Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
መስትያ ቤትና : ኩሉጊዜ ጽቡቅ ስራሕ ምስ ሰሪሕኩም::
Tesfaldet your legacy is always there. Rest in peace in heaven 🙏
ዛኬ የቀንየልና ተሰፈልደት አለም መሐረና እቲ ዝሰራሕካዩ ኩሉ ሐወልቲ እዪ እሞ ወትሮ አብ ልብና አለካ ንዘልአለም። 🙏🏾💕
ንዐኩም ሐልዮት ዘለኩም ጀጋኑ ምህላውኩመ አዘመና ንሕናውንተስፋኔ ክኖገልጸልልኩም ንፈቱ አጆኩም
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉፡-ተስ ዝጀመሮ ምቕጻልኩም ዝነኣድዩ'ሞ-ምስጋና ጥራይ ዘኮነ-ቀጽልዋ ይብለኩም?
እንቋዕ ሓጎሰካ ዛኪ ጽቡቅ መደብ ድማ ሄኖክ እዉን ጽቡቅ ሓሳብ።😍
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንኣቦና ተስፋልደት ንኹሉ ስድራቤን ካኣ ጽንዓት ይሃብ
መንግሰተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ሓዊ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንቤተሰቡ ደማ ጽንዐቶ ይሀበልና
Mengsitsemayat yewarika abo kulu 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ተረኪብኹም እንበርምክንያቱ እቲ ሰናይ በህሪያቱ ክትገልጽዎ ከለኹም አዝዩ ጽቡቅ ሀሳቦ ዶአይኮን አጆኩምጥራይ
Congratulations Zekaris ❤❤❤🎉🎉🎉
Well deserved Zaki hawey.Congratulations!
Rest in peace Tesfaldet and thank you guys for being here 🙏🏽🩵🩵🩵🩵
ኮኾብ ተቃላሳይ ተስፋልደት ዘልኣለማዊ ዕረፍቲ🩵🎉
Congratulations, Zaki.🎉🎉Rest in peace, Tes.🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Tesfi our hero ❤
Zakiiiiiiiii ygbeaka eyuuuuu zemedei kea mengste semai yawars ajokim❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💙
Well deserved Zaki!!!!
ዛኪ ይግብአካ ኢዩ እቲ ብሁህ በትና አብ መስትያት በትና ኢና ንሪኦ እስካ ሓቂ ኢካ እስካ ርግት እበር ዕግርግር አይኮንን ቀጽሎ
TESFALDET you have a big place in our hearts 💞 your legacy will live forever!! Rest in peace our precious father and you are the voice of the voiceless people ❤🙏🏽
Zekarias my hero 💙💙💙💙💙💙 helenawe
Congratulations Z ❤
amlak ab genetu yekebelka hawena Tesfaledet kebri yehabekum etom shemu zekerkum tebelelu 1st amet.❤❤❤🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙
ተስፉልደት አለም መሐረና ማለት : : በቲ ጽቡቅ ተግባራቱ ፍሉይ ሰብ ማለት እዩ;;😊
AGAIN RIP ATO TESFALDET JIGHNA.
መንግስተ ስማይ የዋርስካ ጸንዓት ንሙሉእ ቤተስብ 💔🙏😇
Mengste semay yewarska tesfaldet hawey
Zaki haway congrats 🎊you deserve it brother, I’m so proud of you keep it up all the great work 👍❤️
Tesfaldet Foundational
መንጊስተሰማይ የዋርስካ ድንቂ ሰብ ተስፋ ኩሉ
ብሓቒ TES ኣዝዩ ሓያል ሰብ እዩ ኔሩ መንግስተሰማይ የዋርሶ ❤ ምሉእ ስድራቤት ጽንዓይ ይሃብ
Henoka ❤❤
Amlak bnebxe eresti yehabo 😢😢😢
Congra zaki 🎉🎉🎉🎉🎉
ወዲ ገዛውተ ጅግና
ተፋልደት መሃረና ፥አሾክ ብበላሃ ትፍጠር ከምዝባሃል ፥ቅድሚ አግርግር ኣስመራ ብ1975 ተስፋልደት መሃረና ኣብ ታህታይ ኣግኣዝያን ኣብ 7 ኣይ ክፍሊ ወዲ ክላሰይ አዩ ነሩ ፥ኣብ ቅድሚት ኮፍ ምባል ዘዘውትር ብዙህ ዘይዛረብ ንዝኮነ ነገር ዘይህወክ፥ከም ናይ ሺኡ መናአሰይ ዘይሪብሽ ፥ብመማህራና ዝክበርን ዝፍቶን ሰብ አዩ ነይሩ ፥ዝኮነ ህቶ መማህራን ብትክክል ዝምልስ ንቁህ ተማሃራይ አዩ ዝነበረ፥ተስፋልደት ካብ ትምህርቲ ተፈዲስና ንግዛና ክንከይድ ከለና በታ ናይ ኣቦይ መሃረና ትካል መፍረ ቢሽኮቲ፥ካራመለ፥ፍርያት ዘይቲ፥ናይ ኣቦና መሃረና ፍርያት ብሽኮቲ ዘይጣኣመ ወዲ ኣስመራ ኣይነበረን፥ኣለም በቲ ጥቃ ናይ ህጂ ዋና መሳቀይ ኣሪትራውያን ኮይኑ ዘሎ ካርሸሊ ብልምዲ 2 ኣይ ፖሎስ ጣብያ ተባሂሉ ዝጽዋአ ብተወደድ ተኣሲሩሉ ዘሎ ቦታ ኣጸጋም ሰማያዊት ህብሪ ዝተለክየት ግራውን ፐላሳ ማለት ኣብ ገዛ ብርሃኑ ምካኑ አዩ ፥አዚ ትካል ናይ ኣቦና መሃረና ዝነበረ ኮይኑ ፥ህግደፍ ኣስመራ ምስ ኣተወ ኣቀድሙ ንብረት ኣቦና መሃረና ክልተ ቦታ አዩ ወሪሱ ናብ ረብሃ አዞም ናይ ሳህል ሸፋቱ ይጥቀምሉ ኣለዉ፥አቲ ካልአ ንብረት ትካል ኣብ ጥቃ ፖስት ኦፊስ ዘሎ( ዋይት ሃውስ ፥ጻአዳ ገዛ ሆተል ዝነበረ ኮይኑ ፥ህጂ ዋና በት ጽህፈት ( ሃገራዊ ጥፍኣት ) መውኣልን ህዝቢ ዝአሰረሉ ብኣል ኣብራሃ ካሳ፥ካልኦት አቶም ሰተይቲ ደም ኣሪትራውያን ዝሰትዩ ኣረመኛታት ደኩኖምሉ ዘሎ ቦታ አዩ ፥ተስፋልደት መሃረና ከም ወዲ ክላሰይ አግዚኣቢሀር ኣብ ህቅፉ ይቀበልካ ፥ክብል ይፈቱ ፥ጂግና የሪኢ አምበር ንነብሱስ ኣይሪአን ፥ከምዝተባህለ ንስካ ተስፋልደት ነዛ መረት ኣሪትራ ከቢድ ዋጋ ንነብስካን ኣብ ሙሉአ ስድራን ዝከፈልኩሞ ከቢድ ዋጋ ብዙሃት ደለይቲ ፍትሂ ኣብ ልብና ኣለካ፥
🎉🎉🎉 Zeki du hast es verdient 🎉🎉🎉
Tesfie hawina Egziabher Amlak byemanay edu ykebelka nkulu sdirabeit kea xnat yhabkum
CONGRA ZAKI!💙💚💙
Rest in peace!
Rest in peace tes 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Welcome
🙏🙏🙏🙏🙏
Welcome Mestyat Betan
Ab gent teqemetelna Kbur teqalasay Tesfaldet
❤❤❤
Please guys crate tes foundation
🕊🕊🕊🕊🙏🕊🕊🕊
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾💙
🙏🫶🌾🌻👌
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Tesfalidet hawey, may you rest in peace. It is already a year.
💙💚💙
Rest in peace
Brrnete
🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉 ❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉🎉❤🎉
Habtom meha ri zbal h a gzwo neru ab e t opa aetyu wo habtom mehari kdae eyu
መንግስቲ ዘይግብኦም ንብረት ምስ የሕደጎ ክቃወም ጀሚሩ ዘይነበረ ሌጋሲ ኣይትፍጠሩ
Tifeltom dika siderabet alem meharena Asmara frki natom mikuana zeynatom zeydeliyu sidrabet eyom xibuk gere eye zifeltom fit betemengsti zinebere natom eyu yehdigiwom zeytifelto aytizareb
ዝተሓድገ ንብረት የለን። ድንቁርናኻ ኣኻ ኣርኢኻና።
@BB-rb2vd ኣይተምልኽ ከምኡ ስለ ዝገበርካ ኢሰያስ ኣብዚ በጺሑ
@BB-rb2vd ድሕሪ ጠቅላይ ግዝኣት ዘሎ/ዝነበረ ሆቴል
እቲ መንግስቲ እቲ ህንጻ የድልየና እዪ ብገንዘብ ከነሕውየካ እዮም ኢለሞ። ኣሕዲጎሞ ኣይኮነን። ስለዝፈልጦ እየ ዝነግረኬ ዘለኹ።
እዚ ዝኽሪ ዝበሃል ንስድርኦም ብምሕጋዝ ብተግባር ተዝኸውን ጽቡቅ ኔሩ ከም ተወሳኺ ማለተይ ኢየ።
ስድርኡ ብሴነስርዓት ዓብዮም ተማሂሮም ጽቡቅ ስራሕ ኣለዎም። ይሕግዙምበር ሓገዝ ዝደልዩ ኣይኮኑን።
@BB-rb2vd ጽቡቅ እንኳዕ ሓገዝቲ እምበር ተሓገዝቲ ኣይኮኑ ኣነ ስለዘይፈልጦም ኢየ የቀንየለይ።
@ የቀንየለዮንባዕለይ ቤተሰብ እየ ዝፈልልጦ እየ ጺሒፈ።
❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መስትያ ቤትና : ኩሉጊዜ ጽቡቅ ስራሕ ምስ ሰሪሕኩም::
Tesfaldet your legacy is always there. Rest in peace in heaven 🙏
ዛኬ የቀንየልና ተሰፈልደት አለም መሐረና እቲ ዝሰራሕካዩ ኩሉ ሐወልቲ እዪ እሞ ወትሮ አብ ልብና አለካ ንዘልአለም። 🙏🏾💕
ንዐኩም ሐልዮት ዘለኩም ጀጋኑ ምህላውኩመ አዘመና ንሕናውንተስፋኔ ክኖገልጸልልኩም ንፈቱ አጆኩም
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉፡-ተስ ዝጀመሮ ምቕጻልኩም ዝነኣድዩ'ሞ-ምስጋና ጥራይ ዘኮነ-ቀጽልዋ ይብለኩም?
እንቋዕ ሓጎሰካ ዛኪ ጽቡቅ መደብ ድማ ሄኖክ እዉን ጽቡቅ ሓሳብ።😍
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንኣቦና ተስፋልደት ንኹሉ ስድራቤን ካኣ ጽንዓት ይሃብ
መንግሰተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ሓዊ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንቤተሰቡ ደማ ጽንዐቶ ይሀበልና
Mengsitsemayat yewarika abo kulu 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ተረኪብኹም እንበርምክንያቱ እቲ ሰናይ በህሪያቱ ክትገልጽዎ ከለኹም አዝዩ ጽቡቅ ሀሳቦ ዶአይኮን አጆኩምጥራይ
Congratulations Zekaris ❤❤❤🎉🎉🎉
Well deserved Zaki hawey.
Congratulations!
Rest in peace Tesfaldet and thank you guys for being here 🙏🏽🩵🩵🩵🩵
ኮኾብ ተቃላሳይ ተስፋልደት ዘልኣለማዊ ዕረፍቲ🩵🎉
Congratulations, Zaki.🎉🎉
Rest in peace, Tes.🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Tesfi our hero ❤
Zakiiiiiiiii ygbeaka eyuuuuu zemedei kea mengste semai yawars ajokim❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💙
Well deserved Zaki!!!!
ዛኪ ይግብአካ ኢዩ እቲ ብሁህ በትና አብ መስትያት በትና ኢና ንሪኦ እስካ ሓቂ ኢካ እስካ ርግት እበር ዕግርግር አይኮንን ቀጽሎ
TESFALDET you have a big place in our hearts 💞 your legacy will live forever!! Rest in peace our precious father and you are the voice of the voiceless people ❤🙏🏽
Zekarias my hero 💙💙💙💙💙💙 helenawe
Congratulations Z ❤
amlak ab genetu yekebelka hawena Tesfaledet kebri yehabekum etom shemu zekerkum tebelelu 1st amet.❤❤❤🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙
ተስፉልደት አለም መሐረና ማለት :
: በቲ ጽቡቅ ተግባራቱ ፍሉይ ሰብ ማለት እዩ;;😊
AGAIN RIP ATO TESFALDET JIGHNA.
መንግስተ ስማይ የዋርስካ ጸንዓት ንሙሉእ ቤተስብ 💔🙏😇
Mengste semay yewarska tesfaldet hawey
Zaki haway congrats 🎊you deserve it brother, I’m so proud of you keep it up all the great work 👍❤️
Tesfaldet Foundational
መንጊስተሰማይ የዋርስካ ድንቂ ሰብ ተስፋ ኩሉ
ብሓቒ TES ኣዝዩ ሓያል ሰብ እዩ ኔሩ መንግስተሰማይ የዋርሶ ❤ ምሉእ ስድራቤት ጽንዓይ ይሃብ
Henoka ❤❤
Amlak bnebxe eresti yehabo 😢😢😢
Congra zaki 🎉🎉🎉🎉🎉
ወዲ ገዛውተ ጅግና
ተፋልደት መሃረና ፥አሾክ ብበላሃ ትፍጠር ከምዝባሃል ፥ቅድሚ አግርግር ኣስመራ ብ1975 ተስፋልደት መሃረና ኣብ ታህታይ ኣግኣዝያን ኣብ 7 ኣይ ክፍሊ ወዲ ክላሰይ አዩ ነሩ ፥ኣብ ቅድሚት ኮፍ ምባል ዘዘውትር ብዙህ ዘይዛረብ ንዝኮነ ነገር ዘይህወክ፥ከም ናይ ሺኡ መናአሰይ ዘይሪብሽ ፥ብመማህራና ዝክበርን ዝፍቶን ሰብ አዩ ነይሩ ፥ዝኮነ ህቶ መማህራን ብትክክል ዝምልስ ንቁህ ተማሃራይ አዩ ዝነበረ፥ተስፋልደት ካብ ትምህርቲ ተፈዲስና ንግዛና ክንከይድ ከለና በታ ናይ ኣቦይ መሃረና ትካል መፍረ ቢሽኮቲ፥ካራመለ፥ፍርያት ዘይቲ፥ናይ ኣቦና መሃረና ፍርያት ብሽኮቲ ዘይጣኣመ ወዲ ኣስመራ ኣይነበረን፥ኣለም በቲ ጥቃ ናይ ህጂ ዋና መሳቀይ ኣሪትራውያን ኮይኑ ዘሎ ካርሸሊ ብልምዲ 2 ኣይ ፖሎስ ጣብያ ተባሂሉ ዝጽዋአ ብተወደድ ተኣሲሩሉ ዘሎ ቦታ ኣጸጋም ሰማያዊት ህብሪ ዝተለክየት ግራውን ፐላሳ ማለት ኣብ ገዛ ብርሃኑ ምካኑ አዩ ፥አዚ ትካል ናይ ኣቦና መሃረና ዝነበረ ኮይኑ ፥ህግደፍ ኣስመራ ምስ ኣተወ ኣቀድሙ ንብረት ኣቦና መሃረና ክልተ ቦታ አዩ ወሪሱ ናብ ረብሃ አዞም ናይ ሳህል ሸፋቱ ይጥቀምሉ ኣለዉ፥አቲ ካልአ ንብረት ትካል ኣብ ጥቃ ፖስት ኦፊስ ዘሎ( ዋይት ሃውስ ፥ጻአዳ ገዛ ሆተል ዝነበረ ኮይኑ ፥ህጂ ዋና በት ጽህፈት ( ሃገራዊ ጥፍኣት ) መውኣልን ህዝቢ ዝአሰረሉ ብኣል ኣብራሃ ካሳ፥ካልኦት አቶም ሰተይቲ ደም ኣሪትራውያን ዝሰትዩ ኣረመኛታት ደኩኖምሉ ዘሎ ቦታ አዩ ፥ተስፋልደት መሃረና ከም ወዲ ክላሰይ አግዚኣቢሀር ኣብ ህቅፉ ይቀበልካ ፥ክብል ይፈቱ ፥ጂግና የሪኢ አምበር ንነብሱስ ኣይሪአን ፥ከምዝተባህለ ንስካ ተስፋልደት ነዛ መረት ኣሪትራ ከቢድ ዋጋ ንነብስካን ኣብ ሙሉአ ስድራን ዝከፈልኩሞ ከቢድ ዋጋ ብዙሃት ደለይቲ ፍትሂ ኣብ ልብና ኣለካ፥
🎉🎉🎉 Zeki du hast es verdient 🎉🎉🎉
Tesfie hawina Egziabher Amlak byemanay edu ykebelka nkulu sdirabeit kea xnat yhabkum
CONGRA ZAKI!💙💚💙
Rest in peace!
Rest in peace tes 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Welcome
🙏🙏🙏🙏🙏
Welcome Mestyat Betan
Ab gent teqemetelna Kbur teqalasay Tesfaldet
❤❤❤
Please guys crate tes foundation
🕊🕊🕊🕊🙏🕊🕊🕊
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾💙
🙏🫶🌾🌻👌
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Tesfalidet hawey, may you rest in peace. It is already a year.
💙💚💙
Rest in peace
Brrnete
🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉 ❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉🎉❤🎉
Habtom meha ri zbal h a gzwo neru ab e t opa aetyu wo habtom mehari kdae eyu
መንግስቲ ዘይግብኦም ንብረት ምስ የሕደጎ ክቃወም ጀሚሩ ዘይነበረ ሌጋሲ ኣይትፍጠሩ
Tifeltom dika siderabet alem meharena Asmara frki natom mikuana zeynatom zeydeliyu sidrabet eyom xibuk gere eye zifeltom fit betemengsti zinebere natom eyu yehdigiwom zeytifelto aytizareb
ዝተሓድገ ንብረት የለን። ድንቁርናኻ ኣኻ ኣርኢኻና።
@BB-rb2vd ኣይተምልኽ ከምኡ ስለ ዝገበርካ ኢሰያስ ኣብዚ በጺሑ
@BB-rb2vd ድሕሪ ጠቅላይ ግዝኣት ዘሎ/ዝነበረ ሆቴል
እቲ መንግስቲ እቲ ህንጻ የድልየና እዪ ብገንዘብ ከነሕውየካ እዮም ኢለሞ። ኣሕዲጎሞ ኣይኮነን። ስለዝፈልጦ እየ ዝነግረኬ ዘለኹ።
እዚ ዝኽሪ ዝበሃል ንስድርኦም ብምሕጋዝ ብተግባር ተዝኸውን ጽቡቅ ኔሩ ከም ተወሳኺ ማለተይ ኢየ።
ስድርኡ ብሴነስርዓት ዓብዮም ተማሂሮም ጽቡቅ ስራሕ ኣለዎም። ይሕግዙምበር ሓገዝ ዝደልዩ ኣይኮኑን።
@BB-rb2vd ጽቡቅ እንኳዕ ሓገዝቲ እምበር ተሓገዝቲ ኣይኮኑ ኣነ ስለዘይፈልጦም ኢየ የቀንየለይ።
@ የቀንየለዮ
ንባዕለይ ቤተሰብ እየ ዝፈልልጦ እየ ጺሒፈ።
❤❤❤
❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤