Mestyat Betna | "ቃልስኹም ኣብ ውሻጠኹም ጥራሕ ኣይትግበርዎ!"
HTML-код
- Опубликовано: 5 июл 2024
- Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean RUclips channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.
Развлечения
Great job yaekil🎉🎉🎉🎉
ከም ወትሩ ጽቡቕ ስራሕ ምንቅስቓስ ይኣክል❤🎉🎉
Teawet birged Nehamedu ❤🎉🎉🎉
ኣነ ከም ደላዪ ፍትሒ ዋላኳ እንተ ተዳከመ ግና ካብ ኩሉ ጥርናፈታት ደለይቲ ፍትሒ ከም የኣክእ የሎን ኣብኦ ውን ብዙሕ ተስፋ ኣሎኒ። ኣብ ጀርመን የ ዘሎኩ ምስኦም ውን ክውደብ የደሊ የ።
ኣብ ኩሉ ስራሓትኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ዓይኒ ደለይቲ ፍትሒ ባይቶ የኣክል።
Dear Eritrean''Yakl'' members,
"Neither is new wine put into old wineskins. If it is, the skins burst and the wine is spilled and the skins are destroyed. But new wine is put into fresh wineskins, and so both are preserved." As I see your program/target in Italy, it matches better with the Eritrean new generation's "Blue Revolution." Finally, you have dropped the dictator's flag. Thank you. This is the way to be attractive to the Eritrean Blue Revolution.
💙👍
ቲደኩሙ ኣለኩም እሞ ድካምኩም የሃብኩም የሕዋት
❤❤❤
Selam chid ras ...min eykazech nw
💙💙💙💙💙👍
💙💙💙💙💙💙
Thank you 💙
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Thanks Zaki hawna nemesgnekum agayshna wn🩵🩵🩵🩵🩵
ኣጆካ ዛኪ ሓውና
🙏🙏🙏
💙💙💙💙💙💙💙💙🥰🥰🥰🥰
💙💙💙
❤welcome
💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏
💙💚💙
💙💙💙💙💙💙💙👍👍🙏
Welcome Mestyat Betan
Zaki our future president
ኣኼባ ኣኽላባት😢😮😮😮😮
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ጹቡቅ🎉🎉🎉🎉🎉🎉ር🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ግንባሩ ይፍረስ ሃገር ኣፍርሶማ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ቅንዕናን ሐቅን ዘይብሉ ቃልሲ ምትእኽኻብ ዶክቶራትዶ ፖሮፌሰራት አየድምዕን እዩ ። ይአክል ናይ ህዝቢ እምበር ናይ ውሑዳት ንሕና አና ንፈልጥ ካልኦት ኃያላት ምትእኽኻባት ክመጻን ክዕንብባን ዘየፍቅዱ ጉጅለታት እዮም። ህዝቢ ይፍለጦም።
ናይ አርባዕተ ዓመት ሐሳብ ን ኦዲትን ዘይተገበረ ኸ እንታይ ክበሀል ይከአል ! ንሕና ቃልሲ እንዳተሐንኮለ ሱቕ ክንብል አይንክእልን ኢና።
Say them pretty fucking.
😢💙💙💙💙💙💙🙏
ካብቲ ብዙሕ ጸይቒን ተንኮልን ስራሕ ግሎባል ይአክል ንምጥቃስ ነቲ ንግሎባል ይአክል ከምድላዩ ዝጠውያ ዘሎ አምቼ ታምራት አብ ማንቸስተር አንዳተቀመጠ ! ተቀመጠ ማንቸስተር በቲ ፈላላዪ ባህረኡ ስለዘይመረጽዎ ! ግሎባል ይአክል ንአመቼ ተአምራት ከም አብ ( London) ለንደን ( ዓዲ እንግሊዝ ተቀመጣይ ኢዩ አለም አብ ግሎባል ሐዊሶሞ ! ብዙሕ ንቓልሲ ብፍላይ ብርጌድ ንሐመዱ ንምድኻም ምስታ ግሩቦ ማፍያ ይሰርሕ አሎ።
አበባ አለዋ በዓል ዋዓሩ ሰምሀር ገብረስላሴ ( ሸወደን)ን ክልተ ካልኦትን ሐደ አብ South Africa ዝቅመጥን ነቲ ግዑዙይ አሰራርሐ ብርጌድ ተዐዚቦምን ተዓንዚቦምን ንግሎባል ይአክል ጠንጢኖሞ ከይደም።
Erste
እዚ ደሓን ክስጉም ዝጸንሐ ደንበ ተቃውሞ ብገለ ገለ ውልቀ ሰባት ሓለፍቲ ኢና በሃልቲ ጉዳይ ሃገርና ወጽዓ ህዝብናን ገዲፎም ጉዳይ ትግራይ በሊጽዎም ክዛረቡ ክትርኢ ከለኻ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕርቀካ ተጋሩ ናትና ጉዳይ ኣይምከተኩምን ኢዩ ጉዳይ ህዝብና ንዓና ኢዩ ዝምልከት እንዳበሉስ ብሓይሊ ንዓና ኢዩቭዝምከተና ኢሎም ኣብዘይምከቶም ጉዳይ እንዳ ኣተው ነቲ ደንበ ፍትሒ ፋሕ ከም ዝብል ንከይዕወት መፍቶ ህግደፍ ንኽኸውን ገሮሞ ኣለው ። ስለዚ ዘኪ ነዚ ጉዳይ ብዕቱብ መንገዲ ክትርእይዎን ክትዛተይሉን ዝሓትት ዓቢ ኣጀንዳ ኢዩ ።
2 ) ብካልኣይ ጉዳይ ከኣ ነታ ኣቦታትና ብብዙሕ መስዋእቲ ዘምጽእዋ ደሞም ዝፍሰሱላ ባንዴ ንምንታይ ንዕዓ ገዲፍና ፈደሬሽ ዝነበረት ባንዴራ ንጥቀም ኣለና ዕላሙ ኸ እንታይ ኢዩ ? ብብዙሕብ መስዋእቲ ዝመጸት ሃገር ናይ ደሞም ሲምቦሊክ ዘይብላ ባንዴራ ክትገብር ከለኻ ብዙሕ ኤርትራዊ ነዚ ሪኡ ካብቲ ደምበ ተቃውሞ ናብ ደጋፋይነት ንኽምለስ ይገብሮ ኣሎ ምስቲ ቅድም ዝጠቀስክዎ ናይ ህዝብና ጉዳይ ተረሲዑ ናይ ትግራይ ጉዳይ ኣብ ዘይምልከተካ ዕንክሊል ምባል ስለዚ ዘኪ ሓውና ፕሊስ ነዚ ነገር እዚ ቁሩብ ሕሰብሉ ክብለኩም ይደሊ ብዝተረፈ ምደብካ ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዘብል ቀጽሎ ኢኻ ፡፡
ጥዕና እንተ ዘይ ብልካ ማጨሎት ዘይትከይድ ክንድዚ ዝኮውን ጽሑፍ ቁምነገር ዘይ ብሉ ሃተፍተፍ ካብ ትጽሕፍ መሕፈር ንሕና ግዳ ጎሮቢትናን ናይ ቃልሲ ረብሓን ኣሕዋትናን ዝኮኑ ተጋሩ እዞም ጻዓዱ ከማን ብዛዕባ ኤርትራ ይዛረቡ ትርእዮም ኣለካ
@@seteengda2459 ሱቕ በል ጉሓፍ እንታይ ኣዴኻ ይምልከተካ ጸዓዱ ኮምኡ ተገበሩስ ኣብ ጫፍ ናይ ስልጣኔን ምዕባለን በጺሖሞስ ንዓኻ ኳ ንስለ መሰልካ ይጣበቁልካን ውጹዕ ኢኻ ኢሎም ኣማዕቂቦሙኻ ኣለው ። ፈሊጥና ኢልኩም ኣብ ዘይትፈልጥዎ ሃለውለው ትብሉ ዘለኹም ከም በዓል ከማኻ ወዲ ከማኻን ኢዮም ድንዙዝ መጀመርያ ንመሰልካ ተቃለስ
❤❤❤
Dear Eritrean''Yakl'' members,
"Neither is new wine put into old wineskins. If it is, the skins burst and the wine is spilled and the skins are destroyed. But new wine is put into fresh wineskins, and so both are preserved." As I see your program/target in Italy, it matches better with the Eritrean new generation's "Blue Revolution." Finally, you have dropped the dictator's flag. Thank you. This is the way to be attractive to the Eritrean Blue Revolution.
The federal flag is inspired by the UN flag. Its not a appropriate national flag. Its good we have rejected the EPLF flag but at some point we are going to have to design a brand new national flag with colours and symbolism that better reflect our culture, history, struggle, values, ideals and aspirations.
💙💙💙💙💙