Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ሞጌ ሓወይ ቀጽሎ ትክል ኣለካ ን ኩሉ ስብ ኣፍ ኮይንካዮ ኢካ ተባረክ ቀጽሎ
ጽቡቅ ኣለካ፡ ገለ ኣለዉ ንዚ ሓዊ ዝመስሉ ሕሉፋት ዜጋታት ተመሲሎም ዘደናግሩ። ጽቡቅ መልሲ ኢካ ሂብካዮ፡
Thanks brother mogus, always proud of you.
Baeluu eyu jemirwa, enquee meleskaliu. Kibretu hizu siq zeyibil.
ሓቂ ኣሎኻ እኮ ፡ ጸገም ገይሮምልና ዘለው እዞም ብመንነቶም ዝሓፍሩ ኢዩም።
Shefeh elwa halifu eta nay abuu 🤦♀️🤦♀️.
Aboy wedi hade amet sle zimote atesiee kemeskro aykielin eye 🤣🤣.
Mugie nmelsi aytthawkEliet aydln u wengie kab eliet kulu tewagna uMugie nsebat b mennetom enber belietom aytzarebMizanka aytegudl
ሞጎስ ሓወይ ኣብ ናቱ comment እኮ ጽሕፈሉ ኣሎኹ :ኣብኡ እኮ ሻምበል ተስፋይ ዝበሃል ናይ ደርግ ወተሃደር እዩ ኔሩ ::ኣዲኡ ግና ኤረትራዊት ያ ጽቡቅ ጌረ እየ ዝፈልጣ ::ዘርኢ ክንጽብጽብ ዘይኮነስ መታን ካብቲ ሓሶቱ ክመሃር ኢለ እየ :: እቲ ናይ biniam መልሲ ግና ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ እዩ ገዲዱ ::ቅዋም ኣሎ ኢሉ ሃተፍ ክብል ውዒሉ
እዚ ወዲ ግልጺ ዘይዛረብ ኣቦይ ኣብዚ ዓዱ ኣደይ ኣብዚ ዓዳ ኢሉ ግልጺ ዘይዛረብ
His father is from Ethiopia hji win .
❤❤❤
መጎስ ሐወይ አይትገደሰሎም እዚአቶም እዚ ሰብ እዚ ቅዋም ዘየለ ካበይ ዝመጸ ቅዋም ዓንቀጽ እዚ ይብል እናበለ ይህውትት ነይሩ አብዛ ዝዛረበላ ዘሎ ሐደ ሰብ ካመንት ዝጸሐፈ አቡኡ ኢትዮጽያዊ ወታደር ምእኻኑ ብርግጽ አስፊርዎ አሎ
Mego Hawey, please, sensitive aytikun wala comment enda anibebka video misrah really ezi abi xegem aleka endegena Christian konka bzaeba midrawi kitfelali very shame you
💙💙💙💙🥰🥰
💙💙💙💙💙💙
you better work instead of making problems between people do you think God happy .
እሞ እንታይ እዩ ጸገምካ ሃለውለው ኣይትበል ትብሎ እንድሕሪ ጌጋ ተዛሪቡ ጌጋ መልእክቲ ኣይተሕልፍ ዘይትብሎ። ጌጋ ኢኻ ተዛሪብካ ሕጂ ግን ዘረባ ኢኻ ተጸባብቕ ዘለኻ
ትኽክል ናይ ልበይ ተዛሪብካ ካብ መጀመርታ እያ እታ ጌጋ ዝንጥል ኣቢልኒ እዚ ድማ ዘርእየካ ሕጉስ ከም ዘይጸንሐ ብ ኣገልግሎተይ
ሞግሸይ ሕጅውን እኮ ሽም ኣዲኡ ዩ እምበር ነጊርካ ዓዲ ኣዲኡ ኣይኮነን ነጊርካ ሕጅውን ሙሉእ መልሲ ኣይሃበካን
እዚ ወዲ ሃለውለው አይስልቺወካን ዲዩ እንተበለ ? ብዙሕ ሚዛን ዘለዎ ወይ ተንካፊ አይኮነን ። ንስኻ ግን ማይ ቀጠነ ንነዎስ ወከፍ ዘይተቀበለካ አብ መንነት ድሕሪ ባይታ ዘጉየካ ዘሎ እንታይ እዩ ? ንስኻ መን ስለ ዝኾንካ እኻ ? ተቃዋማይ ስለ ዝኾንካ ዲኻ ?ንሰብ ብሐሳቡ እምበር ብዓይኒ ጥርጣረ ጠሚትካ ህግደፍ ክኸውን አለዎ እልካ ምውንጃል ንዓኻ ጽቡቅ አይኮነን ። ምስ ኩሉ ሰብ ድማ ከባእሰካን ማዛንካ ኮፍኩሰካን እዩ ። እዚ ወዲ ሐንቲ ነጥቢ ተዛሪቡ ንስኻ ግን ብእኡ ምኽንያት ጌርካ ቦዙሕ እኻ ተዛሪብካ ። ሕጂውን ሃለውለው ተብዝሕ አሎኻ ። ቅድም ክብል አይትተሃወኽ እለውን ጽሕፈልካ ኔረ እየ ። ንስኻ ግን ብዙሕ ትፈልጥ መሲሉካ ተሰብሉካ ምንፍዓት መሲሉካ ንሰብ ብእዝኑ ሕዝካ ህግደፍ ዲኻ ደላይ ፍትሒ ? እልካ እኻ ተሳራጥዮ ? ወይ ክአ ሕለፊያ እኻ ትብል አብ ህልኽውን የእትወካ አሎ። ሰብ ክንደይ ጼራ ትነብር አላ ? ንስኻ ድማ አሜሪካ አትኻ ሕሉፍ ተቃዋማይ ኮንካ ? ድቃስ ስእንካ አሎኻ ።ቃልስን ፍትሕን ግን አብ አሜሪካ ኤውሮጳ ኮንካ አይኮነን ። ኤርትራዊ ኮንካ ብኤርትራውነትካ ዝሕፍረካ እንተ ኮይኑ ንምንታይ ትጽሕፍ ትዛረብ አሎኻ ። አነ ብኤርትራውነተይ ሕጂውን ሕቡን እየ። ጸገም ዘሎ አብ ሃገርና አነ ሕሜቅ ስለዝኾንኩ ኤርትሬውነት ንማንም ደርብዮ አይህቦን እየ ክብረተይ መንነተይ እዩ ።ንስኻ ድማ ሕመቅካ ክአል ወይ ኤርትራውነትካ ጽላእ ናትካ ጸገም እዩ ።
ሞጌ ሓወይ ቀጽሎ ትክል ኣለካ ን ኩሉ ስብ ኣፍ ኮይንካዮ ኢካ ተባረክ ቀጽሎ
ጽቡቅ ኣለካ፡ ገለ ኣለዉ ንዚ ሓዊ ዝመስሉ ሕሉፋት ዜጋታት ተመሲሎም ዘደናግሩ። ጽቡቅ መልሲ ኢካ ሂብካዮ፡
Thanks brother mogus, always proud of you.
Baeluu eyu jemirwa, enquee meleskaliu. Kibretu hizu siq zeyibil.
ሓቂ ኣሎኻ እኮ ፡ ጸገም ገይሮምልና ዘለው እዞም ብመንነቶም ዝሓፍሩ ኢዩም።
Shefeh elwa halifu eta nay abuu 🤦♀️🤦♀️.
Aboy wedi hade amet sle zimote atesiee kemeskro aykielin eye 🤣🤣.
Mugie nmelsi aytthawk
Eliet aydln u wengie kab eliet kulu tewagna u
Mugie nsebat b mennetom enber belietom aytzareb
Mizanka aytegudl
ሞጎስ ሓወይ ኣብ ናቱ comment እኮ ጽሕፈሉ ኣሎኹ :ኣብኡ እኮ ሻምበል ተስፋይ ዝበሃል ናይ ደርግ ወተሃደር እዩ ኔሩ ::ኣዲኡ ግና ኤረትራዊት ያ ጽቡቅ ጌረ እየ ዝፈልጣ ::ዘርኢ ክንጽብጽብ ዘይኮነስ መታን ካብቲ ሓሶቱ ክመሃር ኢለ እየ :: እቲ ናይ biniam መልሲ ግና ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ እዩ ገዲዱ ::ቅዋም ኣሎ ኢሉ ሃተፍ ክብል ውዒሉ
እዚ ወዲ ግልጺ ዘይዛረብ ኣቦይ ኣብዚ ዓዱ ኣደይ ኣብዚ ዓዳ ኢሉ ግልጺ ዘይዛረብ
His father is from Ethiopia hji win .
❤❤❤
መጎስ ሐወይ አይትገደሰሎም እዚአቶም እዚ ሰብ እዚ ቅዋም ዘየለ ካበይ ዝመጸ ቅዋም ዓንቀጽ እዚ ይብል እናበለ ይህውትት ነይሩ አብዛ ዝዛረበላ ዘሎ ሐደ ሰብ ካመንት ዝጸሐፈ አቡኡ ኢትዮጽያዊ ወታደር ምእኻኑ ብርግጽ አስፊርዎ አሎ
Mego Hawey, please, sensitive aytikun wala comment enda anibebka video misrah really ezi abi xegem aleka endegena Christian konka bzaeba midrawi kitfelali very shame you
💙💙💙💙🥰🥰
💙💙💙💙💙💙
you better work instead of making problems between people do you think God happy .
እሞ እንታይ እዩ ጸገምካ ሃለውለው ኣይትበል ትብሎ እንድሕሪ ጌጋ ተዛሪቡ ጌጋ መልእክቲ ኣይተሕልፍ ዘይትብሎ። ጌጋ ኢኻ ተዛሪብካ ሕጂ ግን ዘረባ ኢኻ ተጸባብቕ ዘለኻ
ትኽክል ናይ ልበይ ተዛሪብካ ካብ መጀመርታ እያ እታ ጌጋ ዝንጥል ኣቢልኒ እዚ ድማ ዘርእየካ ሕጉስ ከም ዘይጸንሐ ብ ኣገልግሎተይ
ሞግሸይ ሕጅውን እኮ ሽም ኣዲኡ ዩ እምበር ነጊርካ
ዓዲ ኣዲኡ ኣይኮነን ነጊርካ
ሕጅውን ሙሉእ መልሲ ኣይሃበካን
እዚ ወዲ ሃለውለው አይስልቺወካን ዲዩ እንተበለ ? ብዙሕ ሚዛን ዘለዎ ወይ ተንካፊ አይኮነን ። ንስኻ ግን ማይ ቀጠነ ንነዎስ ወከፍ ዘይተቀበለካ አብ መንነት ድሕሪ ባይታ ዘጉየካ ዘሎ እንታይ እዩ ? ንስኻ መን ስለ ዝኾንካ እኻ ? ተቃዋማይ ስለ ዝኾንካ ዲኻ ?ንሰብ ብሐሳቡ እምበር ብዓይኒ ጥርጣረ ጠሚትካ ህግደፍ ክኸውን አለዎ እልካ ምውንጃል ንዓኻ ጽቡቅ አይኮነን ።
ምስ ኩሉ ሰብ ድማ ከባእሰካን ማዛንካ ኮፍኩሰካን እዩ ። እዚ ወዲ ሐንቲ ነጥቢ ተዛሪቡ ንስኻ ግን ብእኡ ምኽንያት ጌርካ ቦዙሕ እኻ ተዛሪብካ ። ሕጂውን ሃለውለው ተብዝሕ አሎኻ ። ቅድም ክብል አይትተሃወኽ እለውን ጽሕፈልካ ኔረ እየ ። ንስኻ ግን ብዙሕ ትፈልጥ መሲሉካ ተሰብሉካ ምንፍዓት መሲሉካ ንሰብ ብእዝኑ ሕዝካ ህግደፍ ዲኻ ደላይ ፍትሒ ? እልካ እኻ ተሳራጥዮ ? ወይ ክአ ሕለፊያ እኻ ትብል አብ ህልኽውን የእትወካ አሎ። ሰብ ክንደይ ጼራ ትነብር አላ ? ንስኻ ድማ አሜሪካ አትኻ ሕሉፍ ተቃዋማይ ኮንካ ? ድቃስ ስእንካ አሎኻ ።ቃልስን ፍትሕን ግን አብ አሜሪካ ኤውሮጳ ኮንካ አይኮነን ። ኤርትራዊ ኮንካ ብኤርትራውነትካ ዝሕፍረካ እንተ ኮይኑ ንምንታይ ትጽሕፍ ትዛረብ አሎኻ ። አነ ብኤርትራውነተይ ሕጂውን ሕቡን እየ። ጸገም ዘሎ አብ ሃገርና አነ ሕሜቅ ስለዝኾንኩ ኤርትሬውነት ንማንም ደርብዮ አይህቦን እየ ክብረተይ መንነተይ እዩ ።ንስኻ ድማ ሕመቅካ ክአል ወይ ኤርትራውነትካ ጽላእ ናትካ ጸገም እዩ ።