ሳሚ ተወዲእዎ ክክክክ ነጊረኩም እየ እኮ ስነስርዓት ጌርኩም ኣገልግሉ ክገድፈኩም ፡፡ ሼር

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 13 дек 2024

Комментарии • 42

  • @danieltekle619
    @danieltekle619 9 месяцев назад +10

    ይኣክል በጃኩም ናብ ወንጌል ተመለሱ ዓለም ትዕዘበና ኣላ በዚ ዝድሕን ሰብ የለን ያኣክል ሞጌ ናብ ወንጌል ተመለስ

  • @stheyose3204
    @stheyose3204 9 месяцев назад +1

    Btami ekum tehznu ezia koyna haylkum. Haili Amlak gday zetdelyu
    Kab miblae. Amlak mhret ygber.

  • @ffmoffenbach
    @ffmoffenbach 9 месяцев назад +2

    🙋💯💯💯💯💯💯

  • @amanueltesfay1412
    @amanueltesfay1412 8 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @RozinaTeklebrhan
    @RozinaTeklebrhan 9 месяцев назад +1

    እቲ ጸገም ኩልኩም ን ጎይታ ከዊልኩም ክትርኣዩ ምድላይኩም እዩ። ተሕዝኑ

  • @AbadiTkie
    @AbadiTkie 3 месяца назад

    Senay naka yikun mogosey tebarekeley

  • @tamesweden123
    @tamesweden123 4 месяца назад

    🙏🙏🙏🙏🙏🏻🙏🏻🙏🏻💙💙💙

  • @edenalmedom7097
    @edenalmedom7097 9 месяцев назад

    Yes,Amen tihtna knina Iyu!!!

  • @AaronIssacSonofYeshwa
    @AaronIssacSonofYeshwa 3 месяца назад

  • @edenalmedom7097
    @edenalmedom7097 9 месяцев назад

    Yes,Zeydhanu Alewu

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin 4 месяца назад

    አጆኻ እታ ሐቂስ ትዉጻእ ድአ አጆኻ እታ ሐቂ ትዉጻእ

  • @tsigeyemane134
    @tsigeyemane134 4 месяца назад

    Ajoka rge tray bel goita msaka eyu

  • @EfremAmanuel-mr5kn
    @EfremAmanuel-mr5kn 9 месяцев назад +1

    ሞጌ ብሩክ ሰላም ንዓካ አዚ ሳሚ ዘራይ ኢልካዮ ደለካ ሰብሲ ፉሉጥ ሰብ ኣይኮነን በጀካ ሰበይቱን ደቁን ድፈልጦ ሰብ የለን ቢድዮ ጌሩ አንተ ለጠፈካ ድማ ብጀካ ሰበይቱን ደቁን ድሪኦ የለን አንታይ ኢካ ተገዲስካሎ ሓድ ሓደ ሰባት ክፍለጡ ኢሎም ዘይድልይ ኮመንት ኢዮም ድጽሕፉ ስለዚ ከትስትውዕል ኣለካ ብኩሉ ብሎክ ኢልካ ይዕረፍ ንሕና ከኣ ንዕረፍ ።ናብ ወንገልካ ተመለስ ከቲ ቅደምካ ብሩክ አዚኦም ከባኩሩኻ ኢዮም።

    • @MaranataTv
      @MaranataTv  9 месяцев назад

      ክክክክ ትክክል

  • @tirhashabrham2943
    @tirhashabrham2943 9 месяцев назад +1

    በስመኣብ ክርስቲያናት ምኳኖምድዮም እዚኩሉ ጸርፍን መርገምን????????? ምሕረት የውርደሎም

  • @tsigeyemane134
    @tsigeyemane134 4 месяца назад

    Nab Ortedokx mmlas yhshni tbl dea nab sebat dika mexika btaemi hazinelka

  • @yonashussein4553
    @yonashussein4553 4 месяца назад

    You’re lion of Christ 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽

  • @sebkedem9410
    @sebkedem9410 9 месяцев назад

    Mogos keep up the good work 👌

  • @edenalmedom7097
    @edenalmedom7097 9 месяцев назад

    Amennn Iti Hayal Alo MSAKA!!!

  • @ShidenMsgna
    @ShidenMsgna 9 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DF2012_2
    @DF2012_2 9 месяцев назад

    ካብ መሰረትካ እኮ ኢዩ ዘይጠዓየ ሞጎስ ሰብ መንፈስ ኢዩ?
    ኤር፡ 17፡5
    "እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ኣብ ሰብ ዚውከል፡ ቅልጽሙ ኸኣ ኣብ ስጋ ዚገብር፡ ብልቡውን ካብ እግዚኣብሄር ዚርሕቕ ሰብ ርጉም እዩ።"
    ኤር 17፡7 ኣብ እግዚኣብሄር ዚውከል፡ ትጽቢቱ ኸኣ ኣብ እግዚኣብሄር ዚገብር ሰብ ብሩኽ እዩ።

  • @biniamghirmay407
    @biniamghirmay407 3 месяца назад

    ስቅ ኢልካ አምስሉ ሰሪሕካ ዘይትበልዕ :

  • @ogubitweldehaimanot8720
    @ogubitweldehaimanot8720 9 месяцев назад

    Goyta ybarka Moge hawey, mealtom akilu eyu,

  • @helunayna1469
    @helunayna1469 7 месяцев назад

    ሞጎስ

  • @samrikidane1312
    @samrikidane1312 4 месяца назад

    Ajoka moga hawey nezeum ayetegedeselom beal helena alebo neseka gen helena zeleka hakena eka amelak berk yebeleka❤

  • @MisgeGere-uv5pf
    @MisgeGere-uv5pf 9 месяцев назад

    Moge ab derejoom aytwred eziom keysemuu dxememu lbom detreru Yom.sle zi qal amlak ktmhr keleka naay tbarkeni eka btaemi

  • @newgenerationchanel9585
    @newgenerationchanel9585 9 месяцев назад +2

    ኣምላክ ይባርካ ሞጌ ሓወይ ጅግና

  • @AbadiTkie
    @AbadiTkie 3 месяца назад

    Key tigedfom awxayo hakihaku

  • @tsigeyemane134
    @tsigeyemane134 4 месяца назад +1

    Moge hawey tgage aleka nhawuka kemta zgebereni aytgbero xhuf eyu

  • @PeacePeace-k5n
    @PeacePeace-k5n 9 месяцев назад

    Mogie hawey bejaka eba hiteto nayti GENZEB

    • @MaranataTv
      @MaranataTv  9 месяцев назад

      ሓቲተዮ ኣሎኩ መልሲ ሃብ ኢለዮ ኣሎኹ ኣይህብን ኢየ መልሲ ንርእሰይ ኣይጣበቕን ኢየ ኢልኒ ክክክ

  • @PeacePeace-k5n
    @PeacePeace-k5n 9 месяцев назад

    Mogie hawey eza nay south africa tray hiteto disereqo GENZEB

  • @sabageorge6657
    @sabageorge6657 4 месяца назад

    Morning brother how are you doing?
    Thank you for sharing God Bless 🙌 you and your family.
    When have a time please? Call my if you have a time?
    Thank you again
    Moges ...
    You take care

  • @HenokBeyene-m4d
    @HenokBeyene-m4d 9 месяцев назад

    ሞጌ ብሩክ ፡በርትዕ ንሕና ድማ ብ ጸሎት ክንድግፈካ ኢና።ሞጌ ንስካ ኣይኮንካን ትዛረብ ዘለካ መንፈስ ቅዱስ ፡ ክርስቶስ ኣብ ውሽትካ ኮይኑ ዝዛረብ ዘሎ።መልእትካ ሰሚዖም ተተመለሱ ይሕሾም ስጋብ ሕጂ ግና ተነሲሖም ኣይተመለሱን ።

  • @PeacePeace-k5n
    @PeacePeace-k5n 9 месяцев назад

    Esu keman GENZEB seriqu keydu Kab midia aytefie kemey elu n kalie kemiu ybl

  • @PeacePeace-k5n
    @PeacePeace-k5n 9 месяцев назад

    Hienos shim wedu eyu

  • @Sebiaysebiut
    @Sebiaysebiut 9 месяцев назад

    ዝከበርካ መጎስ ኣብ ሰብ ኣኽብሮት ኣሎኒ ን ዝኾነ ሃይማኖት መሰል ሰብ ምኻኑ ይኣምነሉ ግን ኣየኽብረሉን እየ ንምንታይ ንሱ ኒዓይ ጣኦት ኢዩ ብዛዕባ መን ይዛረብ ኣለኹ ከነጽረልካ ንኣብነት እስልምና ኣየኽብረሎምን ኢየ ግን ኣይዳፈርን ምስቶም ምስልምና ደቂ ሃገረይ ሰባዊን ሃገራዊን ምክብባር ኣሎኒ እምበር ርሑስ ዒድ ኣይብሎምን ገዝኦም ከይደ ዉን ኣባዕኸ ዝሰቲ ኣይኮንኩን ክምለስ ናብ ኣርእስተይ ካቶሊክ ፡ኦርቶዶክስ፡ ፕሮተስታንት ግና ግና all we are chiristian ንስኻ ንዓይ ምካኤል ተምልኽ ናብ ማርያም ትሰግድ ገይጋዩ ክትብለኒ እንተኣሚነሉ ክቕበለካ ተዘያሚነሉ ግን ፍልልያት ሂዝና ኣብ ክንዲ ንፈላለ ብሓደ እዉን ክንከዉን ንኽእል ኢና ንኣብነት ሃለሉያ እየሱስ ጎይታ ኢዩ እንተኢልካ ኣሜን ይብል ሓቂ ዝለ ዝኾነ ደም ጎይታ መድሃኒተይ ኢዩ እንተ ኢልካኒ yes ይብለካ ብኸምዚ ኢና ኽንቀራረብ ዘለና ክርስትያናውያን እምበር ከም ፍጹም ሰይጣን ሓሲብካና ንኦርቶዶክስ ከም ሓራዲት ሓሲብካያ ዲካ ተባዕ ኮይኑ እምበር ዝዓይነቱ ኣተሓሳስባኻ ኣነ ኮ መጎስ ኢየ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስክንደይ ኢሉሚናቲ ምስ ክንደይ ኦርቶዶክስ ዝማጎት ዝነበርኩ ሰብ ኢየ ትብል ዋእ ኣታ ኦርቶዶክስ እኮ ከማካ ክርትያን ኢና ከመይ ኢልካ ምስ ቢኣል ኢሉሚናቲ ትሰርዐና i don't know እንተኮነ ቅረብ ኣሰራርሓካ ፍሉይ ፍሉይ
    ኣሰራርሓኻ ፍሉይ የለን ከማኻ ዝበለ ጎይታ ዝቢል መዝሙር ኣነ ደስ ኢሉሊ ዝሰምዖ ንዓካ ስምኪ ጸዊዐ መዓስ ሓፊረ ማርያም ኢለ ኣበይ ወዲቐ ስምኪ ኢዩሞ ስንቂ ኮይኑኒ እነሆ ምስጋናይ ተቀበልኒ እንተ ኢለ normal። ስቅ ኢልካ ሽለል ትብለኒ ዘድለየካ ትራይ ትሰምዕ እንተኮንካ ኢካ ጥዑይ እምበር ኣትፈለይ እዚ ናይ ኦርትሂዶክስ ኢዩ ትብል እንተኮንካ ንስኻ ጽሉል ዕቡድ ኢኻ ማለት ኢዩ

  • @habenyacob9596
    @habenyacob9596 9 месяцев назад

    ሞጌ ኪድ ጥራይ ክቃልዑ አለዎም

  • @godblesseritrea2583
    @godblesseritrea2583 9 месяцев назад

    ሳሚ ዘርአይ ትግራዋይ ኢኻ ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ይምልከተካ

  • @teklesenbet4797
    @teklesenbet4797 9 месяцев назад

    ኮንቶ ምጉት