Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣስይይይይ ቃል ሕይውት የስመኣልና ፅጉኡ የብዝሕልካ ክቡር ሓውይ
ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ ንዓይሲ ዜማ እዩ ኣብዩኒ ዘሎ
ተባረክ ዝሓውርይ ህድኣትካ ክንደይ ይምስጥ❤❤
ብሓቂ ጸጉኡ የብዘሐልካ አግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ትዝደልዮ ናበረኩ ኣብዚ ረኪበ ተመሰገን ዓሰብካ ይኽፈልካ አግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓወይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ዮናሲ ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ እመ ብርሃን ወላዲተ ኣምላኽ ምሳካ ትኩን ናዓይሲ ኣባትኒ እያ
አሜን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕክብር ሓዉና ኣነ ክራር ደልየ ነይረ ኣብ ስዕዲ ዓረብ ዘለኩ ም ዝትፈልጡ ባ ተሓባበርኒ ክብራት ኣሕዋተይ
ብመሰንጀር ንዒ
@@Tewahdo519ኣለክ /ካድዩ ማማየ
Zemara Melkiti yismalna 🎉deszebeal
ዮነይይ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣምላክ ትምህርትና ይግለጸልና
Amen ( 3) kale hiwet ysmealna kubur hawna Egzabiher tsegeu yebzehelka
Kale hiwet yesmealna kubur hawna 🙏🙏 🙏 .
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና።
Thank you Yonas betami tsbuk, ketselo agedasi temehrti Eyu ! Egziabheir yehageska 🙏🏽
ብሓቂ ቃለ ሂወት ያስመዐልና ክቡር ሓውና
ቃል ህይወት ያስምዐልና ክቡር ሓዉና
Kale hiwet yesmealna
ጽብቅ ቀጽሎ መምህር ዘሓወይ ግን እደይ ከመይ ክፈትሖ ይክእል
ብሓቂ ጸግኡ የብዝህ ክቡር ሓውና ንሕናም ክላመድ ኣምላክ ይሓግዘና✝️❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብረተይ ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሓልካ ክቡር ሓውና
Btami kbret yhabelna kubur hawuna egziabiher auzizu ybark
አምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ዮኒ ሓዉና እቲ ዝደልዮ ዝነበርኩ እዩ ብሓቂ p2 ኣይትደንጉየና ኢኻ
ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ደስ ዘብል ትምህርቲ።ኣቐዲመ ዝጀመርክዎ ትምህርቲ ግን መምህር ኮፍ ኣቢሉ ዝምህር ኣይረኸብኩን። ካብ ሕጂ ግን በዚ መሃሪ ዝኾነ መደብ ጀሚርካዮ ዘለኻ ቀጽሎ ኣይተቛርጾ ኣጆኻ
ናብ ሱዑዱ አለኩ ብከመይ በገና ክላመድ ክክእል ብጣዕሚ ድለየት አለኒ ግን ብምንታይ ክርክብ
ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ውይ ተመስገን አምላኬ ናይ ልበይ ሓሳብ አፕሌክሽን አውሪደ ይላመድ ኔረ ግን አዊኒ ብሓቂ ክውር ሓውና ቀፅለሉ ኢካ
Nufua zahawey qale hiwet ysmalna
እግዚአብሔር አምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዘብል በግና ክላመድ ክቱር ድሌት ኣለኒ ኣብዚ ዘለክዎ ዓዲ ግና በገና ዘይርከብ ኮይኑ።
እንድሕ ደሊካ ናብቲ ዘለካዮ ክሰደልካ ይክእል እየ
@@tslatsoony6869 ይክኣል እንተኮይኑ ድኣ እሺ እግዚአብሔር አምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብዙሕ ግዜ ሓቲተ ግና ክረክብ ኣይክኣልኩን
@@Dngl.maryam.wahsey ምስ ረኸብኪ ንገርን ሓፍተይ/ሓወይ ኣነ ውን ክለምድ ድልየት ኣሎን ከም ፍቓድ ኣምላኽ
@@ፍረወጀረተይቲ ናይ ፈይስ ቡክ አድራሻኪ ጽሓፍ ክነግረኪ እየ
ሰላም ክብር ሓወይ አነ ለማዕንቲ እየህልሚ ሓልመ እና ክርራር ክብር አለዎ እና ክራር ገዝእኽ አብ ኦንላይን ተለማመድ ዝብል ህልሚ እየ ሓልመአነ ካዓ ካብ ድቃሰይ ምስ ተሳእኹ ብትፈጠረ ነገር ተገርመ እየ እና ናብ ፈስብክ ብምእታው ናይ ክራር ሽያጭ ምስ በልኩ አብ ዘለኹም ሃልኹም አዝዙና ናብፅሐልኹም እና ብሎም ቁፅር ስልክ ብዝ ዱውልልና ዝብል ረኽበ ደደይሉኒ ቀፅለ ካዓ አብ ዩትዩብ አትየ ልምምድ ክራር ምስ በልኩ ወርድለይብጣዕሚ እየ ተገርመ ምኽንያቱ አነ ዓለማዊት እየ ነይፘ ብህልመይ አምላኽ የምህረኒ ተመስገን እዝ ሕያዋይ ጋሳ አመስጉንለይ
ጸጉኡ የበዛሕልካ ሓውና
😍😍😍😍😍😍😍
Amlak xegu yebzehalka zehawey
ክቡር ሓው ክራር ደልየ ነይረ ኣበይ ክረክብ ይክእል ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ
00201124213937 በዛ ቁጽሪ ደውለለይ
Wow thank you zhawna.
Amlak xegu yebzhalka kbur haw, kabey kgez ykl?
ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ ስይሚ ከመይ እዩ ናብነት ሀ ከመይ ንወኦ ፊደላቱ ከመይ እዩ ወይም G A B D E G ኦኢሎም ዝስይምዎ ንገረና 6 ገመድ ከ
ጸጋኡ ይብዝሕልኩም ጽቡቅ እዩ እዚ ትገብርዎ ዘለኩም ኩሉ ዓዓቅሙ ክተሓጋገዝ ጽቡቅ እዩ ይቕሬታ ድምጺ ግን ተትውስኩላ ጽቡ ኔሩ።
Eten he he he zibla ba sidedeley
አብ አዲስ አበባ ክራር ከምፀአለይ ዝክእል
abey diki zeleki bdhl ksded ykeal eyu ksab hji tezey rekibki kthababereki
Bezia kuxri tewekesena .+20 112 4213937
ሰላም ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ ኣብ በገና እንታይ ዓይነይ ቕኒት ክንጥቀም ዝበለጸ ማለተይ c b ተስፋ ይገብር ተገዲስካ ክትምልሰለይ።
ፊሊ ሓወይ ኩሉ ዓይነት ኣቃኒካ ትኽእሎ እንተ ኮይንካ ብኹሉ ህረም yonas grmay ኢልካ ብመሰንጀር ደውለለይ
@@tslatsoony6869 ክብር ሓወይ በገና ብከመይ ክረክብ ይኽእል ተገድስካ መልስለይ
@@ፍረወጀረተይቲ ኣበይ ድኪ ዘለኪ
Bro be privat knrkbka yfkdna diyu Facebook wey zkone telka Ba sdedley krkbka dele thank you❤️😁
ሰላም ንዓኺ ሓፍተና ሔርሜላ በታ ኣብቲ ቪድዩ ተጻሒፋ ዘካ ቑጽሪ ስልኪ ኣብ whatsup or tielegram ክትረኽብና ትኽእሊ ኢኺ፡የቐንየልና።
@@natanemtewahdo3309 Nummer ayren alku ane abey ab lali malet yu!
ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኮቦሮ ደኣ ከምኣ ጌርካ ዝተላምደና ዝሓወይ።
ክቡር ሓወይ አነስ ድልየት ኣለኒ ለይትን ቀትርንየ ስለናቱ ዝሓስብ ክቡር ሓወይ ዝነብረሉ ስዑዲ ዓረብዩ ግን ክኢተጵያ ክራር ኣምፂአ ኣለኩ ካብይቱብ ረአዉን ይላመድ ቀልጢፈ ዝክእለሉ መንዲ ተልዩባ ምክርካ ለግሰለይ ወይዉን ካብ ዩቲብ ወፃኢ መምሀሪ እንተልዩ ሓግዘኒ ወይወን ብካልእ መንገዲ ትምህር ተኮንካ
ኣጀኪ ሂሚተይይ ኣምላክ ጥበቡ ይግለፀልኪ ሰብ ይሓስብ እግኣብሄር ይፍፅም እዩ ኣምላክ ዝደለናዮ ይዓድለና እበር ኩላትና ኢና ህያበይ 💓
@@ብዓልቲተስፋ ፍሮዮ በዚዉን ረኪብክኒ ናቀደምዩኮ😘
@@መንበረፍቕሪRUclips ሓጂ ከ ክእልክያ ዶ ዝያዳይ
ዝያዳይ በጃኪባ ክራር ከመይ ገይርኪ ኣምፅእክ ክረክብ ኣይክኣልኩን😢
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና
ኣስይይይይ ቃል ሕይውት የስመኣልና ፅጉኡ የብዝሕልካ ክቡር ሓውይ
ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ ንዓይሲ ዜማ እዩ ኣብዩኒ ዘሎ
ተባረክ ዝሓውርይ ህድኣትካ ክንደይ ይምስጥ❤❤
ብሓቂ ጸጉኡ የብዘሐልካ አግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ትዝደልዮ ናበረኩ ኣብዚ ረኪበ ተመሰገን ዓሰብካ ይኽፈልካ አግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓወይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ዮናሲ ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ እመ ብርሃን ወላዲተ ኣምላኽ ምሳካ ትኩን ናዓይሲ ኣባትኒ እያ
አሜን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕክብር ሓዉና ኣነ ክራር ደልየ ነይረ ኣብ ስዕዲ ዓረብ ዘለኩ ም ዝትፈልጡ ባ ተሓባበርኒ ክብራት ኣሕዋተይ
ብመሰንጀር ንዒ
@@Tewahdo519ኣለክ /ካድዩ ማማየ
Zemara Melkiti yismalna 🎉deszebeal
ዮነይይ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣምላክ ትምህርትና ይግለጸልና
Amen ( 3) kale hiwet ysmealna kubur hawna Egzabiher tsegeu yebzehelka
Kale hiwet yesmealna kubur hawna 🙏🙏 🙏 .
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና።
Thank you Yonas betami tsbuk, ketselo agedasi temehrti Eyu ! Egziabheir yehageska 🙏🏽
ብሓቂ ቃለ ሂወት ያስመዐልና ክቡር ሓውና
ቃል ህይወት ያስምዐልና ክቡር ሓዉና
Kale hiwet yesmealna
ጽብቅ ቀጽሎ መምህር ዘሓወይ ግን እደይ ከመይ ክፈትሖ ይክእል
ብሓቂ ጸግኡ የብዝህ ክቡር ሓውና ንሕናም ክላመድ ኣምላክ ይሓግዘና✝️❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብረተይ ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሓልካ ክቡር ሓውና
Btami kbret yhabelna kubur hawuna egziabiher auzizu ybark
አምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ዮኒ ሓዉና እቲ ዝደልዮ ዝነበርኩ እዩ ብሓቂ p2 ኣይትደንጉየና ኢኻ
ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ደስ ዘብል ትምህርቲ።
ኣቐዲመ ዝጀመርክዎ ትምህርቲ ግን መምህር ኮፍ ኣቢሉ ዝምህር ኣይረኸብኩን።
ካብ ሕጂ ግን በዚ መሃሪ ዝኾነ መደብ ጀሚርካዮ ዘለኻ ቀጽሎ ኣይተቛርጾ ኣጆኻ
ናብ ሱዑዱ አለኩ ብከመይ በገና ክላመድ ክክእል ብጣዕሚ ድለየት አለኒ ግን ብምንታይ ክርክብ
ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ውይ ተመስገን አምላኬ ናይ ልበይ ሓሳብ አፕሌክሽን አውሪደ ይላመድ ኔረ ግን አዊኒ ብሓቂ ክውር ሓውና ቀፅለሉ ኢካ
Nufua zahawey qale hiwet ysmalna
እግዚአብሔር አምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዘብል
በግና ክላመድ ክቱር ድሌት ኣለኒ ኣብዚ ዘለክዎ ዓዲ ግና በገና ዘይርከብ ኮይኑ።
እንድሕ ደሊካ ናብቲ ዘለካዮ ክሰደልካ ይክእል እየ
@@tslatsoony6869 ይክኣል እንተኮይኑ ድኣ እሺ እግዚአብሔር አምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብዙሕ ግዜ ሓቲተ ግና ክረክብ ኣይክኣልኩን
@@Dngl.maryam.wahsey ምስ ረኸብኪ ንገርን ሓፍተይ/ሓወይ ኣነ ውን ክለምድ ድልየት ኣሎን ከም ፍቓድ ኣምላኽ
@@ፍረወጀረተይቲ ናይ ፈይስ ቡክ አድራሻኪ ጽሓፍ ክነግረኪ እየ
ሰላም ክብር ሓወይ አነ ለማዕንቲ እየ
ህልሚ ሓልመ እና ክርራር ክብር አለዎ
እና ክራር ገዝእኽ አብ ኦንላይን ተለማመድ ዝብል ህልሚ እየ ሓልመ
አነ ካዓ ካብ ድቃሰይ ምስ ተሳእኹ ብትፈጠረ ነገር ተገርመ እየ እና ናብ ፈስብክ ብምእታው ናይ ክራር ሽያጭ ምስ በልኩ አብ ዘለኹም ሃልኹም አዝዙና ናብፅሐልኹም እና ብሎም ቁፅር ስልክ ብዝ ዱውልልና ዝብል ረኽበ ደደይሉኒ
ቀፅለ ካዓ አብ ዩትዩብ አትየ ልምምድ ክራር ምስ በልኩ ወርድለይ
ብጣዕሚ እየ ተገርመ ምኽንያቱ አነ ዓለማዊት እየ ነይፘ
ብህልመይ አምላኽ የምህረኒ ተመስገን
እዝ ሕያዋይ ጋሳ አመስጉንለይ
ጸጉኡ የበዛሕልካ ሓውና
😍😍😍😍😍😍😍
Amlak xegu yebzehalka zehawey
ክቡር ሓው ክራር ደልየ ነይረ ኣበይ ክረክብ ይክእል ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ
00201124213937
በዛ ቁጽሪ ደውለለይ
Wow thank you zhawna.
Amlak xegu yebzhalka kbur haw, kabey kgez ykl?
ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ ስይሚ ከመይ እዩ ናብነት ሀ ከመይ ንወኦ ፊደላቱ ከመይ እዩ ወይም G A B D E G ኦኢሎም ዝስይምዎ ንገረና 6 ገመድ ከ
ጸጋኡ ይብዝሕልኩም ጽቡቅ እዩ እዚ ትገብርዎ ዘለኩም ኩሉ ዓዓቅሙ ክተሓጋገዝ ጽቡቅ እዩ ይቕሬታ ድምጺ ግን ተትውስኩላ ጽቡ ኔሩ።
Eten he he he zibla ba sidedeley
አብ አዲስ አበባ ክራር ከምፀአለይ ዝክእል
abey diki zeleki bdhl ksded ykeal eyu ksab hji tezey rekibki kthababereki
Bezia kuxri tewekesena .
+20 112 4213937
ሰላም ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ ኣብ በገና እንታይ ዓይነይ ቕኒት ክንጥቀም ዝበለጸ ማለተይ c b ተስፋ ይገብር ተገዲስካ ክትምልሰለይ።
ፊሊ ሓወይ ኩሉ ዓይነት ኣቃኒካ ትኽእሎ እንተ ኮይንካ ብኹሉ ህረም yonas grmay ኢልካ ብመሰንጀር ደውለለይ
@@tslatsoony6869 ክብር ሓወይ በገና ብከመይ ክረክብ ይኽእል ተገድስካ መልስለይ
@@ፍረወጀረተይቲ ኣበይ ድኪ ዘለኪ
Bro be privat knrkbka yfkdna diyu
Facebook wey zkone telka Ba sdedley krkbka dele thank you❤️😁
ሰላም ንዓኺ ሓፍተና ሔርሜላ በታ ኣብቲ ቪድዩ ተጻሒፋ ዘካ ቑጽሪ ስልኪ ኣብ whatsup or tielegram ክትረኽብና ትኽእሊ ኢኺ፡የቐንየልና።
@@natanemtewahdo3309 Nummer ayren alku ane abey ab lali malet yu!
ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኮቦሮ ደኣ ከምኣ ጌርካ ዝተላምደና ዝሓወይ።
ክቡር ሓወይ አነስ ድልየት ኣለኒ ለይትን ቀትርንየ ስለናቱ ዝሓስብ ክቡር ሓወይ ዝነብረሉ ስዑዲ ዓረብዩ ግን ክኢተጵያ ክራር ኣምፂአ ኣለኩ ካብይቱብ ረአዉን ይላመድ ቀልጢፈ ዝክእለሉ መንዲ ተልዩባ ምክርካ ለግሰለይ ወይዉን ካብ ዩቲብ ወፃኢ መምሀሪ እንተልዩ ሓግዘኒ ወይወን ብካልእ መንገዲ ትምህር ተኮንካ
ኣጀኪ ሂሚተይይ ኣምላክ ጥበቡ ይግለፀልኪ
ሰብ ይሓስብ እግኣብሄር ይፍፅም እዩ ኣምላክ ዝደለናዮ ይዓድለና እበር ኩላትና ኢና ህያበይ 💓
@@ብዓልቲተስፋ ፍሮዮ በዚዉን ረኪብክኒ ናቀደምዩኮ😘
@@መንበረፍቕሪRUclips ሓጂ ከ ክእልክያ ዶ ዝያዳይ
ዝያዳይ በጃኪባ ክራር ከመይ ገይርኪ ኣምፅእክ ክረክብ ኣይክኣልኩን😢
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና