I can’t wait till to see those waters dams God bless Eritrea 🇪🇷 more and more Thanks all u have given to ur times, knowledges and labors. U will pay 💰 back ur price very soon. I love ❤️ u and appreciate to u all again 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
I turn Back for 45 years back i was working as a Time keeper or (Marka Tembo) on this Cotton Agricul tural area I hope one day to come to my country and visite Alighidr Agriculture modern Agriculture If it is Gods will I do hope.
Dear exilens, dear President Afwerki, not only that I owe my hope, pride and strength in life to you .. I am glad that you exist and I hope and wish for a very long period with you as leaders of a strong nation
Jeganu deki eri 💒💒💒😍😍🕌🕌😍😍😍💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🌿🍀🍀🍀🍀😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍
Wow thank you guys ,I am very happy to know about my people and my country,this place were known only for broducing cotton by Italian company Cotonificio Baratolo ,but now by real ouners Eritreans 🇪🇷,guys good job keep continue,the future is bright than ever before 🇪🇷🇪🇹🙏🇨🇱🐪🐪🐪....................🐕.
Eritrea is known for "We Can Do and we can change" for the Eritrean peoples betterment" The Government, PFDJ, National organizations, the military, the people together work hard, hand in hand to make Eritrea stand on its own feet to develop Eritrea for a sustainable development. Ali Gidr is one of the many Dams in Eritrea developed after independence by its own human, material, and technical experties. Well done Eritrea. God bless you all who did this historical Dam.
Hasawti funfunat xbah negho beteyet knthahz eayna mhret zeywhabo geze lo leybu klukum jornalist wen thateti eaykum zegdfkum yelen shayeti hzbin gagern semkum ab black list eu zelo bzkone dhan geze lo ferdi
ዋውውው ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣጀኹም ምስኣ ከኣ ኣበካዶ ከ እንተ ትፍትንዎ ዘይ ትፍትንዎ
I can’t wait till to see those waters dams God bless Eritrea 🇪🇷 more and more Thanks all u have given to ur times, knowledges and labors. U will pay 💰 back ur price very soon. I love ❤️ u and appreciate to u all again 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🇪🇷🌹 Brilliant engineers, hard-working people, The best leaders, Great job and I’m proud of you thanks you 🙏🌹🇪🇷 ፈንቅል ንወሎዶታት 🌹🇪🇷
God bless my beautiful 🇪🇷
Thanks Eritrea 🇪🇷 TV 📺 🇪🇷💕🇪🇷🇪🇷💕💕❤️☀️💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️☀️☀️☀️✊🏿✊🏿✊🏿
I am proud to be an Eritrean
Good job 👏
What an incredible work God bless my mother land Eritrea
Aye des zebel serahe jeganu deqi Eri Anabes men kemakume Thanks 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤✋
I am from tigray..I appriciate eritrias work on water resources management
Long live deqi eri jeganu 💪🇪🇷
Eritrea adi selam adi fekri God bless you beautiful country 🇪🇷🏁🇪🇷🏁🇪🇷🏁🇪🇷🌴🌴🌴🌴🐅🐅🐅
አምላክ አብ ስራሕኩም ይሓግስኩም።
መርሓባ ደቂ ኤረይ ሩሑስ ቅንያት ስሪሕት ፈንቅል
Great Job god bless eritrea 🇪🇷🇪🇷
I turn Back for 45 years back i was working as a Time keeper or (Marka Tembo) on this Cotton Agricul tural area I hope one day to come to my country and visite Alighidr Agriculture modern Agriculture If it is Gods will I do hope.
I remembered when jeba abducted many tractors to sudan
መርሓባ ሃገር ሰማታት ክሉ ግዜ ኣብ ብልጽግናን ሓድነትን ስራሕን መከተን።🇪🇷❤✍🏿🍀💪🏿👈🏿🔊
ሃገረይ ምጭውቲ
ደቅኺ ምሩጻት
ጸላእትኺ ኢዶም ዘርስሑ ዘይንጹሃት
ኣብ ስደት ዘለኻ ከምዝኸማይ
ንኪድ ናብ ሃገርና ንዓናይ
ስደት ሲኦል ሃገርና ግን መሳልል መንግስተሰማይ
እንቛዕ ኤርትራዊ ኾንኩ!!
Ajokume jegnanu🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾🌹🌹🌹💋💋💋🌴🌴🌴🐪🐪🐪💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾❣️❣️❣️❣️❣️💪🏾💪🏾
Viva Eritrea
God bless and protect our beloved country. Eritrea forever
Dear exilens, dear President Afwerki, not only that I owe my hope, pride and strength in life to you .. I am glad that you exist and I hope and wish for a very long period with you as leaders of a strong nation
Very hard work keeps to get better
Jeganu deki eri 💒💒💒😍😍🕌🕌😍😍😍💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🌿🍀🍀🍀🍀😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍
My beautiful Country God bless you!
I miss that place 😕 😪
Great job I wish peace and prosperity for my beloved country Eritrea 🇪🇷. From Northern Virginia USA.
ኣነ ዝገርመኒ ነዚ ጻዕርኹምን ከቢድ ሰራሕኩምን ምስ ትዓዘብኩ እዚ ኣብ fb ዘሎ ጨምለቕለቕ ኣብ ርእሰይ በለቕ ክብል ከሎ ክቃጻጸሮ ዘይክእል ሕርቃን ይኽተለኒ። ብሓፈሻ ክብሎ ዝደሊ ነዞም ኣብ ሰደት ዘለና ደቅኹም ዝጠቅም ሕይል ዘበለ ውዳቤታት እናፈጠርኩም ደቅኹም ናብ ንቡር እንተትመልስዎ ጽቡቕ ኔሩ።
እቲ ሓንጎልካ ኤክስባይር ድዩ ኮይኑ፡ምሕሳብ ኣቋሪጽካዮ ኢኻ፧ ህዝብኻ ኣብ ፈቀድኡ ተበቲኑ እንዳሃለወስ፡ በዚ ዲጋ እዚ ክትጥበር።
ዓባይ ዘረባ እዚኣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💪🏽💪🏽👍🏻👍🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪
ሰብ ሰብ ምኾኑ ደመስክረሉ ሕሉፉን ህሉውን መጻእን ድግምግም ንኸባቢኡን መናብርቱን ደስተውዕል ካልእን ሰብ የብሎ ኣብ ኤረትራ ኣብ ሳዋ ዓንቢብካ ከይመሰልካ ኣውኣ ትአርግ ድኾነ ኣካል እስሪ ቤት ኣቲኻ ፍትሕን ፍርድን የለን እቶም ሕያው ድገበሩ ንናጽነት ኣብ ትሕቲ መሬት እስሪ ቤት እንዳ ነበሩ ሃገር ናብ ጋሃነብ እሳት ቀይሮማ ነዘን ድጋ ሪኻ መስኪናይ ንፍትሒ ኣብ እዳ ጎሓፍ የእትኻያ ሓቀኛ ታሪኽ ክነግረካ ቆልዑ ትግርኛ ክንምህሮም ምስ ተኣከቡ ብዛዕባ መራሕትን ፓርላማ ፓርቲ ሓቲቶምና እንተኾነ ኩሉ የለን ዩንቨርስቲ ኢንተርነት መብራህቲ የለን ኣብ ኤርትራ 26 ፋብሪካ ነረን ሎሚ መልሲ ካባኻ እዚ ግዜይ ኣጥፊኤ ድጸሕፈልካ ደለኹ ገላ ወዲ ልቢ ገርሃ ከይትኸውን ገምጋም ጌርካ ክትዛረብ ይጠቅመካ ይኸውን ::ህግደፍ መንደፍ ንኣብደገ ደሎ ሰብ ዋላ ነቲ ጫምኦም ድልሕስ ክምለስ ኣይደልይዋን እዮም ምኽንያቱ ማዓኮሮም ስለ ደይኣምኑ ወትሩ ዝኽሪ ንሰማታት ኤረትራ ህግደፍ ኣሰር ህዋሓት ክስዕቡ ግዜ ይቃራረብ ኣሎ ኩሎም ዘረግቲ ሰላም ናይ ቅርኒ ኣፍሪቃ ::
ኣልግስ ጀልጋፍ።
ንጸላኢየይ ከማን ኣብ ኤርትራ ክውለድ ኣይምነየሉን ኣይንኳይን ንደቀይ። ከዳሚኦም ክትከውን ትብህግ እንተኾይንካ ኣብኡ ኬድካ ተቀመጥ፡ በታ መራር ገይሮም ክጠብሱኺ እዮም እዞም ናይ ቻይና ኣመራርሓ ዘለዎም በሳብስ።
Deki Erey btami des zbl God bless
Merhabae
God bless Eritrea🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏
I am glad God bless you guys!!!
Nberuley dki erey halalat egzabiher msakum ykun
ጹኑኣት ደቂ ኤሬ ደርማስ ዝሓይልኹም ተዓወቱ ተዓወቱ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Merhaba gash tesida enque anes abzi tessenei teweledeku kulu zerekebo adi mare tesba god bless you eritrea
Aessey Erey. Aedey Aeiyni Aebayki Ydefen
aseyyy deki erey marey sebutnan ahwatnan zwedekula hager lemlem keyrwa
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
2010 azakakirkumna buduho kubania hafashawi hinxat gaza fiqrin sinitin ab sirahkum asaluto yiminalkum masarihtina🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wow thank you guys ,I am very happy to know about my people and my country,this place were known only for broducing cotton by Italian company Cotonificio Baratolo ,but now by real ouners Eritreans 🇪🇷,guys good job keep continue,the future is bright than ever before 🇪🇷🇪🇹🙏🇨🇱🐪🐪🐪....................🐕.
አርትራ ትሰርሕ፡ ገለ ካኣ ምሉአ ግዘኣ ኣብ ሕሶትን ስርቅን ዓመጽን ተሕልፎ።ጽዒርካ ዘምጸኻዮ ሃብቲዩ በረኸት ዘሎዎ።ረኣናዮኮ ናይ ስርቂ ሃብቲ ገዲፎሞ ኣብ መንቓዕ ከም ተመን ክመቱ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
Good job 👍👍👍👍👍👍👍👍
🙏እንጀሓይ🙏
Eritrea is known for "We Can Do and we can change" for the Eritrean peoples betterment" The Government, PFDJ, National organizations, the military, the people together work hard, hand in hand to make Eritrea stand on its own feet to develop Eritrea for a sustainable development.
Ali Gidr is one of the many Dams in Eritrea developed after independence by its own human, material, and technical experties.
Well done Eritrea.
God bless you all who did this historical Dam.
Forsa deqi eri xeada 🌱🌱💛💛🇪🇷🇪🇷🕊🕊🇪🇷🇪🇷🌳🌳👨🏾🔧👩🏽🔧👈🏼
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
👍🏽👍🏽👍🏽🇪🇷👏🏽👏🏽👏🏽🇪🇷
ኤርትራ ወሊዳ አቲ አደ ኤርትራዊት/ዊ፡ሓሊፍኪ ዘሎኺ ቅሰኒ፡መንገስተ ሰማይ ውረሲ ።ብሂወት ዘሎኺ ድማ በደቅኺ ተሐበኒ ፡አይትሰከፊ ኩርዒ ።ውልድ ህዝቢ ኤርትራ ንቕድሚት።
😍😍👍👍🇪🇷❤❤❤
ህዝበይ ንበረለይ
🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷💯♥️🇪🇷🍾🍾
😍😍🤗🍎።
I miss you aliye
👍👍👍👏👏😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷❤
SHABIYAWINET SHABIYAWIAN
ዓድ ኣባዲንኩሞ ኣይተዕሪዪ ዓራያይ ኣይተምጾኦ ክንድይ ስብ ስሪሑ ናብሩኦ መማሓሽ ኔሩ ኣባኺኒኩሞ ዓቢ ፍብሪካ
ትኣምኖ ልኢኽካስ እንታይ ተሪፍኒ ኣይትበል
🥰👍
Where is the footage of the dam?
ድሕሪ 6 ወርሒ ፕሮጀክትታት ከመይ ኣሎዋ እባ ቼክ ግበሩ።
jeganu harbenatat deqi adey
👍🇪🇷👍👍💐💐
እቶም ነዛ ሃገር ትሓንጽዋ ዘሎኩም
ናትኩም ያ
እቶም ሃዲሞም ዝኾዱ ካባኹም
ኣብቲ ዝኾድዎ ዓዲ, ተረፍ ኣጽሚ እዮም ዝግህጹ
ዝሎው,
ሃገር ናትኩም ያ
እቲ ስራሕ ኮንትራት ን ኩባንያታት ይወሃብ
ንሶም ድማ ማእቶት እናበለሉ ህዝብን ሰራዊትን ብዘይ ዶመዝ የስርሕዎ ደሐር ግን ተጠቀምቱ ናይ መንግስቲ ወይ ናይ ኩባንያ ተባሂሉ ብ አጻቢዕ ዝቁጸሩ ድማ ይቋደሱሉ።
እቶም አብ ወጻኢ እትነብሩ መንእሰይ ከአ ክትንእድን ከተጉሃህሩን ትረአዩ ። ግን ንምንታይ ከድኩም ኢድኩም ዘይትሕዉሱ ???????
ሕሙም,
ንስኻ ፈላጥ እቲ ካልእ አብዲ
እታ ዓዲ ሰብ ኣሎዋ
@@weditessenay5951
ንስኻስ ጥዑይ እንተ ትኸዉን ዶ ሃዲምካ አብ ካልኦተሰ ተዓቁብካ መጣቃዕካ ድሁል።
ክፉእ ተዘክሮ ክፉእ ተዘክሮ እምበኣር እዚ ንኣስታት 30 ዓመታት ኣቢሉ እገብር ንተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር ደም ድመጸየ ሕርሻ ዓልግድርሲ ነዞም ድሕሪ ናጽነት ዝተወልዱ ውን ክሳብ ሕጂ ሓሳረመከርኦም የብልዖም ኣሎ ። በሉ ካብ ኣልዓልክሞ ጽን ኢልኩም ስምዑ ፡ 1993 ልምዓት ተኣውጁ ተባሂሉ ኣስታት 10 ሽሕ ዝግመት ሓጺን ሓጺን ዝጨኑ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግምባር ኣብ ዓልግድር ፈሰሰ ። ነቲ ንዓሰርተ ታት ዓመታት ገረብ በቂልዎ ዝነበረ ሕርሻ ነቲ ገረብ ካብ ሱሩ ኩዒትኩም ቁረጽዎ ዝብል ተሪር ትእዛዝ ብላዕሊ መጸ ። ተጋዳላይ ንዓረ ር እካ ዘይፈርሐ ነፍራዛን ባደላን ክፈርሕ ኢልካ ምሕሳብ ፈጺሙ ደይሕሰብ ። የእዳዉ እናተመልጠ ሕቆኡ እናተሰብረ ሕርሻ ዓልግድር ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ብዘይ ገንዘብ ከምታ ጥልያን ገዲፍዋ ዝኸደ ገይሩ መድመዳ ። ስዒቡ ድማ ብትራክተራት ተሓርሰሞ ፣ ከምእንደገና ብዛባን ባደላን ጌርኩም ንኹሉ ዓልግድር መድሚድኩም ማይኣስትይዎ ዝብል ተሪር ትእዛዝ ብላዕለዋይ ኣካል መጸ ። እቲ ዝዓበየ ሽግር እምበኣር ኣብዚ እዋንዚዩ ክርአ ዝኽኣለ ። ጅግና ተጋዳላይ ምስ ተመን ሰላሳ ዓመታት እዮም ዝፋለጡ ። ኣብ ዓልግድር ዝገጠሙና ኣትማን ግን ፍልይ ዝበሉ ደኣ ነበሩ ። ብፍላይ ማይ ከነስትዮ ምስ ጀመርና ብቀጻሊ ከብሰፈሮም እናወጹ ነኸሱና ። ጅግና ተጋዳላይ ብዓረ ር ጸላኢ ዘይተሰወአ በትማን መዓልታዊ ክንቀብር ጀመርና ። ሕጂ ውን እቲ ተሪር ትእዛዝ ዘመሓላለፈ መስዋእቲ ብጾት መዓልታዊ እመጾ እካ እንተነበረ ኣስቅጥ ደኣበለ ። እምበኣር ኣብከምዚ እዋን ስምዒቱ ተተንኪፍሉ ዝነበረ ተጋዳላይ እዩ በስመራ ኣድማ ተጋደልቲ ምክያዱ ዝተሰምዐ ። ተጋዳላይ ኣብትሕቲ መንከምዘሎን እንታይ ይሕሰበሉ ከምዘሎን ከየገናዘበ ኣብቅድሚ ሓለፍቱ እናሃለወ ብታሕጋስ ክዘልልን ከጣቅዕን ተራእየ ። ኣብሰምኑ ድማ ብኢሰያስ ዝተመልአ መታለ ሊ vidio ኣብ ማእከል ከተማ ዓሊግድር ክትርአ ጀመረት ። ቁጡዕ ተጋዳላይ ነቲ ዋየር ስሒቡ ነታ vidio ኣጥፍኣ ም ። 80% ዝኸውን ተጋዳላይ ነቲ ምርኢት ጠንጢንዎ ከደ ። ብድሕርዚ ነቶም ኣብቲ ኣድማ ዝተሳተፉ ፍርቆም ኣሲሮም ዝተረፉ ናብቶም ንተመን ዝተፈረድና ጎሓፍዎም ። ብርግጽ ድሕሪዚ እዋንዚ እቲ ሓይልታት መጉሓፍን ቤትመእሰርትን ውን ምኻኑ በርሃልና ። በሽሓት ዝግመት ተጋዳላ ድማ ንሱዳን ክሃድም ጀመረ ። ይቅጽል
ንብዓት ሓርገጽ ድያብሎስ
እቲ ግዜ ተቀይሩ እዩ 🧭🕑 ተበራበር ገጽካ ተሓጸብ 🚰, ጽቡቅ ተዛረብ ኣወንታዊ ሓሳብ ይሃሉኻ
ተጋዳላይ እቲ ገድል ቀጻሊ እዩ
Please change background sounds. It looks like scary movies. Change something, weni zegber, attractive sound system. 🤔😳🤔😳🤔😳
May 2009 da abey xenihu hji any way it is a good job because it's in short time finished. Jeway is a good leader
Ab Akologuzay ke aytserhun.Aythantsun.diga.
ቀደም ኣነ ፈራሪሱ ይፈልጦ። ሕጂ ከእ ብብዙሕ ጻዕርን ድኻምን ብናይ ውሽጣዊ ዓቕሚ ንዝበለጸ ክተዓራረ ምርእየይ የሕጉሰኒ። ኤርትራ ክሽቅጠላ ዘይኮነስ ንዝደኽመላን ጠጠው ንዝበለላ ሕዝባ ለምለም ሕዛእቲ ትኹን።
ኣዚ ተምቤናይ ጋኔን ዓዲ ሃሎ ባዕሉ ከፋቲ ባዕሉ ዓጻዊ ቤት ኮይኑ
እንተደልለየ ይኸፍት እንተዘይደለየ ይዓጹ ኤርትራ ናይ ውልቁ ገይርዋ ዳሓን ንስኻን ኮራኩርካን መዓልትኹም ተጸበዩ ከም ዓርኽልኻ ቀዛፊ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ክትጉተቱኢ ኢኩም። ረማሲ ሃገር ሃገር ድሕሪት ኣትሪፍዋ ሃገር ተረሚሳ ባዲማ ዓንያ
ሕዝብና ብወጻኣኢ ዝነብሩ ደቁ ኢዩ ዝነብር ዘሎ እዞም ደገፍቲ ጋኔን ዓዲ ሃሎ ኢና ትብሉ ካብቲ ዘገርም ከም ኩሉ ሰብ ካብ ስድራኹምን ዓድኹምን ቤትኩምን ተፈሊኹም ኣብ ዓዲ ስደት ትነብሩ ሙኻንኩም ኢዩ ። ዓይነ ምድሪ ጸዓዱ እናሓጸብኩም ብዘይክብረት ትነብሩ ሙኻንኩም ኢዩ። ጋኔን ዓዲ ሃሎ ግዜኻ ቀረባ ኢዩ። እቲ ሃየንታ ኣብ ደቕኻን ስድራቤትካን ኢዩ ክወድቕ
መን ምስ ነበረ ኢካ ክትነብር ። ሕጂ ኪኣ ዝመውት ውሒድዎስ ኣብ ትግራይ መናእሰይ ኤርትራ መቱ ኣለዉ ኣበይ ሞይቶም ክበሃል
ኢዩ ኣብ ትግራይ ደም ኢዮም ዝተፍኡ ዘለዉ 3 ወርሒ ብዠይ ሓንቲ ፍረ ጌታቸው ረዳ ኣይተረኽበ ደብግ=ረጽዮን ኣይተረኽበ ብኣንጻሩ እኳ ዲኣ ሓለፊ ኢና በሃልቲ ባራዩ ጋኔን ዓዲ ሃሎ ኣብት ትግራይ ደሞም ደም ከልቢ ይኸውን ኣሎ ሰብ ክተታልሉ ኪኣ ኮሮና ሞይቱ ። ንመን ንምድንጋር ኢዩ። ኩሉ መዓልቲ ዳሓን ሓንቲ መዓልቲ ዘይደሓን ዝበሃል ምስላ ወለድና ኣሎ ሓንቲ ዘይደሓን መዓልቲ ኣላ ትዋረደላ ካብ በዓል ቀዛፊ ሳዳን ኣልበሽር ናይ መራሂ የመን ኣብ ጎደናታት ረዕኡ ተጎቲቱ ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ዘይደሓን መዓልቲ
ኣብ ልዕሊ መቓብር ጋኔን ዓዲ ሃሎን ህግደፍን ሓዳስ ደሞክራስያዊት በደቀባት እትመሓደር ህገር ክትምስረት ኢያ ድሕሪ ደጊም
ኣበይ ኢዩ ዓድኻ ወዲ መን ኢካ ከይበልካ ናብ ስልጣን ምድያብ የሎን ሕዝቢ ኤርትራ ተታሊሉ ኢዩ መጀመርታ መንግስቲ ኮይንዎ ድሕር ሕጂ ግን ኣይድገምን ኢዩ ብማንም ዓዶም ኣይፍለጥ ዓውዶም ተወልጀታት ኣይትመሓደርን ኢያ። ተወልጀ ኩሉ ግዜ ናይ ጸጋም ኢዩ ዝሰርሕ ። ዓወት ንሕዝቢ ኤርትራ
ኢዚ 33 ዓመት አብ ሲልጣን ኮፍ ኢልኩም ዳአ ደይትጽግንዎ
Sesni hagerey
Horrible background music prevented me from watching the whole video. Why don’t the put this nice Eritrean songs. The background music is really bad.
Hasewuti nskum hagerna aenikum ember
Hanitskum aytfeltsun
GO GET YOUR FOOD FROM RED CROSS KORFAD AGAME 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
eventhough all machine were looted from tigray....😂😂
Zedenk
ብተሰርቐ ናውቲ ዓዲ ክህነጽ? ኣተሓሳስባ ኸሞ? ኣናጂል።
junta kid qebaro ysibeyuka alewu..........😝😃
GO GET YOUR FOOD FROM RED CROSS KORFAD AGAME 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
Haswti nzey tsrhlo golbet menesay nblash tetfewo sebah teaswewo kenday zeytedkma
GO GET YOUR FOOD FROM RED CROSS KORFAD AGAME 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
hnxatat gda zeythanxu diga ktblu mxota kerkbekumyu eritrawinet barnet eritrawi mukaney yehzneni
GO GET YOUR FOOD FROM RED CROSS KORFAD AGAME 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@@dsolomon7150 eritrawi mukan zexlio eritrawi eye
ንምንታይ ካብ ፖሮፖጋንዳ ንምስራሕ ዝይተእንፈቱ ኤርትራ ንኽትሃስያ ኩሉ ትካላት ምፍራስ ንምዕባሉ ዝቀርብ እዩ ነይሩ ሕጅ ግን የለን። ዓሊ ጊደር ኮነ ኢልካ ብወለዱ ባርያ ሓላፍ ጋራጅ መንግስቲ ብትእዛዝ ቤ/ጽ ፐርዚደንት ሙሉ ብሙሉ ፈሪሱ እዩ። ሕጅ እንታይ ተረኺቡ ዳኣ ቁሊሕ ኢልኩሞ። ክንደይ ጡዩሳት ተጋደልትን ካብ ስደት ዝመጹ ኤርትራውያ የዕንግል ነይሩ ድንብርጽ ከይበለኩም ግን ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝድስክል ጊርኩሞ ሕጅ መንጢልኩም ናትኩም ጊርኩሞ። መስኪን ህዝቢ ካኣ ፋሕ ኢሉ ፍርቁ ንስደት ኣምሪሑ ፍርቁ ካኣ እንድዒ ።ብጃኹም ነዚ ለዋህ ህዝቢ ኣይትበድልዋ ይኣኽሎ።😭😭😭
እስኻ ጥፍእ መንእሰይ ኢኻ ካብቲ ኣዛራርባኻ፣ ቀሓር ዝኾነ ኣታሓሳስባ። ኣነ ኣብ ኤርትራ ኸይደ ብዝትወደበ መልክዕ ርእየዮ። መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ርእሰ ሙርከሳ ዝተሞርኮሰ ልምዓት መደባት ኣዝዩ ዝድነቕን መደባት ኣተግቢሩ። እሞ ድማ ብናይ ውሽጢ ዓቕሚ። ኣፍርቓውያን ካብዛ ሃገር ኤርትራ ብዙሕ ምተማህሩ። እዚ ኣብ ኤርትራ ዝተገብረ ልምዓት ብወጻእተኛታት እንተ ዝግበር ልዕሊ 10 billion US ይሓትት። ኤርትራ ግን ሳንቲም ከይተለቀሐት ሓኒጻቶ። ኣብ ዓለም ዕዳ ዘይብላ ሃገር ተባሂላ ኣብ ዓለም ትጽዋዕ። እዚ ፕሮፖጋንዳ ዘይኮነ ዝተሰርሐ ኣብ መርየት ዘሎ እዩ። ግን ከማኻ ዝኣመሰሉ ብሓሳብን ብሕልናን ዝተሰርቑ ወሎዶ ምህላው ኣተሓሳሳቢ እዩ። እዚ ኽብል ከሎኹ ኤርትራዊ እንተ ኼንካ እዩ። ትግራዋይ እንተ ኼንካ ግን ዓሰርተ ገደላት እቶ።
ተበራበር ድሕሪ ቀትሪ 🧭🕑 ገጽካ ተሓጸብ
ሓዲሽ ዎሎዶ እዩ ዘሎ::
GO GET YOUR FOOD FROM RED CROSS KORFAD AGAME 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
Kkkkkkkk always talking about dam there is no other topic or project in Eritrea, it’s so sad
Hahaha Eritrea wasn't crying in two weeks for food you build for 28 years building and were is the food just keep your comment for yourself
GO GET YOUR FOOD FROM RED CROSS KORFAD AGAME 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
Hasawti funfunat xbah negho beteyet knthahz eayna mhret zeywhabo geze lo leybu klukum jornalist wen thateti eaykum zegdfkum yelen shayeti hzbin gagern semkum ab black list eu zelo bzkone dhan geze lo ferdi
GO GET YOUR FOOD FROM RED CROSS KORFAD AGAME 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
Resah bhanti keal gelixka
ሕፍረት ዘይብሎም ደቃሉ ህዝቢ ኣጽኒትኩም መንእሰይ ኣብ ጭንቀትን ገለን ክወድቅ ጌርኩሞ ሲ ሕጂ ነዚ ዘይጠቅም ፕሮጆክት ትዛረቡ ሰተይቲ ደም
Wy!wy! Antajo, le xenete hizby ma y'dsik d'yu? Kindey qerikhum alekhum?
GO get your food from RED CROSS KORFAD AGAME 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪