Helen Asli meharyen eske Akadadna !! Kderfa dyen hfretn rekiana eyn zmexa Eko gerimna eu zelo. So good job habibti. Rhuss 2020 ygberelna diki Eri Ayney 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇨🇭🇨🇭🇨🇭
I have been listening to this great music for the last two days non stop at home,driving to work,at work and with family,I couldn't stop.What a great music.Hellu Shikor have a blessed holidays and happy new year 20/20.
Helu shikor nic Job Gal Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷amete selam amete rahwa ygberelna ms family yerakbena 2020 ab zelenayo selam yewrdelna fetari.GBU deki Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሄለን መለስ ሎምስ ናብ ደለይቲ ፍትሒ ገጽኪ መጺኺ ኣለኺ because እዞም ኩሎም ዚተሓጋገዙኺ ናይ seattle wa ኩሎም ተቃወምቲ ኢዮም ንኹሎም ይፈለጦም ኢየ ፡ ፡ which is good and welcome ሄሎ so stay bless y’all .🇪🇷❤️
Great song Helen. Love your sweet voice!!!! I love the way TekleHaymanot Kinfe plays the Chira or Masinqo. It added beauty and sweetness to the song. He is becoming an expert on playing the Chira like the great legend Gebretsadik Woldeyohannes.
*Keep doing what you're doing & don't allow haters to stop. *just focus on the people that support you. *Remember that you're legend at singing tigringa that's why haters are jealous. My advice to everyone Animals don't hate, we're supposed to be better than them.
አኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ ግን የኤርትራን ሙዚቃዎች ውስጤ ነው ደስ ይለኛል
ሁላችንም በያለንበት ፈጣሪ ይጠበቀን!!!!!
Amen(3)
❤❤❤❤❤❤@@yoniyelij4996
ኣብ 2020 እስከ ጸርፍን ባእስን ገዲፍና ፍቐርን ሰላመን ነግበር ደቂ ኤረይ ጽቡቓተይ
❤aa👶😶😶👶
@@ShHd-x1i😢
ኦ ኣምላከይ ሃገርናን ህዝብናን ባርክ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ደቂ ኤረ
ትውለደ ኤርትራዊ ነኝ እደገቴ ኢትዮጵያ ቋቋ ቢቸግረኝም ሙዚቃ በመሥማት የኤርትራ አደኛ ነኝ ሔለንዬ እወድሻለው ❤❤
Meseret Nazrayd
ግን ኮ አማርኛ ና ትግርኛ ብዙ አይለያይም
Ane dom anchi new mewedew konjey
Eshi marrye chanelen subscribe bemareg ye Eri fkr asaygn
@@africanhabesha9650
እሽ ካልሽ (ካልክ ☺
@@yohannesyonas8909
kkkkk እኔን ነው ☺
Helu ኣካዳድናኺ ኩሉ ግዜ እርኑብ
ብቅዓትኪ ኩሉ ግዜ ምሉእ
ሎሚ ዞሎዋ ስነጥበባዉያን እኮ ቅድሚ ምስ ሽመንን ጥበበን ምስ ኣጥባተንን ብታንተን ኢና ንላለ ኮስታሪተን ትምጻእ ብፍላይ. ናይዞም ጎረቤትና እሞ ዘረባ የብሉን።😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኤርትራውያን የሕዋተይ 2020 እዚ ስቅ ኢልካ ጸርፊ ናይ ዱኹማት ኣታሓሳስባ ክንገዶፎ ኣለና ከምኡ ዉን ከም ዓሳ ነንሕድሕድና ካብ ምብላዕ ንተሓላላ። ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልኩም።
❤👌
❤🇪🇷❤🇪🇷❤👌
Zereba lebamat
Amen Amen Amen
hawey blessed
Amen amen 🙏🙏🙏👌👌👌👌
ትግረኛ አልችልም ግን ሄሉዬ በፍቅር ነው የምወድሽ ኤርትራ መዚቃ ውስጤ ነው💚💛❤&🇪🇷 ሰላማችሁ ይብዛ
አሜን ብሩከይ
Amen
ሰላምሽ ብዝት ይበል
@@RobiRobi-by7yr 😬😬
ምነው ጸረ ሰለም👊👊👊👊@@robelmukur8982
ሄሉ ሽኮር ስሕልቲ ድምጺ 100%
ስዝኒኖ ግጥሚ 100%
ዜማ በረኸት 100%
ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ንኤረትራ ምስ ህዝባ ሰላም ኣውርደላ ዛንታ ኣቤልን ቃኤልን ኣባና ከይድገም
ንለምን 2020 ሰላም ህዝቢ ኤረትራ ሒዛ ትምጻና like ከምዚ ትምነ ።
Amen Amen Amen
Amen amlak ysmeana
ዋውግን
ዋውግን አግቢኝ
@smegni😢shamye909
ኹልና ኤርትራውያን ብጣዒሚ ኢና ነኽብረኽን ንፈፈትወኽን 🇪🇷❣️
That language makes me feel at home... its a love language reminds me of where I came from .... love from Nilotic 🇰🇪🇰🇪
ናይ ሄለን ሙዚቃ እናሰምዐ ዝዓበየ እስከ ኢድኩም ላይክ ግበሩ
*ንግስቲ መድረኽ we love you ሄሉ ብቅርቲ🇪🇷❤❤🌟*
#ግጥሚ ሱዚኒኖ
Kkkkkkkķkkk
Ermi 🤙
Ermi love 😍😍ፍሬንደይ
Nay behake hawayyyy
helen shkore kemey dekey meksn nay bhakey nice job great God bless sweet
ሄሉ ሽኮር ቆንጆ ደረፊ ,ናይ በረከት ኢድ እንተተሓዊስዎ ዝያዳ እዩ ዝምቅር ,
@ዘመንካ ይመለስ ጣኒቆ ዜማ ዝሃባ ኣብ እስትድኡ ዘቀናበረላ ,በረከት ወልድ ይባሃል ንቡዝሓት ኤርትራውያን ዘሓገዞም ዝሰረሐሎም .
@ዘመንካ ይመለስ ጣኒቆ ኣነኮ ንዑኡ እየ ኣድናቆተይ ገለፀ ዘለኩ ,ኣብቱ ናታ ዕደመ ምስበፀሐማ ካብ እሳ ዝሰረሐቶ ንልዕሊ ክሰርሕ እዩ ,,ግን ግን ንምንታይ ተናዲድካ /ኪ ካብ ናይ ኤረትራ ንበይና ኣይኮነን ሂቡ ደርጋ ፍርቅም ናቱ ኢድ ዘለዎ እዩ ምንዳድ ተኮይኑ ኣብ ናይ ኩሎም ናኣተካ ፃሓፋ ተናደድ ዘይቀሪ
አኔ የአትዮጵያ ልጅ ነኝ ግን በጣም ነው ምወዳት 🥰🥰🥰🥰
አኔ የአትዮጵያ ልጅ ነኝ ግን ኤችይ ልጅ ወስጤ ናት አወዳት አለሁ ❤️❤️❤️❤️
ሄሉየ መኣዛ ናይ ኤረይ😘😘😘😘💎🇪🇷💎
ብሉጽ ስራሕ ከም ኩሉ ጊዜ👈👌👍😘
ደቂ ኤረይ ሓላላት ኣኣብ ዘለናዮ ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ምቅርቲ ሓብተይ
@@ሰብሎሚ-ከ1ቀ 👈👈
@@robelmukur8982😢
2020 ዓመተ ሰላምን ፍቅርን ይግበረልና፣
ጥዑም ደርፊ ሄሉ ንግስቲ መድረኽ፡
ሄሉ በጃኺ እባ ሓደ መዓልቲ ምስ እዚ ምሉእ ግርማኺ ነዚ ኩቡር ባህልና ምሰሊ ማለት ቁኖ ምስ ዙርያ ጌርኪ ኪሊብ ስርሕልና!ወላ ኣይከሰብ ግጥሚ ካባይ ቅቅቅ
መሰል ሰብ ነኽብር ኣቱም ንጻረፍ ሰብ ምጽራፍ መግለጺ ፉኽሰትካ እዩ !!!
እዛ ቲመጺ ዘላ ዓመት ማዓልታት ተሪፍዋ ዘሎ ዓመተ ሰላም ዓመተ ቅሳነት ይግበረልና ደቂ ኤረይ
ንግስቲ መድረክ ኤሩና🇪🇷
ሄለን መለስ ዘዕበየና ጥዑም ድምጺ ንበርልና ❤️🇪🇷🙏
Shikor Helu
@ደላይ ሰላም! 😃
If you are reading this, I wish you a beautiful life and happy Christmas and happy new year all eritrean and Ethiopian 2020!
ሄሉ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ሰናይ ዘበን ይግበረልና
ኣሜን
Hilu shukor
@@samridaniel4352 Amen samri shikor
ደቂ ትግራይን ኢሬን አሕዋተይ ደቂ ሓደ ማሕዘል ሰላምኩም ይብዛሕ!
Kkkkkkkkkkkkkk teseterrr funfunatttt aynfalet aynmaletttt
ኣሜን❤💛
ነዛ ከመአን ተንብብ ዘለኻ ኣብ ስራሕካ ኣሰልቶ . ዓመት ራህዋ
ዓመት ቅሳነት ዓመት ዘመነ ምትእክካብ ይግበረልና።
Amen Amen Amen
ኣሜን👏
@❤marijon9680
ሄሁ ግርማ ሃገርና ካብ ድምጽኪ መልክዕኪን በካዳድናኪ ኩሉ ግዜ ምስ ኮራዕና G.B.U hero of africa
ንግስቲ ትግርኛ! ሃም ወትሮ ቆንጆ ስራሕ እዩ ሄሉ ሓፍትና። ድማ ብዚ ደርፊ ኣብ መቐለ መጺእኺ ሹሽ ክተብልና ተስፋ ንገብር።
kiros haileselassie expensive $$$$$$ That’s helen 🥰🇪🇷💪🙏🏼😇👌
I like Eritrean songs🎧, and I love Eritrean people so much, from Sudan🇸🇩
We l love you too bro ❤️
And we love peaple of sudan txs
@@eriboy9694 that's good my bro😎
@@abduibrahim1519 that's great👍
🙏💕🌷👍👍
ናይ ፍቅሪን ሰላምን ኣመት ትኩነልና ንኩላትና ኤርትራውያን ኢሞ ኣይንበኣስ ኣይንጻረፍ 2020 ናብ ሃገርናን ህዝብናን ኣምላክ ይባርከልና ።
ይበል ደርፊ100% ኣካዳድና ድምስጥ ብጣዕሚ ጽቡቅ ከም ኩሉ ግዜ👌👌👌
Helen Asli meharyen eske Akadadna !! Kderfa dyen hfretn rekiana eyn zmexa Eko gerimna eu zelo. So good job habibti. Rhuss 2020 ygberelna diki Eri Ayney 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇨🇭🇨🇭🇨🇭
I have been listening to this great music for the last two days non stop at home,driving to work,at work and with family,I couldn't stop.What a great music.Hellu Shikor have a blessed holidays and happy new year 20/20.
ሓየት ሄለና ንግስቲ ሙዚቃ ኤርትራና ኣጆኺ ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ከመይ ቀኒኹም ደቂዛ ብርኽቲ መሬት 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክቡራት የሕዋይ ኣብዝሃለና ሃሊና ንፋቀር ባእስን ዕግርግርን ኔው ንበሎ መፍቶ ጸላእቲ ኣይንኩኹን ሄሉ ከኣ ይቀንየልና!!!
ድምፅኪ ናይ ዊንታ መሲሉዶ መሲሉኒyu?
ሓሪፍ ስራሕ ትግርኛን ይዕበ ስርሑ ብዓለም ይፈለጥ ።
ናይ ሄለን ቁንጅና እተድንቁ like ጠውቅለይ ኩሉ ግዜ መንእሰይ😘😘😘
በሪቃ'ላ ፃሓየይ ! Kemu kbl endahasebku
Men wintaa???
one love n eta tgraweyti derafit ^ meksebey^ ela tderf msh ala
Hakka aleka ane wn kemu koynu tesemieni....ezney du ye kbl xenihe...bfley ktjmr enkela
እስከ (like) ሄሉ ሽኳር ጻብቅ ኩሉ ነገራ ደቂ ኣረይ ካኣ ንኩሉኩም ስላምን ጥዕናን።
ሄሉ ሽኮር ናትኪ ደረፊ ኩሉ ግዜ ጥዑም እዩ ኣዶ ትግርኛ ጀግናን ኢኺ ኣንሕና ተጋሩ ብጣዕሚ ነኽበረክን ንፈትወክን ንሰላም ክልቲኡ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣብ መቀለ ዝገበርክዮ ኮንሰርት ታሪኽ ዘይረሰዖ ስራሕ ኢኪ ሰሪሕኺ ሄሉየ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንዓኺን ደቂ ኤረይን ካብ ዘፈትወኪን ዘኽብረክን ሓውኪ ኣብረሃም ትግራዋይ
ሄሉ ሽኮር
ስላም ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራን ይኩን እሜን በሉ ኩላትኩም ደቂ ትግርኛ❤💛❤&🇪🇷
ክክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂 ቆማል
@HayatEmam-iy3i😢r
እውይይይይይ ምቅርተይ ሄለ ናይ ሙደይ pls ላይክ ሃቡኒ ማራ አየ ዝፈትዋ
God bless all eritran ppl
ኣምላክ ን ደልዮ ይሃበና
*ንሕና ተተሓላሊናን ተተፋቲናን ኢና ክንምዕብልን ክንማሓየሽን ንኽእል። ንሕና ነንባዕልና ተተባኢስና ድማ መፍቶ ጎረቤትን መስሓቕ ዓለማትን ኢና ንኸውን። ስለዚ ሓደራኹም መፍቶ'ቶም ጸለእትና ኣይትግበሩና። ኣምላኽ ካብዚ ኣነዋሪ ተግባር ኣውጺኡ ምስ ንፈትዎምን ነፍቕሮምን ስድራና የራኽበና። ብሉጽ ስራሕ ሄሉ*
Amen
ድምጺ ሓፋሽ Amen kemaka lebam yebzehayo 🙏🙏🙏
Waww😍
Amen lebam hawk/hafti
Anta bruk hakka bejakaske madelna
Helu shikor nic Job Gal Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷amete selam amete rahwa ygberelna ms family yerakbena 2020 ab zelenayo selam yewrdelna fetari.GBU deki Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሄሉ እንወድሻለን ምርጥ ስራ ነው
እኛ ኢትዮጵያዊያን የስራዎችሽ አድናቂዎች ነን
እንወድሻለን
*ድምጽኺ ሰሚዓ ደሃይኪ ሰሚዓ መኣዛይ ኣለኺ'ዶ ንዕኒ እንዶ። ሄሉ ምቅርቲ ኮኾብ ኣዋልድ እንቋዕ ደሃይኪ ሰማዕና 😍❤😍*
ሄሉ ሽኮርር ንስኪ ኢኺ መኣዛ ብሉጽ ስራሕ 100% ግጥሚ ሱዚ መቅሰን 100%
ርሑስ ቅንያት ሓድሽ ዓመት ደቂ ኤረይ
መጀመርታ ግዜ ቀዳማይ ጺሒፈ Like ኣጋብዙኒ!
ሰሜንን ደቡብን ትግራይ ካብ ሰሜንን ደቡብን ኮርያ ምዃና ርሒቅና ከም ምብራቕን ምዕራብን ጀርመን እንኾነሉ ግዜ ሓፂር ክኸውን ንፅዓር። ንግስቲ ደርፊ ትግርኛ ሄለን ዕድመ ይሃብኪ። ናይ ፪ መድረክ ጅግና።
ሄሉ ሹኮር እንኻዕ ዳሓን መጻኣኺ!!!
ናይ በሓቂ መኣዛ ዘለዋ ደርፊ እያ::
ዝኸበርኪ ድምጻዊት ሄለን ሓፍትና ጽቡቕ ስራሕ ከም ኩሉ ግዜ።
ምትብባዕ ኣይንሕመቕ።
Helu mikirti enkae bselam metsaki ❤❤😍
eski like habuni nay selam des elun
መኣዛየ መኣዛ ናይ ፍቅሪ መኣዛ 💛 መኣዛ 💚 የፍቅረኪየ በለኒ ወላ ከምዛ ዋዛ💛 መኣዛ❤ እነኹ በይነይ ከፊእኒ ኣብ ጽምዋ ገዛ💛 መኣዛ💙 ወይ ቀልበይ ምለሶ ፍቅሪ'ሎ ምሳኻ ወይ ዉሽጥኻ ስማዕ ጽን በሎ ልብኻ💗
ካበ ኢትዮጵያ ንሂልን ሽኩር ጥዕምቲ ደርፊ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💛❤️
ህዝበይ ህዝቢ ኤርትራና
ዝዓበና ዝነኣስና
ኣብስደትን ኣብ ዓድን ዘለና
ደገፍትና ተቃወምትና
ኣስላምና ክሪስታና
🙏በጃኩም🙏🙏 በጃና
😍ንፋቀር🥰❤ ንሓድሕድና
ነቃዕ ኣይንፍጠር ኣብ ሞንጎና
መታን ከድሰቱ ጸላእትና
ጛና ኣይነእቱ ኣብ ሞንጎና
ንደጋገፍ እንዳበልና ኣጆኻ ኣጆና
ፍቅሪ ይኹን ቀዳማይ ጭሩሖና
Naybhaki fkrie entelo Kulu Alo yhwatey Natey Nfakre Nkbabre 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏
😍😍😍😍😍
Seki beli haswi 😁😁😁😁
Ksab hgdef zelos mifkar zelo aymeslenin 🤔
@@michealweldeab4864 ንበገሰሉ ጥራይ ነፍስወከፍና ፡ ግደና ንግበር። ዘይከኣል የለን
Helu shikor nice song 🔥💓💓💓
Helu schkorrrr🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Helu shikor
Helu inde lbe
ሄሉ ዓይነይ ሽኮር
አንድያሞ ደቂ ኤረይ ላይክ ኮመንት ምልአ ነብለላ ነዛ ንግስቲ መድረክ
ዋው ገለ ዓይነት ሙዚቃ በሩከ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ኣሜን
ሄለን መለስ🇪🇷እና አስቴር አወቅ🇪🇹 መቼ ነው ድምፃቸው የሚያረጀው 🤔🙆
Endi Aster eko Helenin be 31 amet tibeltatalechi mn nektoshi new gin 2 best best ♥️♥️
@@tesfayhelen2003 👐👍
ሜርሲ ነኝ waaaaaaa asterko arogit natttt endie
እዋይ ትሓምሽየኒ ድምጺ 100። ኣይ ላብዩ ሄሉ ናይ ልበይ።
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ኣብ 2020 ዘይርኣካዮ ሽሻይ ይፍጠረልካ ገጽ እትፈትዎም ስድራኻ የርእኻ ኣሜን። 1.5k likes 🇪🇷🇪🇹🙏❣❤ልዕሊ ሄለን መለስ like ረኪበ ክክክክክ።ደራሲ ሓጎስ ወልደገብሪኤል (ሲዚኒኖ) ሰላም ንዓካ ይኹን ህዝብካ ብሃረርታ ይጽበየካ ኣሎ ሰለም ከየበለ ኣብ ጎንካ ኣለኩ ኢልካ ተደሃዮ ነዚ ኩሉ ስነጥበብ ሒዝካ ክትሕባእ ዓገብ።
Amen
Amen Amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜ
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Helu shikor enqan beselam mexikena, Helu Habibty💚💚👌👑👑. Wow 267K ab wesheti 1 mealti, Helu stil young & beautiful
ንኹለኩም ኤርትራውያን እንኳዕ 2020 ሓዱሽ ዓመትን ብሰላም አብፃሓኩም
ሄሉ ምቅርተይ ንሄሉ ዝፈቱ like 👍
ሄሉ ጋል ሓላል መሬት ጋል ኤርትራ ጻዕዳ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዮ ዝሓብተይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
Helu ane zednko natki akedadna eu 😘😍💃👌 Respekt full we Love u 😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሄሉ እዳጣዓመኸደ ድምጽኺ እዳ ጣዓመ እዳ ጣዓመ ኣቦይ ባህላዉይ ብጣዕሚ እዩ ዘጸብቀልኪ
We love you Helu jegna live a long life from Tigray Hafteki 💕💕💕💕 Eritrean ahwatana ayetasnu we tigray love you guys ❤️
❤❤❤❤
Ayokum nayna 😂
😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘
@@fruitsarelife148 rzz. Z. Z) ZDF
ይሄ እንግዲ ከ4 አመት በፊት ነው ማለትም ከጦርነቱ በፊት አሁን ምን እንደምታሥቢ አላቅም 😌
ሄሉ ሽኮር እንካዕ ዳሓን መፀእኺ መቅርተይ ካብ ዝድንቀኪ ዝፎትወክን ሓፍትኺ ካብ ትግራይ እቲ ሉዕል ፈጣሪ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ሶ ሰሰናዩ ።
Kitgrir delya ala yimeslni kula kitmets eya nab abay tigray
@@nas2023 ዌልካም ትግርኛ ኩሉ ትግሩር
I am oromo from Saudi only love Eritrean music
Eritrean music greater then all African music ❤
Mohammed Ibrahim Oh thanks we love Oromo too 😍
we love oromo song to and kind people.
We love u too long live Oromo people we r with u for ever 🇪🇷💪👌
Wesam wushetam
bella kimalam leiba wishetam Tigray people go off no body like u bullshite we Eritrea love Oromo & Amhara 👌🏻
ሄለን መለስ ሎምስ ናብ ደለይቲ ፍትሒ ገጽኪ መጺኺ ኣለኺ because እዞም ኩሎም ዚተሓጋገዙኺ ናይ seattle wa ኩሎም ተቃወምቲ ኢዮም ንኹሎም ይፈለጦም ኢየ ፡ ፡ which is good and welcome ሄሎ so stay bless y’all .🇪🇷❤️
Furti Queen Gal Eri ሄሉ ክትቋመር ኢልካ አይትሕሰብ ጋልመን ድያ
ሄለይ ሉለይ እንዳሓደርት ትጽብቅን ትምዕርግን፣ ሰስንልና ንበርልና ዓይኒ ኣባይኪ ይደፈን፤❤️🙏❤️🙏
ኣብዘዘለናዮ ፍቅርን ስኒትን ይንገሰልና 😍😍😍
2020 ዓመተ ትምህርቲ ፍልጠት ጥበብ ምክብባር ብዓብዩ ምትእኽኻብ ዓድን በረኻን ዘለና ይኹነልና
ከኤርትራ ዘፋኝ ሄለን በጣም ነው እምወዳት በመጀመሪያ የስማሗት ፍርፍር እለ አይነይ በሚለው ነበር በጣም የወደድኳት
Eway zey kyer dmxi helen meles the best singer🙏 kedameyti bdmxi kab tigrina dmxawyan GBU ! fkri yngeselna eske hzbi alem nkulu bmhretu ytemtena fetari🙏
እዋይ ጽባሕ ምሸት መሳዕስዒት ትኮነኒ ደርፊ ረኪበ፡ ጹሉል ለይቲ አዩ ክሕደር ኣቤት።
ጻላኢካ ይጸለል ካብ ምጽላል ሲ የድህንካ ዳኣ
ሄሊ ሽኮር እንኻዕ ዳሓን መፃኪ ንሄሊ ዝፈቱ ብላይክ ረጊፅኩሙኒ ሕለፉ 😍😍😍😍
ዜማ ሰራሒ ዳግማይ ቅዱስ ያሬድ በረከተይ እንካዕ ናትና ኮንካ ኣሰይ 💝💝💝👌👍
@ዘመንካ ይመለስ ጣኒቆ ኣንታ ሓወይ ድሌተይ ከድንቅ መሰለይ እዩ ሕጂስ ዳግማይ ቅዱስ ያሬድ በረከተይ እዩ ታሪክ ቁዱስ ያሬድ ትፈልጥ ዶ ዜማ ማህሌት ዝፈጠረ እዩ ኣብ ቤተክርስታንኩም ትጥቀመሉ ዘለኩም ናይ ቁዱስ ያሬድ ዜማ እዩ በረከት ወልዱ ዳግማይ ቅዱስ ያሬድ ምኻኑ ኣይዘንግዕካ
@ዘመንካ ይመለስ ጣኒቆ ኣንታ ንስካስ ደፋር ኢካ ቁዱስ ያሬድ እኮ ኣክስማዊ ፈላስፋ እዩ ኣረይቲ ክዑንቲ ዶ በልካ እንታይ ናይ ኣረይቲ ኩዕኒቲ ኣጥቂምኩም ናይ ባዕልኩም ዜማ ማህሌት ዘይምፈጠርኩም ነብስኩም ሰማይ ካብ ምስቃል ይምሓርኩም ምኩሓት ደቂ ቅዱስ ያሬድ ፈላስፋ ኣክስማውያን ኢና
Ati gohaf wgin wxi ayniki twxa
Ajoki
@@omexhabeshawi6337 ዘይምፅራፍ ካሊእ ዓቅሚ የብልኩሙን እንዳ ህግደፍ መንደፍ
እዋይ ሄሉ ንግስቲ ደርፊ ትግርኛ ብሽም ሄለን ላይክ ደቂ ኤረይ
I don't know why people dislike this clip. Helluye ajoki haben Eritritrawian. Always beautiful......
Great song Helen. Love your sweet voice!!!!
I love the way TekleHaymanot Kinfe plays the Chira or Masinqo. It added beauty and sweetness to the song. He is becoming an expert on playing the Chira like the great legend Gebretsadik Woldeyohannes.
መኣዛየ መኣዛ ናይ ፍቅሪ መኣዛ 💛
መኣዛ 💚
የፍቅረኪየ በለኒ ወላ ከምዛ ዋዛ💛
መኣዛ❤
እነኹ በይነይ ከፊእኒ ኣብ ጽምዋ ገዛ💛
መኣዛ💙
ወይ ቀልበይ ምለሶ ፍቅሪ'ሎ ምሳኻ
ወይ ዉሽጥኻ ስማዕ ጽን በሎ ልብኻ💗
-------- --------- -------- ---------
ሄሉ ሽኮር ንግስቲ መድረኽ👑 ከም ኩሉ ግዜ ጥዕምቲ ደርፊ ፡ ኣይትጥፍእና በጃኺ ።
ሄሉየ ምቅርቲ ናትኪ ድኣ ኩሉ እንድዩ ጽቡቕ
እንታይ ክወጾ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ዝያዳይ።
*እንባእ ከምዚ እዩ ደርፊ ዝበሃል፡ ሰሚዕካ ትደግሞ ደርፊ ፡Good Job ሄሉ ክኢላ ጥበብ*
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣለኹ ሄሉ ቀጽልዮ
Wwwwaww helu king of song tigrna eritrea music helu bdehrki entay aynet derafit kinsb ena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
nice music. Welcome, Helen.
I'm your brother From Ethiopia; Tigray. Tigrigna music forever
araya hagos we are Eritreans no way bro 🥰🇪🇷😇🙏🏼👌
araya hagos
we love too
Who cares. Why you have to be tribalism why don't you just say I'm from Ethiopia.
what I meant was, I liked her work and I got the meaning of her music because of i'm Tigrigna speaker....nothing else!
@@africanhabesha9650 tnxs a lot
እግዛብሄር ይሓልኩም የሕዋተይ ርሑስ ሓድሽ ኣመት ትምነዩላ ንነብስኩም እስኪ ብላይክ ኣርእዩኒ
ያ ሄሉየ ሄሉ ያ
ናብ ሄሉ ዝከይድ ላይክ ባ ኣብ ኢዳ ክንባ ኢደይ ኢድካ በሉ
ጽፉፍ ስራሕ ሄሉየ ጸሚእናኪ ብምኣዛ ረዊና
ሄሉየ ወትሩ ቆንጆ ።
Greetings from Tigrian.great music.I always liked your music.
ብጣዕሚ ናይስ !
ሄለን ንግስቲ መድረኽ
መኣዛይ ማኣዛየ ስጡም ጡዑም ሙዚቃ 2020 ዓመተ ፍቅርን ሰላምን ይግበረልና
ምቕርቲ።
Wawww ሄሉየ ምቅርቲ ከመይ ዴ ክፈትወኪ መዓት ን ሄሉ ትፈትዉ like ርገጹ
ፍቅሪ 'ዩ መንገደይ xelaki yrgexe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I like
ቤኪ የቐንየልና ፅቡቕ ስራሕ እንኳዕ ንቐንልካ ,ኣማዕዲና ንሪአካ ዘይኮንካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
*Keep doing what you're doing & don't allow haters to stop.
*just focus on the people that support you.
*Remember that you're legend at singing tigringa that's why haters are jealous.
My advice to everyone
Animals don't hate, we're supposed to be better than them.
Who is 2024 ❤🎉
ሀሉ ሽኮርርር....
ዕድመን ጥዕናን ንዓኺ : :
አሰይ መርዓይ ትግራዋይ ት ሓፊቲኩም እዩ ዋውውውውው ወድድድድድድ
Kedamay beyney bihiteya comment 😂😂😂😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Helen master tigrigna singer ur music always more than can i expexted proud to be ur fun
Xerfi gedfnayo eina zbl eritreawi eski like ygbrley one love in Eritrea stop fighting kab 2020
Behaki....no violence but love & peace which is a gift from God.
Wawww den är bara att fint!
Emo ወዲ hleqi ymexi ኣሎ do aybelwan
Ane ko tetsarife ayfeltine 🤣🤣🤣
@@nayzginayzgi2052 wala noo mis libu slezyele yo kono zsimani🤣😁
Heluye meaza ye meaza ye nay derfi meaza......gele aynet habibiti 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
የኔ ቆንጆ እድሜ እና ጤና ጨምሮ ጨማምሮ ይስጥሽ።
ከ ኢትዮጲያዊው ወንድምሽ!
ሄለነይ ንግስቲ መድረኽ ንበርልና ብሌን ዓይኒ ኤርትራና። ፍቅርን ሓልዮትን ንኤርትራውያን የሕዋተይ ኣብ ሙሉእ ዓለም ትርከቡ ደቅ ባሕሪነጋሲ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤።
🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
የቀኔልና ሽኮር ሓፍተይ
@@ወዲኣፈወርቂነብሲ 💪🇪🇷💪
Helu meqeret Muzika hagerna nbereley eske btaemi temty derfi🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪
Sebeyy
ንግስቲ መድረክ ሄሉ ሽኮር we love you 🇪🇷💃🏽🇪🇷💃🏽🇪🇷💃🏽🇪🇷💃🏽🇪🇷💃🏽🇪🇷💃🏽🇪🇷💃🏽🇪🇷💃🏽🇪🇷💃🏽🇪🇷💃🏽
We love you Daqi Eriy shikorrrr 👄❤👄❤💋💋💋💋💋💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈👌
ሄሉ ሽኮር የብል ደርፊ ቡሩክ ቀዳመ ሰንበት ደቂ ዓበት።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️