ፃንሒት ምስ አርቲስት ጎይትኦም ሃይለማርያም ፡ መብራህርሂ ብዛዕባ ኢዶእ ( ንዓረር ኣይተፈጠርናን ) ዝተሰነየት ኣብ ዝሓለፉ ውሱናት ኣዋርሕ ዝተዘርገሐት ደርፊ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 26 янв 2025

Комментарии • 386

  • @fanusfanus3426
    @fanusfanus3426 2 года назад +15

    እዛ ዓድናስ ሰብ ዘይብላ ይመስለኒ ኔሩ ግን ኣለዋዩ ኣጆካ ወዲ ሪመይ ፃዕዳ ልቡ ኣለና ኣብጎንካ ሕጅስ ነቂሕና እና ቀፅለሉ ❤❤❤

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai8045 2 года назад +17

    ብጣዕሚ ለባም መንእሰይ
    ደላይ ሰላም ሰላም የውርደልና
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @raheltesfay6556
    @raheltesfay6556 2 года назад +14

    ሕጂ ኩሉ ተረዲእዎ እዩ ኣጆኻ ወዲ ሪመይ❤️💛
    ብሉፅ ሓሳብ ::

  • @natiman1542
    @natiman1542 Год назад +2

    ናይ በሃቂ ንቁህ ማህበረሰብ ከምዚ ወለዶ ሃታቲን ፊትንፊት ዝጋፈጥን ወለዶ ይፈጥር ጅግና ኢካ ናይ በሃቂ ጥበብ ከምዚ እዩ ❤❤❤❤❤

  • @tigrayadey1628
    @tigrayadey1628 2 года назад +35

    ዝተምሃርካ ሙኳንካ ካብ ደርፍካ ፍሉጥ እዩ እንቋዕ ድማ መብረሂ ትህበሉ መድረኽ ረኸብካ ኣጆካ ዝሓወይ ክሓልፍ እዩ 👌

  • @azuaksmawtyetwahdolj382
    @azuaksmawtyetwahdolj382 2 года назад +10

    ካብ መጀመርያ ደስ ዝበለትኒ ደርፊ እያ ብዝበለፀ ካዓ ምብራሪሂ ደስ ዝበል💛❤️🥰🥰🙏

  • @azebnegash3459
    @azebnegash3459 2 года назад +23

    ኣጆካ ዘሓወይ በርትዕ ብዛዕባ ሰብ ኣይትገደሰሎም
    ዋላ ኣነ ሐዚ ተረድኢኒ 🥺❤❤🙏

  • @meriytgraweyti4577
    @meriytgraweyti4577 2 года назад +12

    ሓሳብካ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ወዲ ትግራይ 💊💊💊👊👊👊❤️🧡🧡

  • @IsaiasTekleab-i6c
    @IsaiasTekleab-i6c Год назад

    Keep going forward

  • @Yonaswoldo1330
    @Yonaswoldo1330 2 года назад +6

    ጅግና ኢኻ ንስኻ ቀጽሎ ጥራሕ።ሕጂ ውን ንዓረር ዝተፈጥረ መንእሰይ የለን።10000%ትኽክል ኢኻ ዘለኻ።ዋላ ሓንቲ ውን ትኹን ጌጋ የብልካን።
    ኣጆኻ በርትዕ።ንስኻን ሰሎሙን ይኩኖ ኣምላክን ሓቀኛ ስምዒትኩም ኣብ ሰዓቱ ትገልጹ ብቑዓት ስነ ጥበባውያን።

  • @teklia3701
    @teklia3701 2 года назад +6

    ጎይትኦም ተጻዊተምልና ኢዮም ህዋሓት ኣጆኻ ሓወይ🥲🥲🥲

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael1399 Год назад +2

    ናይ ብሓቂ ብልጽ መንእስይ❤❤❤

  • @TesfaRimna
    @TesfaRimna 2 года назад +3

    You are a great artist!!! Your people is proud of you !!!

  • @beana3912
    @beana3912 2 года назад +8

    ዝተማህርካ ምዃንካማ ካብ ደርፍታትካ የፍልጥ💯👌ብሉፅ ደራፋይ ኢኻ💯👌ብናይ ካድሬታት ዘረባ ብዙሕ አይትደሃል ናይ ሓደ ድርጅት አምለኽቲ ስለዝኾኑ ።ንህዝቢ ጠጠው ብምባልካ ትግራይ ተመስግነካ🙏🙄🙏🙏⛱⛱⛱⛱💯👌

  • @IsaiasTekleab-i6c
    @IsaiasTekleab-i6c Год назад

    ኣጆኻ መንእሰይ ሓቂ ዋጋ ተኽፍል እያ ኣብ መወዳእታ ግን ትዕወት፡፡ተስፋ ከይትቖርጽ❤❤❤❤

  • @wegahtaabraha2413
    @wegahtaabraha2413 2 года назад +3

    ጎይቶኦም ሓውና ኣጆኻ ምናልባት እታ ደርፊ ዝወፀትላን ተጋሩ ዝነበረናሉ ሐዝይ እውን ዘለናሉ ናይ መከራ ግዜ እዩ ዝኾን ንኡሽተይ ኣስተማሲሉ እምበይ ትብሎ ዘለኻ ኹሉ ሓቂ እዩ ::

  • @salehtaha826
    @salehtaha826 2 года назад +3

    ናይ ብሐቂ በሊሕ ሰብ ፈጣሪ ይሐልኻ ።አዛ ደርፊ ንሕውሀት ጥራይ አይኮነትን ትገልጵ ንኹሎም ብደም ህዝቢ ድሽቅጡ እውን ትገልጵ እያ።አጆኻ መልእኽትኻ አብ ቦቱኡ አዩ ዘሎ

  • @arond.g1120
    @arond.g1120 2 года назад +9

    I love it!!! You made my day!!!

  • @samirawittesifay4003
    @samirawittesifay4003 2 года назад +9

    ቡሉጸይ ❤

  • @mikialewedigoje607
    @mikialewedigoje607 2 года назад +9

    Well- well-ብጣዕሚ ዝንኣድ ኣገላልጻ ካብ ንኡስ ወለዶ ክንድዚ ዝኣክል ፍልጠት ናይ ብሓቒ ዝንኣድ ኣቐራርባ ሓቢቢ ።ኤርትራውያን የሕዋትካ ውን ንዓረር ኣይተፈጠን ናይ ብሓቒ ገላጺት ሓረግ።

  • @TesfayBeyene
    @TesfayBeyene 2 года назад +12

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መብራህርሂ እዩ 🙏🙏

  • @hagushgaltigrinya7068
    @hagushgaltigrinya7068 2 года назад +16

    ጎይቱሸይ ጎይታ ነብሱን ሓቅን ወሊዱ ሓጎስ ገ/ሂወት😍🌍❤❤

    • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
      @ወዲዓጋመትግራይደመይ 2 года назад

      gahaba nay Messenger nsiki ke bmesseger twgeri goyta nebsiki kuni 😂😂😂😂

    • @Hohomaentertainment
      @Hohomaentertainment  2 года назад

      ❤️❤️❤️

    • @natna_tube9926
      @natna_tube9926 2 года назад

      @@ወዲዓጋመትግራይደመይ ግደፋ ጓል ትግርኛ እምበር ትግራወይቲ ኣይኮነትን

    • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
      @ወዲዓጋመትግራይደመይ 2 года назад

      @@natna_tube9926 ጋሓባ ናይ ኤረይጥልያን ኢንዲያ ትግርኛ ዝባሃል ሰብ የለን ቃንቃ ኢምበር እዘን ጋሓቡ ካኣ ክንርሽነን ኢና ካብ ሎሚ ዕላማና ኣንጻር ደቃሉ ኢዩ ካብ ሎሚ ደቃሉ መረሐት ዳመጹኡ ኢዮም ህዝብና ዝጥፍእዎ ዘለዊ።

    • @fkr834
      @fkr834 2 года назад

      @@ወዲዓጋመትግራይደመይ ደደብ መዕበይኡ ዝበደሎ ባርያ ገስረጥ ትግራዋይ የብልናን መሃይም ዘይተምሃረ

  • @fghbhg7454
    @fghbhg7454 2 года назад +4

    ብጣዕሚ ገወዝ ኢካ ቀፅለሉ

  • @arond.g1120
    @arond.g1120 2 года назад +12

    Tigray shall prevail!!!❤❤❤ thank you bro.

  • @Rahwagebremariam1412
    @Rahwagebremariam1412 2 года назад +7

    ጀግና ሓውና በርትዕ ኣጆካ❤️💛

  • @ጓልሃገረትግራይ-ጸ2ዠ
    @ጓልሃገረትግራይ-ጸ2ዠ 2 года назад

    ናይ ብሓቂ ጅግና ሓቀኛ ሓውና እኻ አጆኻ በርትዕ ኩሉ ትብሎ ዘለኻ ሓቂ እዩ ናይ መብዛሕተና ሓሳብን ሕቶን እዩ አጆኻ በርት ጎትሸይ ንፈትወካ እና😍❤😘

  • @Merhawithagos-iq7cx
    @Merhawithagos-iq7cx Год назад

    ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ዝፍትየካ በርትዕ ወድነይ

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k Год назад

    ጌትሸ ሓወይ ብጣዓሚ ፅቡቅ መብርሂ እዩ ።ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤❤❤

  • @bbiyeb4163
    @bbiyeb4163 Год назад

    I wish you all the best, you are honest and a true brother, son, father and friend to all your people.

  • @GeezBC
    @GeezBC 2 года назад +1

    ጎበዝ ጎይትሻ ኣጆካ ኣብ ጎንኻ ኣለና። ብዘይ ፈተና ዝመፅእ ዓወት የለን ናትካ ፅንዓትን ሕራነ ህዝብ ትግራይ ካብ ኣርዑት ህወሓት ናፃ ኸውፅእ ይኽእል፣ዩ። keep it up mate

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 Год назад

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል መንእሰይ ጎይትኦም ካፍቶም ምሁራት ተጋሩ ዝበለጽካ ጎበዝ እቶም ደገፍቲ ወያነ ለከምቲ ሰገናት ።

  • @embeyteni1665
    @embeyteni1665 Год назад

    ሓቅካ ዝሓወይ እህህህህህህ
    ሕዝም ንደቅና ዓረር ከፅንሑ ይሰርሑ አለዉ 💔

  • @luyek___d2416
    @luyek___d2416 2 года назад

    ጎበዝ በርታ ወንድማችን ጎይቶም

  • @yohanneslv6153
    @yohanneslv6153 2 года назад

    So much respect!! Gech hawna. you are brave and smart.eta darfi ena eti interview btaemi eyo feteyo. Eti tsegem eta derfi ziwetsetlu gizie eyu.kidmi kunat entezkewun zibeletse mekone neyru. 💕 Hohoma media💕👏

  • @fevina-334
    @fevina-334 2 года назад +5

    Don’t give up bro thank you 🙏🏼 ኣዮኻ ወለዶይ❤❤

  • @mohammedismail945
    @mohammedismail945 2 года назад +5

    Iam proud eritrean I have doubt with tigrain elites but you are my favorite young tigrain brave man keep up

  • @haftomdesta8959
    @haftomdesta8959 2 года назад +1

    Keep it up I'm proud of you!

  • @ليانعواض-ز3ي
    @ليانعواض-ز3ي 2 года назад +9

    ኣጆካ ጌትሽ ሓወይ ቀፅለሉ❤💛❤💛

  • @filimonaregawi3874
    @filimonaregawi3874 2 года назад +4

    ቀፅል ጥራሕ ኣጆካ ኩሉ ነገር ትክክል እካ!!✅✅100%

  • @nisri1567
    @nisri1567 7 месяцев назад +1

    እዚ ወዲ ዝብሎ ዘሎ ኩሉ ኣብ ሓቅነትን ክውንነትን ዝተመኮሰ'ዩ። ንሓቂ ዘይቅበል ሕብረተ-ሰብ ይኹን፡ ውልቀ-ሰብ ካብ ዘለዋ ፍሕት ኣይብልን'ዩ። ኣብ ሓቂ ክትነብሩ፡ ምስ ርእስኹም ክትናስሑ ጀምሩ። እዚ ወዲ ሓቂ ስለ ዝደርጓሓ ከተቕህምዎን ከተፈራርሕዎን ትደልዩ'ለኹም።

  • @tesfalemgebregziabher6283
    @tesfalemgebregziabher6283 Год назад

    Goitom jegna wodi hizbe 👍👍👍👍👍👍🎉🎉🎉🎉👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿

  • @solomontsegazeab309
    @solomontsegazeab309 2 года назад +2

    Such a brilliant and well educated boy!!!

  • @ትግራይዓደይ-ጐ8ሰ
    @ትግራይዓደይ-ጐ8ሰ 2 года назад +15

    ጎይትኦም ማዓረይ ኣጆኻ ክሓልፍ ዩ 😢😢😢😢😢

  • @BekiVeki
    @BekiVeki Год назад

    My hero ቀፅለሉ💊💊

  • @tekeagoytoam724
    @tekeagoytoam724 Год назад +1

    ብሓቂ ብሉፅ ትግረዋይ

  • @samisami-st6pq
    @samisami-st6pq 2 года назад +4

    ኣጀካ ጎትሽ ሓወይ ቀፅለሉ💊💊❤❤

  • @msganawedlu2306
    @msganawedlu2306 Год назад

    Amzing

  • @yassim9143
    @yassim9143 Год назад

    Bravo goitom hawna good explanation

  • @tomasfeshaye6319
    @tomasfeshaye6319 2 года назад

    Is correct answer keep up it bro 🥰🥰

  • @samijohannes1748
    @samijohannes1748 2 года назад

    Well said 👏 👌🏾 👍 🙌

  • @bibiagame9923
    @bibiagame9923 2 года назад +1

    ዋውው ጌይትሸይ ካብቲ ዝተጸበኩካ ንላዕሊ ኮይንካ ጸኒሒካኒ ናይ ብሓቂ ቡሱል ሰብ ኢካ ዒድመን ጢዒናን ይሃብካ ፈጣሪ (ህወሓት ጉጅለ ዒንክላሎ ገጾም ትርሓቅ)

  • @kingoshilanat223
    @kingoshilanat223 2 года назад +1

    ♥️♥️♥️♥️♥️jegna eka bi haki kexilelu ab gonka Alena xiruyat tegaru

  • @Mindfg-1919
    @Mindfg-1919 Год назад

    ኮንሰርት ከይሰርሕ ኣግሊሎምኒ ናበሉ ካብ ዝበክዩ ደረፍቲ ገላጊልካና ዕድመ ይሃብካ ጎይትሽ

  • @lmelemgalwegrat1039
    @lmelemgalwegrat1039 2 года назад +1

    ጎይቶኦም ለባም በዓል ህልና ቡሱሉን ጅግናን እኻ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @SisayBelay-tu8uz
    @SisayBelay-tu8uz Год назад

    ዋው ብጣዕሚ ጀግና ብራዘር 🥰💪

  • @ወዲመዝገቦጀንትራ
    @ወዲመዝገቦጀንትራ 2 года назад +1

    ኣጆኻ ጎይታኦም ጀግና ሕውሓት ምስ ካድረኣ ገደል ትእቶ

  • @MerhawiDestalem-v8f
    @MerhawiDestalem-v8f Год назад

    ንፉዓ❤❤❤

  • @wizmamilahajie4743
    @wizmamilahajie4743 2 года назад

    ጎይትሽ ኣጆኻ ልዕለኻ ተጋሩ ክኾኑ ዝፍትኑ ኣለውሞ ኣይትስማዓዮም ንስኻ ኣብ ሓቂ ኢኻ ዘለኻ ሕጂ ውን ህዝቢ ትግራይ ንዓረር ኣይተፈጠርናን ህዝቢ ትግራይ መንእሰይ ትግራይ ሰሪሑ ክንዲ ሂወቱ ዓዱ ዝቅይር ትኹነታት ምስተፈጠረ ሕድሪ ኣያታትኩም ከይትጠልሙ ናበሉ ቀለብ ዓረር ይገብርዎ ኣለው ሶ ኣጆኻ ወዲ ዓደይ ኩሉ ክሓልፍ እ

  • @awetfkr5781
    @awetfkr5781 2 года назад +1

    ጅግና ዝሓወይ

  • @searegebrekidan
    @searegebrekidan Год назад

    ለባም ትግራዋይ ጅግና ከማካ ይብዝሁ

  • @biniammulue-qr3xx
    @biniammulue-qr3xx Год назад

    ajoka goitsh❤❤❤❤

  • @official-kewanigerezgiher9537
    @official-kewanigerezgiher9537 2 года назад +2

    Thank you getish hawna ❤🙏

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ 2 года назад +5

    ህዝቢ ትግርኛ ብሓፈሻ ንዓረር ኣይተፈጠርናን
    ግደፍዎ እዚ ጭዋ ህዝቢ ሰላሙ ሃብዎ እታ ፈጣሪ ዝዓሰሎ ህይወት ብፍቅሪ ብቅሳነት ሰላም ጌሩ ክነብራ እዚ ኩሉ መንከራ ኣይግብኦን'ዩ።❤🙏🏼

  • @TDF-kh7iw
    @TDF-kh7iw 2 года назад +3

    ኣጀኻ ዛሓወይ ክብረተይ 🥰💊💊✅

  • @hehehhsyutu1780
    @hehehhsyutu1780 2 года назад

    በርትዕ

  • @aronniguss-xu8wz
    @aronniguss-xu8wz Год назад

    Proud of you

  • @danayttamr402
    @danayttamr402 2 года назад +2

    🙏💒💊🙏🥰💊ኣጆና

  • @legsentekle5083
    @legsentekle5083 2 года назад +4

    ኣነ ብጣዕሚ ክቃወመካ ዘገደደኒ ምክንያት ፎቶኦም ኣኪስካ ክሊብ ብምስራሕካ እዩ ምንም ጥፍኣት ዋላ ይሃሉዎ ከምኡ ክትገብር ኣይነበረካን እዙይ ንባዕልካ ክብርካ ምውራድ እዩ ናኣና ክብሉ ዋጋ ከም ዝከፈሉ እውን ዘክር ጌገኦም ከም ዘሎ ኮይኑ ማለት እዩ ካብኡ ካዓ ካድረ ክትብል ካለካ መፅልኢ ቃል እዩ ደገፍቲ ዝብል ቃል ተጠቀም ፅቡቅ ገይሮ ኣይበልኩን ግን ሰብ ክርደአልካ ተደሊካ ብስርዓት ተቃወም

  • @bahlibihagoskahsay2706
    @bahlibihagoskahsay2706 2 года назад +2

    ኣጆካ ኣታ ጅግና

  • @BrukAlem
    @BrukAlem 2 месяца назад

    Jegna wedi hzbi ❤❤❤

  • @tekia3267
    @tekia3267 2 года назад +1

    ኣጆካ ዝሓወይ ከም ዘን ደርፊ ዚአን ክበዝሕ ኣለዎ ህዝብና ምስ ግዜ እናተደኦዩ

  • @mulugetaabraham9312
    @mulugetaabraham9312 2 года назад

    Wawwww btaemi belihn jignan ajoka goitoom hawey hansab hansab eti haki ere yu nhzbi gn kndey sebat dma lbi tenkifka eka

  • @hagosbirhanu5787
    @hagosbirhanu5787 Год назад +1

    ክንዲ ሽሕ✌✌

  • @simreth3954
    @simreth3954 2 года назад +1

    ኣዝዩ ተባዕን ምስ ህዝቡ ዝወገነን ለባም ብጣዕሚ ኢካ ጅግና ናይ ሰብ ኣይትገደስ ንኩናት ዝእውጁ ባዕሎም ይጥፍኡ

  • @hayhayja9161
    @hayhayja9161 2 года назад +1

    አብሽር

  • @YemaneKiday
    @YemaneKiday 8 месяцев назад

    👏👏👏💪💪💪💪💪💪

  • @titipts8325
    @titipts8325 Год назад

    I proud of you bro keep it that's the reality

  • @nisri1567
    @nisri1567 7 месяцев назад

    እዚ ጎበዝ ለባምን መስተውዕሊን ምሁርን ምኳኑ ኣመስኪሩ።

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 2 года назад

    ኣጀካ ማዓረይ 💊💊💊

  • @ሶልያናጋልሑሞራ
    @ሶልያናጋልሑሞራ 2 года назад +6

    ጌትሸ Amazing my bro ❤️💛🥰

  • @pj6930
    @pj6930 2 года назад +8

    ጎይቶኦም ሓወይ አጀጆኻ ዝመሰላካ ነፃ ሓሳብ ኮይንካ አቅርብ ቀፅሎ ድማ ዝሓወይ

  • @RahelKidanemariam
    @RahelKidanemariam Год назад

    ሓወይ ኣነ ንዓካ ክርኢ ከለኩ እይ፣ትግራይ ሰብ ኣለዋ ዝብል። ኣጆካ በይንኻ ኣይኮንካን፣ጀግና ኢኻ።እዛ ደርፊ ኣይትዓንቀፈትን።

    • @NeviDestaalem
      @NeviDestaalem Год назад

      ኣብ ምንታይ እኻሪኢኻሉ፠ ብቕዓት፠

  • @selamasrat8462
    @selamasrat8462 2 года назад

    አጆካ ንኩሉ ግዜ አለወ ተዓዊትካ ኢካ ሐወይ መዓረይ

  • @michelamaniel5110
    @michelamaniel5110 2 года назад +1

    Ajuka goytoma asli betri haqi tqetn enber ay tsbern 🇪🇷

  • @kaprino
    @kaprino 2 года назад

    ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ሂወተይ ሕልና ዘለዎ ሰትግራዋይ ይርእን ይሰምዕን ኣለኹ። ንዘለዎ ተመስገን ወሲኹ ብሰላም ክነብር ዝደሊ ትግራዋይ። ወይ ጉድ ለካ ኩሉ ትግራዋይ ሓደ ዓይነት ባህሪ ኣለዎም ዝብል ኣተሓሳስባይ ሲ ጌጋ እባ ዩ ክብል ጌሩኒ እዚ ሰብ።

  • @ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ

    ❤❤❤🎉

  • @muluteka8436
    @muluteka8436 2 года назад

    ጅግና ኢካ ብሓቂ

  • @ليانعواض-ز3ي
    @ليانعواض-ز3ي 2 года назад +2

    ❤❤❤❤❤

  • @ccccf2259
    @ccccf2259 2 года назад +1

    ብሉፅ💊💋💙

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 2 года назад +1

    ውሉድ ሓጎስ ገ/ ሂወት ጅግና ጎትሽ ኣይዞኻ : ንቅሑ ኩሉኹም ደቂ እንደርታ ተንቤን ወረዳ ዓጋመን ካብ ሓለፍቲ ዓድዋ :

  • @Peace-j1l
    @Peace-j1l Год назад

    ብሱልን ሓቦኛን ስነጥበባዊ ሶሎሞን ከማኻ ይብዝሑልና። ሕጂውን ሐዚውን
    '' ንዓረር አይተፈጠርናን ''

  • @teklaykidanu1152
    @teklaykidanu1152 2 года назад +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መብራህርሂ እዩ

  • @tigraweytieye6171
    @tigraweytieye6171 2 года назад +2

    ኣየ ተጋሩ ትማሊ ትፀርፍዎ ነይርኩምስ ለሚ ተንጭብጭቡ እለኩም ትከወል እነኩም ግሓፍት ጌትኦም ከዓ ሀዚ ሰላም ምስ ተባሃለ ሰብ ክተታልል ኣይትሕሰቦ ሎሚ ባንዳ ትማሊ ባንዳ ኢካ ነቶም ሓደሓደ ደናቁር ተጋሩ ክትዕሽዎም ትክእል ኢካ ንዝበዝሕ ትግራዋይ ግን ኣይትዕሽወናን ኢካ ኣብ ገዛኩም ሙቱ ንዓረር ኣይተፈጠርናን ዝበልካ ናብ ቆስሊ ጨው ዝነስነስካ ኢካ ግድን ናይ ኢድካ ክትረክብ ኣለካ

  • @bereketab70
    @bereketab70 Год назад

    ልደደቢት ኣይተገደሸሎም ሃምቱ ስሞም ''ድድብ'' ልበሉ ስለልዀኑ እዮም(ይቅርታ ቚርብ ሕርፍፍ ልበለ ቃላት ተውጺአ)

  • @osmanhakam6897
    @osmanhakam6897 Год назад

    ጎይትኦም ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጻ ጅግና ወዲ ስሑል ወዲ ሓየሎም ኢለ ኢየ ክገልጸካ ዝኺኢል እሞ ቀጽለሉ ክብለካ ይደሊ
    ብዙሕጨተጻብኦ ካጋጢመካ ከምዝኺኢል ወላ ፉሉጥ እንተ ኾነ ንስኻ ውን ትምጥኖጠኢኻ ኢለ ኢየ ዝሓስብ
    ዓወት እምነየልካ

    • @osmanhakam6897
      @osmanhakam6897 Год назад

      ናይ ብሓቂ ህዝቢ ኤርትራ ይኹን ህዝቢ ትግራይ ንዓረር ኣይ ተፈጠሩን

  • @WaWSpark-i4t
    @WaWSpark-i4t 5 месяцев назад

    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @mikael3245
    @mikael3245 2 года назад

    ጽቡቅ ፕሮግራምዩ፣ ጎይትኦም ውን ጽቡቅ መልሲ እኻ ሂብካ፣ እቲ ግጥሚ ናይ መብዝሕትኡ ዝተዓፈነ ህዝቢ ትግራይ ሓሳብ ብትኽክል ስለዝገልጽ ናይ ብሓቂ ሽቶኡ ከምዝወቅዔ ግን ምንም ጥርጥር የለን፣ ምኽንያቱ እቲ ንህዝቢ ትግራይ መሪሑ አብዚ ኩሉ ሽግርን መከራን ዘእተዎ ህወሓት ዝተባህለ ናይ ውሑዳት ጉጅለ 800ሽሕ ተጋሩ ድራር ዓረር ምስ ገበረ አብ መወዳእታ ክተሓዝ ምስ ቀረበ ተገዲዱ ዕጥቂ ከረክብ ብምባል ስምምዕ ስላም ፈሪሙ አሎ፣

  • @kiduaregawi9488
    @kiduaregawi9488 Год назад

    አብሓቂ ልቆመ ጀግና ኢካ💊✊

  • @fiyorifiyu7698
    @fiyorifiyu7698 Год назад +1

    ተጠንቀቑ አዚኣም አየእመኑን

  • @helakeshtdftdf1678
    @helakeshtdftdf1678 Год назад

    በሊሕ ርእሲ ኣለዎ እዚ ድምፃዊ በእውነት ኣነ ይድግፎ እየ ኩሉ ዝበሎ