🇪🇷🇪🇷🇪🇷Thank-you for sharing and it’s make me proud of My uncle Melaka Tecke story. ጅግናመልአከ ተክለ ብዙህ ዘይተዳህሰሰሰ ታርክ ዘለዎ ኡዪ ግን ጅግና እይነብርን ኢዩ ግን ታሪኩ ኢዩ ዝውረስ::💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾
Thank you for bringing kibrti tegadalit ghenet to the fore, her way of telling her story flows like untainted river that we know back home...one thing different from what we heard from others is she told her ELF experience as is with clarity//// we wish her health and long life//
To the new generation of journalists: your voice holds the power to honor our Eritrean heroes - our fathers, mothers, brothers, and sisters who sacrificed for freedom. Tell their stories boldly and truthfully, for the next generation must know the legacy they inherit. Be the bridge that keeps their memory alive.🇪🇷🐪💐❤️🌺🩷
ሰላም ተኸታተልቲ EMN
ንተጋዳሊት ገነት በዚ ቁጽሪ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም > 002917646312
🇪🇷🇪🇷🇪🇷Thank-you for sharing and it’s make me proud of My uncle Melaka Tecke story. ጅግናመልአከ ተክለ ብዙህ ዘይተዳህሰሰሰ ታርክ ዘለዎ ኡዪ ግን ጅግና እይነብርን ኢዩ ግን ታሪኩ ኢዩ ዝውረስ::💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾
ብጸይቲ ገንት በየነ ከም'ዚ ታሪክና (ተሐኤ ፡ህዝባዊ ሓይልታታ ስጋብ ሕጂ ዘይትገልጽ ዘይተተረኸ ብጻይ አብረሃም ተክለ ዓንደለ ተአሲሩ ካብ ሆሲፒታል ወጺኡ ሃገራዊ ጉባኤ ዝተካፈለሉ ይዝክሮ ብተወሳኪ ንስምረት ኢልና ክንቃለስ ፋሉልን ካሐዲ ዝተባሃልና ክንህደን ኣዘኪርክኒ ብዙሕ ኢዩ ታርክና በምግላጺኪ ክብረትን ጥዕናን ይሃብኪ
ብሰላምን ብጥዕናን የራክበና ግዚኡ እንተአከለ ክብርቲ ብጻይቲ ገነት በየነ ብጥዕናኪ ምስ ቤተሰብኪ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
ሰላማት ደቂኤረይይይ ጸቡቅ መደብ ይበል ኣጋላልጻ ተጋዳሊቲ ገነት ጅግና ጋል ኤረይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም💪💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💐💐💐💐💐💐💗💗💗💗
ክብርቲ ሓፍቲ ኣንበሳ ኩሉ ታርሕና እዩ። ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ ኣምላኽ
edmen tienan yhabki tegadalit Genet beyene 🥰🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰
ክብርን ሞጎስን ንሰብ መትከል :: ⭐
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️
ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊🇪🇷
ዕድመ ጥዕና ይሃበልና ክብርቲ ኣዴና
ጅግና ተጋዳሊት. ይበል ትራኬ። እዚ ታሪኪ ዘልአለማዊ እዩ። ንበሪ ክበሪ። ታሪኪ ብጽሑፍ ተተቅርብልና። ታሪክ ሕዝቢ ስለዝኮነ።
ታሪኽ ኤርትራ ሐያልዩ
Aidimen Tiainan n Shaaibiya, ai way Aehiwatey eziy kulu xegem yihilifkinn yihilifukum enkoa Naxinet Eritrea raaekum 🇪🇷🥰✅🌹❤️🇪🇷🇪🇷🙏🏽
😂😂😂😏
Seigignacomplimenti❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹✅
ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤
Ertirawent kebur menent 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 Egziyabher aboy edmen tenane yehabkum 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷
Gigna Adena qdem tiqnan yehabki 🎉🎉🎉❤❤❤❤
እዋይ ኽብርትዕ እዚ ቃልስና🙏🏽🇪🇷🙏🏽 I can’t wait for part 3❣️
Deki Erey maaery Jeganu wedom Qualom Aewet ziy dirarom Temesigen Fetari enkoa natey konkum 🇪🇷👌👏🇪🇷❤️👋👍🐫🇪🇷🥰😂😇💕🇪🇷🙏🏽
ታይ ዝበልዎ ከልበትበትን ድኻምን ተሓልፈ ምእንቲ ኤርትራ ❤።
ቃልሲ ን ናጽነት ኤርትራ ዘይተነገረ እምበር ዘተገበረ የሎን። ክብር ሞጎስን ን ሓርበኛታት ኤርትራ።ስዉኣትና ብግብርና ይደበሱ።🙏🎉❤🇪🇷✌🇪🇷✌🇪🇷
Thanks 🇪🇷 💕 🙏 ❤️ ambsa wide Eritrean great awet Nhfash Eritrean Amen God bless 🙌 🙏 Eritrean Amen 🙏 ❤❤
ጀበሀ ቅኒዒቲ ነይራ
ጺብቅ አደናቅን ታሪኪ የቀኒየልና ክብርቲ ጂግና ኢሪትራዊት አደ ዘኩርዒን ጂግንነትን እዩ ናይ ኤርትራና ኤርትራ ጺብቃትን ደም ሰፍሰሱላ ሃገር ኢያ 🇪🇷🇪🇷🕊️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊️❤️👑👑🦁🦁❤️🕊️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾❤️💐🙏🏽👑🇪🇷🇪🇷🕊️❤️
ዝከበርኪ ተጋዳሊት ገነት በየና
እዚ ዕምቐት ዘለዉ መሳጢ ታርክ ጂግንነትኪ ብከምዚ ዓይነት ላዛ ዘለዎ አቕራርባ ምቕራብኪ ❤ ብልቢ ኢና ነመስግነኪ ነዚ መደብ ዘቕርብኩም ድማ ይቐኒልና ቐጽልዎ።
❤❤❤❤❤❤❤❤
Zeydgema anabs ikin kuluknnn❤
ኣነ ዝገርመኒ ክንድዚ ዝኣክል ታሪክ እንዳ ተዘንተወ እቲ ሙዚቃ ንምንታይ እዩ ኣድልዩ እንታይ ዶኬረሽን እዩ ኣድልዩ ወይስ ሸለ ልትነት እዩ በጃኩም እባ በጃኩም ክንልምነኩም ተዳሊኩም እንተርቪዉ ግበሩሎም እዚ ሰነድ እዩ ተራ ዕላል ኣይኮነ ን
Thank you for bringing kibrti tegadalit ghenet to the fore, her way of telling her story flows like untainted river that we know back home...one thing different from what we heard from others is she told her ELF experience as is with clarity//// we wish her health and long life//
ሐወይ የወሃንስ ብርሃነ ደንከላይ ዘወጸሉ 1972 መርሒ ፋሉል ነይሩ አብ ባጺዓ ተሰዉኡ ምስ ህዘባዊ ተሰልፉ 🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷❤🎉🎉 ዓወት ንሕፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 🎉❤🎉❤🎉❤like like 👍
ይቕሪታ ይካአሎ ጋዘጤኛ እቲ ድምጺኻ ይዉሓጥ ብኑጹር አይስማዒን ኢዩ አብ ኩሉ ዝተኻታተልክዎ ድሚጺ ቑርብ ሎሚ ይሓይሽ ❤😂
የቐንየልና ገዲም ተጋዳሊት ገነት። ክቡር ሓውና ድማ የቐንየልና። ታሪኽ ክመሓላለፍ ላዕልን ታሕትን ኢልካ ሰራሕቲ ታሪኽ እንዳምጻኻ ክንመሃርን ንዉልድ ወለዶ ክመሓላለፍ ትገብሮን ዘለኻ።
ናይ ብሐቂ
Thank you EMN🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪💪💪💪
የቀኒየልና ኤርትራ ሜዳ አምላክ ጸግኡ የብዛሐልኩም 💕🙏🏽💕🌷🙏🏽💕🌷🌷
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጋላልጻ ህድእ ኢላ ትዛረብ ጅግና ተጋዳሊት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💐👍👍👍👍👍
Egzabihear newih adme yhabkum 🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Des ketbel beunet zyteselchewka Smart 🎉
Kbrin mogosn nsweAtna eretrya
To the new generation of journalists: your voice holds the power to honor our Eritrean heroes - our fathers, mothers, brothers, and sisters who sacrificed for freedom. Tell their stories boldly and truthfully, for the next generation must know the legacy they inherit. Be the bridge that keeps their memory alive.🇪🇷🐪💐❤️🌺🩷
ኣነ ሪኢቶ ኣለኒ በቲ ዝነበርክዮ ክሪኦ ከለኹ ክልተ ነገር የንብብ ብቕዓትን ክድዓትን ጀብሃ ናይ መን ሻዕብያ ናይ መን ቀዳማይ ሕቶ? ን ንኤርትራዶ ንወገንነት ነይሩ ቃልስክን ምክንያቱ ዕላማ መህደሚኽን ትሕዝቶ የብሉን ? ብሓቂ ጉልባብካ ቀሊዕካ ክትቃለስ ተመኩሮ ዝህብ ዕላል ከዳዓት!!
እቲ ክፋላት ፋሕ ዝበለ እዩ አጸጋሚ እዩ ንምክትታል
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I am very excited part 3
Mierigti adena, Fikri HAGERSI biakin tiray yigelex❤❤
ምግዜም ቢራን ❤❤❤❤❤❤❤
Waw waw waw amazing history
Selam...deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
This is wonderful our real story need to be out there. Thank you so much.
መሳጢ ታሪኽ ከይተቃርጽዎ ቀጻሊ ኣምጻኣልና
🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷👍👍
Where is the 3rd part for this Hero.please it’s interesting story.We want hear it. Thank you
🎉Yhank You ❤🎉
Hi everyone,
EMN, please, for such a educational and historical interview, why disturbing it with background music .
With all the respect, the music is interrupting me. Other than that would really appreciate you.🇪🇷🐪❤️
🐪👊🇪🇷❤️👊
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤ ❤❤
🇪🇷⛪️❤️🕌🇪🇷💪💐💐💐
🇪🇷❤️🌹🐪💯🙏🇪🇷❤️🌹🐪💯🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷
🇪🇷♥️🇪🇷♥️
❤️🇪🇷🌿💐🇪🇷🌿💐🇪🇷🌿💐🇪🇷❤️
Where is part 3
❤🇪🇷❤🌼
🎉❤👍🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀብሃ ዓባይ ጅግንነትኹም አብ መጻኢት ኤርትራ ብክብሪ ክስነድን ክዝንቶን እዩ፣
ኣጋላልጻኣ መጻሓፍ እያ ዕድመን ጥዕናን ኣይሃብኪ
ኣይሃብኪ ትብል ቃል ብ ይሃብኪ እንተተቀየረት ምሓሸ
Waero edmen tenean yhabki
ተወሰኽቲ ስዉኣት ስውእቲ ሃንሱ ጓል ገዛውተይ ብሓንሳብ ምስ ስዉእ ዓብለሎም ኣብ ካንሸሎ እንዳ ኣቦይ ጊለ ምስ ናይ ደርጊ ዓፈንቲ ተታኺሶም ኣብ እንዳ ሃንሱ ብጅግንነት ተሰዊኦም።
🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ሰላማት ይካኣሎ ምስ ተጋዳሊት ገነት ገብሩ
ዕላልኪ ብጣዕሚ መሳጢ ኢዩ። ኮይኑ ግን ነቶም ዝተሰውኡ ብጾትኪ ኣብ ክንዲ ብስሞም ትጽውዕዮም ስዉእ ኣብራሃም ተኽለ፥ስዉእ መልኣከ ተኽለ ምስ ትጠቕስዮም እዞም ኣብቲ እዋን ዘይተወለዱ ኤርትራዊያን ከም ዝተሰዉኡ ክፈልጡ ይኽእሉ። ንዓኺ ድማ ነታ ስዉእ/ስውእቲ ትብል ክብርቲ ቃል ወላ ሓንቲ ታዕሪፋ ስለዘይትኸፍልላ ነዚ ታሪኻዊ ዕላልኪ ምስ ኣመቀሮ ብሃሊ ኢየ። ኣጆኺ ኣይትሰከፊ ዳሕድሕዮ ኢኺ። ኣብቲ ዕላልኪ ብዙሓት ፈዳይን ተሰዊኦም ኢልኪ።ስሞም ግን ኣይጠቐስክን። ደሓን ኣነ ንኡስ ሓውኺ ክሕግዘኪ። ከምቲ ኣቦታትና ዝብልዎ " ጭሩ ብጫፍ ብርዒ ስገም፡ዝዓቕማ ትሕጎም" ስለዝኾነ ኣነ ካብቶም ዝፈልጦም ዝተሰዉኡ ፈዳይን 1ይ. ስዉእ ኣብራሃም ተኽለ፥ስዉእ ኪዳን ዓንደመስቀል፡ ስዉእ ፍሳሃዬ ሰሎሞን ባሪኡ( ሓዉ ንስዉእ ገብረስላሴ ሰሎሞን ባሪኡ ተጋዳልይ ሕግሓኤ፥ሓዋ ንውፍይቲ ሕግሓኤ ኣብ ኣስመራ ዝተረሸነት ኣበባ ሰሎሞን ባሪኡ)፡ ስዉእ ሓረጎት፡ ስዉእ ወዲ ዓዋተ፡ ስዉእ ወዲ ማኣዛ፡ ስዉእ ዓንደ ዓዲ ቖንጺ፡ ስዉእ ያቆብ ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ዝተሓንቀ ወዘተ።
"ኣየ ትኣምር ፣ኣየ ቅያ፣ኣየ ብልጫ ኣብርእሲ ብልጫ፡ቆርበትካ ዘሳሒ።"
291🇪🇷🌿🇪🇷💐🇪🇷🍀
እዚውን ኣካል ታሪክና እዩ ጸሊም ምዕራፍ ሰውራ ኤርትራ መሪሕነት ተጋድሎ ሓርነት ጥበንጃ ኣክንዲ ንጸላኢ ዝቀንዕ ናብ ተጋደልቱ ክቀንዕ ኣጺዙን ኣሽሓት ንጹሃት ተጋደልቲ ብጥይትን ብካራን ሂወቶም ኣጥፊኡ 😢
ዘካርያስን ሀይለን ነፀላዒ ኢዶም አይሃቡን። ጌጋ ሀበሬታ።
269❤
ኢኤም ሜድያ እቲ ክላሲስክ ሙዝቃ እንተ ትኣልዎ ከመይ ምጸበቀ ኔሩ ፡ ቅድሚ ሕጂ ውን ኮመንታ ተዋሂብዎ ኔሩ ግን ኣይኣለኩሞን፡
🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
#767👍
❤❤❤
ስሙር ግንባር ንኽግበር ህዝባዊ ግንባር ክንደይ ጺዒሩሉ ኢልኪ ተአምኒ ገነቲና ❤
ኣዝዩ ዕምቀት ዘለዎ ኣዘናትዋ
ርጎማት መራሐቲ ህግ
ገነት ፋሕ ኢላቲኪ
አዋሪዶሞናህገደፍ ሀገር አጢፊኦማ
ትም በል ኣፍካ ዕጾ ፡እቲ ሓቁ ተውጾኦ ኣላ ፡ዝወዓለ ይንገር ።❤🇪🇷
ይቕሪታ ይካአሎ ጋዘጤኛ እቲ ድምጺኻ ይዉሓጥ ብኑጹር አይስማዒን ኢዩ አብ ኩሉ ዝተኻታተልክዎ ድሚጺ ቑርብ ሎሚ ይሓይሽ ❤😂
❤❤❤❤❤❤❤
❤.......
❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤