ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 31 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 31
HTML-код
- Опубликовано: 6 июл 2024
- ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 31 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 31
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika.com/video
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.com/u/0/106009089...
Instagram: / lelemusika
#Brey #tigrignadrama #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop... Видеоклипы
ጥንስትእየ ላይክ ሃብኒብርክባሕቲ ሓምለ ይግበረልና❤😂❤
ኣሜን ማሬ ❤
ካመን ጠንስኪዋ ደምርኒይ❤
ኣይ ፈሊጥክስ😂
@alutigraweti6819 ሰብስክራይብ ገይረ ኣለኩ ንዓይም ግበረለይ
ዩቱየብ ክፈቲ ዋጋ ፀባ ተሰራሕኽስ 😅😅😅
ጥንስቲ እየ ዋ 2 ማዓልቲ ቀሪየናኒ ኽወልድ ተጋሩዋ ሳብስኽራይብ ግበሩለይ ኸይትሓልፉኒ🙏💛💊 ብሩኽ ባሕቲ ይግበረልና🙏🕊🙏💚🌿🌹
በሰላም ውፂ አደዋ ደምርኒ❤❤❤❤
እሺ ብሰላም እመ ብርሃን ትገላግልኪ
እመ ኣምላኽ ምሳኪ፡ትኩን ብስላም,፡ይወልዲኪ ብስላም ትጋላገሊ ርሑስ ቁላዓ ክም, ቅዱስ ይሃዋንስ ምጥምቅ ይውልድኪ
ብሰላም የጋላግልኪ❤
ሓፍተይ ንኣምላኽኪ ለምኒ ብሰላም ክትሓርሲ ታይ ጽላለ ኢኽን ተርእያና ዘለኽን ታይ ዩ ጥንስቲ የ ዳበልካ ናብ ጎልጎል ምውጻእ🙈
ትፅበይ ውዕለስ መበል 19 ገብርኤል ኣቦና ባዕሉ ያሓልየና ኣብ ሰደት ዘለናለ ናብ ታ ቅዱስት ሃገረ ትግራይና ብሰላም ይመልሰና ኣሜን ❤🎉❤🎉
ኣሜን ❤
ኣሜን👏
@@Mizan3091 ደምረኒ❤
ደምራኒ ኽብራተይ❤❤❤❤
አሜን አሜን ደምረኒ ማሬ❤❤
መበል 9+ እዩ 👍ገጫውኒ ተጋሩ ዓነይ❤💛💛
ደምርኒ ማሬ❤
ሰስክራይብ ግብርኒ ምቅርተይ❤🎉
ንኹልና ደምራና❤😂❤😂
ደምረኒ ውዴ❤❤❤❤
ደቅነይ ሳብስክራብ ፀፊዕኹም ሕለፉ👏
ቀዳመይቱቲ ባዕለይ ተመስገን ላይክ ሃብኒ😢😢
የረእክዋይ ገና እነ ካሓሲት ፀዲፈዶ ትኮን🙄🙄😛😛😛
ብድንግላ 😂
@user-zdገረሰአ ይሙት በሊ ዘይረኣኪ 😂😂3pw9dv8lmara
ስስክራይብ ግብረለይ ዝያዳይ❤
ሳብስክራይ ገይረከ እነሀኹ እስኽለ ግበርን
እስኪ ብካሓስቲ ዝተጨነቅኹም 👍ግጠውኒ 😢❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ደምርኒ ውዴዋ❤❤❤
ደምርኒ ምዓረይ❤❤
ብሃንቀውታ ዝፅበያ ሓሪፍ ድራማ'ያ ቀፅልሉ ተጋሩ የሕዋትና ❤
ደምረኒ ዝያዳይ❤❤❤
ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤
ግረለካ ግበረለይ@@hiwettsegay1616
ገይረልኺ ንዓይዉን ምቅርተይ@@hiwettsegay1616
@@hiwettsegay1616 ጌረልኪ ኣለኹ ሽኮሪና ❤️
ናብ ደራሳይ ናይ ዛ ፊሊም ኣብጹሑለይ።
1: ከሓሲት ኩሉ ሰብ ሞይታ ኢሉ እዩ ዝሓስብ ዘሎ ስለዚ ከም ዘይ ሞተት ጌርካ ምቅራብ።
2: መንጸግባ ብቦሊስ ምሽ ተታሒዛ ላ ምሽ ሕልሚ ጌርካ ምቅራብ
3: ስይ and ወልዳይ ኣብ ከተማ ምሽ ክቅመጡ መጽዮም ሓውባኣ ሕራይ ኢሉ ዩ ኩሊ ሰብ ዝሓስብ ዘሎ ስለዚ ሓውባኣ ኣይከውንን ዩ ክብሎም ኣለዎ ።
4:መንጸግባ ከኣ ሰብ ቀቲለ ኢላ ክትጽለል ኣለዋ ።
5:ተዋሳእቲ ምውሳክ።
እዘን ሪኢቶ ዝፈተወን ሳብስክራይብ 100 ኣብጽሕዋ ካብ ሓውኩም ፊሉ ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ 👉💙🌿😘💊💊💊
አረ መንፀገባ ኣይትፅለልን😢
@@TgitgiTsegay እረ eti film ክጥዕም ተኮይና ከምዚኣ ዮም ክገብሮ ዘለዎ
@Fili ኣድኒቐኻ ከምኣ ተትኸዉን ዝያዳ ምመቀረት
ንስካ ደራሲ ኢካ ትመስል ከምኣ ተትኸውን ክንደይ ምመቀረት😂❤
ደራስ ድኻ
ፈሊጣ እያ ከሓሲት ትብሉ like ሀብና😊❤❤❤
ነብሲ ይምሓር ካሓሲት ሓፍትና 😢😢😢😢
ናይ መንፀግባ ስቅያትን ሰቖቃን የብቅዕ ትብሉ እስቲ ኢድኩም ዊጥ ኣብሉ 😂😂😂😂😢😢😢😢😂😂😂😂😂
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@@user-uy4ek2zj3sደምርኒ ውዴ❤❤❤
የሕዋት ደምርኒ እንታይ ማለት ኢዩ ንገሩኒ እባ
😅😅😅@@enate-
ተጋሩዋይ ኣነስ ክፈትወኩም መዓት ፍቅርኩም እስኪ ብላይክ ግለጹለይ
ዋለ አሕናለ ፍትይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤❤❤❤
ግረለኪ ግበረለይ
ባሕቲ ሓስን ሰናይ ዘበን ይግበረልና አዝመራ ን ሽሻይን ዝርከበሉ ሓረስታይ ሓሪሱ ጎድኡ ዝመልኣሉ ፈሲሱ ዝሓፍሰሉ ይግበሮ አሜን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
አሜን ደምርኒ ውዴ❤❤❤
አሜን ዝያደይ ሰብሰክረይብ ግበረለይ❤❤
ኣሜን
Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
ሓደ ነገር ኣስተኻኽሉ እንዳ ብረይ እቲ ወድሃገረሰብ ኣብ ከተማ ወፂኡ ምንም ከምዘይፈለጥ ጌርኩም አይትደምድምዎ ከም ወዲ ገጠር በሊሕ ን ሓፋርን የለን ዚኣ ኣስተኻኽሉ በተለይ ወልደይ ዝብሉኻ ብዕራይ አስተኻኽል አብ ዝኸድካዮ ኣፍካ ሃህ አይተብል ዋእ 😊😊😊
ኣታ ከምዚ ሎሚ ቆልዓ ገጠር ዲኹም ትሓስቡ ዋይ
ታናልበይ
@@user-tl4bi1ht5wእስቲ ጠይቐልና ናይ ማኣዝ እዩ እኒሆ ሕቶ እዩ ዝኾነኒ ዘሎ ዘይርደአና ዘሎ?
አረ ዝገርመክን ኣብ ንእሽተይ ከተማ እዩ ዓብዩ ንባዕሉ ሽሻይ ከምኡ ኢሉ ቀባሕባሕ ሃነን ዝብል ናይ ማኣዝ እዩ እኮ እዩ ዝገርመና ዘሎ🤔
ብጣዕሚ ክስተካከል ዝግበኦ መጅዕ ኮይኑ ክሰር ደስ እንተዘይ ኮይኑ ብጣዕሚ ታይ አምጸኦ አፍካ 😮
ስየ ይክእሎ እዩ
መበል 21❤❤❤❤ፈተውቲ መንፀገባ ላይክ
ደምርኒ ናተይ❤
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
ደምረኒ ውድታት❤❤❤
ለለ ቀዲምኹምኒ ሐዝስ ሰንቢደ😂ናይ ፅባሕ ባሕተይቲ ካብ ክፉእ ኩሉ ትሓልወና❤👏መሐጎሲና ክራማት ይኹነልና👏❤
Amen
ኣሜን🙏❤❤❤
ሰስክራይብ ግብርኒ ክብረተይ😘❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤
ደምሩኒ አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤
መበል 29 ባኣለ እግዚኣቢሄር ኣቦይ🙏🙏🙏ተመሰገን
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
ደምርኒ ውዴ❤❤❤❤❤❤
ኣነስ ዝገርመኒ ናይዞም ኤርትራዉያን ጸሊእናዮ ተበልናስ ተጋሩ ኣሕዋትና ካኣ ትደግምዎ ኣለኩም😮። እንታይ እስከ እዞም ካብ ገጠር ዝመጹ ሰባት ሲ ከምዚ ዋላሓንቲ ዘይፈልጥ ጌሮም የምጽእዎ ግን ከሙኡ ኣይኮናን ኣለክን ዶ ካብ ገጠር ዝመጻኽን ከምዚ ከማይ ማዕረ ክንድዚ ዘካፍእዎሲ ጽቡቕ ኣይኮነን።ርእይቶ እዩ ኣይትጽልእዎ ሰላም የዉርደሉ ንክልቲኡ ህዝቢ ሓፍትኹም ኤርትራዊት ።
ናይ ብሓቂ ብራርያ እንሣ ገሮም የምጹዎ ጽቡቕ ኣይኮነን ኣብ መጻኢ ከዕርይዎ ተስፋ ንገብር ተጋኒኑ ስየ ኮ ይሓይሽ ❤❤❤❤
ኣብዚ ሐዚ ዳርጋ ኩሉ ሓደ ኾይኑ እዩ ውሕድ እዩ ኣፈላላዩ
ቀደም ግን ካምኡ እዩ ኔሩ
ሰማዒ የለን እንበር ምን ከመ ደቂ ገጠር ባሃሉን🎉ሃይማነቱን🎉ትሕትና🎉ክብረ🎉ሰባት፣ዝፈልጥ ኣብ ገጠር ዝዓበየ ሰብ ኢዩ፣ግን ሰማዒኡ የለን አሕሕሕ😢
ደምረኒ አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤
@@edon7537 ኣይገርመካን/ኪን ብጣዕሚ ዝገርመኒ ነገር ካኣ ዓገብ ዝብል የብሎሙን ካብ ደራሲ ክሳብ ተዋሳእቲ ዘለዉ ኩሎም ቅጭ መምጽኢ ንሕና ዉን ጌጋ ኣሎና ኣብዘከድናዩ ዋዉ እንዳበልና መመሊስና ነሻድኖም ኣሎና።
NB ፥እንኳዕ ሓጎሰኩም ካኣ ተመዛበልቲ ናብ ገዝኦ ይምለሱ ኣለዉ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም
እግዚአብሔር ፍቅር ነው ሰላማቱ በክርስቶስ ብዝት ይበል ሀገራችንን ከዘረኝነት ከጦርነት ይጠብቃልን የድንግል ልጅ ሰላምን ያምጣልን❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤
ደምርኒ ውዴ❤❤❤❤
አሜን❤
ኣሜን❤❤
ተናፈቅቲ❤❤❤ መንፀገባ ከብዱ ዝበለዐቶ ከምዚ ከማይ ዶ ይህሉ 😢❤❤
😢😢😢😢😢😢😢😢
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@deqiqehadusሳብh424 ሳብስራይብ ግበርለይ
@@beliRUclips ገይረልኪ እየዋ ልቃሕ ምለሲ🙄💖💖
@@deqiqehadush424 🙏💖💖
❤❤❤ መሸም ንመጸግባ ካብ ልበይ እየ 🎉🎉🎉 ዝፈትዋ ኩሎም ንፉዓት እዮም ግና መጸግባ ፍሊትእያ ብልጽት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኡፍ መንጸገባይ ጽሪቲ ነቢዓ ኣንቢዓትኒ😢 ዛርግምቲ ካሕሲት ምተሰአት
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም❤❤🎉
ኣደነቅት መንፀፀባ እስክ👍
ደምረኒ ማሬ❤❤❤❤
መንፀግባይ 😢ኣሕዝናትኒ 😓😢ሓደ ሓደ ሓሳዳትን ሩጉማን ሰባት ዘይምክታል ።😓
ደምርኒ ህያበይ❤❤❤
😢😢😢😢😢
ካሓሲት ክትፀድፍ ዶ ትኮን ኢሉ ክሻቀል ዝቀነየ👍😂
ካብ ዝፈራሕናዮ ኣይወፃናን ፀዲፋ😢😂
ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
ዝፈራሕኹዋ ኣይተረፈትን 😢
ዋላ ኣነ ገሚተ ነይረ
ኣድነቅቲ ብረይ እስኪ🙌💝
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ
ደሙርኒ አሕዋት❤❤❤❤❤
@@hiwilove19ደምርኒ ህያበይ❤❤❤❤
ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ዝፅበያስ ኣሎ ብጣዕሚ ደስ ትብል ድራማ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ባሕቲ ሓምለ🎉ብሩኽ ባሕቲ ይግበረልና ተጋሩዋይ❤❤🎉🎉😊😊😊
እፍፍ መንፀገባ ማዓረይ ስሕታን ማዓልቲ😢😢
ደምርኒ ውዴዋ❤❤❤
😢😢😢😢😢😢😢
ዋው መበል 20 ኮይነ ሎሚ ኣታ እስከ👍 ኣቡልና እና እንካዕ ድሓን መፃእኩም ሙቁራተይ❤❤❤❤❤
ደምርኒ እባ❤🎉
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
እንቅቋዕ ብሰላም መፃኩም ካሓሲት ክትሞት የብላን መንፀግብ ኣሕዚናትኒ 😢
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
😢😢😢😢😢😢😢
@@user-uy4ek2zj3s ናበይ ክድምረኪ ፅብቅተይ
@@deqiqehadush424 ኣጆኪ ኣይትመውትን
ብሩክ ባሕቲ ይግበረልና🌿🌿🌿🌿🌿🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀ኣሜን በሉ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን🌿🌿☘️☘️🌿🌿🍀🍀🍀
ዉይ መንፀገባዋይ መዓረይ 😢😢😢ማራ ኣሕዚነትኒ😢😢😢አረ ደራሲ የኣክላ ብክያት😢
እንካዕ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩዋይ❤❤ ብሩክ ባሕቲ ይግበረልና ሰላም ዝዓሰላ ፍቅሪ ዝዓሰላ ይግበረልና ሰናይ ክራማት ይግበራልና ናይ ሽሻይ❤❤❤
ኣደነቅቲ ብረይ ርገፅና👍🥵🥰
ባንን ፀብሕን ያ😂😂😂 ኣይይ ኣስሐቑሙን እምበር😂🎉❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ
ኣብታ ናይ ገጠር ኣስተኻኽልዋ ወሪድና ከምኡ ኣይንብልን ኣፍና ዉን ኣይንከፍትን 😂ብዝኾነ ይሞቺኹም ተጋሩዋይ❤❤❤❤
ካሓስት አይሞትቲ👍
እካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት❤መበል162እየዋ ላይክ ሃቡኒ ተጋሩዋይ ብሩኳት❤😂
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
ደምርኒ ውዴዋ❤❤❤❤❤❤
ገይረልኺ ንዓይዉን በጃኺ@@user-uy4ek2zj3s
ከይረአኩ ኮሞን ይጽሕፍ ኣለኩ
ብናይ ካሓሲት ተሻቂልኩም ዝቀነኩም ከምዚ ከማይ ኣለኩም ዶ😮😂
ደምረኒ ሕቡዋ❤
@@Almi589 እሺ ደሚረኪ ኣለኩ ክብረተይ ልቃሕ ምለሲ😍😍😍❤❤
ደምርኒ ውዴ❤❤❤❤
ወይ አሐዚናትኒ መንፀገባ ፊልሚ ምካኑ ረሲዓስ ምስኣ ነቢዐ😢😢
አነ ባዕለይ ቀዳማይ ❤❤❤❤❤❤❤ናፊቀኩም ቀንየ ደቂ ትግራይ መዓረይ
ደምርኒ ሓላለይ❤
ስስክራይብ ግበርኒ ዝያዳይ
ደምርኒ ውዴ❤❤❤❤
@Mizan3091ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@@RomiSweetደምርኒ ውዴ❤❤❤
ጥዕቲ ቆልዓያ አየ መንፀገባ😂
ናቀጥቀጠታ ነብራስ😅😅😅
😂😂😂😂
ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ😂☘️
@@hiwettsegay1616 እሺ
ሰብ ምስ ሞተ እኮ እዩ ልውደስ
እዋይ መንፀገባ ዋይ አሕዚናትኒ❤
ደምርኒ ህያበይ❤❤❤
@@user-pv8dd9nq3n እሺኒ ገይረ ለኹ
ደቂ ሪመይ ከመይ አልኩም🌿ብሩክ🌿ባሕቲ🌿🎂💒🌿ይግበረልና🌿ደሙሮኒ🔔👍🔔🔔👍👍
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ናፊቀኩም ቀንየ ምቁራተይ ❤❤❤🎉🎉🎉
ደምርኒ ውዴ❤❤❤❤❤
ብሃንቀውታ ዝፅበዮም ብረይ 🎉❤
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ብረይ ሙቁራት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤
ክቡር ደራሲ ንመንፀግባ ሽኮር ስቓይን ንብዓትን ተብዘሐላ ኣለኻ። ናብ ሕጉስን ርህዉን ህይወት መልሳ። ካሓሲት ትተንስእ። መንፀግባ ብክቡር ዳይና ናፃ ትፈታሕ። መንፀግባ ደምነት ክትኣቲ እዩ ኢሉ ዝሓሰበ ኮነ ዝኣመተ ሰብ የለን። ብሓቂ ብሓቂ እብለኩም ካሓሲት ተሞይታ 😢 እቲ ደምነት ብዕርቅን ጋርነብሲን ይፈታሕ፤ ይዕረግ። እታ ንቕሕቲ መንፀግባ ገበንን ደምነትን ክትኣቲ ምርኣይ ኣዝዩ የጉህይ። ክቡር ደራሲ ጥጡሕ ህይወትን ቕሳነትን ክህልዋ ምእንቲ ተጣበበላ። ሓሞኻ፤ በይዛኻ! 😢
ባሓቂ ሕማቅ ሰብ የስሕተካ እዩ
ክንዲ ሎሚ ስሒቀ የፈልጥን ፀብሕን ባንን ያ 😂😂😂😂😂😂ተጋሩዋይይ ምጭዋት ፍጥረት ❤❤❤😊
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉❤
@@user-uy4ek2zj3s እሺ ጓልነይ 😘😍
@@user-uy4ek2zj3s ገይረልኪ ዛምቤተይ
መንፀገባዋይ ኣንቢዓ ኣንቢዓትኒ😢😢😢😢😢😢
ንፉዓት ብጣዕሚ እቲ ዘሐጎሰኒ ብዉሑዳት ሰባት ገለ ዓይነት ቀጽልዎ🎉🎉🎉🎉🎉
ባንን ፀብሕን ኣይ ተጋሩዋይ ሙቁራተይ ማዓረይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም መንፀገባ ኣሕዚናትኒ
❤❤መንፀገባ ኣሕዚናትኒ😢😢
Me too 🥺
_መንፀገባ ኣሕዝናትኒ😢🥺_
ደምርኒ ህያበይ❤❤
😢😢😢😢😢😢😢😢
ባኒን ፀብሕን ሞይተ 😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤
እንካዓ ዳሓና መፀኹሙ❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይሰ❤
ተጋሩዋይ ጽሩያት ❤❤❤💚🥰
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም
ተፈተውቲ ደቂ ትግራይ❤❤❤
እንኳዓ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋኒ❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ
ተጋሩዋይ ፅሩያት 😂😂😂😂😂
ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤
እንቋዕ ብደሓን መፃኩም ፁሩያተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
ደምርኒ ውዴዋ❤❤❤
ሰላም ኩቡራተይ .ሰላምን ቅሳነትን ይሃበና ልዓድና ላይክ እባ ሃቡኒ❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ
ብሓቂ ደቂ ገጠር ከምዚ ኣይኾኑይ ኣይተጋንንዎ 👌👌👌
ዓዲ ብረይ❤❤❤
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤
ዕልልል እዩ እምበይ ባዓለይ ኣንደኛ❤😂
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉
ደምርኒ ሑቡየ❤❤❤
ኣድነቅቲ ብረይ እስክ❤❤❤❤🎉
ሃገረሰብ ማዓረ ከምዚይ ዓሻ የኮነይ እኮ በላሕቲ ኢና ነይርና ሆሆ
ብሃንቀዉታ ዝፅበያ ድራማ❤❤❤
ቃዶመይቲ ባ፡ዕለይ 😂😂😂😂😂❤❤❤❤
ደምርኒ ሑቡየ❤❤❤
ጥንስቲ አየባ ሳብስክራብ ደስ እልኒ ተጋሩዋይ ፀፊዕኹም ሕለፉ👏
ትፅብይ ሓድረስ ተቀድመስ ምስ ራኣክኩም ስምብደ😂 ደቂ ሪመይ ናይ ዝቀደምኩምኒ ለለ ሳብክራይብ በልኒ❤😂
❤❤❤❤ ተጋሩ ፂራያት ፋትረት
ደምርኒ ሑቡየ❤❤❤❤
ሎሚ እውን ተቀዲመ 😿
ብላይክ ማ❤
ደምርኒ ማሬዋ❤❤❤❤
እንካዕ ብስላም መፅእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤
Menstegba's drama acting ability is impressive! Good job!
ብጫሓምካ ሻምናይ😂😂😂😂😂
ክሳብ ሓንጎሉ ልናወፅ ፈዘግ ኢሉ። ካሓሲት ለይኮነት ፀዲፋስ ወልዳይ እዩ ሃነግ ኢሉ 😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ወልዳይ ግን ኣብዚሕካዩ ናይ ገጠር ሰብ ኣግባብ ግበረሉ።ስየ ግን ይመችኻ❤
አንዶ ብረይ አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም ተጋሩዋይ 🙏💋💋🥀
Wayyyy Tegaru ke ywasiu diyom 😄😄😄😄
እንካዕ ሰላም መፃእኩም ሽኮራት
😊አለኩም ዶ ከማየ ዳሃይ ካሓሲት
ተሻቂልኩም ዝቀነኩም 😅 መንፀገባ ምስክነይቲ😢❤
😢😢😢😢😢😢
ቀዳመይቲ ባዓለይ ❤ welcome 🤗
ሳብስክራይብ ግበርለዮይ ወለላይ
ዋይ ሓሊፋትኒ ተቃዲመ ሎሚ ውን 🎉❤😊
እውይ መንፀግባይ ከምዚ ከማይ ፈተና ዘይፈልየላ😢😢😢
አካዕ ብሰላም መፃኩምተጋሩዋይ❤
ሳብ ግበረለይ ወለላይ❤
እንቋዕ ሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይይ ሓላላት🙏❤️💛🎉🎉
ካሓስት😅😢
ደምርኒ ማሬ❤
ሰስክራይብ ግበርኒ ዝያዳይ❤😘
ብጣዓሚ ዝፎቶዋ ድራማ 🎉😂💋🥰🥰🤩🤩🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️💋
ውይ መንፀገባ ማዓረይ ከተማ በሊዓታ😢😢😢😢
ኣያ መንፀገባ መሕረር ጥዒቲ ቆልዓ የበለትይ
ደምርኒ ሑቡየ❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ
ክክክክክ ዝገረመኒ ነገር ተልዩ ሰብ ቢሂወት እንኮሎ ይሓምየካ ሕማቅ ይገብረካ ምስ ሞትካ ከ ምስኪን እዩ እኮ መይሩ ለዋህ እዩ እኮ ነይሩ ይብልካ ብዝኮነ ጽቡቅ እዩ
መጀመራያ ባዕለይ እየዎ ላክ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ🎉🎉🎉 እንኳዕ ሰላም መፃእኹም
ሳብስክራብ እባ ወሉለይ 👏☘️
ሓቂ እያኮ ሰብ ምስ ምተ መንፀገባ ጥዒቲ ቆልዓያ❤
ቀዳመይቲ ባዐለይ😊😮😢😅😂😂😂 ስናይ ባሕቲ ድማ ብሩዃተይ❤❤❤
ሓሸውቲ ማዕሮ ክንድዙይ ተጋንንዎ ወዲ ገጠር😢😢
😂 ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላ
@@beliRUclips ገረልኪ ክብረተይ
@@samerh-ho4py የቀንየለይ🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም
ሳብ ግበረለይ ወለላይ❤
እን ካዕ ብሰላም መፃኡኹሙ ተጋሩየ❤️❤️❤️❤️💋💋💋💋💋💋💋💋💋
በስም ኣብ መንፀገባ ኣደንጊፃትኒ😢 ካሓሲት ጨው ላሓሲት ኣሰሓሒትክያባ😂
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ ቀደመይቲ ኮሚኒቲ ባዕለይ ❤ብስም ብረይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ🙏💐🌹💐🌹💐🌹💐💐🌹💐🌹💐🌹💐🌹💐🌹💐🌹💐🌹💐🌹💐🌹💐🌹💐💐💐💐
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ደቅ ትግራን ❤❤
ሳብ ግበረለይ ወለላይ❤
❤❤❤❤❤ግን ናይ ገፀር ነገ አመና ደናቁር አይግበርዎ በተለይ በዚ ጊዘ እዚ
Enda brey mukurat enkoa bselam metaakum❤❤❤