Siemawi Jerry is our best Director!! All of your projects are unique, the quality can without doubt compete internationally! I can not wait to see your work representing 🇪🇷 on the international level! You are the Bini of the 🇪🇷an film industry!
It's really amazing these new generation are making hits that are capturing to the heart and representation in this video is good, more dark skinned women need to be brought to the forefront ❤❤❤, keep up the good work !!!!
🎉 🎉 Waww I think now is time for Eritrea. Already Biniam Girmay make Eritreans proud wearing the green jersey in Tour de France and this young lady is wearing green clothes and it seems she is lighting up Biniam’s victory keep going Eritreans the world is waiting for you. 🎉 Congratulations
Hji tnbba zeleka neza coment kndey amete mhret alo ane 2024 nov 29 time 12:19 leyti ab koye feche adis abeba koyne ye zxhfa zeleku like keygeberka keythalif
ምስጋና ንሰማዕቲ!
Hadera ruclips.net/video/Z8gfyWur0cI/видео.html
ጽንዕለይ ▶️ ruclips.net/video/ZM-r4qGBlCE/видео.htmlsi=HaPY9g3ueOdCm4cy
🎉❤❤❤❤
@@SaadouKamayeححححححححححححححححححححححححححححححح٠ححححح٠ححححج٠ححح٠ححححححح٠ح١
❤❤❤❤
Yeah me too❤️✔️
🎉❤🎉❤
ካብ ቲክቶክ ዝመጻካ መን ኣለካ 😉! bzw ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ ኣጆካ በርትዕ ኣሌኮ 👍👏!
❤
ሞዴል ግን ኣኸይፍካኒ ኣምበሳ🥰🥰
@AbelTesfahanes-❤rw8bf
ኣነ
ane baley😄
ኣብ ሊቢያ ዘለካ ረብሽካና ኣብ ማይ ደይ ቲክቶክ 😂😂😂 ላይክ እስከ ኣምላክ ጸገምና ርእዩ ብሰላም የእትወና ❤❤
Amen❤❤
𝘼𝙢𝙚𝙣
Amen Amen Amen
Nay bhaqi Anesi meyte eu😂😂❤
@@LuwamZerabrukናይ ባሓቂ እየ ቆሪጾም ናይ ፍቅሪ ኮሎ እታ ናይ ምምራር የውጽዋ ኣነ ከማን ሓንሳብ ኣማሪረላ ኔረ 😂😂😂😂
ተበዳሊ 💔
ኣቁስልክን'ስ ክትጎድእኒ
ዘለኽዎ ዘይኣኽለኒ
ትም'ኮ ኢለ ብብዱለይ
ካብ ጌጋኽስ ይዕብየ ዓቅለይ
ኣኻይ ኣኻ..ሃየ ታይ'ኺ ደሊኽኒ?
ኣኻይ ኣኻ..ሃየ ትመላለስኒ..!?
እኳ ዘየዕልል ብኣኽን ብኣይን
ባዕለይ ነዛ ባዕለይ ኣባድን በኻይን
ዕዳ እንከለኪ ዘይተኸፈለ
ለቃሕ ተስዕቢ ዘዝደሓረ
ርእሰይ ኣድኒነ ከም በዳሊኺ
ኣይከድኩልክን ድየ ታይ'ኮን ደሊኺ
እህምም ኣሃይይ ሃይይይ
ተኸወሊ'ባ ካብቲ ዝርእዮ
እቲ ዝቅንዘዎ ኣይተጋድድዮ
ሕሱም ጥልመትኪ ክርስዓለይ
ቁስለይ ከሕዊ ኣይተራኽስለይ
ሀይ የየይይ
🔥🔥🔥🔥🎙️
"ተበዳሊ"2
ኣፍ ደቢኡ ትም በሃሊ
እቲ በደል ዋላ ዝኽሪ'የ
ክርስዖ'ስ ሓግዝኒ
ሰላም ደልየ ግደፊኒ
ኣውዲቅክን'ስ ክትጸቅጥኒ
ኣሰረይ'ዶ ትዝምብዪ
ብግርህናይ ትዋገዪ
እለለለ
ውሽጠይ ኣስሚዐ ክኽእል ክኢለ
ካብ ልበይ ክትወጺ ካብ ዓይነይ ኣግሊለ
በታ ኣዴኺ ግደፍኒ'ንዶ
ክልተ በደል ኣየየ ይኾነኒ'ሎ
Rpt
እህምም ኣሃይይ ሃይይይ
ተኸወሊ'ባ ካብቲ ዝርእዮ
እቲ ዝቅንዘዎ ኣይተጋድድዮ
ሕሱም ጥልመትኪ ክርስዓለይ
ቁስለይ ከሕዊ ኣይተራኽስለይ
🔥🔥🎙️💿
ተቡዳሊ 2
ኣፍ ገቲኡ ትም በሃሊ
correct it please
Tnx a lot man 😊😊😊
@@HamdAdres-f7h no xibuk Alo ኣፍ ደቢኡ ዩ ዝብል ምስለኒ ኣብ ሃገረሰብ ቖፅሊ ከም መኽደኒ ዑትሮ ይጥቀማሉ የን ድብኦ ክኣ ይብሃል ካብኡ ዝተዳቅቐለ ከይከውን ርግፅጛ ግን ኣይኮንኩን ።
መን ሰሪሕዎ ግጥምን ዜማን ከ?
Gitmi berhane kuflu ziema Alex tewelde aloka endo Abu texahifu
Well come ኣሌኮ ጽቡቅ ስራሕ እስከ ብሃንቀውታ ክትጽበይዋ ዝቀነኹም ብስም ኣሌክ ላይክ እና ገበርና ❤❤❤❤
ናይዛ ደርፊ ጸገም ምውድኣ ጥራይ እዩ። ብጣዕሚ ጥዑም ድምጺ ኣሌኮ ነመስግነካ ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Emo part 2 dika delika😂😂😂😂
@@Mehari08😂😂
@selamgebir😢ihiwet7377
@@selamgebirihiwet7377😢
@@Mehari08 tegierlna do😂😂
ቀፅለሉ በርትዕ ብጠዓሚ ማራኺ ስራሕ 🙏
ናይ ሰላም ዘማሪ ሓውኩም ካብ ትግራይ
‘ባዕለይ ነዛ ባዕለይ ኣባድን በኻይን’
ብርሃነ ክፍሉ at the top🔥
ሓጻርን ጥዕምትን ❤️
ነዓይስ ማራ ሓጺራትኒ😢😢 ፈቴያ ግዲ ኮይነ😢😢 ስደት ዘንብዓና ዘሎ ከይኣክለና ብገዛእ የሕዋትና ተሳቂና ሓደ ካብኣቶ እየ ኣነ😢😢😢😢
Ajoke sedite sedi eyu zegberi zlio kolo
Ajoka hawey
Ajoka brorey
አጆና❤❤❤
Ajka habibi ❤
ሰላም ንኣብ ሊብያ ዘለኩም የሕዋተይ መዋጽኦ ይፍጠረሊኩም natey bxott
Amen Amen Amen hawey
Amen (3)
Amen Amen Amen ❤
Amen💙🌿
Amen hawey natey tex
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ እዩ ቀጽለሉ
ሓውኩም ካብ ትግራይ ❤️🔥
❤❤
❤
❤❤❤❤
ኣነ ትግራዋይ እየ ግን ናይ ኤሬትራ ደርፊ ብጣዓሚ እየ ዝፈትዎ ilove you deqi eiri❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
Thank you derfina eyu derfi tigrina ::
Kid qomal chenawi,
ኣንቱም ሰባት እዚ ደርፍስ ኣብ ሂወትካ ምስ ዝወርደካ እዩ ዝርደኣካ
ዘይሕልናውያን ሰባት ናይ ኢድኩም ካብ ፈጣሪ ተፈደይዎ
Welcome ወዲ ኤረይ ጅግና ሓጺራ ግን ቁሩብ ኣሌክስ ሓቢቢ ንፉዕ ግን ብዝኾነ 👍🇪🇷♥️♥️♥️
ዎይይይይ አረ ማራ ሓፂራ ዋ።ናይልበይ ደርፊ።።።።።።Alik(ኣሊክ) መህረፍ
Neza derfn naliekn zfeteka like 👍 rgex❤
ሓጻር ድያ ዛ ደርፍኻ ወላስ ጥዕምቲ ያ ኾይና ቀልጢፋ ትውድእ ደጋጊመ የ ሰሚዐያ ሞ ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ትብል ጥዕምቲ ደርፊ እያ ጸጽብቁ ኸኣ ይምነየልካ ቀጽሎ ኣይትቀየረና ኢኻ ❤❤❤ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🍍🍍🍍🍍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
From Somalia 🇸🇴 i love Eritrea Asmara Markatto village ♥️ Eritrean people they are our Bloody
I love you somaliya❤😂🎉❤ p
We 🇪🇷 love Somalian people❤❤
ኣለኮ ኣርከይ ብሉጽ ስራሕ ግን ሓጺራትና እንበር ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሌክስ ኣንቨሳ ናይ ባሓቂ ብልጽቲ ሙዚቃ ናይዚ ዓመት እዚ
ካብኩሉ ዜማ፡ድምጺ፡ግጥሚ😊❤❤❤
Haba nedadi Alec sihul gororo.....Adnekiti wuldo dimxawyan like rigex🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎶
Ab TikTok rebishkana zneberka nab Zia zmexaeka eske like regixka hlef nice voice aliko sdet gdefna nbl alena 😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Alekey bdgla baeley rekibeya😁 xbuq srah alekey n.alek zfetu like ytewuq❤
ተኸወሊ'እባ ካብቲ ዝሪኦ
እቲ ዝቕንዘዎ ኣይተጋድድዮ።
💔💔💔💔💔💔
ሕሱም ጥልመትኪ ክርስዓለይ
ቁስለይ ከሕዊ ኣይተራኽስለይ
ኤርትራውያን ብደረፊ 100✅
ብደራማ 100 ✅
ዋውው ፅብቅቲ ሰራሕ ቀፅለሉ😊🥀👑
GN SDI MENGSTI ALEKUM ZIA 100
@@zerisenaymulaw Bro ንሕና ኤረትራዊያን ልዕሊ ማን ንም ሃገራት ተበዲልና ኢና ብኣኩም ምሰንክኩም ኢና ከኣ ኣብዚ ደረጃ ወዲቅና ዘለና 😢 ስለዚ ተበዲልና ኣይትበሉ ካባኩም ዝከፍእ ሂወት ኢና የሕሊፍና ንሕና ኤርትራውያን ህዝብናን መንግስትናን ከኣ ደው ይበሉልና ነዚ ኩሉ ሽግር ተጻዊሮም ኣብ ዝሓሸ ደረጃ ን ኩነታትን ከኣ ንርከብ ስለዚ እታ ኢድኩም ኢያ ሓሊፋ ጸኒሓትኩም ንኽፉእና ዝሓሰብኩሞ ናባኩም ተገምቲሉ
@@SewranaEntertainment bseki sreat eya eritrea adeyibe awride hasibelu ele lli eseyas n hzibey zbedele futur yelen abza alem emeneni eseyas kelo eritrea kem zeloto eya etrfi kteanu eber aytiblxign eya bseki eseyas
@@SelamKeyda እታ ርእስኩም እንዲያ ጸባብ ኮይና ካብዚኣ ንላዕሊ ክትሓስብ ዘይትክእል ኮይና ሳልኡ ኢያ ኤርትራ ከም ሓንቲ ሃገር ቆይማ ዘላ እንበር ምስበዓል ንስካትኩም'ሲ ቀደም ዓባይ ትግራይ ምገበርኩማ
Besm aleki like 👍 regixka hlf
Siemawi Jerry is our best Director!! All of your projects are unique, the quality can without doubt compete internationally! I can not wait to see your work representing 🇪🇷 on the international level! You are the Bini of the 🇪🇷an film industry!
ተበዳሊ ተበዳሊ
ኣብ ደቢኡ ትም በሃሊ
እቲ በደል ዋላ ዝክሪ
ክርሰዖ ሓግዝኒ
ሰላም ደልየ ግደፍኒ
ኣውዲቕክንስ ክትረግጽኒ
ኣሰረይዶ ትዝምሪ
ብግርህናይ ትዋገዪ😢❤❤
Eita kaf zihbitni
Kemzi kemay kmdegagimu zsema alo du ❤❤❤❤❤❤❤
Ane aleku❤❤❤❤
ane wala ❤
Me too 💔
Ane ❤
Ane wela aleku ❤❤❤❤
❤❤ተበዳሊ ❤❤2
ኣፍ ደቢኡ ትም በሃሊ
አቲ በደል ወላ ዝክሪ'የ
ክርስዖ'ስ ሓግዝኒ
ሰላም ደልየ ግደፍኒ
ኣውዲቅክኒ'ስ ኽጥጽቕጥኒ
ኣሰረይ ዶ ትዝንቢዩ
ብግርህናይ ትዋገዩ
ሰላም ደልየ ግደፍኒ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ግርምን ስሙር ንፁር ❤️🇪🇷🇪🇷🍀🙏🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🙏🍀🇪🇷❤️❤️
ተበዳሊ!!
ኣቚሲልክንስ ክትጎድእኒ፡
ዘለኹዎ ዘይኣኽለኒ፡
ትም እኮ'ለ ብብዱለይ፡
ካብ ጌጋኽስ የዕብየ ዓቕለይ፡
ኣሃይ ኣሃይ እንታይ'ኺ ደሊኽኒ
ኣሃይ ኣሃይ ትመላለስኒ።
እኳ ዘየዕለልኩ በኣኽን በኣይን፡
ባዕለይ ነዛ ባዕለይ ኣባድን በኻይን፡
ዕዳ እንከለኪ ዘይተኸፈለ፡
ልቃሕ ተስዕቢ ልበይ ዘቑሰለ፡
ርእሰይ ኣድኒነ ከም በዳሊኺ፡
ኣይከድኩልክን'ድየ እንታይ ደለኺ፡
ተኸወሊ'ባ ካብቲ ዝርእዮ፡
እቲ ዝቕንዘዎ ኣይተጋድድዮ፡
ሕሱም ጥልመትኪ ክርስዓለይ፡
ቁስለይ ከሐዊ ኣይተርክስለይ፡
ድርብ!!
ተበዳሊ(2)
ኣፍ ደቢኡ ትም ብሃሊ፡
ነቲ በደል ነቲ ዝኽሪ፡
ክርስዖስ ሓግዝኒ፡
ሰላም ደልየ ግደፍኒ፡
ኣውዲቕክንስ ክትጸቕጥኒ፡
ኣሰረይ'ዶ ትዝንብዪ፡
ብግርህናይ ክትዋገዪ፡
ንውሽጠይ ኣስሚዐ ክኽእል ኪእለ፡
ካብ ልበይ ክትወጺ ካብ ዓይነይ ኣጊሊለ፡
በታ ኣዴኺ ግደፍኒ'ሞ፡
ክልተ በደል ይኾነኒ'ሎ፡
ተኸወሊ'ባ ካብቲ ዝርእዮ፡
እቲ ዝቕንዘዎ ኣይተጋድድዮ፡
ሕሱም ጥልመትኪ ክርስዓለይ፡
ቁስለይ ከሐዊ ኣይተርክስለይ፡
Brhane kflu(bruno)
woww nice 👏👏👏
After tiktok zimexakum like gberu eske
Me too
ኣብ tik tok♥️🎶🇪🇷 ሰላምና ከሊኦሙና ቀንዮም በዛ ደርፊ ኣሊኮ ሽኮርርር
ኣሊከይ ናተይ ተስፋ ዘለዎ ሰብ ኣጆካ ናተይ ❤❤❤
ዋውውው ናይ ራያ ደርፊ ብጣዕሚ ኢየ ዝፍቱ እዛ ናይ ማሕደር ካኣ ኣብ ማዓልቲ 2-3 ግዝየ ከይስማዕኩዋ ኣውዕልን ፍሉይ ጦብላሕታ ኣሎዋ ብፍላይ ውዲ ገጠር፡ ሓረስታይ እንተኮንካ ❤❤❤
Eza derfi bzhatena ne ab 🇱🇾 zelwu u derfwa ab tik tok bflay ...aleie bro kxelo Hdish weledo bertie kbretay neana ka mwxeo yfterelna yhwat ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ጥዑም ሙዚቃ ክሊፕ፡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል We love you💌✨️💐🎶
It's really amazing these new generation are making hits that are capturing to the heart and representation in this video is good, more dark skinned women need to be brought to the forefront ❤❤❤, keep up the good work !!!!
Yeah i second that...unique and amazing job done 👍🏼👍🏼
ቁሩብ ቂር ዝበለን ነገር ኣሎ ማለት ኣብታ ግጥም : ተበዳል ብምኻኑን :ንዓኣ ርእዩ ይሳቐ ከምዘሎን : ክትገድፎ ከም ዘለዋን :ግን እንታይ ምኻኑ እቲ በደል ኣየስመዓናን ወይ እንታይ ምኻኑ ኣይፈለጥናን : ብዝኾነ ቀጽሎ ኣጆኻ በርቲዓ 🎉🎉🎉🎉🎉
ብሰላም ከንብረካ ዘይ ደሊ ኣፍቃሪ/ት ዕላታዊ ግዜ እና በለዐ ክነብር ኢዩ ዝደሊ😊 ከም ዘይ በዳሊ
ወልካም ብሮ ❤❤❤❤ ከምናይ ቢኒ ጅግና ኩን አካ
ክብርን ምስጋና ስድራቤት ፍልፍል ቲቪ ውላድኩም ሓውኩም ምኳነይ መመሊሰ ይኮርዕ ኤርትራውነት ጽንዓት ሓቦ ትብዓት ፍቅሪ ኢዪ ሞ ፍቅርኩም መመሊሱ ዝሰፍሕ እንኮ ኣብነት ናይ ኩሉ ሓይሊ ምኳና የሕብነን የኩርዓንን ደቒ ሪመይ ፡፡ ቀጺለ ውን ንስነጥበበኛታት ኤርትራውያን ዜጋ ኣዳለውቲ እዛ መደብን ከምኡ ውን ስድራ እዛ ናይ youtube ቻነል ምስጋና ይኩንኩም ፡፡ ንኪድ ጥራይ ይራና ያ እዛ ይር 2024❤❤❤❤❤❤❤። ዓወት ንሓፋሽ ። 1 መስከረም 2024
❤❤❤🎉ዝገርም ሙዚክ ወድነይ ቀፅለሉ
ጥዕምቲ እያ ግን ንእሽተይ ሓጺራትና❤❤
Wedi ERI boy enka bdhan mexka
Eski lomi bsem Alek 100 Like agedisenani rgoxley deqi erey❤❤❤
Am leaving comment so as I can hear this breathe taking hit again and again.. put like for a reminder to bring me back here. Blxti derfi nayzi amet❤
Benhur naymechereshta sebay edl tezrekb msaka kserh 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 bhafesha ms kulakum berteu
ድምጺ 💯
ግጥሚ💯
ዜማ💯
❤🥰
ቀጽሎ alekey shkor🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kab ztexebekwa nali koyna xenha xbuk srah alko❤❤❤❤❤❤
Wala ane kab ztexebekwa nlaeli haxarn tiemtn
መግቢ ጻዓዱ ኢለያ ኣለኩ ንአሽተይን ምቅርትን ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኣሌኮ ❤❤
😢😢 ezias leli kulu ab libya zelekum yehwatey smueuley nakum eya❤❤❤
ዳኑ ሹኮር እንዲኪ ግና ብንእሽተን ይበልፀኪ እዩ ብፃይኪ ምቅርቲ ፍጥረት❤❤❤❤
ዋዉ ተመችቶኛል
🎉 🎉
Waww I think now is time for Eritrea.
Already Biniam Girmay make Eritreans proud wearing the green jersey in Tour de France and this young lady is wearing green clothes and it seems she is lighting up Biniam’s victory keep going Eritreans the world is waiting for you. 🎉
Congratulations
ካብ tiktok መጽዩ ዘስተማቕር ዘሎስ ስከ like ይርገጽ መጸለል ዝኾነ ቆልዓ❤❤
ወዲ ኢኻ ማለት ከመይ ምስ ናይ ጌጋ ባህሪ ተተሓሕዙ ሰብ እንዲኻ ክትብል ጽቡቅ ኢዩ ወዲ ኢኻ ምባልኪ ግንን ከም ገበን ❤❤iyu
Akram ele alsheya nayu mesiluni kamay zmeselo alo do
ሓሪም ግን ረኪብካያ ኣሌኮ nice job keep it up going Wedi erey 🥰🇪🇷👌
ነዛ ደርፊ ከማይ ዝደጋግማ'ዶ ይህሉ
ክመንዋ ኣይክኣልኩን ኣብ'ዚ ደርፊ ዘይድገመሉ እዋን
የቐንየለይ ኣሌኮ$ብሩኖ ናይ ልበይ ስለ ዝገልጽኩምለይ❤❤❤
Nay bihke Tabodall 3
Hji tnbba zeleka neza coment kndey amete mhret alo ane 2024 nov 29 time 12:19 leyti ab koye feche adis abeba koyne ye zxhfa zeleku like keygeberka keythalif
Siemawi Jerry he is one of the best videographers 🎥 ❤🔥🔥
ብ ጽቡቅ ስራሕ ኢካ ጀሚርካ ኔርካ ኣሌኮ ሕጂ ክኣ ዝበለጸት ስራሕ ማራ ጽቡቅ ስራሕ አዩ nice bro ❤❤❤❤
Nay bhaqi.. eta qedamyti derfu ko beayy tray million bexiha tkewen ❤
Alekey I proud of u😮...wow ahegskani ewt srh & ewt seb eka qexlo...I hope hati mealti bhansab kserh
ቭራቮ ዳርክተር መኽንያቱ ቀያሕ ጓል ክደሊ ዘይፍልጦ ገዛ ስለ ዘይካሕኾሐ😅😅 ኣበሃላይ ዝሓዘኒ ላይክ
❤❤❤❤❤
bro from mekelle
nice job r
እታ ጎል ግን ገጻ ዘይቲ ኣብዚሕክሙላ ያ ጀምዓ 👌
😂
2:43------------------------>❤
ዕዳ ከለኪ ዘይተኸፈለ
ልቃሕ ተስዕቢ ዘዝደሓረ!
🎉🎉🎉🎉
ኬፉ አሌክ እዚ እሲ ብህነቅውታ ይጸበያ ነይረ well com broiy ጸብቅ ሰራሕ ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ ፡ ክሓተኩም እንዶ እንታይ ዩ እዚ ብስም እዛ ደርፊ፡ኣሌኮ ፡ብቲክ ቶክ ዝመጻኩም ገለ ኣብዚ 👍ርገጹ ንገሩና እሞ ከሙ እንተ ኮይኑ ርገጹ 👍🤣
ኣሊከይ ሽኾር ቀጽሎ ❤❤❤ ጽቡቅ ስራሕ
ሰላም ክቡራትን ተኸታተልቲ መደባት ትግርኛ ፕሮዳክሽን ቻነል!ብዓይነቶምን ትሕዝትኦምን ፍልይ ዝበሉ ትምህርታውያን መደባት ኣለና .......................
Way kthaxr gn beqa tewedia gn biela suhul dmxi ኣሊኮ*❤🇪🇷
ምስ ሂወተይ ተኣሳሲራ❤
Aliekey shkor wedi erey ..ewyy neasi ketexelileni eka ..mara eie zfetweka tium dmxi kief zelewo gtmin zeman 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ዎው ገለ ዓይነት🥰🥰🥰
Ybel demxe Alek Asli ❤❤❤❤❤
በዓል ጥዑም ድምጺ❤❤❤
ሓፂራ እበር ገለዒይነት
(ዳይረክተር ማማ ጀርይ ገጻ ግን ዘይቲ ለቅሊክያ ነታ ጎል ግን ማራ እየ ዘድንቀክይ ማሚተይ ) (ግጥሚ ብርኖ ማራ እየ ዘድንቀካ )(ዜማ ኣሌክ ቤላ )ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ (ልዕሊ 10 ግዜ ሰሚዐያ ኣለኹ )ካብ ኣዲስ ኣባባ ሓዉኹም 👍
Kamza kemey zatbadel do yahl😢😢😢😢
alieko gele aynet srah qexlo ajoka xbqti srah ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
✨✨🥰🥰ብሉጽ ጣዕመ-ዜማ፤ ግን ብጣዕሚ ሓጺራትኒ ዳርጋ Trailer ኮይናትኒ
ገለ ዓይነት ድርፊ😘 ግን ሓጺራ 😢🎶
the best music wedi qeshi congratulation
ኣሌከይ እዛ ዶና ግን ዘመድ ዲያ ❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣሌካ በርትዕ❤❤
Azmerino ❤❤❤kmy Dika wedaday Nic musik 1000000
ሰላም ደልዬ ግደፍኒ 😢
ሓጻርን ጽፍፍትን ብራቮ ኣሌክስ ❤❤❤
Alekiy the bist derfi .xi uk sirahi kexlo bero.🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ኬፍ ዘለዋ ደርፊ እያ ግን ሓጺራ ❤❤❤
Nifue alek hawey ketsilo nay men da kitwesid kab kilte nfuat sidra wetsieka Nazu & tewie Wedi sheka 💯%🎼💯%🎼👍🙏👌
ጹቡቕ ስራሕ ወዲ ኤረይ 🇪🇷❤️🙏
❤ Aula sekorrr bitame xabuk music kaxili eika. Eita zaaihbitni. Kab aiyayy aglila kullll bihaxeruu 2 badilll yakoniii alo sidatt Kay aikelniss nafkottt rakibkaniii. Wade Eirea sekornatttt.
ተበዳሊ ትም ብሃሊ ሰላምና ሃባና😢
Selamna ba habuna
Rocket 🚀 ዝኮነ ወዲ ❤
well come ኣሌክ ጽቡቅ ስራሕ ❤🎉❤🎉❤🎉❤
Alekey yebel debxi bejaka qeltifeka tedngena aleka ❤❤❤❤❤❤