Eza derfihi de-a hidey tithiem nu mejemeria ghizeh yisem-ah aleku.... thank you for bringing it to your media and I will listen to it for a while I guess 😉... cheers 🥂
ETHIOPIA 🇪🇹 TITIQEMELU WEDEB DELIYA AYKONETIN ETHIOPIA 🇪🇹 NAVAL BASE IYA TIDELI DELA BITEWESAKI KEMTA NAY KAGNEW BI GIZE H. SELASSIE ASSEB HIZOM NI AMERICA 🇺🇸 KESERHULU IYU
❤❤❤ ማቲዎስ ያተን ሚዲያ ሳልሰማዉ ኣልዉልም በጉጉት ነዉ ምጠብቀዉ እና ተሎ ተሎ ዘግብልን ❤❤ላክዬ ግን ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራዬ የሰላም የፍቅር ሀገር ሰላም ለናተ ይሁን ኣሜን❤
ቕድሚ ወደብ ኣደብ ደኣ በለለይ ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷4ever
Mengiste Semai Yewaris Usman Abdurhamhan🙏🙏🙏
አያና ዑስማን አብዱራሂም እግዚአብሔር አብ የማን የንብሮ
Rebena yerhamo Istaz Osman Abuderhim 😢
الله يرحمه ويغفرله استاز عسمان عبدالرحيم
Eritreawinet kbur meninet ❤️🙏🇪🇷🌹🇪🇷👍🇪🇷👏👏
ወዲኒ ኣቢ፡ ኣብ ነብሲወከፍ
ገመድ ኣብ ክሳዱ ዝቀረበት፡
"ህዝበይ፡120 ሚልዮን ስለ
ዝበጽሐ፡ባሕሪ እንተዘይሃብ
ኩሙና ክንበልዓኩም ኢና"፡ "ሃየ"! ከምኡ'ውን፡ "ብሓይሊ
ወይ ብፍቶት፡ባሕሪ ክህልዋ
ኣለዋ"፡ 'ሃየየየ!!።
እዛ ሰንካም ዝኾነት ጎረቤት
ሃገር፡ ነበሪያ ነበረ ትኾነሉ ግዜ ዝቀረበ ይመስል
Thank you ማትዮስ ሐዉና 🇪🇷❤️🙏🏽መቸስ እዞም መንሽሮ አፍሪቃ ዝኮነት አግራድ ምዕራባዊያን መራሕቲ ኢትዮጵያ ከይጠፍኡ አፍሪቃ ሰላም የብላን።ኢትዮጽያ ዝሰልጠነት ሐገር ይብልዋ ብኢትዮጵያ ካብ ዘይትምራሕ ዘመናት አቁጺራ እያ ሕጂ ሞካአ ዌላ እታ ንእሽቶይ አብ አራት ኪሎ ትግበር አቢይ እዩ ይፍርም ዝብል ኢትዮጵያ እንተሎ የዋሕ ዘይኮነ ደንቆሮ እዩ ኢትዮጵያ ብኢትዮጵያዊያን ትምራሕ ነራ እንተትከዉን ሕጂ አይኮነን ብጊዜ ጃንዳ ምፈራረሰት ነራ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ገሊኦም ተጨፈጨፍን ዝብሉ ገሊኦም ሕጻዉንቲ ንኩናት የእትዮም ከም አህባይ ጎዳጉዲ ዝሕብኡ ጀነራላት ሒዝካ ምፍካር 😂
ወደብ አንዳ በሉ እዮም ስልጣኖም ዘናዉሑ ሓሳዳት
ኢትዮ ፈሪሳ ናብ 10 ሃገራት ክትመቓቐል ኣለዋ፡ኤርትራ ድማ ሰላም ትረክብ
ኢትዮ ጥራሕ ዘይኮነስ ትግራይ ውን ክትመቃቀል ኣለዋ።
@@Eri.291 ብትኽክል እዚኦም ኩሉ ግዜ ሓደጋና ኢዮም
Let’s support all Eritrean brothers and sisters channels like, share and subscribe please
Even though the hathafat too...? No!
@@2tedros
Not for the anti Eritrea and Eritrean people
@@2tedros😂😂 ሃታፋት ዘይብሉ
@@ahmedsaidmunir7970
ማራስ'ከ
ኢትዮ ታሪኻዊት ጸላኢት ኤርትራና
That’s aan or dron. RIP legend best musician Osman married. He is always in our hearts and prayers.❤🙏
ምጹ'ሞ ኣብኣ ትረኽቡዋ!!
Merhabae wedi ereyy jogina bravo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷
❤❤❤መርሐባ ጅግና❤❤❤ ወዲ ኤረይ❤❤❤
AAN Media serving the truth ❤
Super star legend osman abderhim RIP
ሓውና ዓብዱራሒም ነብሱ ናይ ዘለኣለም ዕረፍቲ ይሃባ።
لله يا رحم و سكس فسيح جناتك يارب العالمين
REST I N PEACE abona Osman ❤ ⭐️🇪🇷⚘️
Eza derfihi de-a hidey tithiem nu mejemeria ghizeh yisem-ah aleku.... thank you for bringing it to your media and I will listen to it for a while I guess 😉... cheers 🥂
ትድንጉየና ኣለኻ ሎምስ።እዚ ግዜ እዚ ብጣዕሚ ኢኻ ተገድሰና ብፍላይ ብኩነታት ትግራይ።
Rest in peace Legend 😢😢😢
Love love love Osman Abdlerhim ❤. Legend ❤
not ALAMIN. OSMAN ABDELRIHM"!!!!.
@@Barry-m3w oh yeh of course.... Lol my bad!
@@Barry-m3w I stand corrected. Little getting old I think... Lol
Selam. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከምዚ ዝበለ ቅድም ጋዳፊ ኔሩ አብይ ይበሃል ኢሉ ለዋህ ወይ አሻ ኢሎም ዝድግም
Ethiopia it is abroken country finally
Well come back deki Erey halat.
Good job bro aan medaia 🎉🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
Stop Derem Ethiopian no more wedeb Eritrean
ድሮን ዓርከይ ኢመራት ካብ ዓሰብ ካብትስጎግ ትኽስ ኣይበለትን ሕጂውን ኣይትታኽስንያ ።ንፓስተር ኣቢ ቛሬጣ ስለዘልመደቶ ዕዮ ገዛ ሂባቶላ
❤
RIP Osman Abdelrahim
❤❤❤❤
R I P Osman ❤❤❤❤❤❤❤❤ King ER
❤❤❤❤❤❤❤❤
ኩቡር ሓው aam ብትገብሮ ዝድነቅ እዩ ቀጽሎ እየ ዝብለካ።
እንተ ኢትዮጵያ ዝበልዎ አብይ ዝፍክርዎ ሃለውለው እዩ ንመንግስቱ ሃይለማርያም አይጠቀመን።
Rip osman abderhim 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 😢
❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks!
ምዕልቕላቕ ፡ ብደቂ ኣያ መን ስደተኛታት ኢዩ እቲ ሕቶ ! 😂
አሰብ ማለት አስብ (ሕሰብ ) ማለት ኢዩ ንዝተርድኦ
Welcome Dron 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bravosonotuafan❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብሱል ትንታነን ኣቀራርባን ኣብ እዋኑ
እና ምንይጠበስ ይህድ ይሰደድ
Welcome. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🎉
Drone well come I hope you are Ok bro .
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕
That is childish and evil if they think that way.
Alem canawet mangeste samay yewares 🙏🙏🙏
Doron please remind the government to shut the airspace for ever ASAP
Even the world is blong USA
ኢትዮጵያ ኣይኮነን ሓንቲ ጥር ትብል ሓሳብ ዘይብሎም እቲ ብሉጽ ሓሳቢ እየ ዝብል መራሒ ውን ከድሕና ዝኽእል ኣይኮነን።ኢትዮጵያ ሽግራ ከምቲ መምህር ተስፋጽዮን ዝበሎ ሽግራ ቅርጻዊ እዩ።ቀንዲ ሽግራ ጂኦግራፍ፡ባህሊ፡ለውጢ ክሊማ፡እንዳውን ቀቢላውን ሕብረተሰብ፡ንባዕሉ እቲ ኢትዮጵያዊ ዝብሃል ኣብ ሓሶት፡ጽንጽዋይ ዝተመስረተ መንነት እዮም።እዚ ሽግር እዚ ኣይኮነን ኣቢ እየሱስ ክርስቶስ መጽዩ ከማን ከዐርዮ ኣይክእልን እዩ።ኣብ ዓለም ኩለን ናይ እንዳን ቀቢላን ሃገራት ይብተና እየን ዘለዋ፡ ኢትዮጵያ ክኣ ካብዚ ኣይተምልጥን እያ።ካብ ምብታን ከድሕና ዝኽእል ክኣ ዝኾነ ትኣምራታዊ ሓይሊ የለን። ምኽንያቱ ሽግር ኢትዮጵያ ሕጂ ይጅምር እምበር ይውዳእ የለን ሕጂ ክኣ ትግራዋይ ትግራዋይ ኮይኑ ኣምሓራይ ኣምሓራይ ኮይኑ ኦሮሞ ክኣ ኦሮሞ ኮይኑ እዩ።ነዚ ተፈጥሮኣዊ ሓቂ እዚ ክኣ ክቕይሮ ዝኽእ ዝኾነ ዓቕሚ ዘለዎ ሓይሊ የለን። ኣይኮነን እዛ ጥስጥስቲ ናይ እንዳን ቀቢላን ዓዲ፥ኣሜርካ ከማን 400 ዓመት ዝገብሩ ጸለምቲ ምስ ምዕራባዊ ክብርታት ገና ኣይርዓሙን ስለዚ ሕብረተሰብ ሓደ ክብርታት ፈጢርካ ሃገር ክትከውን ናይ ኣሽሓት ዓመታት ሓባራዊ ዛንታ ምስ ዝህልወካ ጥራይ እዩ። እንድዋን ቀቢላው ሃገር ክሰርሕ ኣይክእልን እዩ እዚ እዩ እቲ መሪር ሓቂ።ንስኹም ክኣ ሰብ ኣይተጋግዩ።
ስደድዎ ጥራይ እቶም ስዴቴኛታት ንገብሮም ንሕና ጥራይ ኢና ንፈልጥ።ናይመን ኩሊት ሸጥክን ድኣ ክትድቅሳ።ተዳሎ መንእሰይ ዓድና
ERITREA 🇪🇷 AB LILAWI MERETA IYA ZELA BERY NAY SIMIMI ALGERYE TEBEYENELA . SILEZI 100 GIZE AB MERETNA AB MERETNA MIBAL DEW ABILUWO HIWEHAT MIHLIFO XADQAN LEBA
ንግብጺ ድላያ ትግበር ዝስተ ይግደፉላ ሃገርና ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ዝኾነ ኃይሊ ካብ ባሕርና ይኹን መሬትና ክምንዝዕ ዝክእል ኃይሊ የለን።ግብጺ ዝጽበያ ሽግር ብዙሕ ኢዩ።ምኽንያቱ ቀጻሊ ወሓይዝ እንዳላገሰት ክውሕዳ ኢዩ ግብጺ ኣጋር ዜሮ ኢያ ምስ ኢትዮጵያ ክትገጥም ኣይትክእልን ኢያ ኣብ ሞንጎ ሶማልን ኢትዮጵያን ዅናት እንተዝፍጠር ሰራዊት ግብጺ ጭሩኡ ደጒሉ ኢዩ ዝሃድም።ኢትዮጵያ መሪሕነት እንተረኺባ ምሳና ሰላም ጌራ ክትነብር ኣለዋ ።
ሰላም ኣዳለውቲ መደብ AAN መድያ ሰላምታይ ብምቕዳም ሓንቲ ርእይቶ ወስ ከብለልኩም። ትማሊ ኣብ ዝነበረኩም መደብ ድሕሪ መደብ ምውዳእኩም ሓንቲ ደርፊ ናይ ህቡብ ድማጻዊ ዕሰማንን ስእሊ ናቱን ጥራይ ለጢፍኩም ሓሊፍኩማ 'ሞ ከም ርእይቶይ እዚ መድያ'ዚ ከም ዓብን ሃገራውን መድያ ከም ምዃኑ መጠን ኣብ ከምዚ ዝበለ ኣጋጣሚታት ነቶም በሃራት ገዳይም ስነ ጥበባውያን ናይ ሃገርና መደብ እተትሰርዑ ንኣበርክተኦም ዝምልከት ንእስ ዝበለ መደብ እንተትገብርሎም ከም ሓሳብ ደስ ዝብል ኮይኑ ይስምዓኒ።
Waxee qaaday itopiya wadadii bur burka nin walan ayaa u madax ah by itopiya
Kkkkkk
ETHIOPIA 🇪🇹 TITIQEMELU WEDEB DELIYA AYKONETIN ETHIOPIA 🇪🇹 NAVAL BASE IYA TIDELI DELA BITEWESAKI KEMTA NAY KAGNEW BI GIZE H. SELASSIE ASSEB HIZOM NI AMERICA 🇺🇸 KESERHULU IYU
Nay bhaqi 😂😂😂 Ethiopian tekaryti eyom Shimka trekeb smom rekibkayom 😂😂😂😂😂😂
ካልእ ኣብዘን ዘለዋ ናይ ኤርትራውያን መድያታት ከም ዝተዓዘብኩዎ ብዘይካ ሰቲት መድያ ኩለን ኣብቲ ሽዑ ዘጋጥም እዋናዊ ዜናታትን 'ተባህለን ኣተኲረን ኢየን ዝሰርሓ። እዚ ድማ ብቐንዱ ምስ ስምዒትን ዓቕምን ተመኩሮን ዝተሓሓዝ ስለ ዝኾነ ኣብ ምንቃሕ እቲ ንኡስ ወለዶ ጽቡቕ ኣበርክቶ ኣለዎ። እዚ ጥራይ ግን ኣኻሊ ኣይኮነን። ታሪኽ ሃገርን ህዝብን ከኣ ዓቕሚ ብዝፈቕዶ ክትረኽን ክንገርን ስለ ዘለዎ ልክዕ ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ጀሚርኩሞ ዝነበርኩም ምድምሳስ ናደው እዝ ከምኡ እንትትገብሩ እቲ እዋናዊ ዜናታት ከም መእተዊ መደብ ተጠቒምኩም ዕብይ ዝበለ መደባት እንተትሰርዑ ጽቡቕ ምኾነ። ይጠፍኣኩም ኢዩ ኣይብልን ከም ሓሳብ ደስ ስለ ዝበለኒ ኢየ። ሰቲት ዘቕርብዎ መደብ ኣዝዩ መሃርን ጠቓምን ኢዩ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ መድያታት ድማ ክስስኑልና ኢና እደሊ።
mayarka adis ha ogaado wax badso. wax beel in eey leedahay. waxaa xaqiiq ah itopia in eey heyso wadadii burburka Bal fiiri axmaro. dagaalka ey wado fiiri tikree Mel u suufi malhan ninkan walan ee suufka kaliya adis Ababa waxa aqoonsadayna tikree repplic and ahmar repplic and ogadenia
Kuluka eritreawi ktet subscribe ayhmek neza channel nebiya hakena channel nay hzbi eya🇪🇷💪🏾
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤