Jstudio ኤርትራን ኢትዮጵያን ምፍጣጥ። ታንክታትን ነፈርትን ኢትዮጵያ ይዳለዋ። ኢትዮጵያ ኣብ ከበባ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 1 ноя 2024

Комментарии • 74

  • @samueldembelas5103
    @samueldembelas5103 Месяц назад +3

    btami tsbuk tntane josi keep going

  • @YOhansarada
    @YOhansarada Месяц назад +5

    ኣብ ዓሰብ ናይ ሓደ ጥልያን እንዳኒኖ ዝበሃል ዓቢይ ሆቴል ጌጋ ይኽላኣለይ ከበዶም ብዓል ሃፍቲ ካብ ወፃኢ መፂኡ ብሸውዓተ ሚሊዮን ገዚእዋ ነይሩ እንተኾነ ግና ሻዕቢያ ወሪስዎ ይበሃል።

  • @hosieanatey3990
    @hosieanatey3990 Месяц назад +2

    ኣቤት ኣፍካ ማይ ዘምልእ ትንታኔ ሕልሚ ደርሆ ሸንካ ደቅስ we r eritreans never give up

  • @fthi3585
    @fthi3585 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 Месяц назад +1

    2ይ ሕቶ
    ህግደፍን-ደገፍቲ ናይቲ ስርዓትን በሃልቲ
    ቀዳሞት ጸላእትና
    ተጋሩ
    ወያነ
    ዓጋመ
    ኣመሪካ ወዘተ አዮም ዝብሉ
    ኣብ አስራኤል ተጋሩ ወያነ ኣለዉ
    ብኻራ ወይ ብጎዞሞ ክቐትልዎም ኣይረኣናን ኣይሰማዕናን
    በኣንጻሩ ንኤርትራውያን
    ንጉሆ-ንጉሆ ይሓርዱ ኣለዉ
    ስለዚ መን አዩ ጸላኢ

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane4650 Месяц назад +2

    💙💎💙

    • @YohannesAbreha-u5k
      @YohannesAbreha-u5k Месяц назад +1

      አብ ሰኒታ ዝባሀል እንዳጣባ ጀነራል ዝባሀል ቦታ ነይሩ አብኡ ስለዝዓበየ ብኡይጽዋዕ አሎ ማለት'ዩ 👍

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 Месяц назад +1

    ተደሪርና ከይንድቅስ የሴፍ ናይዚ ማፍያ ዉልቀመላኺ ኣብ ዓድና ዘሎ እከይ መጋብሩ ኣምጺእካ ድቃስና ኣብሪርካያ ግን ማዓለሽ ኣይከሰርናን 👍🩵🌺🩵🌺

  • @SamsomSami-r4t
    @SamsomSami-r4t Месяц назад +3

    Mrat hadia ktwled eya.....Zewldetwlad

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 Месяц назад +1

    💙💚💙

  • @freeomkesete1306
    @freeomkesete1306 Месяц назад +3

    ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ዲክታቶር ጨካን መራሒ ምውዳቆም ዘይኮነስ ኣብ ምንታይ ዓይነት ድንቁርና ይነብሩ ከምዘልዉ ዘይምፍላጦም ዩ ዘሕዝን

    • @Shigut
      @Shigut Месяц назад +2

      Kla guhaf .... tegaru aletawian dima kemu ilkum

    • @nataneeel
      @nataneeel Месяц назад +1

      ብሓቂ ክፋኣት ልቦም ከኣ ወስከላ

    • @Shigut
      @Shigut Месяц назад

      @@nataneeel kkk beti xerfikum xerifkumna . Amharay win meskiru iko ye Tigre libe 9 , 8 asqemto bi 1 achawetn....

    • @nataneeel
      @nataneeel Месяц назад

      @@Shigut tegaru eritrawyan kulkum hade

    • @Shigut
      @Shigut Месяц назад

      @@nataneeel somalia dika Gambela ?

  • @rankoshow2163
    @rankoshow2163 Месяц назад +1

    ኣታ ኪንደኻ ቱሑሱ

  • @yaklbelena6652
    @yaklbelena6652 Месяц назад +1

    Ata sahak moite andat arkey

  • @MehariZemichael
    @MehariZemichael Месяц назад +1

    መርከብ ሰላም ናይ ጃባን እያ ነይሪ

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 Месяц назад +1

    እዋይ አርትራውያን ክንሓምቕ ! ሓደ ሰብ ን ኢሳያስ ዘኸውን ተሳኢኑ ?

    • @nataneeel
      @nataneeel Месяц назад

      ኤርትራዊ ደኣ ንሓድሕድካ ተባላዕ በሎ እንበር ሰነፍ ዝኾነ ህዝቢ

  • @NNY-INTERTAINMENT1722
    @NNY-INTERTAINMENT1722 Месяц назад +2

    እታ ርእስኻ ከመይ ድያ ትሓስብ ኣታ ርእሲ ኣድጊ 1 ቢልዮን ዶላር ን3 ሚልዮን ህዝቢ ከመይ ጌሩ እዩ ንነፍስወከፍ ሰብ 34 ሽሕ ዶላር ዝመጾ ርእሲ ታኒካ ዋሒድ ኪድ መጀመርያ ፍልጠት ቅሰም። ከም በዓል ከማኹም ፍልጠት ኣልቦ እዮም ነዚ መንእሰይ ዘጥፍእዎ ዘለዉ የሕዝን እዩ።

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 Месяц назад +1

    ዋይ ኣነ አርትራዊ ዚ ኹሉ ተቓሊሰስ መላገጺ ሓደ ዕዋላ!

  • @amanielu4216
    @amanielu4216 Месяц назад +2

    ዮሴፍ ስለ ምንታይ ኢኻ ንህዝቢ ሓማሴን ሙሉእ ትጸርፎም ዘለኻ ?

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jw Месяц назад +1

    KILETE:
    HASSADAT
    DUDATAT
    RESHAT
    HAYMANOT ZEYBLOM
    HAMAYTI
    METAKOSTI
    "ZEY ERITRAWYAN"
    WEREJA MAEDO::
    YOU WILL NEVER C ERITREA 🇪🇷 AGAIN::

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 Месяц назад

    ጆሲ ፡ ብተወሳኺ ፡ ናይ ስብሓት ነጋን ፡ መስፍን ሓጎስ ፡ ካብ ዓላ ናብ ኣስመራ ናብ ቃኘው ምስ ኣስራተ ካሳ ዘራኽቦ ዝነበረ ተስፋንኬል ጆርጆ ድሓር ኣብ 1991 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝቐተሎ ውን ኣይትረስዓዮ ።

  • @angosomhaile9845
    @angosomhaile9845 Месяц назад

    ጉድ እንድዩ ወሪዱና ዘሎ

  • @beyenetewolde1332
    @beyenetewolde1332 Месяц назад

    ዋጋ ድንቁርናና ክንሓፍስ ቀሪብና መስለኒ። ኣብዚ ሰላሳ ዓመት ጥዑይ ኣእምሮ እንተዝነብረና ንኢሳያስ ኣወጊድና ብቑጠባ ማዕረ ኢማራት ብወታሃደራዊ ሓይሊ ማዕረ እስራኤል ምኾና ኔርና። ሕጂ ግን ኣብ ኢድ ጎረባብትና ንወድቀሉ ጉዜ ርሑቕ ኣይኮነን።

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 Месяц назад

    ሕቶ
    ዋንነት ባሕርን-ወደባትን
    ህዝቢ ኤርትራ ዘይረብሓሉን
    ዘይጥቀመሉን
    እንታይ እዩ ትርጉሙ
    ህዝቢ ኤርትራ ይረብሕ ድዩ ዘሎ
    ወይስ ይጉዳአ

  • @smumd
    @smumd Месяц назад

    ሠላምማት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @ውፃዕማዓትዓደይ
    @ውፃዕማዓትዓደይ Месяц назад +1

    ❤🎉

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 Месяц назад

    First 1 September kkkkkk ❤❤

  • @KahsayKubrom-y2t
    @KahsayKubrom-y2t Месяц назад +2

    welcome josi❤❤❤

  • @Yemane-zn4ku
    @Yemane-zn4ku Месяц назад +3

    ata kemey aneti deqoro eka baal nsikas hager ktimerhi wey gud butuk

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 Месяц назад

      ተጋጊኻ ሊቅ ተንታኒ እምበር እቲ ድንቁርና ዋንኡ ባዕልኻ ደፋር

    • @danielhaileyesus1576
      @danielhaileyesus1576 Месяц назад

      @@tiebeghebru2649 Quahmam.

  • @MehariZemichael
    @MehariZemichael Месяц назад +1

    ሕማም ባሪያ ሒዚዎ እዩ ነይሩ ንሱ ዳኣ ክክክክ

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 Месяц назад

    ጉድ ረኺቦም ኢትዮጵያውያን መሳኪን ሕሙም ሕብረተሰብ አጋጢምዎም

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 Месяц назад

    ኣማኑአል ፡ ገረዝጊሄር ( ውፉይ ) ፡ ሰልጠነ ፡ጆሲ ፡ የማነ ኢንፍፕሚድያ ፡ ሄኖክ ፡ ኣጆኹም !

  • @hagossolomon6148
    @hagossolomon6148 Месяц назад

    Josi nay bhaki agalalxa qexlo awetna qribu eu

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 Месяц назад

    ግዝዋ ዲኹም ትብልዎም እዞም ባራዩ ኣነ እኳ ባምቡላ ኢሰያስ እየ ዝብሎም ዕሽነቶም መግለጺ ተሳኢኑዎም 291 ኮድ ተኣምር ተባሂሉ 😅 ኣይትሳኣኑ ብሩኻተይ🩵🎉🩵🎉

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 Месяц назад +2

    Welcome J.studo

  • @rora3757
    @rora3757 Месяц назад +3

    ኩሱ እማ ትግራይ ጉዳይና ኣይኮነትን ገትሮምና ኣብ ድፋዕ 20 ዓመት ጎሳሳት ጎሲሶምና

    • @smumd
      @smumd Месяц назад

      አይ ተካል ተገተረ መን ተንከፈና እሉካ ሓሳኪ መረእይከፉኡ😏😏😏😏

    • @rora3757
      @rora3757 Месяц назад

      ጋሓፍ ገና ክትላሓሱ ዩ ድልየትና ገና ዝይከፈልኩሞ ኣሎ ማስጣ እዛ ኣብ ባሕርን፡ምድረበዳን ዝከፈልና ዮም ትግራዋይ ክከፍሎ ዩ

    • @smumd
      @smumd Месяц назад

      @@rora3757 ተፀበዩ ንእሸተይ ህግደ ዕምሪኩም ቀረባ እያ ንሰሀ እተዩ😥😥😥😥😥😥😥😂😂😂😂

    • @nataneeel
      @nataneeel Месяц назад +1

      ​@@rora3757 ኣቱም ሰባት ክንደይ ትናኸሱ ኣትማን ምሳኹም ካብ ምንባር ስደት ይሕሸኒ ወላ ድሕሪ ኢሰይስ

  • @yaredgare8339
    @yaredgare8339 Месяц назад

    ወድ ባንጣ 😂😂😂😂😂😂😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤ ጆሲ በሳቅ ከደልከኝ

    • @nataneeel
      @nataneeel Месяц назад

      ኣረ ተው ያራዳ ልጅ ብሳቅ ኣትግደለኝ

  • @stevetsegay3930
    @stevetsegay3930 Месяц назад +1

    I don't want to see pictures of the brutal dictator so this video is Not for me. Thanks.

  • @beyenetewolde1332
    @beyenetewolde1332 Месяц назад

    ሓራት ትበሃል ናይ ህዝቢ መጓዓዝያ መርከብ 2500 ሰባት ትጽዕን ካብ ናይ ግብጺ ካምፓኒ ዝገዝእዋ ሓንቲ መዓልቲ ኣብ ባጽዕ ምስተረኣየት ሃለዋታ የለን።
    ብዛዕባ ኣማውታ መሓመድ እንዳ ኦሞ ግን ካብ ሳክቲዝም ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ።

  • @aemas3942
    @aemas3942 Месяц назад +2

    ኣንታ ኣብዚኣ ዘሎ ጭፍሉቅ: ንባዕሉ ካብ ግዝዋ ዝዓበየ ግዝዋ ከሎስ ግዝዋ ኢሉ'ከኣ ይጻረፍ!
    ሕጂ'ከ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ እንታይ ኣለዋ ዝብል'ሲ: ኣቢይ መራሒ ናይ ኢትዮጵያ'ዶ ኣይኮነን ተጠሊዑ ወደብ ዓሰብ ክወስድ ዝተደናደነ!
    ሙኻን እዚ ንዓኻ ጉዳይካ ኣይኮነን! ጉዳይ ትግራይካ ጥራይ ግበር ጀልፋፍ

    • @fthi3585
      @fthi3585 Месяц назад

      ተማሃር ንኡስይ ሐቂ አይምርርኻ ህግደፍ መንደፍ ጉዝዋ ኽውሕዶ እዚ ማፊያ እስያስ ድያብሎስ ፀር ስላም ፀረ ምዕባሌ ፀር ህዝቢ ፀር እርትራዊያን መርገም ሱንቁ ማቶ ዑቡድ ኽልቢ ኽሉ ንዑኡ ባሪያ ኾይኑ ዘገልግል ማዳ ሃገር ኻንስር ህዝቢ እዩ

  • @abduabdu5390
    @abduabdu5390 Месяц назад

    ኢትዮጵያ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 Месяц назад +1

    መንቀኛ ቀታሊት ውድብ አመንዝራ ሻዕብያ ደም ናፊቓ

  • @merhawitesfazgi9631
    @merhawitesfazgi9631 Месяц назад

    Josi medebkum Agedasi knsu mara sahaq gn lagxi yemslo Alo rzn elkum antetqxlwo temeraxi mekone

  • @LualAbraha
    @LualAbraha Месяц назад

    Josi. Slame. Do. Ane. Abe. Asmera. Msetmls. Khezo. Ey. Zteb. Nire

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 Месяц назад

    Nei behaki sihike😅😂😂😂

  • @habtomnegid7211
    @habtomnegid7211 Месяц назад

    Kkkkkkk

  • @SurafielSurafiel-hz4vg
    @SurafielSurafiel-hz4vg Месяц назад

    Josi kings Tigrna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meharizerom2224
    @meharizerom2224 Месяц назад +1

    jossi ana kemka zeflta nelan neza politka ❤❤❤❤ b kemu ya zeftweka eska nay poultica and ema nay sport kef tehbne ekum bezygdes elmka

  • @DudhDjd-x1p
    @DudhDjd-x1p Месяц назад

    Iosi kulu txarebo jhki u

  • @keflommengsetu5135
    @keflommengsetu5135 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤