ክሳብ ዝመውት ቃልኪዳነይ ኣየውርደሉንየ josias denden

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 дек 2024

Комментарии • 396

  • @JosiasDenden
    @JosiasDenden  3 месяца назад +82

    ንወይዘሮ ምሕረት ክትሕግዙ ትደልዩ በዚኣ ብመንገዲ ጓል ሓፍታ ደዊልኩም ርኸብዋ
    0046738396593 ሂወት

    • @zetamful
      @zetamful 3 месяца назад +4

      @@JosiasDenden amsilka lemano

    • @ሆሳእናንወዲዳዊት
      @ሆሳእናንወዲዳዊት 3 месяца назад +32

      ​@@zetamfulእዋይ ምስቲ ዕድሚኣን ምስቲ ዝኣሊ ውላድ ዘይብላን እንታይ ድኣ ትኹን ተጋጊኻ ምዓረይ ንናኣሽቱ ኣብ europua መንግስቲ ድሌተን እና ኣማልኣለን ከማን ለሚነን ሰብ ዓዋጺኡለን ይትረፍ 'ዶ ነዚኣ ውጽዕቲ ንኸምዚኣ ዝኣመሰላ እንተ ሓገዝናስ ዕጽፊ ንሕና ንረብሕ ጽድቂ እዩ::

    • @mheretogbazghi7491
      @mheretogbazghi7491 3 месяца назад +6

      @@ሆሳእናንወዲዳዊትእንጀራ እዝጊ ብልኢ ጓለይ እንታይ ይብል መስለኪ ፈጣሪ ካብቶም ጉልባቦም ቀሊኦም ዝወጹስ እቶም አብ ገዛ ተሸቁሪሮም ዘይወጹ ዝጨነቆምን ዘይወጹ ፍቀዱ እቲ ታሪክ ብምሉኡ ብጽሞና ሰሚኤዮ እና ካብ ኩሉ ዘጉህየካ በል ክትምህረኒ ኢካ ኢለዮ ኢለን እቲ ዝከፍኤ ከአ ዘይጽህፋ መዋእል ኮይኑ እዚዩ እቲ አዝዩ ዘህዝን እንዳጸሃፍናኳ ዘይወሰክናሉ ምእባል ኢልና ንጉሂ በዚ እድመዚ ዝአሊ ዘየለ አቤት ፈጣሪ ሆይ

    • @ሆሳእናንወዲዳዊት
      @ሆሳእናንወዲዳዊት 3 месяца назад

      @@mheretogbazghi7491 እወ ጋለይ ከብደይ በሊዓትኒ ብፍላይ ኣብዛ ናይ ውላድስ ብጣዕሚ በዲልዋ ዋእ ገለ ሰብስ:ሰብ ጥራይ ድዮም ዋልስ ሕዋስ ሰይጣን ዘለዎም እዮም ዝፍጠሩ ይገርመኒ ኣነስ::

    • @mheretogbazghi7491
      @mheretogbazghi7491 3 месяца назад +3

      @@zetamfulኮምኡ አይባሃልነዩ ነውሪዩ እሞከአ ብእድመ ዝደፍአ ሰበይቲ ልእሊ ሰብአ ዝበጽሃ ሰበይቲ እቲ ንቡር ንውላድ ኢለን አቴንኦ ሰብአይ ተጻዊትለን ድማ እታ ታሪክ ብጣእሚዩ ዘህዝን ከይኮነለን ተሪፉ ናይ ውላድ ነገር እንተዘይብለንሲ እንታይ ደአ ይግበራ እሞከአ ናይ አዲ የእራብ ነገር ጥሮታ ዘይርከቦ እዚ ኩሉ አውኡ በሊካ ብመግዛእቲ ንሃፍተን እንተለመናውንኮ ንቡርዩ ምክንያቱ እዚ ካንሰር ህማም ንክንደይ ቤተሰብ ሙሉእዩ ዘዳክም ስለዚ የህዋተይ ንርኡይ ነገር አይነቃልሎ በጃኩም ብቶሎ አይንፍረድ

  • @yonasweldetnsae1209
    @yonasweldetnsae1209 3 месяца назад +56

    ካብ ሕማቕ ተግባራት ሰውረና ኣምላክ ኣቦይ ።

  • @ሜሪጋልትግሪይ
    @ሜሪጋልትግሪይ 2 месяца назад +7

    ውይ ኣጀክን ክብርቲ ወላዲት😢
    ዓዲ ዓረብ ዘለና ንዓና እዩ ኣሕዋተይ ተጠንቀቃ 😔

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 3 месяца назад +80

    ኣደይ ማዓረይ ኣጆኺ. ግን ደቂ ኣንስትዮ በጃኽን አዞም ስብኡት ክንሶም ካባኽን ገንዘብ አንዳ ተጸብዩ ምሳኽን ዘነብሩ ምውዳእቱኡ ጣዕሳ አዩ ንዓኽን

  • @Asmara-Entertaiment
    @Asmara-Entertaiment 3 месяца назад +81

    ዋና youtube channel ..i hope ካብ ኣታዊ ናይዛ video ፍርቂ ንኣዴና ክትህባ ተስፋ ይገብር ❤.....ንሰብ ዛንታ credit ምሃብ ጽቡቅ'ዩ

    • @BiniYonas
      @BiniYonas 3 месяца назад +3

      ኣይትሕሰቦ ሰልዱ አዩ ዘገድሶ አዞም ከምዚ ጊሮም ሽግር ሰብ ኪሰሙዑ ዝከአሉ ሰባት ሊቦም ተሪር አዩ አንበር ነዚታት ሰሚዒካ ዘይሕማምካ ትሃምም

    • @Asmara-Entertaiment
      @Asmara-Entertaiment 3 месяца назад +1

      @@BiniYonas ኣስቂጡ ኮ ፡ እዚ ሰብ ከኣ ኣይልብምን ኢዩ ፡ እንጌርኡ የዕብዩሉ ኣለዉ መቸም

    • @temesgenhaile2754
      @temesgenhaile2754 3 месяца назад +1

      Ewe nay seb shgr enda alefalefe seldi ygebr alo

    • @meramkchanel957
      @meramkchanel957 3 месяца назад

      Haki❤

    • @Flower12347x
      @Flower12347x 2 месяца назад

      Btami zehizin eyou 😢

  • @mokatsegay4351
    @mokatsegay4351 3 месяца назад +7

    ኣጆኺ ማማ ምሕረት እግዚኣብሔር ምሳኺ እዩ።ኣብ ምድሪ ጻማ እንተ ዘይረኸብክዮ ኣብ ሰማይ ክትረክብዬ ኢኺ።እንቁዕ በዳሊት ኣይኮነንክኪ

  • @eriterabarentu1119
    @eriterabarentu1119 3 месяца назад +22

    ኩቡራት ንዛ ኣደ ምሕጋዝ ሽግርና ብትዕግስታ ዓስቢ ኣለና ብ ስም ኣዴና ንዝክራ ሓድራ ብንብዓት ሞይተ ሂወታ ንብሪት ዝይኮት ንብሲ ንባሪ ታሪክ ንስራሕ ኣደይ ማርያም ብስማ ኣዴና ዓስቢ ትሃብኩም 😢

  • @yorusshow8222
    @yorusshow8222 2 месяца назад +4

    ኣደይ መዓረይ ኣጆኪ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣሎ ምሳክን ❤❤❤

  • @dians1273
    @dians1273 Месяц назад

    Wow i really appreciate it for journalist in eritrea tigrina speaking keep the great job all overthe world 🌎🌍✌️ god bless you 👌👍🙏 🇪🇷 i am proud of you 👌👌🇪🇷👍🙏🇪🇷🇺🇸

  • @eru5343
    @eru5343 3 месяца назад +22

    ዋይ ኣደይ ማዓረይ ኣጆኪ😢😢😢❤

  • @nardostesfazghi9923
    @nardostesfazghi9923 3 месяца назад +36

    እልፊ ዓንጃል መንጃል እባ ሰባ አዋሪዶም አየ ስደት ስዲ።

    • @bereketgebre4685
      @bereketgebre4685 3 месяца назад +1

      ምሁር + መምህር ኢዩ 😂😂😂

    • @ariamyemane197
      @ariamyemane197 3 месяца назад

      ​@@bereketgebre4685🤔🤔🤔🤔🤔 aygermkan😮

    • @zementesfay5935
      @zementesfay5935 Месяц назад

      Memharan iko nskn ikn 😂

  • @mussiekaleab9979
    @mussiekaleab9979 3 месяца назад +17

    እዝ ስብ ኣብ ኤርትራ ዝንቀሳቀስን ዘይንቀሳቀስን ንብረት እንተለዎ ኣብ ኤርትራ ከሲሳ ክትዕወተሉ ትክእል እያ ምክንያቱም ቃል ኪዳን ክሳብ ዘይወረደ

    • @wedifeto7536
      @wedifeto7536 3 месяца назад +1

      Xbkti mkri eya ezia keterakakbelu tkel eya bsmu ente haluwo. Ezi gn hade metaleli seb eu kab meseretu seb ayrekebetn

  • @wediama2233
    @wediama2233 3 месяца назад +31

    ጠላም ዘኩነ ሰብ ክንደይ ይጭክን ኣጆኪ ማሚተይ ኣምላክ ኣሎ

  • @AmbessaAmbessa21
    @AmbessaAmbessa21 3 месяца назад +24

    እዋይ መስኪን ከብድኻ ትበልዕ ኣብዚኣ ኣላ ሓንቲ ጋል ክምአ ዝገበራ ልክዕ ብዘይ ውላድ ተሪፋ እዝም ከምዚ ትገብሩ ደቂ ተባዕትዮ ጸላኢና ይረገም እንታይ ገደሰኩም ትርገሙ ናይ ውላድ ጽገም እ ንተ ሃሊኩም ንገርዋ ዕድመ ጋል አንስተይቲ ከያዳይ እዪ ጅሲ ሓውና ይቕንየልና ❤

  • @heavennatey
    @heavennatey 3 месяца назад +13

    ኣነስ እንታይ ምበልኩ እብ ጀርመን ዘሎኹም ትኽእሉ ማማ ምሕረት ንጀርመን ከተምጽዎን ትኽእሉ ሐግዝወን መጽየን ብሕጊ ጠልጠል ከብልኦ ካልእ ንማማ ምሐረት ከይተማህራ ከምዚ ቡሱል ኣላት ዘዉጻአስ ተዝመሀራ ካልእ ኔሩ ንነብሰይ ከይተማህራ ነዚ ካሕዳም በዓልቤተን ዘምሀራ ይገርም ማሚና ዕድመን ጥዕናን ንዓኪ እቶም ትሕግዙ ብቀጥታ ንማማ ምሕረት ሐግዙ ሐደራ❤❤❤❤

  • @ፋነይ
    @ፋነይ 3 месяца назад +18

    ብጣዕሚ የሕዝነካ ናይዘን ኣዴና ነገር ክንደይ ኣለዋ ከምዚታት ዘጋጠመን ብፍላይ ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለዋ ይሕዋትናን ኣዴታትናን ስለ ኩሉ ነገር ኣምላኽ ባዕሉ ፍርዲ ይሃብ 😢😢

    • @fevengile7229
      @fevengile7229 3 месяца назад +1

      Nemntay gen kendzi chekane 😭😭😭😭💔💔💔

  • @BiniyamYemane-p1u
    @BiniyamYemane-p1u 3 месяца назад +9

    ማማ ኣነ ወድንኽን ኢየ ናምበርክ ስደዳለይ ኣምላክ ምሳኽን ይኹን

  • @zaidtekleab6412
    @zaidtekleab6412 3 месяца назад +11

    💔💔💔💔💔💔💔💔💔 this break my heart 💔 I am sorry this happened to eritrean woman. Be strong god will be with you.

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 3 месяца назад +6

    ክብርቲ ሐብቲ ምሕረት አምላክ ዘይርኤክዮ ጸጋየፍስሰልኪ ከማኪ ብዙሐት እየን ብደቂ ተባዕትዮ የሕዋትና ይኩኑ ዜንአሱ ደቅና ዝገብርዎ ግፍዒ መወዳእታ የብሉን ደቅግዝየ ከአእናዋለ ይጸወታሎም ብተዘዋወሪ ይጸወታሎም አምክ እቅይበለልና ግፍዒ ጽቡቅ አይኮነን ንስኪከአ አምላክ ትብዐትን ትዕግስትን ይሀብኪ ዘሕዝን ዚንታ ኦዚ ጸገም ንዜወረደን የሕዊትና ብዙሐት እየን ግና ዘጉህየካ ኩሉግዝየ ተበደልቲ ምካንና እዩ ንብዐትኪ ውሕጅ ኮኑ ይሰዶ አበይ ከይቀንዖ ተንኮለኛ ናይኢዱ አይስእን እዩ ትብዐት ይሀብኪ ምሕረት ሐብተይ 💐💐💐💒🌹🌹🌹🇸🇪🌹💒💒🎆🎆🎇💯⛪️❤️🌺✝️✝️

  • @DanielGidey-kr9cw
    @DanielGidey-kr9cw 3 месяца назад +5

    አምላክ ባዕሉ ኣነስ ፍትሕ ይጸልእ አለኹ ኢሉ:ግን ምስ መን ቃል ኪዳን ትገብር ምርዳእ የድሊ:ሰለዚ ቃል ኪዳን ናይ ወረቐት ይወርድ ዩ ብ ቤት ፍርድ:እምቢ ኢልካ ዝካአል ኣይኮነን:እቲ አብ ቅድሚ ሰብ አምላኸን ዝኣተኻዮ ቃል ኪዳን ግን ኣይፈርስን ዩ:ዋናኡ ድማ እግዚአብሔር ጥራይ ዩ,
    The church does not accept any kind of divorce from the family.
    Jesus Christ is Lord.

  • @selinahailetecle5564
    @selinahailetecle5564 5 дней назад

    Zehezene u amelk mesakene yekune ne hafeteken mehertu yeweredelena fetare 🙏🙏🏽🙏❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 2 месяца назад

    Weyzero Mhret zey rakiyo shishay Egzersiz yfterelki edmen tinan yhabki Fetari and 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷❤️❤️❤️

  • @aronbrhane374
    @aronbrhane374 3 месяца назад +4

    ቃልኪዳን ከየውረዳኻ ቁሩብ ፈጣሪ ዘይትፈርሁ እዛ ምድሪ እንታይ አሚንኩማ በስመአም

  • @thagos5362
    @thagos5362 3 месяца назад +9

    Hager ab kunat Kela kemey gerna Wray kgebr!!!!!
    Egziabihier asbi emneten haben nezi terifu zelo hiweten!!!!

  • @Inevergiveup1992
    @Inevergiveup1992 3 месяца назад +26

    ሰብኣይ ኢሎሞሲ ፎ ኣነስ ኣብ ሓዳረይ ኣለኹ ግን ሰብኣየይ ወሊዱ ከሎሲ ከይፈለጥቁ 5 ዓመት ጌረ ሰብ ክኣ ብኣይ ይዛረብ እሞ ከኣ ሕማቅ ኣይክንኩን ቡእነት ምልእቲ ኤ ሰደት ምስ ወጻኹ ሰሚዐዮ ሰባባት ሰብኡት

    • @ጌምኦቮር
      @ጌምኦቮር 3 месяца назад

      Seb aytlekimi

    • @milli12354
      @milli12354 3 месяца назад +1

      ባዕሉ ግን ስለምን ታይ ከም ዘይተዛረበኪ ሓቲትክዮ ዶ? ሕጂ ኸ ብሓንሳብ ዶ ኣለኹም ፣ከቢድ እዩ ብቻ ኣጆኺ ፣ ኣነ ግን ይቅር ንክብሎ ደጊመ ምሰኡ ክነብር ይኸብደኒ እዩ

    • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
      @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 3 месяца назад

      አዞም ረሳሓት አወ አተን ምስኦም ዝኸዳውን አንዳ ፈልውጣኻ ጊዜ ዘይቀልዖ የለን💪🙏❤🐪🇪🇷

    • @Inevergiveup1992
      @Inevergiveup1992 3 месяца назад

      እንዳፈለጣኻ ወ ግን ንስኻ ትኸብር ካብአን ምኽንያቱ ይበላሸወ ኣይ ሓዳር ኣይሕዳር ኢየን ዝኾና ጓል ኤሬይ​@@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ

    • @Inevergiveup1992
      @Inevergiveup1992 3 месяца назад

      ​@@milli12354ልቡ እኮ ኣይርከብን ሰብኣይ ናትና እንድኣላ ኣብ ቀረባ ድሓርድኣ ነጊሩኒ እኮ ግን ዋላ ናብ ስራሕ እንዳከደ ይዕዉል ይህሉ ኤ ዝብል እምነት ልበይ ጎዲሉ 😢

  • @solomontekle7002
    @solomontekle7002 3 месяца назад +6

    ኣደንጊጽካኒ ዮስያስ፣ ክንድዚ ሽግር ክትሰምዕ ዓቕሊ ኣለካ። ኣደይ ዓባይ ከኣ ኣጆኽን ጥልመት ዝነብረ እዩ። ጥዕናኻን ሓልዋ፣ ብዙሕ ኣይትሕዘና ነዉሕ ክትጸንሓ።

  • @ST-qz8jf
    @ST-qz8jf 3 месяца назад +10

    I feeling very sad 😢😢😢,
    መስክነይቲ ብግዜኣን ዕድምኣን ተጻዊቱ፡ ግፍዒ እዩ!!።

    • @seidjemal5235
      @seidjemal5235 3 месяца назад

      bor ኣብዛ ዓለም ብናጻ ዝባሃል የለን
      ናታ ዕድላ እዩ ናቱ ግን ማዓልቲ ይነዉሕ እንበር
      ሓቁ ክረክብ እዩ 😢

    • @ST-qz8jf
      @ST-qz8jf 3 месяца назад

      @@seidjemal5235
      እታ video እምበር ዶ ኩሉ ሰሚዕካያ?
      እዋእ ንሱ ድኣ እንታይ ዶ ገሪላ እዩ፡ ብዝኾነ ቅድሚ comment ምጽሓፍካ ዝሰማዕካያ ኣይመስለንን?!

  • @Msganagebrengus
    @Msganagebrengus Месяц назад

    Ajoki mamitey marey amlak msaki ykun 🙏🙏🙏

  • @peacetoallofus7428
    @peacetoallofus7428 3 месяца назад +6

    Heart breaking story 😢😢😢

  • @fiyorigebray6365
    @fiyorigebray6365 3 месяца назад +7

    Uff omg i can't stop crying its so very sad sad 😭😭😭😭😭😭

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 3 месяца назад +1

    ኣጆኺ ማሚ አምበር 💔❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💪 ቃል ኪዳን ከይተውርድሉ አዚ ኪሒዳ

  • @merhawitkeleta5905
    @merhawitkeleta5905 3 месяца назад +14

    ኣጆኪ ኣደይ መኣረይ ቅንእናኪ ይርአ ኣምላክ እድመን ጥእናን ይሃብኪ❤❤❤

  • @betty5338
    @betty5338 2 месяца назад

    Adey mearey ajoki 🙏🙏🙏❤

  • @ghenetghirmay3917
    @ghenetghirmay3917 3 месяца назад

    ማማ ምሕረት አግዚኣብሄር ናይ ኢዱ ይሃቦ የሕዋትና ዓመጽቲ ጨካናት ኢዮም
    🙏🙏🙏 አግዚኣብሄር ሓይሊ ይሃብክን

  • @edenteklit7842
    @edenteklit7842 2 месяца назад

    Haftu ewn kfeti eya.
    Ajoki Egxzieabher Msaki ykun.❤❤❤.

  • @yonatanhamilton
    @yonatanhamilton 2 месяца назад

    appreciate buddy !

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe3671 3 месяца назад +24

    😢 ኣጆኺ ዓሻ ኣይኮንክነ ክኾነለይ ኢልኪ ጽቡቅ ኢኺ ጌርኪ ንስኺ ኣይትሕዘኒ ንዑዑ ገደዶ "እንተ እስኻ እሞ ብስቃይ ሕለፋ ዛ ዓለም መግነዚኻ ይጽበብካ ኤህ ብደማ ትሓጸብ ኤህህህህህ ኢለካ ኣለኹ ኤህህ ንወላድ ማህጸና ዓጺኻ ዝተረፈ ዕድሜኻ ዕጹዉ ይኹን ቁዱስ ሚካኤል ይዕጸኻ ኣሜን

    • @Sanirey777
      @Sanirey777 3 месяца назад +1

      Besmam kemu aytbeli

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 3 месяца назад

      ​@@Sanirey777መርገም ንረጋሚኡ እዩ

    • @elsaberhe3671
      @elsaberhe3671 3 месяца назад +2

      @@kesetehabte1955 እሞ ጠስሚ ደዩ ለኽዩዋ ድኣ " ብርሃጻን ዕድመ ንእስነታን ይቅረ ዘይብሃሎ ስራሕ ዩ ሰሪሑ ኣነ ሳዑዲ ኔሬ የ ግርም ጌሬየ ዝፈልጣ ብስድርኣ ኮ ምርቅቲ እንተኾነት እዚ ድንግዛዛ በዲልዋዩ ኢሮፓ ኮ መሕብኢ ኣይኮነን ኪኖ መርገም ተዝህሉ ዉን መዝነብክሉ ኔሬ መርገመይ ዉን ጥብ ጥብ ያ ትብል ኣይትሓልፍን ከሰተ ሃብተ ኣብ ጓልካ ሓፍትኻ ቦታ ጌርካ ርኣዮ ።

    • @elsaberhe3671
      @elsaberhe3671 3 месяца назад

      @@Sanirey777 ሓቅኺ ኢኺ ምርር ኢሉኒ ዩ 🙏

    • @tirhasmogos9273
      @tirhasmogos9273 3 месяца назад

      Ewe exuw ykun

  • @genetkebede278
    @genetkebede278 3 месяца назад +3

    ቃልኪዳን ክቡር እዩ ብበለጽ ምንባር ከአ ውርደትዩ ካብ ጓለንስተይቲ ምብላጽ ነውሪ ዐገብ ዐገብ😭

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 3 месяца назад

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ኣጆክን ማማ ዝዘራእካዮ ኢካ እኮ ተዓጽድ ኣምላኽ ሃይልኽን እዩ❤

  • @Wegawi_8
    @Wegawi_8 3 месяца назад +11

    sdet resah😭😭 adey mearey ajokn kem gal meten ferihe😢😢

  • @AkberetTeklay-s7q
    @AkberetTeklay-s7q 3 месяца назад +2

    Anbesa zekonet Ade❤❤❤❤Egzabher edmen denan yehabkien

  • @maha5351
    @maha5351 2 месяца назад +1

    Ajoke Mama Ruge, Kyrgmkayo Rugum E.u Amlak Mesake e.u

  • @habteabnega5461
    @habteabnega5461 3 месяца назад +8

    Be strong my mother

  • @GMRDDRIVE
    @GMRDDRIVE 2 месяца назад +1

    Ajoki mam mhret amlak alo mski, kulu n Egziabiher gdefyo

  • @misszebib3969
    @misszebib3969 3 месяца назад +1

    Women's don't trust those selfish, wicked men. Be strong 💪 just trust God, please 🙏

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 3 месяца назад +1

    አምላኽ አሎ ንኹሉ ዝፈዲ አይ ምስ ደቁ አይ ምስሐዳሩ ዘርሞ ዘርሞ ተሪፉ አሎ ሕልና ዘይብሉ መታለሊ አዴና ዝተረፈ ዕድሜክን ምሉእ ጥዕና ይሀብክን ❤

  • @mumenchenpower6501
    @mumenchenpower6501 3 месяца назад +3

    Wawww xinieti ade ajoki 🎉❤❤

  • @Luv_rara704
    @Luv_rara704 2 месяца назад

    Ajoki amlak alo berkti ❤❤❤❤

  • @briktiwelday9027
    @briktiwelday9027 3 месяца назад +3

    ኣደይ ማዓረይ ኣጆክን ❤❤❤❤❤❤

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 2 месяца назад

    ጽቡቕ ንነብሱ ሕማቕ ንነብሱ።

  • @mizanarefane9818
    @mizanarefane9818 Месяц назад

    Heart breaking.

  • @zufanghermai7459
    @zufanghermai7459 3 месяца назад +5

    ኣይይይ ሓፍተይ!! ንወዲ ጽቡቕ ዝገበረድኣ ዝኣመነ ድኣ.....!!

    • @Blessmelord2024
      @Blessmelord2024 2 месяца назад

      ዙፋን ሓፍትና ኸኣ ዘይምነወኪ እዚ ጉዳይ 60 ሽሕ ዶ ኣይቀነኽን ኢኺ ካብ ሰብኣይ የብሉ ካብ ሰበይቲ ኣምላኽ ሰላሙ ይውርደልና እምበር

  • @shewitamare1571
    @shewitamare1571 3 месяца назад +6

    Btaime zehzn 😢😢😢 amlak kab hlna zeyblu seb ysewrena

  • @helenheydemann7223
    @helenheydemann7223 2 месяца назад

    Meztakien yeweredo 🙏🙏🙏

  • @mhretgebru8657
    @mhretgebru8657 3 месяца назад +2

    Mhret yewrdela ngal heftken Maryam Ayrefeda ms weda msakn tkun Amen❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @filoadam97
    @filoadam97 3 месяца назад +3

    ወይ ጉድ ትሕቲ ሕምብርተይ

  • @AzebBerhe-k6g
    @AzebBerhe-k6g 3 месяца назад +8

    ብፍላ ደቀንስትዮ ኤርትራ ብደቅተባዕዮ የሕዎትና ጥልመትን ክሕደትን እዚ ዘይባሃል በደል ይወርደና አሎ ከም እውን ደቅተባዕትዮ ዘጋጥሞም ዘሎ ዘሕዝን ምፍጣርካ ዘጽልእ እዩ ኣብ ልዕሊ የሕዎትክን ጥልመት ዓገብ ናይ ሕልና እስራት ኢክን ንዘልኣም

  • @-se9hk
    @-se9hk 2 месяца назад

    ኣደየ ኣጆኽን ዓለም ንጠላም ንግዚኡ አያ titamo

  • @simonaman2822
    @simonaman2822 3 месяца назад +5

    Ajokn Adey mearey 😢😢😢💔💔🙏🙏🙏

  • @SabaSaba-y9d
    @SabaSaba-y9d 2 месяца назад

    ዝሕዝንዩ

  • @abebakidane8564
    @abebakidane8564 Месяц назад

    እወ ቁሩብ ክንዛረብ እዚ ሰብኣይ ወሪኡ ንዓዓ ድኣ ተከዊሉዋ እምበር በምዘይ ወልድ
    ምሉእ ሪያድ ኢዩ ዝፈልጥ ነይሩ ኣብ በት ማእስርቲ ከም ዝተሀርመ ድንጉየን ሐዳር
    ካብ ዝምስርት ነዊሕ ዓመት ኢዩ ገይሩ
    ብዝኮነ ንዒኢን ኣምላክ ምሴን ይኩን።

  • @sabahailemichael4043
    @sabahailemichael4043 3 месяца назад +6

    Amlak kem lbiki khubeki eyu adey marey❤🙏

  • @samuelghebre6226
    @samuelghebre6226 3 месяца назад +2

    @Asmara Entertainment josi xubuk geru hagizuwa eu.
    Nska nay Hilna srah hagza....hilna gin yeblkan

  • @danielgebregziabher5836
    @danielgebregziabher5836 3 месяца назад

    እዋይ መስክነይቲ ኣደ ንምታይ ግን ኣቀዲሙ ዘይነግራ ህርፋን ውላድ ከለዋ ብዕድሜኣ ይጻወት ኣምላኽ ዘይፈትዎ ብሂወታ ንምታይ ይላገጽ ብዕድምኣ ይጻውት፡ ኣጆኺ ኣደ ሓላል ኣብ እዛ ምድሪ ተተንቃሳቀሰ ኣብ ሰማይ ግን ኣብ እሳት ኢዩ ኣምልኽ ክፈደልኪ ኢዩ ኣደ ሓላል

  • @robeltesfay4203
    @robeltesfay4203 2 месяца назад

    Amlak msaki yukun ade 💔💔💔

  • @eritreaweymot
    @eritreaweymot 3 месяца назад

    Eway adey mearey edmen tenan yhabki ezom reshat deqi tebatyo egzabher hmaq nay edom aysanu

  • @godislove6290
    @godislove6290 2 месяца назад

    Amlak yhagzkn adena.

  • @adyamefrem9088
    @adyamefrem9088 2 месяца назад

    ይሕዝን😢

  • @TeweldeGebremichael
    @TeweldeGebremichael 3 месяца назад +3

    Ajokin Mama hagez ydelya alwa hzbna haye GBU mama

  • @MelesAndom
    @MelesAndom 3 месяца назад

    ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ኣደይ መዓረይ 😢😢😢

  • @Asmara8828
    @Asmara8828 2 месяца назад

    ውይዘሮ ምሕረት አቶ ተክለማርያም ኪዳነ ዓዲ ቓንዮ ዝብልክኖ እኮይ እዩ ነሩ። ቅድሚ ቁሩብ ዓመታት ካብዚ ዓለም ተፈሉ እናዩ

    • @MB7xx
      @MB7xx 2 месяца назад

      Nabhkiki intknki geben. Abi besela iyu gediflkum. Iskum gubukum iye zgedeflkum kethwyu

  • @bsratteamerat3138
    @bsratteamerat3138 3 месяца назад +1

    😥😥😥ከሓድትስ ኤህ ደኣ

  • @ጋልትግራ
    @ጋልትግራ Месяц назад +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @TesfitYemane-e2z
    @TesfitYemane-e2z 3 месяца назад +7

    Rgum 😢😢😢😢

  • @mebryegebreyesus
    @mebryegebreyesus 3 месяца назад +2

    ጆሲ ሓወይ ዓዓቅምና ዘይንሕግዘን ዘን ኣዴና

  • @natsnetmebrahtu3858
    @natsnetmebrahtu3858 3 месяца назад

    Adey mhret kulu nsenayki eu.
    ezi sebay bhlniu mwt( resa) slezikone, resa tesekimka mkad kaa kebid eu.
    Slezi eta kalkidan guhifki kab mezgeb lbki guhifki foe belyo.
    Mknyatu kitzkiryo keleki lbki endategodie slezinebr.
    Egzaabher Amlak edmen tienan hibu ziterefe zebenki ybark.❤❤❤

    • @WintaAbraham-rg7pc
      @WintaAbraham-rg7pc 3 месяца назад

      Aygermeken do entay aynet dem zeybelu yu galey gerimni ko

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 3 месяца назад +2

    Ajoki adeyyy egziabeher amlak Mesaki yekun 🙏🙏🙏❤️💔💔

  • @bereketkidane1912
    @bereketkidane1912 2 месяца назад +1

    ፈገር :ፈገር ምኻኑ ኣይተርፎን ኢዩ:: ካብ ጌ ዜ ደርግ ብፋሉል ዝነበረ ምንም ኣይልወጡን ኢዮም:: ቐጣፊ ኣጋጥሙኪ ::

  • @godisgood9111
    @godisgood9111 3 месяца назад +6

    Ehh eway ajokin kuluna dekikin

  • @ወደቦይከ
    @ወደቦይከ 3 месяца назад

    እዋይ ዓዳ ክትኣቱ መደቀሲ ክህልዋ ደልያ፡ ኣኽ ኣታ ግበረላ ጽቡቕ ኣላ ኡፍፍፍ

  • @abrahamhabte1905
    @abrahamhabte1905 2 месяца назад

    Don’t worry, long life🙏🌽

  • @kulunsenayeyeyu6716
    @kulunsenayeyeyu6716 3 месяца назад +3

    💔💔💔💔💔💔💔💔 ልብካ ዝትንክፍ እዋይ

  • @MichaelIssack-c1r
    @MichaelIssack-c1r 3 месяца назад +3

    Yes help God mama mihret ❤❤❤ i am sad?❤❤❤

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 3 месяца назад

    Amen amen amen aedena aemilak eidu yenibiralikin

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 3 месяца назад

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ወላዲትና፣ኣጆኺን ነቃ ቃል ኣምላኽ ዘክሪኣ፣"(ኣብቲ ዝነጽእ ዘመን መኻን ወይ ድማ ውላድ ዘይብላ ወላዲት ትሕጎሰሉ ግዜ ክመጽእ እዩ")
    ዘመን ኣርኪብና ኣሎና እሞ፡ኣጆኺን ኣባት ነፍስኺን ሕዝኪን ጥራይ ብንስሓ ተሓጺብኪን ኣብ ቤት ኣምላኽ ትነብራ ይግበርኪን ፈጣሪ ክብርቲ ወላዲትና።
    ንሓፍትኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣሪ፥ኣጆኺን።

  • @TsegeZerefa
    @TsegeZerefa 3 месяца назад

    Ajoki haftey kulu nay alem halafay eyu frdi ab semay setet yelen btesfa tetsebeyo goytanan medhaninan Fetari kiferdo eyu ajoki ajoki ❤❤❤❤❤

  • @akicaridkiyesusss7010
    @akicaridkiyesusss7010 3 месяца назад +1

    Ewyyyy mskin ezi telimu kndey kytoma ajoki ❤❤❤❤

  • @HelenHedish
    @HelenHedish 3 месяца назад

    ወለድ እንታይ ጌሮም😢😢ንሱካአ ጎታ አለዎ በዕሉ🙏🏽

  • @Rigbe-l9q
    @Rigbe-l9q 3 месяца назад +3

    Ewayyy gziye 😢😢😢

  • @tirhasmogos9273
    @tirhasmogos9273 3 месяца назад +2

    Asha aykonken kemti nay adetatiki eki gerki Kbur bahli eki akbirki 😢😢😢ajokii

  • @johnsolomon1869
    @johnsolomon1869 3 месяца назад +1

    Wow so sad, god bless you Mother

  • @eritrea576
    @eritrea576 3 месяца назад +9

    Very selfish man, sad, Don't worry, you have Jesus

  • @اسمارنو
    @اسمارنو 2 месяца назад

    ደቂ ኣንስትዮ ካብዚ ክትማሃርኦ ዘለክን
    1.ትዕበ ትንኣስ ስራሕ ዘይብሉ ንፍቕርን ንመርዓን ዝሓተክን ወዲ መናብርትኽን ክኸውን ኣይክእልን'ዩ። ወዲ ኣብ ፍቕሪ ንክኣቱ ስራሕ'ዩ ርእሰተኣማንነት ዝፈጥረሉ። ስራሕ ዘይብሉ ወዲ ከይትኣምና።
    2. ብዘይቃልኪዳን ካብ ክልተ ወይ ሰለስተ ዝወለደ ከይትኣምና። ካብ ሓንቲ ዝወለደ ኣብ ከመይን ብከመይን ኩነታት ከምዝወለደ ኣጽኒዕክን ሸለል እንተበልክንኦ ድሓን ልዕሊኡ ግን ብፍጹም።
    3. ዕድሜኽን ሸለል ኣይትበልኦ። ዕድመ ጓል 30 እንተበጺሑ ናይ ምውላድ ተኽእል ብፍጥነት'ዩ ዝጎድል። ካብ ሃታሃታ ኢልክን ኣብ ዘይከውን ትወድቃ ኣብ 20ታት ከለኽን ተመርዓዋ። ማሓዛይ እንዳበልክን ምስዘይኮኑኽን ኣወዳት ግዜኽን ኣይትብልዓ።

  • @2004GLy
    @2004GLy 3 месяца назад

    ጆሲ ብሩኽ🙏👍

  • @semharm8016
    @semharm8016 3 месяца назад +8

    Ewy nay Germansi 😊

  • @tigisteshetu7004
    @tigisteshetu7004 3 месяца назад +2

    Ajoki mother❤❤❤❤❤❤

  • @mituwiti999
    @mituwiti999 3 месяца назад

    ሚስኪን ኣደ❤ ኣጆኽን ❤

  • @akberetkahsay384
    @akberetkahsay384 3 месяца назад +2

    Ajoki adey halaley egzabhir amlak edmen teanan yehabki

  • @Flower12347x
    @Flower12347x 2 месяца назад

    Btami eu zehizin 😢😢

  • @habtomsemere5395
    @habtomsemere5395 3 месяца назад +8

    Ezi tgobro zeleka bteami znead eu hawey af konkayo nezi hzbi