማርሪ😮😮

  • @ዓባይሃገርስብየቱብ12
    @ዓባይሃገርስብየቱብ12 3 дня назад +1

    ደምረና አሕዋትይ😢😢

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 3 дня назад +2

    ናይ ኣርእስቱ ነገር ግን😮😅😅

    • @MariDesta
      @MariDesta 3 дня назад

      ደምርኒ ጋል ትግራይ ሽኮር ❤

    • @tvhv9808
      @tvhv9808 3 дня назад

      ​@MariDesta መልሰለይ❤

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n 3 дня назад

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @Mench-w3t
    @Mench-w3t 3 дня назад +1

    ❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @SaalmA-e1j
    @SaalmA-e1j 3 дня назад

    እታ መጎጎ ከይሰረቀዋ ኣብ ገዛ ገበረዬ

  • @jeirejeire8992
    @jeirejeire8992 3 дня назад +1

    ብዕራይ ክልተ ሽሕ ነሩ ዱዩ ብዘበን ኢኒኢኒ ሕምባሽ ቶሎ እምኒ እዩ ክልተ ሽሕ ነሩ ብስራተይ ሐዚ ክልተ ሽሕ ልሓንቲ ደርሆ ኮይና ኮፍ አይይይ ግዜ

  • @AsgGd-j6p
    @AsgGd-j6p 3 дня назад

    እረ ብጣዕሚ ፅቡቕ

  • @MULER1423
    @MULER1423 3 дня назад +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MariDesta
    @MariDesta 3 дня назад +2

    ኣብዚኣ ዘለኩም ብቅንዕና ደሙሩኒ ክምልስ እየ ኣነለ ሓቢርና ንዕበ ♥️♥️

  • @tvhv9808
    @tvhv9808 3 дня назад

    ደምሩኒ ትጋሩዋይ❤❤

  • @YdtHr
    @YdtHr 3 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ዜዱኣዶሄሉ
    @ዜዱኣዶሄሉ 3 дня назад +1

    ደሙሩኒ ተጋርዋኒ❤🌎🌎🌎❤❤

    • @tvhv9808
      @tvhv9808 3 дня назад

      መልሰለይ❤

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k 3 дня назад

      ደምራኒ 2 ክድምር❤❤

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n 3 дня назад

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @KidanWoldu-n5e
    @KidanWoldu-n5e 3 дня назад

    ደሙሩኒ❤❤❤

  • @Mench-w3t
    @Mench-w3t 3 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😮

  • @ርግበጋልውቅሮ-አ3ረ
    @ርግበጋልውቅሮ-አ3ረ День назад

    ደምሩኒ አሕዋትይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሳምሪወላይ
    @ሳምሪወላይ 3 дня назад

    ብስራተይ እስክይ በላጥክይ አርእይንይ

    • @tube-di1so
      @tube-di1so  2 дня назад +1

      @@ሳምሪወላይ እሺ

  • @ተዋህዶእዩእምነተይ-ፐ2ገ

    ሰብ ይዓብድሎ የበለትን ችዲ ኣይባሃንን ታይ እያ እዚኣ ዕብዲት ባዕልኺ🙄😁😁
    ተመስገን ዘይትብሊ
    ፍሊጥኩም ክትአትዉ ናይ ምእታውና ባዕልና ኣለናሉ ቆንዳፍ ዘረባኣ ከፅለአካ ተስፋ ዘይብሉ👊😁

  • @rozatube4844
    @rozatube4844 3 дня назад

    ደምራኒ ክምልስ እየ

  • @MtslalTesfa19
    @MtslalTesfa19 3 дня назад

    አሕዋተይ ማዓረይ ናይ ብስራት ደምራን❤❤❤❤❤❤

  • @ቅሱ-ፐ3ደ
    @ቅሱ-ፐ3ደ 3 дня назад

    ❤❤❤❤❤

  • @AsgGd-j6p
    @AsgGd-j6p 3 дня назад +1

    ናይ ማኣዘ እዩ 200, ከ🤔

    • @MariDesta
      @MariDesta 3 дня назад

      ደምርኒ ዝያዳይ ❤

  • @HiwiTube-s8q
    @HiwiTube-s8q 3 дня назад +1

    ደምሩኒ ተጋሩዋይ

  • @yew-t7g
    @yew-t7g 3 дня назад

    ተጋሩዋኒ ደምራኒ ክምልሰ የ ዋ💗

  • @ዓባይትግራይ-ኈ5ቀ
    @ዓባይትግራይ-ኈ5ቀ 3 дня назад

    እታይ ኮና እና ንድግፅ ንባዕልኪ ፈልጥኪ ድኪ ኮንኪ አትኪ ኩሉ ሰብ ከመይ እሉ ይነብር አሎ ማለት እዩ

  • @RazanRazann-q7r
    @RazanRazann-q7r 3 дня назад

    ኣረ እንታይ ኢክን ኣርእስትክን ንዝኮነ ይኲን ንዝይኮነ ኡኡ ትብላ ኣረ ሼም ይሓዝክን በጃክን ኣርእስትክን ካልእ ትዛረቦኦ ካልእ ኣይትኲና ባዕ😢😢

  • @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ

    ከመይ ኢሉ እዩ ግን ነብርሉ ዙሰብ😮

    • @MariDesta
      @MariDesta 3 дня назад

      ደምርኒ ወለላይ❤❤

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n 3 дня назад

      ደምርኒ ማዓሪይ❤❤

  • @LililLili-f9q
    @LililLili-f9q 3 дня назад

    ደምርኒ ኣሕዋተይ

    • @tvhv9808
      @tvhv9808 3 дня назад +1

      መልሰለይ❤

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k 3 дня назад +1

      ደምራኒ 2 ክድምር❤❤❤

    • @LililLili-f9q
      @LililLili-f9q 2 дня назад

      @@Maebel6-p7k ok

  • @-df8jg
    @-df8jg 3 дня назад

    ሳብስክራይበ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

  • @BerihaGerekidan
    @BerihaGerekidan 3 дня назад

    zesirah dki sienki niro zeyeflite seb yelen seb aytidhali hazaw

  • @eyerumezgebo7764
    @eyerumezgebo7764 2 дня назад

    ረሳሕ ልኮንኪ ኣረጊት ሰበይቲ ዓንዛር ዓንዘርዘር ኣይትበሊ ብቻ ጥዒና ተሃልዩ ዋላ ሓንቲ ባኒ በሊዕካ ትሓድር ኢካ

  • @Meri-n8d
    @Meri-n8d 3 дня назад

    ዋይ ሓሳት ሽኩርቲ 25 &30ኩሎ አሎ

    • @MariDesta
      @MariDesta 3 дня назад

      ደምርኒ ሜረዋይ❤❤

    • @RahelEndalw
      @RahelEndalw 3 дня назад

      ትክክል ብሴ

    • @Meri-n8d
      @Meri-n8d 3 дня назад

      @@MariDesta እሺ

  • @FbdbEhe
    @FbdbEhe 3 дня назад

    እረ ዩቱብ ትክእላ ክፈታላይ በማርያ ኣቢኒ😢

    • @TittYouTubeተቲይዩቱብ
      @TittYouTubeተቲይዩቱብ 2 дня назад

      ንዒ ዛሓፍትይ❤❤

    • @FbdbEhe
      @FbdbEhe 2 дня назад

      @TittRUclipsተቲይዩቱብ እሺ ብምንታይ ክግንየኪ መዓረይ

  • @فيصلالثبيتيالعتيبي-ي2ك

    ኩሉ ስራሕ ናይ ፈጣሪ እዩ ሀፍታም ዝነበረ ደኽዩ ድኻ ዝኀበረ ሀፍቲሙ ፈጣሪ ዝበሎ ይኾን

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740 3 дня назад

    ሃተዉቶዉ መምልኢ ዩቱብኪ ሰብ ኣብ ስርሑ ከይዉዕል መስሓቢ ዩቱብኩም ትገብርዎ ወዲ ሃፍታም ክሙርዐ ወዲ ድካ ተፀቂጡ ሞተ እቲ ዝመሰልክዮ እዉን ስቅ ኢሉ ንዝኮነ ሰብ ዝተመሰለ ኣይኮነን ንኣቦና ኣቡነ ገሪማ ቅዱስ እዩ ብትክክል እዩ ተመሲሉ

  • @FhhDgg-o2d
    @FhhDgg-o2d 3 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Titi-c3d
    @Titi-c3d 3 дня назад

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @TrhasTube-v6z
    @TrhasTube-v6z 3 дня назад

    ❤❤❤❤❤

  • @Titi-c3d
    @Titi-c3d 3 дня назад +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @FereGebrekidan
    @FereGebrekidan 3 дня назад

    ❤❤❤❤

  • @azebkebedearegawe4119
    @azebkebedearegawe4119 3 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AsdBrg-uu5gz
    @AsdBrg-uu5gz 3 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p 3 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @sarasarha7302
    @sarasarha7302 2 дня назад

    ❤❤❤❤