Solomie Mahray - Gebati/ገባቲ New Eritrean Music 2019

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 25 дек 2024

Комментарии • 1,1 тыс.

  • @iamfine5781
    @iamfine5781 5 лет назад +143

    ኣነስ ዘሕዝነንኒ ኣብ መወዳእታ ዝጽሕፍዎ ዩ ኣጀሚሩ ዘፈጸመኒ ንእግዚኣቢሄር ምስጋና ይኹኖ ዝብል ጽሑፍ የሰዱ፡ ካበኡ ዝገደደ ከኣ ምዕተብ ደይ ገብሩ በጃኹም ማዕተብ መለለዪ እምነትናን ክብሪ ዘውህበናን እዩ፡ ስከዚ እቲ ሃይማነትኩም ክኣ ጎኒ ጎኒ እቲ ሰነ ጥበብ በጃኹም ስዓብዎ ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና።

    • @aliceyohannes2631
      @aliceyohannes2631 8 месяцев назад +1

      Bejakas ske jelaolao aytbel😏

    • @adiamnegasi6440
      @adiamnegasi6440 5 месяцев назад

      @@aliceyohannes2631 ማዕተብ ናይ እምነትካ መለለይ ኣይኮነን፤ ብኣጻሩ ማዕተብ ጌሮም እዮም የሕዋቶም ዝቀትሉ ዘለዉ፡ ኣቅሽሽቲ መቀል ሒዞም ሰብ ዘዋድኡ ዘለዉ። ጻድቕ ያ ውኻርያ ማዕተብ ኣብ ክስዝዳ እዩ ዘምስል።

    • @megosey
      @megosey 4 месяца назад +1

      ንስካ እንበር ብጀላዕላዕ ዝበለ ጽሕፈት ጀላዕላዕ ኣይትበል 😊😊😊

    • @EndlessLove21
      @EndlessLove21 3 месяца назад +1

      እስኻ ንባዕልኻ ዘቢልካ ኣለኻ ብዓቢኡ ኣጀሚሩ ዘፈጸመኒ እግዚኣብሄር ምስጋኣ ይኹኖ ዝብል ዝብል ጽሑፍ ደጊፍካዮ ኣለኻ ደርፊ ናይ ሰይጣን እምበር ናይ ኣምላኽ ኣይኮነን ኣምላኽ ንመዝሙር እምበር ንደርፊ ኣየጀምሮም ኣየፈጽሞም ናይ ማዕተብ ትዛረብ ዶስ እቲ ሃይማኖትካ ደርፊ ይድግፍ ዩ😏

  • @jesuisfierdenoir9430
    @jesuisfierdenoir9430 5 лет назад +19

    ሶሌሜ ናይ ልበይ ደራፊት ጽቡቅ ስራሕ እንታይ ክወጾ 100% ከምዚ ከማይ ዝፈትዋ ን ሶሌሜ እሰከ ነዓይን ነዓዓን like ኣዱዩና ደቂ ኤረይ ምቁራተይ

  • @aronmehari1999
    @aronmehari1999 5 лет назад +84

    ን ሶሎሚ ሹኮር
    👇✔️

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 5 лет назад +67

    ኣነስ ምስኢዞም ደቂ ኣረይ ወነይ ከደ ብቃ l love you polis❤🍡🍡🍡🍬🍬🍬

  • @roraberhe2317
    @roraberhe2317 5 лет назад +12

    ገባቲ ሓደ እንድዩ ኣብ ፍቅሪ ንሓንቲ ሰሎሜ ❤❤️❤️👍👍😘😘😘 100%

  • @merhawitekleab8351
    @merhawitekleab8351 5 лет назад +4

    ሰሉ ዓይነይ ከመይ ዲየ ዝፈትወኪ እንቃዕ ብድሓን መጻእክና እቲ ሱሑል ጎሮሮኺ ሕዝኺ እስከ ነተባብዓያ ደቂ ኤረ ሸኮራኩር ከምዚ ከማይ ትፈትዉዋ እንተ ኮንኩም like ኣጋርጩ ኣብሉና

  • @eritrea7488
    @eritrea7488 5 лет назад +13

    ሐቅኽን ኢኽን ገበቲ በዚሖም አለዎ ምሳኽን አለኹ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾ሽኮሪና

  • @temsgenamlakumenkem4142
    @temsgenamlakumenkem4142 5 лет назад +240

    Selu hani
    Zeftu Like 10000000

  • @One-Heart
    @One-Heart  5 лет назад +275

    ሶሎሜ ማሕራይ፡ ኣብ ስነ-ጥበብ ሃገርና ካብተን ኣለዋ ኢልና እንምካሓለን ድምጻውያን ሓንቲ አያ፡፡
    ''ክድሕድሖ'የ'' '''ቸኮሌት'' ''ዝበለ ይበል'' ''ተልመዴን'' ''እዚ'ኳ'' ''ኩሒለይ''... ዝብሉ ካብተን ኣብ ልቢ ብዙሓት ደገፍታ ተፈታውነት ዘትረፋ ስርሓታ እየን። ደርፍታታ ደጋጊምካ እንተ ሰማዕካዮ ኣይምኖን፡ እቲ ምቁር ዜማታታ ከም ማይ ዝሑል በቃ ሰተት ኢሉ ኣብ ልብኻ'ዩ ዝኣቱ።
    ሎሚ ድማ.........
    ዘኪርካዮዶ ትዓሚ፡
    ዝበልካኒ ከምዚ ሎሚ፡
    ካባኺ እንተ ሓሊፈ ዝረገጽኩዎ ይጥለመኒ፡
    ከለኹዶ እንታይ ጌርካለይ፡
    ተኸድኩ ትብል እግርእግረይ፡
    እናበለት ብሉጽ ስራሕ ሒዛትልና ደበኽ ኢላ ኣላ።
    ንኣርቲስት ሃገርና ኣብ ጎኖም ኮይንና ከነበርትዖምን ከነተባብዖምን ናይኩላትና ሓላፍነት እዩ።
    ናብ ኩሉ ክባጻሕ ሼር ንበሎ...

    • @shidenmedhaniye6119
      @shidenmedhaniye6119 5 лет назад +7

      ሶሎሜ ምቅሪቲ ፍጥረት loooveeeee youuuuuu so ላይክ ላይክክክክ

    • @readsea7933
      @readsea7933 5 лет назад +4

      Solie shikorr zfetwa derafit chekolet , ajoki kexlyo blux u srhatki,
      Rieto gn khbeki fkedley selu haftey
      Kem kedemki ab zhul zemenawi music kexlyo nsu eyu zyada natki blxunet and tiaum musica wn nsu u slezi kemu kexlyo guayla bezihu and temenawi endakone commentey gdn gdn abxhuley kburat chanell kab haftki yorcabel ።

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 5 лет назад +4

      ቃና ሱሳታት ውን ሰኒ ጌራ ደሪፋቶ ኢያ!

    • @iovehopepeace7695
      @iovehopepeace7695 5 лет назад

      Savana/ሓበሻ እታ ከይዓነበበት ዝሓረረት ድምጻዊ ሴሉ ሽኮር ረስዐያ ሎሚስ. ሱሉ ጽብቅቲ. ይምካሓልኪ ነረ ማራ ዝፈትወኪ

    • @mellodymehari6411
      @mellodymehari6411 5 лет назад +3

      Savanna nmntay akedimkum advert zeytzrghu Solomye hanti kabten alewa dbhala ya

  • @simonhabtom9780
    @simonhabtom9780 5 лет назад +3

    ምሕራና እዋእ. ..... ሓንቲ'ስ ገበተ.....ሓንቲ'ስ ገበተ ገሌኽን የሕደገ ትንፋስና እውጺክናና። እስኽን ትምንጥለኦ ኣይበዝሕን እንዶ ብዓል ሽላ ምላ

  • @filimonbrhane4442
    @filimonbrhane4442 5 лет назад +13

    ገባቲት ትብል ደሪፊ ኣብ ዝሓጸረ ከቅርበልኩም ይሓስብ ኣለኩ እሞ ድምጽኩም ብላይክ ኣጽሙምኒ

  • @teklebrhangidena2932
    @teklebrhangidena2932 5 лет назад +16

    For me,she is number one Eritrean singer. long live Solomie Mahray

  • @ኢትዮጵያናትሀገሬ-ነ1ቈ

    አውይ። ኢርታውይ
    ብጣእሚ ድምፅኩም
    ንፉእ ድምፅ አለኩም
    ብጣእሚ እየ ድፈትየኩም
    ውድድድድድድድድ

    • @AsmeraAdey
      @AsmeraAdey 5 лет назад +1

      ኢትዮጵያ ናት ሀገሬ egnam wededd

    • @begooddogood8334
      @begooddogood8334 5 лет назад +3

      ኢትዮጵያ ናት ሀገሬ
      ትግሪኛ I like it the way you wrote
      ከውስጣችን ነው ምንወዳቹ🇪🇷💕🇪🇹

    • @ኢትዮጵያናትሀገሬ-ነ1ቈ
      @ኢትዮጵያናትሀገሬ-ነ1ቈ 5 лет назад +3

      @@begooddogood8334 አህናም ብጣእሚ እዩ። ንፈትየኩም
      ደቂ ኢርትራ. i miss. You

    • @mohammedkhobranijfcjci3845
      @mohammedkhobranijfcjci3845 5 лет назад +1

      ዋዉ!! ጓል አሪ ሽኮር ቀፅሊሉ ዕድመን ጥዕናን ንዓኺ.........

    • @-wedixlma
      @-wedixlma 5 лет назад +1

      ውጻእ ኣንታ ዓጋመ ማዓንጣኻ ድኣ ትዋጻእ እምበር

  • @filimonbrhane4442
    @filimonbrhane4442 5 лет назад +5

    ገበተ ንህምያ።ገባቲ ሶሌሜ ከመይ ድኣላ እዛ 2019 ነዞም ኣወዳትዶ ውርደትና ኣብዝህክናልና

    • @rodasbrhane1219
      @rodasbrhane1219 2 года назад

      Kema ya kndey gza alo tim mbal gele bderfi tetesekorekum

  • @mikiyatlove9608
    @mikiyatlove9608 5 лет назад +146

    ገበተ
    ኣሕደገ
    ገባቲ
    እዋይ ሞሲባ ወዲነትና ከም ንጸልእ እኮ ጌርክናና ብጸርፊ እዚ ካኣ ብሰንኪ እዞም ኣዋልድ ዝብድሉ ኢዩ በጃኹም ኣዋልድ ኣይትበድሉ ንልከም ኣለና ባዓል ገርሂ ልቡ።

    • @loveyores9499
      @loveyores9499 5 лет назад +4

      Bsenki neqex rhus tended endeyu negru gen hsatkm hqey 😏😏😏😏

    • @senaytokubay9113
      @senaytokubay9113 5 лет назад +1

      Kkķk

    • @sebteasirukeloselamkoynume8430
      @sebteasirukeloselamkoynume8430 5 лет назад +2

      Kibur haw ezi sean zisemo ember kulu ni men diu kab higdef zigbit alo diu gin gal mengedi eiu zerebana

    • @hager39
      @hager39 5 лет назад +1

      Kab hgdef zeabi gebati, mentali mechem yelen

    • @sebteasirukeloselamkoynume8430
      @sebteasirukeloselamkoynume8430 5 лет назад +1

      @@hager39 hade eska tray meliskaya haseb ezen artist hagerna ember geles sik ela gal mengedi halewelew kitbil xeniha entay ena gernayen kab higdef zikefie gebete
      Ahdege
      Gebati men alo eiu eske bel

  • @kiduiloveu2631
    @kiduiloveu2631 5 лет назад +31

    #ገበተ_#ኒሃም
    #ገባቲ_#ሰሉ
    ናይ መኒአን ኬፍ ሂበናኩም ኣነካ ናይ ሰሉ #ገባቲ ሰሉየይ ምቅርቲ ፍጥረት እንካዕ ብዳሓን መፀኪ ጥዑም ድምፃ like.. ♥

    • @AviMedia
      @AviMedia 4 года назад

      ፍሉይ ሙደብ ምስ ድምጻዊት ሶሎምየ መሓራይ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔ዘመነ ሰላምን ፍቅርን ስኒትን ይግበረልና::ንሎሚ ምሸት ሰዓት 7:00 PM ብ ኣቆጻጽራ ሃገርና 👇🏽👇🏽👇🏽👇🏽👇🏽👇🏽👇🏽 subscribe 🔔 ብምባል ናይ ወትሩ ተኸታተልቲ እዛ መደብ ንኹን 👇🏽👇🏽ruclips.net/user/AviMedia

  • @ቃዛዊእየ
    @ቃዛዊእየ 5 лет назад +4

    ዎይ ኣወዳት ንረኽቦ ቅቅ
    ገባቲ
    ዘማቲ'ዩ ዘመኑ ቅቅ ማራ እየ ዝፈትዋ ዝጽዓረ ክዕወት ኣለዎ ሶሎሜ ሽኮር ጻዕራም ስነ ጥበባዊት ማራ እየ ዝድንቀኪ። ብጣዕሚ ብሊጽ ስራሕ ስጋ ማዘር

  • @Shalommm34
    @Shalommm34 5 лет назад +18

    1000000 like eska
    neza gul eriiiii🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ

    ኣቤት ድምጺ ልብኻ ዘረስርስ።
    ሳሌሜ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ምቅርተይ ቾኮሌት ትብል ደርፍኺ ብፍላይ ከም ሕሱም ምስዕሩኹተይ ዓንዲረላ ኣብ ፎቖዶ ካይላታትን ካልእን

  • @assebchannel6735
    @assebchannel6735 5 лет назад +147

    ይበል ይበል ጓል ኤሪ ሽኮር ደቂ ኤሪ ሽኮራት ሞራል ሞራል እስከ ንሃባ!!

  • @berhanuworkie2792
    @berhanuworkie2792 5 лет назад +16

    I am from Ethiopia ,love so much solomie.

  • @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም

    ዘን ኣዋልድ ናይ ለብዘመን ኣይተካኣላን ገባቲ.ገበተ.ኣሕደገ አና በላ

  • @RAM-ww7rh
    @RAM-ww7rh 5 лет назад +14

    ኣንታ ሎሚ ቅነ አንታይ ኢና ጌርናየን ነዘን ሓራሙ ልብና ዘጥፋልና ዘለዋ፡ንህምያ፡ኤደን፡ሕጂ ካኣ ሶለሜ ኦኦኦ

    • @venusinc6052
      @venusinc6052 5 лет назад

      መን ኢያ ከ ኤደን፧?!!!

    • @kibromhabte5157
      @kibromhabte5157 5 лет назад

      ክቡር ሓው ንሕና ከም ዉክልና ኢና እንበር ይኣክል ማለት እዩ።

    • @RAM-ww7rh
      @RAM-ww7rh 5 лет назад

      @@kibromhabte5157 ክክክክ ከምኡ ድዩ ሶሪ ደይፈለጥኩ

    • @solomike2933
      @solomike2933 5 лет назад

      Brother melakti nab men mukanu felitkayo do aleka? They are saying yakil

  • @wedikfle6360
    @wedikfle6360 5 лет назад +1

    Wawww bteami des tbl derfi gtimi danu xbuk Nay behaki muzci solemie shlti gorero 💯✔️💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ህግደፍመንሽሮሃገር
    @ህግደፍመንሽሮሃገር 5 лет назад +3

    ሰሉ ዓይኒ ጥበብ
    መረዋሕ ድኽነ ድምጺ ኣስመዕክኒ እባ

  • @beshirosman9953
    @beshirosman9953 5 лет назад +1

    Ya bexbixka seteya u dmexaka shikor dkonet gaul. Ya wallahi kef alowa ya ayxihfen ye enda belka eka txheff ya fikri d u wela entay. Like belo habuna ✌️

  • @መብሬንስሪ
    @መብሬንስሪ 5 лет назад +6

    ነዓ ኣንታ ገባቲ መዓስ መጻወቲ!
    ዊሒደካ'ዴ ኣነ ዘግፋሕካ የዒንቲ i like it.

  • @መስሉኒከምሕልመይዝረከብኩ

    Nezi hade bedalyey eba rekebknaley ,ገበተ,,ገባቲ,,,ኣሕደገ❤😍👍👍👍👌💯

  • @hadnettv6023
    @hadnettv6023 5 лет назад +3

    ሰሎሜ ማሕራይ ብሓቂ ዝብላዕ ደርፊዩ ዋላካ ኣብ ደገ ንሃሉምበር ብኣኪ ሕጉሳት ኢና ኣጆኪ በርትዒ ካባና ዝድለ ሞራል ካባኺ ዝድለ በርቲዕካ ምስራሕ

  • @simonnguse464
    @simonnguse464 5 лет назад +2

    ምቅርቲ ፍጥረት ! ክትደርፍ ከለኺ አምበር ነብሰይ ከም ገለ እንዳገበረንኒ. Keep it up
    Soli love.

  • @militesfi8892
    @militesfi8892 5 лет назад +8

    Oooo habibti brehan gexa enqa bdehan mexaki deki eri like eyetreseni

  • @nisonia9488
    @nisonia9488 5 лет назад +3

    ሰሎሜ ማሕራይ፣መረዋሕ ድምጺ ኣብ ሓጺር ጊዜ ዕድመ ስነጥበብ ብዙሕ ፍርያት ዘበርከተት፣ብሕጂ ውን ብዙሕ ከተበርክት ትኽእል ዓቅሚ ዘለዋ፣ሰሎሜ/ሰሉ/፣ጽቡቅ ስራሕ ኢኺ ኣቅሪብኪ ከም ናይ ወትሩ።ድምጽኺ እኮ ካናሪ።

  • @amlakzitemesgeneyikun4303
    @amlakzitemesgeneyikun4303 5 лет назад +6

    Anta ezen Haramu merirwen u lomis Eden Ahdege ..Nihmiya..Gebete...Solomiye ...gebati ...Hade arkey azekakirkani Kulen Haramu Nezi natkin derfi yisedelu alewa So ..Neti arkey kea nab libu yimleso .. ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Lealti_2
      @Lealti_2 5 лет назад +1

      😂😂😂 heray gebereo intetesoqirewo iyu keman foee i hate gebeteeee

    • @Haru-pd8ll
      @Haru-pd8ll 5 лет назад +1

      Weynay kea alatka nay danait tesfaelem

    • @amlakzitemesgeneyikun4303
      @amlakzitemesgeneyikun4303 5 лет назад

      Ngsti Medri Bahri 😂😂😂 hiji dewilelu xenihe kigermeka

    • @amlakzitemesgeneyikun4303
      @amlakzitemesgeneyikun4303 5 лет назад

      Haru *** ezia kea eske kisemia kidim 😂😂😂

  • @johannesbeza8190
    @johannesbeza8190 Месяц назад

    RIP Doctor Beher Hagos G.hewet the pride of Tigrigna music

  • @mediachanel2604
    @mediachanel2604 5 лет назад +4

    ሰሎሜ ብሉጽ ተፈታዊ ድምጺ ኣለኪ ። ብስራሕኪ ወትሩ መስ ኣድነቕኩኪ እየ ። ዕበይልና ምቅርቲ።

  • @ኣስመራሽኮርጛልኤረይእየኣ

    ሰሎሜ መክሰብ ዓለም ፍትውውው እየ ዘብለኪ ክብረተይ

  • @tesfalemandit8186
    @tesfalemandit8186 5 лет назад +8

    WELCOME ሶሊ sweet like አስከ ብስም ሶሊ ደቂ ሓላል መረት

  • @mileynatey6286
    @mileynatey6286 5 лет назад +1

    Solomi shakor Anka bselam mexaki gele aynet Music

  • @ayatest8470
    @ayatest8470 5 лет назад +13

    I am from ethiopia I love Eritrean song I like it so much this song!!!

  • @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ
    @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ 5 лет назад +145

    ሶሊ መክሰብ ዓለም እንካዕ ብሰላም መጻኽለይ።😘😘💎😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    እዘን ናይ ለንቅነ ኣርእስቲ ግን ከይ ከራማኒ ኣይተረፋን!!!""!🤔🤔🤔
    * ኣሕደገ - ኤደን😘🇪🇷
    * ገበተ - ነህሚያ😘🇪🇷
    * ገባቱ - ሶሎሜ😘🇪🇷
    ከመይ ከመይ'ያ ዛጉዳይ????

  • @jamisalu7215
    @jamisalu7215 5 лет назад +4

    ብኩላ ናይ ዛ ስራሕ ዝተሓጎሰ እስኪ 😘😘😘😘😘👍👍👍👍👍👍ሃቡለይ

  • @semhartedros4879
    @semhartedros4879 5 лет назад +3

    Nayzom zgbtu si kemey gexom trhak. Xbuk geberktom solomie shkor

  • @Erifutuer
    @Erifutuer 5 лет назад +3

    እውይ ሎሚይ ተዘርጊሓ'ሲይ ልዕሊይ 28.500 view ኢሎማ።
    ሰላምታ ኣይረሳዕኩን ሰሎሜ ሽኮር እንቋዕ ብሰላም መጻኪይ ይበል ሙኡዝ መረዋሕ ደርፊኪይ ድምጺኪይ ንኩሉ ግዜ ምሳኪ ይንበር።

  • @kubromteame6355
    @kubromteame6355 5 лет назад +1

    ኣነ ዶ እዛ ጉዳይ ገባቲ ከመይ ኢያ ትኽውን ዘላ ደቂ ኤረይ ሸኻኹር ኣጆኹን በላ እስከ።

  • @dmgalves3291
    @dmgalves3291 5 лет назад +4

    ሶሊ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @eliman6518
    @eliman6518 5 лет назад +1

    ካብቶም እና ደመቁ ተካእቲ ወለዶ ኣብ ሰነ ጥበብ ሃገርና ዳኒ ወዲ ሓድሸይ ጽቡቅ ጽቡቅ ስራሕ ።ቀጽሎ ።proud of you ma bro .

  • @tuemzghimezgebo6566
    @tuemzghimezgebo6566 5 лет назад +3

    ጥዕምቲ ደርፊ ሶሊ ሽኾር
    ኣጆኺ ቀጽልዮ

  • @ወዲነግሽንቕድሚትጥራይመር

    Soli shlti gororo I love you more
    "Gebati " Ewe hakki gzie kmexyu haqi hizu like habuni zteredakumni

  • @masimarkato7447
    @masimarkato7447 5 лет назад +19

    እዋይ ወዲ መዲሂን በራድ ዝረክብካዮ ኣሹሙር ገረን ይቅልታካ ኣለዋ

    • @wedimeakele2748
      @wedimeakele2748 5 лет назад +2

      ata ab gele key teytetewen eba kemeu ayteble

  • @tomasmehegoseyyy659
    @tomasmehegoseyyy659 5 лет назад +2

    ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና፡
    ዓመተ ሰላም
    ዓመተ ፍቕሪ
    ዓመተ ራህዋ
    ዓመተ ስኒትን
    ፍትሒ ዝነግሰሉ፡
    ፍቕሪ ሂብና ፍቕሪ ንቕበለሉ፡
    እሱራትና ዝፍትሕሉ፡ ዓመጽና ዝጸንቱሉ፡
    ምስ ስድራና ፍቕሪ ነውሕዘሉ፡
    ምስ መተዓብትና ንራከበሉ፡
    ሰናይ ርጉእን ዝኮነ ሂወት ንመርሓሉ ዓመት 2020 ይግበረልና፡ምቁራት የሕዋት ኣኣኣብ ዘለኩሞ ሰላም ሰላም ሰላም።

  • @gomeyre6320
    @gomeyre6320 5 лет назад +10

    love Eritrean **** from somalia

    • @gualtigrina5944
      @gualtigrina5944 2 года назад +1

      Love back from ur Eritrean 🇪🇷 sis❤️

  • @lidyamisgina3440
    @lidyamisgina3440 5 лет назад +1

    Nay bhaqi abzi hiji delekum meneseyati gelekum (ahidege) gele (gebete ) gelekum (gebati) baee selu meqireti wellcome fewusi libi❤👈

  • @kiduiloveu2631
    @kiduiloveu2631 5 лет назад +3

    ኒሂማ__ገበተ
    ሳሌማ__ገባቲ
    ኤደን__ ኣሕደገ
    ትርሓስ__ዘይኡሙን
    ሃሃ ሃሲክንኦም እኮ ደቂ ኤሬይ ሽኮራት ይግቦኦም እዩ ቀፅላሉ።

  • @ምድሓንብኢዬሱስዩ
    @ምድሓንብኢዬሱስዩ 5 лет назад +2

    ዋ አንታይ ዲዩ ወሪድክን መንጠለ ኣሕደገ ዶ ገበተ ክትብላ ጥራይ ናበይ ከድክን አቲ ናይ ፍቕሪ ቃላት ወደይ ዞም ኣወዳትና አኮ ኣማሪርክን ወዴክኖም።

  • @afewerkiablel4064
    @afewerkiablel4064 5 лет назад +15

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ግጥምን, ዜማን ፡ ድምጽን ክሊፕን
    ብሰንኪ ንቑጽ ይነድድ ሩሑስ እኮ ኮይኑ ነገሩ ፡ ብሰንኪ እዚ መጽነቲ ስርዓት ኣወዳትና እኮ ለክመን ወዲኤናና ብዝኮነ ክንርደኤልክን ኢና እምበር ክንደይ ከኣ እኮ ኣሎ ፈቃር (ደሓርስ ፈሊጠ ዊ ንዓና ከም ዘይኮንክን ) ግዳ ጽቡቕ ስራሕ ከምኡ ገሪክን ጥራይ ተሃንክን ኣውጺኣ ክሓልፍ 'ዩ ክንደይ ዝነብሩ መስሊዎ ዘይሓለፊ።

  • @mikieritrea624
    @mikieritrea624 5 лет назад +2

    ATA ane zegrmni zelo kulen nay adna awaled derfti gemati leyba zemati yebla alwa entay ekum tegbrwen zelkum Why gud 2019 feley zebelt amet Nic gebatit elki alku ane ka Soli ayney Love You my kichen

  • @FANUSfqri11
    @FANUSfqri11 5 лет назад +5

    Solye nay lbey enkao bselam mexaki xbkti ftret❤🌷🤘so xbuk srah gn gerimuni alo gebati .ahdege .zey emun.gebete nayta gal yewhans ka alo kkkkk bzkone ajekun hazo hazo eyu zelo negeru 💪💪😜😄😄

  • @celinaembaye6937
    @celinaembaye6937 5 лет назад +2

    Uffff eza derfi ktexililrni eya nmealti 20 gizie ysemia aleku thank u ma lovely sis Solomie

  • @senayzemen8230
    @senayzemen8230 5 лет назад +6

    Ehhhhh solomie shikor eta nay lebey rekebkley 💔

  • @alexfikadu0
    @alexfikadu0 5 лет назад

    ሰሎሜ መዓረይ ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ውላድ ሸገር ዕባይ ኣስመራ ♥♥♥♥

  • @zuzzzz8426
    @zuzzzz8426 5 лет назад +3

    ገበተ ። ገባቲ ዝኪነ ዝመን ክክክክ ጽብቅቲ ደርፊ ሶሊ ሽኮር።

  • @filmontseghans4334
    @filmontseghans4334 5 лет назад

    ብጣዓሚ ጽቡቅ ደርፊ ኣዪ ሰለሚያ ሓብተይ ጊን ኣንታይ ደኣ ገባቲ ጥራይ ኮይና ደርፊ ናይ ለሚ ወሪሒ ሲ 100%

  • @ademedia8702
    @ademedia8702 5 лет назад +3

    Tefieki nafiknaki Solomie shikor (chocolate)

  • @teddyande
    @teddyande 5 лет назад +1

    ገባቲ እወ ሓቅኪ ሶሊተይ ሽኮር ህግደፍ ገበትቲ እዮም ትብሉ እስከ ከምቲ ዛህር ጨብ ኣብሉ ሰናይ ቀዳመ ሰንበት ከኣ ደቂ ኤረይ መዓረይ።

  • @robelsemere925
    @robelsemere925 5 лет назад +7

    2019 ደርፋዊ ሰልፊ ናይ ኣወዳት ጌርክንኦ

    • @eritreaasmara4640
      @eritreaasmara4640 5 лет назад +1

      ክክክክክክክክ

    • @semhartesfay5253
      @semhartesfay5253 5 лет назад +1

      🤣🤣🤣🤣🤣😜

    • @atchanel6181
      @atchanel6181 5 лет назад +4

      ኣወዳትኩም ብይኣክል
      ኣዋልልድኩም ብገበተ
      ጉዳይ ላዕሊ በጺሓላ

    • @robelsemere925
      @robelsemere925 5 лет назад +2

      @@atchanel6181 ይገርመካ ዩ

  • @habtegebru5601
    @habtegebru5601 5 лет назад +2

    ውውውውውውው አታ ብጣአሚ ዘድንቓ ድምጻዊት

  • @tesfaxbah6067
    @tesfaxbah6067 5 лет назад +13

    seluye mqirti nselu zfetu tray like eske

  • @fithawibrhane3306
    @fithawibrhane3306 5 лет назад

    ሓሳዊ ገበተ ገባቲ ኣሕደገ ኣቤት ኣርእስቲ ይበል ደርፊ ሶሊ

  • @ስደትስዲወዲሰበይቲ-ዘ3ቈ

    dehan diyen dea nezom awedat tetahizenana ezen derefti eden ente konet ahdege nehmia gebete solomie gebati solomie xbqti hjis eba gebatit bela kkkk nsolie zfetu 500 like rgrxni

  • @fevenkifle8728
    @fevenkifle8728 5 лет назад +1

    Nisu keman wihdiwom nay lomi awedatis gebete ahdege gebati😁hji gerem beliom dea neziomus 😉👌

  • @hermonaregai5
    @hermonaregai5 5 лет назад +4

    nsolu kabay nlali zeftwa entlo like gieru yngerni

  • @tesande2392
    @tesande2392 5 лет назад +1

    Selie shikor btemi xbuq qexlyo 100%

  • @shidenmedhaniye6119
    @shidenmedhaniye6119 5 лет назад +14

    ሶሎሜ ምቅርቲ ፍጥረት loooveeeeeee youuuuuu soooo mmm ላይክ ላይክክክክክክክክ

  • @efremgebremeskal3634
    @efremgebremeskal3634 5 лет назад +1

    ኣሰይ ኣሰይ ሶሎሜ ጽብቕቲ ፍጥረት እንቓዕ ብሰላም መጸኺ

  • @merhawiamine3403
    @merhawiamine3403 5 лет назад +4

    Solomeye shikor edimen tinan yihabiki ❤❤❤

  • @kidaneweyzer7236
    @kidaneweyzer7236 5 лет назад

    Solomie shkoir edmen tenan yhabkum fetari zyday marey kemey deki meksbey natey ab hiwetey zey resa eye yne marrr♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹💔💔💔💔💖💖♥️♥️♥️♥️💋💋💋💋💋🙏🙏🙏

  • @ቢናዊዓለማዊ
    @ቢናዊዓለማዊ 5 лет назад +43

    Solmie sekor neski ka Gebati ilki xerfkna kkkkkk nezie derfi desmrla like tewequ😍😍😍

    • @emnetmediaemnet5949
      @emnetmediaemnet5949 5 лет назад +1

      Soloman shran eri

    • @semisemi8781
      @semisemi8781 5 лет назад +1

      ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎷🎷🎷♥️♥️♥️♥️♥️♥️🎷🎷♥️♥️

  • @ስላምበሉለይንዝያዳዓለም

    Welcome Solomie shkor gex nfetwo riena kem wetru xbuk srah mkrti

  • @du_huchichawi
    @du_huchichawi 5 лет назад +5

    ሶሉ መቐረት

  • @iseyasabrham3443
    @iseyasabrham3443 5 лет назад +1

    Enkae dhan mexaki nay hmamey shkorina gal Adey

  • @ቶሚጄረ
    @ቶሚጄረ 5 лет назад +9

    ኤረወች ውድድድ 💋💋💋💋💋👈1000:like ማለታችሁ አትርሱ ደቂ ኢረ ሽኮር👂

  • @asmarabella5000
    @asmarabella5000 5 лет назад +1

    Tay daa meriet selam syu lenkene zezerkebet derafit GEBATI koyna derfa

  • @mistirfqeri4233
    @mistirfqeri4233 5 лет назад +4

    ሰሎሜ ሽኮር እንቋዕ ብዳሓን መጻእኪ ጡዑም ድምጻ ❤💌

  • @mediatesfasnqey3664
    @mediatesfasnqey3664 5 лет назад +2

    ቁጽይ ቁጽይጽይ እስከ በላለይ ደቂ ኤረይ ጽቡቃት ጥዑማት ድምጺ::🇪🇷❤👍❤👍❤👍🇪🇷

    • @Hzbawit
      @Hzbawit Год назад

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💌

  • @matiwosmedhanie7160
    @matiwosmedhanie7160 5 лет назад +3

    selu mekseb elem mekirt ftrat Nebrlay esk ati jegna Gal Eri xeda Love you so much

  • @eritreachanel4621
    @eritreachanel4621 5 лет назад +2

    deqi erey enbeba ajokn vam forca memu very good job 2020 ab adna deqi eri

  • @grmawiabrahagebremaryam1250
    @grmawiabrahagebremaryam1250 5 лет назад +3

    Kalay yexhef alku nfelmayey giza Nice music you are best sis

  • @senselome4080
    @senselome4080 5 лет назад +1

    እንታይ ዓይነት ድምጺ እዩ በጃኻ ጠዘዝ yebleka🤩

  • @ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል

    ሶሎሜ ሽኮር መን ከማኺ ኩሉ ነገርኪ ውድእቲ የሕዋት እስከ ላይክን ኮመንትን ንወቕቶ ። ንዓይ ከኣ ምስኣ ልኪም ኣቡሉኒ ክክክክክክክ

  • @TIGRINYA449
    @TIGRINYA449 5 лет назад

    ንህምያ ዘራይ ገበተ
    ሶሎምየ ማሕራይ ገባቲ
    መን ኣሎ *** ገባቲት *** አሉ ዝደርፍ 👈👇👍👍👍

  • @semirafetawitmomona1844
    @semirafetawitmomona1844 5 лет назад +5

    ክክክክክክ ናይ ሎሚ ዘበን ደረፍቲ፡እንታይ ኢኽን ትኾና ደለኽን ገበተ ፡ ገባቲ ፡ኣሕደገ ክክክ ሶ እንቋዕ ብዳሕን መጻኺ ሰሊተይ ምቅርቲ

  • @nadiahabtom6276
    @nadiahabtom6276 5 лет назад +2

    Soleyyy soleyyy yene. Konjo Beka no comment hrmetu zemiu dmxu kulu so nice keep it up..... Love u soleyyyyy

  • @holylandholyland6301
    @holylandholyland6301 5 лет назад +3

    solu.shikor.welcam.megemeriya.bulith.sirah.admen.tianan.yahabki
    .agoki.nic
    like.like

  • @abelmehari7583
    @abelmehari7583 5 лет назад +2

    ዋውውው ጥዕምቲ ደርፊ ሶሊ ሽኮር
    ኣነ ገሪሙኒ ዘሎ ግን እንታይ ኮይነን የን ኩለን ሓራሙ ገባቲ፡ ገበተ፡ኣሕደገ......ገለ ዝብላ ዘለዋ እንታይ ዩ እቲ ጸገም ዝግበታ ዝሕደጋ ዘለዋ እንታይ ዩ እቲ ምኽንያት ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ

  • @danieltewelde9900
    @danieltewelde9900 5 лет назад +4

    Ata ala dya solomie shkor dea

  • @Tekle9237
    @Tekle9237 5 лет назад +2

    Akedadha video abalashikumla neza shkor solomia.

  • @yonassolomon9615
    @yonassolomon9615 5 лет назад +28

    Solomie shikorr sehr schön Musik 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️👍👍👍👍👍

    • @samielalem2432
      @samielalem2432 5 лет назад +1

      Solomie shikorr betany xubuk music kaf alu dana

  • @wedirasha4159
    @wedirasha4159 5 лет назад +1

    ዋው ሎሚ ደረፍቲ ገቢለን ገባቲ, ገበተ, ኣሕደገ, ወዘተ,,,,,,, መልእኽቲ ናይ ይኣክል ከይኮነ ኣይተርፍን ዩ ሞራ ሃብለይ ነዘን ዋዕሮታት ንገባቲ ገባቲ ጥራይ ክወሕዶ nice job

  • @mfh8140
    @mfh8140 5 лет назад +3

    Solomiye shikorr gele aynet derfi ,
    💗💘💝👍👍👍♥️💖💗💓💖

  • @wedinegassi2554
    @wedinegassi2554 5 лет назад

    ጋል ማሓራ ሽኮርርርር ኣብ ሰዓታ መጻ እዛ ሉሉ ባሕሪ።