Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
አሰይ ዝሐፍተይ እንቋዕ ኡኳ ኤርትራ ዊት ሐፍተይ ኮንኪ። ብአኺ ይኾርዕ ኢየ። አጆኺ ዝሐፍተይ ጅግና አምላኽ ይባርኪ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌺🌹🌹🌹🇪🇷❤️💚❤️
u are right my sister..
ሕጂ ከ ወዲ መን ኢዩ ክጠፍእ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ሕጂ ሰሚሩ ኣዋጅ ኢሰያስ ከፍርሶ ኣለዎ
good point,
ጽቡቅ ኣለኪ ክብርቲ ሓብቲ ኖ ሞር ኩናት ህግደፍ ሕጂ ከ ንመን እዪ ክጠብስ ደልዪ
ክብሪ ይሃብኪ ከምዚ ከማኺ ይብዝሑ/ይብዝሓ ።ብፍላይ እተን ሽፎን ከም ዮኒ-ፎርም ተኽዲነን ምስ ውልቀ መላኺ ዝወገንክን ምስ ህዝብኽን ወግና።ጽባሕ ክወግሕ እዮ።
ኢሳያስ ብናይ ኤርትራውያን ሞትን ስቓይን ዝሕጎስ ሳዲስት ( sadist )ኢዩ :: ናይ እቶም ደገፍቱ ግን ዕሽነት ድዩ ድንቑርና ወይ ጭካነ ክርደአካ ኣይክእልን shame on them
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣለኪ ክብርቲ ሓፍትና ሕጂ መ
Anbesit naybehaki abi aresti eyu ezi hji wege ezom abzikoynom ztaqu zelwu kekedu alewom ezom usubat
ኢሰያስን ሰዓብቱን ብዘይ ኩናት ክነብሩ አይክእሉን ኢዮም። ንአብነት ሐደ እዋን ሐደ ዓርከይ ዘዕለለኒ ክነግረኩም ቅድሚ ኩናት ምስ ወያኔ ምጅማርና ህዝቢ ብሰላም እንዳሰርሔ ክነብር ምስ ጀመረ ሓደ ኮሎኔል ህዝቢ ኤርትራ ብዘይ ኩናት ሾውዓተ ዓመት ምንባር ሃየንታ ኢዩ ክብል ተዛሪቡ ኔሩ።ስለዚ እዞም ኢሰያሳውያን ብዘይ ኩናት ክነብሩ አይክእሉን ኢዮም።
ሓደ ኤርትራዊ ክሞተና አይንደልን :: ከፊልና ኢና ክንደይ ቀያሕቲ:: ይአኽለና::
እዚ ትብልዮ ዘለኪይ ቀሊል መልእክቲ ኣይ ኮነን መንእሰያት ከይጥፍኦም ከሎ ቀጻሊ ከምዚ ትብልዮ ዘለኪ ክዛረብ ኣለዎ ብቀጣ ክኣ ንኤርትራ ክኣቱ ኣለዎ
Yes you right
Good job keeping saying the truth my sister
Thanks again! ሽኮሪና ሐፌትና ናይ በሑቂ መልእኽቲ። በላሕ ❤️❤️❤️🥀🌺🌼🌸🌷🌷🌻🌹🌹🌹🌼🌷💐🌸🌺🥀
Hegdefawyan mes dekom ab kedamay genbar yetewu ente hezbi Eritrea gen yeaklo.
ከማኪ ይብዛሕ ጂግና
Bhakie misakie aleku100% Igziabher misaki yukun🙏🙏
I write today fist my Comment. I love you all Eritrean
ብራቮ ረኺብኽያ እታ ዘረባ ናይ በሓቂ ዘረባ
ጹቡቅ ስራሕ ዩ ሓብትና ናይ ብሓቂ ዝናኣደ ዩ ናይዚኦም ፉጉራት ሲ በይኑ እንድዩ።
ንቕሓት ከድልዮ ዩ እቲ ህዝቢ ኢሰያስ ምርጫ የብሉን ኣብ ኩናት ዩ ዝነብር ። ህዝቢ አርትራ ክንቅሕ ኣልዎ።
ናይበሐቂ ጽቡቕ ጌርኪ ገሊጽክዬ ክብርቲ ሐብቲ ነዞም ተበለጽቲ ንሕና ንሱ እንሆ ሜዳ በልለይ አበይ'ሞ እዞም ብደም ሰብ ዝሽቅጡ .....
Peace in Eritrea!
ጸባ ስተዪ ዋዕሮ ኣጆኪን እስከ ኣደታትናን ኣሓትናን ብዘይ ባኣክን ዝመጽእ ፍትሒ ስለዘየለ ኣይትሕመቃ።
ብሓቂ ኣንበሲት ጂግና እንጀራ ፡እዝጊ ብልዒ,,,
Massives point!
No war!! ✊
well done thank you, actuall information
🙏👌💯🤝🇪🇷I'M PROUD OF YOU🇪🇷👍💪🙏🙏❤🇪🇷🇪🇷WELL DONE 🇪🇷🇪🇷❤🙏❤💕❤💕❤⚘👏💐❤💕❤💕❤
Tselaeina one higdef
Yes you're right hundred percent
I am with you
يكتر من امثالك ❤❤💐💐🇪🇷🇪🇷
ጎቦዝ
Good job keep it up.No more war
Thank you Brkti sister keep it up 👍
So true. Who is going to die NOW, and for what?
Mo merehina. Zaraba terayyy
Thanks brave sister for standing and being the voice of voiceless Stand for justice, standing for rights Stand freedom, we stand united
Great advice sister!!🥰
ከዋጻኣና ኢሉ ዝኣጉዶ ዘሎ? ምስ ኢትዮጲያ ተባኢሱ ድዩ ኲናት ዝእውጅ ዘሎ ክብርቲ ሓብቲ ኮነ ኢሉ ተረፍ ከይህልዉና ክሕንስሰና። እምበር ባደመ ኣይዓጅቦ ሩባ በለሳ ዓድታት ሰንዓፈን ኣይዓጀቦ። ንህልቆትና ጥራይ እዩ።ሓደ ኢና ኢሉ ዶብ ኣይነበረን መባኣሲና፡ኢሉ ዘየሐንጸጾ ነዚ ክጥቀመሉ ኢሉ ኢዩ ዘይርድኣና ኮይኑ እምበር ነዚ ኢዩ ወያነ ጸወታ ተወዲኡ ዝበለ ነዚ እዩ።
ኣጆኪ ሓብተይ እግዚኣብሔር ይደግፈና ኣሜን
Absolutely right !
Good job you are right
Ambesa I agree with all the time perfect tolk u are right Tankyou for cooperation.
You are right Sister
አጆኪ ንፍዕቲ ሐፍቲ ጀግና ሕጂ ውግእ ወረ ውግእ አየድልየናን እዩ። 👍❤🌹
ደቂ እቶም ደገፍቱ ይውረዱ ኣብ ወጻኢ ኮይኖም በሎም ሕረዶም ክብሉ ሰላም ከሊኦምና ዘለዉ ። ኣብዚ ኣ ጸላእትና ድንቁርና፥ ሕሜት፥ ቅንኢ፥ ጥልመት፥ፍርሃተ ኣምላኽ ወይ ረቢ ዘይምህላው እውን እዬም ኣብ ነብስና ንጀምር ሞ ክሰልጠና እዩ ። ዓወት ነቲ ኣዝዩ ውጹዕ ዝተጠለመ ህዝቢ ኤርትራ ♥️💫
ሓፍተይ ጅግና ዋዕሮ ከማኺ የብዝሓየን:: ካብ ቀደሙ መርገምስንቁ ተባሂሉንድዩ ንስራሕ ጸልማትዩ ተወሊዱ:: ኣንጻር ልኡላዊነትና ኣይንዋጋእን!!!
Amlakh ybarkhki brkhti haftey. Haqi iyu zfesese dem, zzekhtemu hxanatn weldn yAkhlena. Eritrawi astewEl, smer, awraja alet, haymanot nay dkhumat iyu. Nsu netom dkhumat ngdefelom. Abotatna bezi hmam keytelekhfu keyhamemu halifom. ❤😘👍🏽 nHna khe entay iyu ejamna nezi Hzbi? 🌼🍀 aynHmeq ajokhum ajona
Right my sister you are perfect no war👏👏👏👏👏👏👏👍
God have mercy on my land eritrea, God will fight for our people... GOd is a God of Justice
ሓቅኪ ጅግና ሓፍትና፡ ኩናት ኣየርብሓናን ኢዩ ዕላማ ኩናት ድማ ነቶም ዝተረፉ ኣሕዋትና ምጽናት ኢዩ፡ ካልእ ትርጉም የብሉን
ሓያል ውዳበ እንተዝህልወና ነይሩ ተፈጢሩ ዘሎ ኣጋጣሚ ኣብ ረብሓና ንኸነውዕሎ ወርቃዊ ዕድልዩ።ብሕጂ ኢሰያስ ኣብ ዘሳውሮ ኩናት ዝጥበስ ግን ዓሻ ጥራዩ።ኤርትራውያን የሕዋት ልቦናን ምስትውዓልን ዝሓትት ጊዜ በጺሕና ኣለና።ኣጆኺ ኤርትራዊት ሓብተይ ክርህወናዩ!!!
ሓቅኺ ሕጅኸ ኣደመን ክትዝኽትም፡ ኣቱም ሰባት በጃኹም ሓደሰብ ክንከስር የብልናን፡ በዚ ነብሶም ዘጥፍኡ ዘለዎ ይኣኽሉና። ነፍስወከፍና ህዝብና ንፈቱ እንተዄና፡ ነንስድራና ደዊልና ነነቕቕሕ።
You are great
enough is enough, NO WAR !!!
it is right sister
Neybhaki zeyday
thats right no war
Well said sis , let be together .....let be united !!!!
ሓቂ ኩናት ኣየድልንን
Btami xubuk zereba eyu hji wedi men eyu kimewut keytidanageru ni hade seb elkum hizbkum keytetfu kulu selam zideli kikawomo eyu zelewo thanks.
We need one hero to finish Isaias Drama.
@@amlesomkelati4750 I can go any time . I am not like you. Pity for you
Even I dont need to go every thing is possible 21 centure
Ambesit anti jigna Eritrawit we proud of you sister
Abay melekti eya kbrti ade eseyas nhzbi eritrea kem geam keytsawetelna ntenkek deki esu nhna nsu ykidu 👍
ሓሳብኪ ጥራሕ ዘይኮነ: መልክዕኪ'ውን ጽብቕቲ ኢኺ::ከማኺ ይብዝሓ:: እተን ጏንጏ ርእሰን ዓመት ዓመት ጸጉረን ተሰሪሐን ንኣጽናቲት ህግደፍን ነቲ ጽዩፍ ዘይውርዙይ መራሒኦም ዩሁዳ ዝበልክዮን እንዳወሳ ሒንዲቕ ዝብላ ጉሓፋት ካባኺ ገለ ክምሃራ ተስፋ ንገብር::ተባረኺ::
Ajokiy gal ERI
ብሓቂ ዝናኣድ ኣጋላልጻ ዋዕሮ ሓፍትና !
Abzi alewu nhna nsu zblu zelewu kkedu alewom deki denkoro adgi hgdef zsereho Robert.
እዚአ አብዚ ወፃኢ ዘለዉ ሰዕብቲ ወዲ ተንቤን ምስ ደቆሞ ከይዶም አብ ሐዊ እጠበሱ ንወደባት ኤርተራ አይምልከትን እዩ ንሕና ነበዝሕ አኽላባት ህግደፈ አብ ሐዊ ይጠበሱ ኤርትራ ፈሊጥናዬ ኢና ወዲ መድህን በራድ አጆኩም ደቀባት 9 ብሄራት ሀገር ብወደባት ከትመሐደር ቀሬባ አያ አኸላባት አብ ጐሐፈ ከአትዉ እዬም
ሲስተር ዘመንሽ የተባረከ ይሁን ትክክል ብለሻል። በየበረሃው ያጣናቸው ወጣቶቻችን university and college የማያሳልፋበት, እና አምራች ዜጋ የሚሆኑበት ጊዜአቸው ከንቱ ሆኗል። አገራችንን ሰው የማይኖርበት ምድረበዳ ማድረጉ ሳያበቃው አገራችንን በአንድ ኩንታል ቡና ሊያስማማ ሞክሯል። ዛሬ ላይ ደርሶ ተዋጉ ቢለን አፈ ሙዛችንን ወደ እርሱ ነው የምናዞረው። እግዛብሄር አገራችንን ይባርክ።
Proud of you sister.
Felitkiyo
ናይ ብሓቂ ይሀዳ ሕጂ ከ ወዲ መን እዩ ክስዋእ ኤርትራዊ ኣይ ትተሃመል ስድራቤት ስውኣት ረኣይዎም ሕጂ ካኣ ብረትካ ናብ ህ ግ ደ ፍ ኣቅዕ ብጀኽኦም ካልእ ጸላኢ የብልካን ሕጂ ምስትውዓል ዝሓት እዩ።
Waro
Let stand for no war
Brava Waero gualey haki u ezi kulu tebleyo zeleqi kebret yehabqi
Thank you for telling them hard heads I hope they listened to u
Thankyou asena ab fb riaya neresi ab asena tv atezmxwa kdey hzbi ertra mtemehare adabelku nere
Anbesa xbuk zereba braboo 👍🙏💯
Edmen tienan yhabeley kbrti habtey
Assenna drar hzbi eritrea 😍😍😍😘😘😘👍👍👍👍👍👍
እተን ወሻሽሙ ደቀን ሰዲደን ይዋጋአ
Yes!!! No war!!!😭😭😭😭😭
ንሕና ወሲና እኮ ኢና ዘይንፈልጥ ክብርቲ
Brava jgna
ሓቂ ባሓቂ ጽቡቅ ኣለኪ እዚ ካሓዲ ንስውኣትናን ንስንኩላትናን ክብረት ዘይብሉ ሕጂ ከ ንመን ክልክም ደልዩ እዩ እዚ ረሳሕ ዲክታቶር ኢሰያይ ዕምርካ የሕጽሮ ኣምላክ
Enjera alem blei Gobez
Behi anbesit ga ere
bsriu
ሕጅሲ ዩሁዳ ምስ ሰበይቱን ደቁን ጥራሕ ኢዮም ኣብ መጋርያ ክስሕንዋ፡ ድሕሪ ሕጂ በዚ ጎሓፍ ስርዓት ዝታለል ኤርትራዊ የለን።ብራቮ ዋዕሮ ኤርትራዊት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።👏👏👏👍👍👍
Welfas eki
Zetalelna ykelo
ጽቡቕ ኣለኺ መዓረይ ኲናት ኣየድልየናን ንኹሉ ምኽንያት ወያነ ክብል ንሶም ኣብ ትግራይ ኮፍ ኢሎም ዒዮ ገዝኦም ይዓዩ'ለዉ መንእሰይ ኤርትራ ፎቖዶ በረኻ ተሪፉ
Peace is the choice of Eritrean people 🙏
Let go for protest
ትኽዝል ኢልኪ ዝሓፍተይ,,,, ባድመ ዝበሃል አየበአሰናን ኢሉና ባዕሉ!!! ተደሚርና!! ሓደ ኾይና ኢሉና!!! ዝዓበየ ዝናአሰ ተሰዲዱ!!! እታ ሃገር ልምዓት የለ,, ኮንስትራክሽን የለ, ንግዲ ዩለ!!! እሂ እንተበልካ "" ወያነ"" አበይ ኮይኖም ወያኔ ?? እዚ ወዲ ጎንደር እባ ተፃዊቱልና!!
ንሱ ድአ ፈሊጡ ዝተጸለለ፡ ንዓና ከጥፍእ፡ዝተበገሰ ሰይጣን እዩ።
Wawwww bulux arasti kulu tblyo haki eu
yes no war
ከማኺ የብዘሓዬ ምቅርቲ
We Eritreans when will have become more comfortable and calm ourselves ?we are always sanding against the war why?we have payed many young generations in the previous decades . nowadays please stop war.
አሰይ ዝሐፍተይ እንቋዕ ኡኳ ኤርትራ ዊት ሐፍተይ ኮንኪ። ብአኺ ይኾርዕ ኢየ።
አጆኺ ዝሐፍተይ ጅግና አምላኽ ይባርኪ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌺🌹🌹🌹🇪🇷❤️💚❤️
u are right my sister..
ሕጂ ከ ወዲ መን ኢዩ ክጠፍእ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ሕጂ ሰሚሩ ኣዋጅ ኢሰያስ ከፍርሶ ኣለዎ
good point,
ጽቡቅ ኣለኪ ክብርቲ ሓብቲ ኖ ሞር ኩናት ህግደፍ ሕጂ ከ ንመን እዪ ክጠብስ ደልዪ
ክብሪ ይሃብኪ ከምዚ ከማኺ ይብዝሑ/ይብዝሓ ።ብፍላይ እተን ሽፎን ከም ዮኒ-ፎርም ተኽዲነን ምስ ውልቀ መላኺ ዝወገንክን ምስ ህዝብኽን ወግና።ጽባሕ ክወግሕ እዮ።
ኢሳያስ ብናይ ኤርትራውያን ሞትን ስቓይን
ዝሕጎስ ሳዲስት ( sadist )ኢዩ :: ናይ እቶም ደገፍቱ ግን ዕሽነት ድዩ ድንቑርና ወይ ጭካነ ክርደአካ ኣይክእልን shame on them
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣለኪ ክብርቲ ሓፍትና ሕጂ መ
Anbesit naybehaki abi aresti eyu ezi hji wege ezom abzikoynom ztaqu zelwu kekedu alewom ezom usubat
ኢሰያስን ሰዓብቱን ብዘይ ኩናት ክነብሩ አይክእሉን ኢዮም። ንአብነት ሐደ እዋን ሐደ ዓርከይ ዘዕለለኒ ክነግረኩም ቅድሚ ኩናት ምስ ወያኔ ምጅማርና ህዝቢ ብሰላም እንዳሰርሔ ክነብር ምስ ጀመረ ሓደ ኮሎኔል ህዝቢ ኤርትራ ብዘይ ኩናት ሾውዓተ ዓመት ምንባር ሃየንታ ኢዩ ክብል ተዛሪቡ ኔሩ።ስለዚ እዞም ኢሰያሳውያን ብዘይ ኩናት ክነብሩ አይክእሉን ኢዮም።
ሓደ ኤርትራዊ ክሞተና አይንደልን :: ከፊልና ኢና ክንደይ ቀያሕቲ:: ይአኽለና::
እዚ ትብልዮ ዘለኪይ ቀሊል መልእክቲ ኣይ ኮነን መንእሰያት ከይጥፍኦም ከሎ ቀጻሊ ከምዚ ትብልዮ ዘለኪ ክዛረብ ኣለዎ ብቀጣ ክኣ ንኤርትራ ክኣቱ ኣለዎ
Yes you right
Good job keeping saying the truth my sister
Thanks again! ሽኮሪና ሐፌትና ናይ በሑቂ መልእኽቲ። በላሕ ❤️❤️❤️🥀🌺🌼🌸🌷🌷🌻🌹🌹🌹🌼🌷💐🌸🌺🥀
Hegdefawyan mes dekom ab kedamay genbar yetewu ente hezbi Eritrea gen yeaklo.
ከማኪ ይብዛሕ ጂግና
Bhakie misakie aleku100% Igziabher misaki yukun🙏🙏
I write today fist my Comment. I love you all Eritrean
ብራቮ ረኺብኽያ እታ ዘረባ ናይ በሓቂ ዘረባ
ጹቡቅ ስራሕ ዩ ሓብትና ናይ ብሓቂ ዝናኣደ ዩ ናይዚኦም ፉጉራት ሲ በይኑ እንድዩ።
ንቕሓት ከድልዮ ዩ እቲ ህዝቢ ኢሰያስ ምርጫ የብሉን ኣብ ኩናት ዩ ዝነብር ። ህዝቢ አርትራ ክንቅሕ ኣልዎ።
ናይበሐቂ ጽቡቕ ጌርኪ ገሊጽክዬ ክብርቲ ሐብቲ ነዞም ተበለጽቲ ንሕና ንሱ እንሆ ሜዳ በልለይ አበይ'ሞ እዞም ብደም ሰብ ዝሽቅጡ .....
Peace in Eritrea!
ጸባ ስተዪ ዋዕሮ ኣጆኪን እስከ ኣደታትናን ኣሓትናን ብዘይ ባኣክን ዝመጽእ ፍትሒ ስለዘየለ ኣይትሕመቃ።
ብሓቂ ኣንበሲት ጂግና እንጀራ ፡እዝጊ ብልዒ,,,
Massives point!
No war!! ✊
well done thank you, actuall information
🙏👌💯🤝🇪🇷I'M PROUD OF YOU🇪🇷👍💪🙏
🙏❤🇪🇷🇪🇷WELL DONE 🇪🇷🇪🇷❤🙏
❤💕❤💕❤⚘👏💐❤💕❤💕❤
Tselaeina one higdef
Yes you're right hundred percent
I am with you
يكتر من امثالك ❤❤💐💐🇪🇷🇪🇷
ጎቦዝ
Good job keep it up.No more war
Thank you Brkti sister keep it up 👍
So true. Who is going to die NOW, and for what?
Mo merehina. Zaraba terayyy
Thanks brave sister for standing and being the voice of voiceless
Stand for justice, standing for rights
Stand freedom, we stand united
Great advice sister!!🥰
ከዋጻኣና ኢሉ ዝኣጉዶ ዘሎ? ምስ ኢትዮጲያ ተባኢሱ ድዩ ኲናት ዝእውጅ ዘሎ ክብርቲ ሓብቲ ኮነ ኢሉ ተረፍ ከይህልዉና ክሕንስሰና። እምበር ባደመ ኣይዓጅቦ ሩባ በለሳ ዓድታት ሰንዓፈን ኣይዓጀቦ። ንህልቆትና ጥራይ እዩ።
ሓደ ኢና ኢሉ ዶብ ኣይነበረን መባኣሲና፡ኢሉ ዘየሐንጸጾ ነዚ ክጥቀመሉ ኢሉ ኢዩ ዘይርድኣና ኮይኑ እምበር ነዚ ኢዩ ወያነ ጸወታ ተወዲኡ ዝበለ ነዚ እዩ።
ኣጆኪ ሓብተይ እግዚኣብሔር ይደግፈና ኣሜን
Absolutely right !
Good job you are right
Ambesa I agree with all the time perfect tolk u are right Tankyou for cooperation.
You are right Sister
አጆኪ ንፍዕቲ ሐፍቲ ጀግና ሕጂ ውግእ ወረ ውግእ አየድልየናን እዩ። 👍❤🌹
ደቂ እቶም ደገፍቱ ይውረዱ ኣብ ወጻኢ ኮይኖም በሎም ሕረዶም ክብሉ ሰላም ከሊኦምና ዘለዉ ። ኣብዚ ኣ ጸላእትና ድንቁርና፥ ሕሜት፥ ቅንኢ፥ ጥልመት፥ፍርሃተ ኣምላኽ ወይ ረቢ ዘይምህላው እውን እዬም ኣብ ነብስና ንጀምር ሞ ክሰልጠና እዩ ። ዓወት ነቲ ኣዝዩ ውጹዕ ዝተጠለመ ህዝቢ ኤርትራ ♥️💫
ሓፍተይ ጅግና ዋዕሮ ከማኺ የብዝሓየን:: ካብ ቀደሙ መርገምስንቁ ተባሂሉንድዩ ንስራሕ ጸልማትዩ ተወሊዱ:: ኣንጻር ልኡላዊነትና ኣይንዋጋእን!!!
Amlakh ybarkhki brkhti haftey. Haqi iyu zfesese dem, zzekhtemu hxanatn weldn yAkhlena. Eritrawi astewEl, smer, awraja alet, haymanot nay dkhumat iyu. Nsu netom dkhumat ngdefelom. Abotatna bezi hmam keytelekhfu keyhamemu halifom. ❤😘👍🏽 nHna khe entay iyu ejamna nezi Hzbi? 🌼🍀 aynHmeq ajokhum ajona
Right my sister you are perfect no war👏👏👏👏👏👏👏👍
God have mercy on my land eritrea, God will fight for our people... GOd is a God of Justice
ሓቅኪ ጅግና ሓፍትና፡ ኩናት ኣየርብሓናን ኢዩ ዕላማ ኩናት ድማ ነቶም ዝተረፉ ኣሕዋትና ምጽናት ኢዩ፡ ካልእ ትርጉም የብሉን
ሓያል ውዳበ እንተዝህልወና ነይሩ ተፈጢሩ ዘሎ ኣጋጣሚ ኣብ ረብሓና ንኸነውዕሎ ወርቃዊ ዕድልዩ።ብሕጂ ኢሰያስ ኣብ ዘሳውሮ ኩናት ዝጥበስ ግን ዓሻ ጥራዩ።ኤርትራውያን የሕዋት ልቦናን ምስትውዓልን ዝሓትት ጊዜ በጺሕና ኣለና።ኣጆኺ ኤርትራዊት ሓብተይ ክርህወናዩ!!!
ሓቅኺ ሕጅኸ ኣደመን ክትዝኽትም፡ ኣቱም ሰባት በጃኹም ሓደሰብ ክንከስር የብልናን፡ በዚ ነብሶም ዘጥፍኡ ዘለዎ ይኣኽሉና። ነፍስወከፍና ህዝብና ንፈቱ እንተዄና፡ ነንስድራና ደዊልና ነነቕቕሕ።
You are great
enough is enough, NO WAR !!!
it is right sister
Neybhaki zeyday
thats right no war
Well said sis , let be together .....let be united !!!!
ሓቂ ኩናት ኣየድልንን
Btami xubuk zereba eyu hji wedi men eyu kimewut keytidanageru ni hade seb elkum hizbkum keytetfu kulu selam zideli kikawomo eyu zelewo thanks.
We need one hero to finish Isaias Drama.
@@amlesomkelati4750 I can go any time . I am not like you. Pity for you
Even I dont need to go every thing is possible 21 centure
Ambesit anti jigna Eritrawit we proud of you sister
Abay melekti eya kbrti ade eseyas nhzbi eritrea kem geam keytsawetelna ntenkek deki esu nhna nsu ykidu 👍
ሓሳብኪ ጥራሕ ዘይኮነ: መልክዕኪ'ውን ጽብቕቲ ኢኺ::
ከማኺ ይብዝሓ:: እተን ጏንጏ ርእሰን ዓመት ዓመት ጸጉረን ተሰሪሐን ንኣጽናቲት ህግደፍን ነቲ ጽዩፍ ዘይውርዙይ መራሒኦም ዩሁዳ ዝበልክዮን እንዳወሳ ሒንዲቕ ዝብላ ጉሓፋት ካባኺ ገለ ክምሃራ ተስፋ ንገብር::
ተባረኺ::
Ajokiy gal ERI
ብሓቂ ዝናኣድ ኣጋላልጻ ዋዕሮ ሓፍትና !
Abzi alewu nhna nsu zblu zelewu kkedu alewom deki denkoro adgi hgdef zsereho Robert.
እዚአ አብዚ ወፃኢ ዘለዉ ሰዕብቲ ወዲ ተንቤን ምስ ደቆሞ ከይዶም አብ ሐዊ እጠበሱ ንወደባት ኤርተራ አይምልከትን እዩ ንሕና ነበዝሕ አኽላባት ህግደፈ አብ ሐዊ ይጠበሱ ኤርትራ ፈሊጥናዬ ኢና ወዲ መድህን በራድ አጆኩም ደቀባት 9 ብሄራት ሀገር ብወደባት ከትመሐደር ቀሬባ አያ አኸላባት አብ ጐሐፈ ከአትዉ እዬም
ሲስተር ዘመንሽ የተባረከ ይሁን ትክክል ብለሻል። በየበረሃው ያጣናቸው ወጣቶቻችን university and college የማያሳልፋበት, እና አምራች ዜጋ የሚሆኑበት ጊዜአቸው ከንቱ ሆኗል። አገራችንን ሰው የማይኖርበት ምድረበዳ ማድረጉ ሳያበቃው አገራችንን በአንድ ኩንታል ቡና ሊያስማማ ሞክሯል። ዛሬ ላይ ደርሶ ተዋጉ ቢለን አፈ ሙዛችንን ወደ እርሱ ነው የምናዞረው። እግዛብሄር አገራችንን ይባርክ።
Proud of you sister.
Felitkiyo
ናይ ብሓቂ ይሀዳ ሕጂ ከ ወዲ መን እዩ ክስዋእ ኤርትራዊ ኣይ ትተሃመል ስድራቤት ስውኣት ረኣይዎም ሕጂ ካኣ ብረትካ ናብ ህ ግ ደ ፍ ኣቅዕ ብጀኽኦም ካልእ ጸላኢ የብልካን ሕጂ ምስትውዓል ዝሓት እዩ።
Waro
Let stand for no war
Brava Waero gualey haki u ezi kulu tebleyo zeleqi kebret yehabqi
Thank you for telling them hard heads I hope they listened to u
Thankyou asena ab fb riaya neresi ab asena tv atezmxwa kdey hzbi ertra mtemehare adabelku nere
Anbesa xbuk zereba braboo 👍🙏💯
Edmen tienan yhabeley kbrti habtey
Assenna drar hzbi eritrea 😍😍😍😘😘😘👍👍👍👍👍👍
እተን ወሻሽሙ ደቀን ሰዲደን ይዋጋአ
Yes!!! No war!!!😭😭😭😭😭
ንሕና ወሲና እኮ ኢና ዘይንፈልጥ ክብርቲ
Brava jgna
ሓቂ ባሓቂ ጽቡቅ ኣለኪ እዚ ካሓዲ ንስውኣትናን ንስንኩላትናን ክብረት ዘይብሉ ሕጂ ከ ንመን ክልክም ደልዩ እዩ እዚ ረሳሕ ዲክታቶር ኢሰያይ ዕምርካ የሕጽሮ ኣምላክ
Enjera alem blei Gobez
Behi anbesit ga ere
bsriu
ሕጅሲ ዩሁዳ ምስ ሰበይቱን ደቁን ጥራሕ ኢዮም ኣብ መጋርያ ክስሕንዋ፡ ድሕሪ ሕጂ በዚ ጎሓፍ ስርዓት ዝታለል ኤርትራዊ የለን።ብራቮ ዋዕሮ ኤርትራዊት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።👏👏👏👍👍👍
Welfas eki
Zetalelna ykelo
ጽቡቕ ኣለኺ መዓረይ ኲናት ኣየድልየናን ንኹሉ ምኽንያት ወያነ ክብል ንሶም ኣብ ትግራይ ኮፍ ኢሎም ዒዮ ገዝኦም ይዓዩ'ለዉ መንእሰይ ኤርትራ ፎቖዶ በረኻ ተሪፉ
Peace is the choice of Eritrean people 🙏
Let go for protest
ትኽዝል ኢልኪ ዝሓፍተይ,,,, ባድመ ዝበሃል አየበአሰናን ኢሉና ባዕሉ!!! ተደሚርና!! ሓደ ኾይና ኢሉና!!! ዝዓበየ ዝናአሰ ተሰዲዱ!!! እታ ሃገር ልምዓት የለ,, ኮንስትራክሽን የለ, ንግዲ ዩለ!!! እሂ እንተበልካ "" ወያነ"" አበይ ኮይኖም ወያኔ ?? እዚ ወዲ ጎንደር እባ ተፃዊቱልና!!
ንሱ ድአ ፈሊጡ ዝተጸለለ፡ ንዓና ከጥፍእ፡
ዝተበገሰ ሰይጣን እዩ።