Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ምንባር ካልእ'ዩምፍቃር ካልእ'ዩናብራ ካልእ'ዩፍቕሪ ካልእ'ዩሓቅኺ ፍቕረይ ሓቅኺዳሓር ከኣ ምቾት'ዩ ፎርማኺ ፍቕረይ ሓቅኺ !
❤❤❤❤
ዝፈትዋ መሓዛይ እየ ዝዝክረላ መንግሰተ ሰማይ የዋርስኪ ዮርዲ ሓፍተይ 😢😢😢😢😢
Mengste somay yewarsa nesdra nakan ka tsnat yahbkum inte kilka instgramka habni krkbka bu👏😊😊
ኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ ኩንለይ ወይዞሮቀዳዊኪ ይግበሮ✔ዝጠለመት ጻዕዳ ይጽናሕኪ ምባል ልቦና ጥራይ ኢዩኪሮሰይ ዘመድ ልበይ✍️💖
Telima aykonetin agatami zeynatu iya koyna
@@JesusisNGUS ኪሮስ ፍትሓዊ ስለ ዝኮነ ጥራይ እዪ ጻዕዳ ይጽናሕኪ ኢሉ መሪቁ ዝፈላለያ ዘሎ
😂😂✅✅@@JesusisNGUS
አዛ ደርፊ ስምዕ ኣምስየ ኣብ ገዛና ናብዛ ሰደተይ ኣምሪሐ 😭😭😭😭💔😥😥
Hasawit telimeyo narkey zetbli
🥺😥
@@kokebgebremariam3140 eta derfi semikaya dika? Seb zgebero iki gerki seb zgebero hakiki enda belku baley zmskro eko u zbl zelo:: seb dey gebero dgebere seb yelen::
@@kokebgebremariam3140 🤣🤣🤣
🥺🥺😓
Kirosey abo haqi❤❤❤❤❤❤❤
Ak!!! Gzye btiumu Kiros tiuy enkelo ezi derfi tesemiu ab sdet koyune wetru ab zkri aleku. THANKS kiros Wana music 🎶
እንታይ ዶ ኮይኑ ኢዩ ሕጂ?
Kirosay abo hiqe kemzi kemay nay kiros semau zay xegbo alo do ❤❤❤❤❤❤❤
ኣለና ብናይ ኺሮስ ደርፊ ኢና ዓቢና💙🫶🏿
ኪሮሰይ ነዚ ሰሚዕና ብካ ጸሚምና ክንብል ጀሚርና ኣለና እሞ ከምዚኢታት ደጋግመና እባ ንስካስ ኩሉ እንድዩ ዘጸብቀልካ ግን ናይ ፍቅሪ ደርፊ ከኣ ሕልፊ ኣለዎ ምስካ ❤❤
መን ይጸሊአ ጡዕም መንብሮ መን ኣሎ ሞ ሺሻይ ዘይጥብሮመን ኣሎ ሞ ወርቂ ዘየህርፎሰብ ዚገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዚገበሮሓቅኺ ና በልኩ ባዕለይ ዚምስክሮ ኪሮሰይ ናተይ❤❤❤❤
ኪሮስ ሓውና ሰብ ከሲርካ ማልተይ ናይ ቀደም ኪሮስ የለን።
ኪሮሰይ ዓሕ😢ምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩ😢💝💊
ፍቕሪ'ዶ ሕሸኪ ሂወት ኣየማትእንዩ ቲ መልሱሕቶ ምንባር'ዶ መጺኪ ትሪር ልብኺ ጢሒሱቴማ ፍቕሪ ምስ ድኽነት ቀደምዩ ኔሩ ዘመኑንፍቕሪ ኽትብል ምጽማም እዋኑ ኣይኮነን እዋኑሓቅኺ ሓቅኺ ፍቕረይ ሕቅኺልሳንኪ ትም እንተ በለ ምዝራብ ሓፊሩካብ የዒንትኺ ዘምብቦ ሕቶ ግን ኔሩግና ኢደይ ሓጺሩግና ማሕፉዳይ ዓቢሩ እምበሪንስኺዶ ትኽሰሪምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩናብራ ካልእዩ ፍቕሪ ካልእዩሓቅኺ ዝያዳይ ሕቅኺዳሓር ካኣ ምቾትዩ ፎርማኺዝያዳይ ሓቅኺሕጂ ዶሞ ከፈራራሓኪ ዓይነይ ኣፍጢጠሕጂ ዶሞ ረኺበ ክብለኪ ቖጽሊ ሸምጢጠኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ ኩንለይ ወይዘሮቀዳዊኺ ይግበሮኣይቅየመልክን'የ ኣጆኺቀሊል እዋን ማዓስ ተጸቢኺብገርሁዩ መጽዩ ደይ ዚ ጉዳይእንታይ ዘይገበርኪሞ ዝያዳይዑፎየ ስመርለይዕፎየ ስመርለይክብለልኪየ ባዕለይፍቕሪ ዶ ሕሸኪ ሂወት ኣየማትእንዩ ቲ መልሱሕቶ ምንባር ዶ መጽዩኪ ተሪር ልብኺ ጥሒሱቴማ ፍቕሪ ምስ ድኽነት ቀደምዩ ኔሩ ዘመኑንፍቕሪ ኽትብል ምጽማም እዋኑ ኣይኮነን እዋኑሓቅኺ ሓቅኺ ፍቕረይ ሓቅኺልሳንኪ ትም እንተበለ ምዝራብ ሓፊሩካብ የዒንትኺ ዘምብቦ ሕቶ ግን ኔሩግና ኢደይ ሓጺሩ ግና ማሕፉዳይ ዓቢሩ እምበሪንስኺዶ ትኽሰሪምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩናብራ ካልእዩ ፍቕሪ ካሊእዩሓቅኺ ዝያዳይ ሕቅኺዳሓር ካኣ ምቾትዩ ፎርማኺዝያዳይ ሓቅኺሕጂ ዶሞ ከፈራራሓኪ ዓይነይ ኣፍጢጠሕጂ ዶሞ ረኺበ ክብለኪ ቖጽሊ ሸምጢጠኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ ኩንለይ ወይዘሮቀዳዊኺግበሮኣይቅየመልክንየ ኣጆኺቀሊል እዋን ማዓስ ተጸቢኺብገርሁዩ መጽዩ ደይ ዚ ጉዳይእንታይ ዘይገበርኪሞ ዝያዳይዕፎየ ስመርለይ ዕፎየ ስመርለይክብለልኪየ ባዕለይመን ይጸልእ ንጥዑም መንብሮመናሎሞ ሽሻይ ዘይጥብሮመናሎሞ ወርቂ ዘይህርሮሰብ ዝገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዝገበሮሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮሐራይ በሊ ፍቕረይ ሐራይ በሊምስ ወርቅን ብሩርን ተፋቐሪገዛኽን ስድራኽን ኣናብሪኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለክሓተልኪ'የ ሂወተይ ከመይ'ላ ኢለመን ይጸልእ ንጥዑም መንብሮመናሎሞ ሽሻይ ዘይጥብሮመናሎሞ ወርቂ ዘይህርሮሰብ ዝገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዝገበሮሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮሐራይ በሊ ፍቕረይ ሐራይ በሊምስ ወርቅን ብሩርን ተፋቐሪገዛኽን ስድራኽን ኣናብሪኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለክሓተልኪ'የ ሂወተይ ከመይ'ላ ኢለኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለክሓተልኪ'የ ትምኒተይ ከመይ'ላ ኢለኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለክሓተልኪ'የ ናዝሬተይ ከመይ'ላ ኢለኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለክሓተልኪ'የ ዮዲተይ ከመይ'ላ ኢለኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለክሓተልኪ'የ ሩታየ ከመይ'ላ ኢለ
❤❤❤❤❤❤❤
Menalo mo shushay deytbro menalo mo werqi zeyhrro 🥰🥰💋💋💋💋
እዛ ደርፊ ዝጋበዝካኒ ሓወይ ኣበይ ኮን ትህሉ🤗 ድሕሪ ብዙሕ ዓመታት ይሰምዓ ኣለኹ ግን ትርጉማ ፅቡቕ ጌሩ ሕጂ እዩ ተረዲኡኒ🥺♥️
Kiros m'y king Of king Hope one day i Wille find you are right father🥰🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏
ናተይ ናይኩሉ ግዜ ቀዳመይቲ ደርፊ
Dhar kea muchot eyu formak fqrey haqki kirosey king of king
Efoye smerley kblelki ye baeley 💔
Kiros wedi hzbi King of kings forever 🎶🙏
Kirosey abo haqi mus brirn werqin tefaqri👍🤕
ኪሮሰይ ንጉስ ባዕለይ ቀሪበ እየ ሕጂስ ክረኽበካ እየ ብኣካል ሓዉካ ካብ ትግራይ🥰🥰
ሓቅኪ ሓቅኪ ዳሓር ካኣ ሙቾትዩ ፎርሙኪ ❤❤❤ ኪሮስ ጀግና
Kirosey ms belku meas temelise❤
I wish all Eritrean can respect a woman 👠 like u great❤ song brother ❤️💪🥇🥇🏆🏆👍✌️🙏🦁🦁🦁🌟🌟🌟🇺🇲🇺🇲👏
ሓቅኪ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስኽሮ ኺሮስ ጥበብ
Keros jegena 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
Anen Deqi gezay ab mekzen knsema amsina shea tebgisna nab bahri ufff mengsete semay ywares jamatey nay Libya znebera 😭😭😭😭🙇🤦💔💔
Kiros King of music Thank u
ክሓትት እየ ኣድማሰይ ከመይ ኣላ ኢለ 🙏❤❤❤
Mnbar kali yu Nabra kali yu Fkri kalu yu Kirosey king Mlskana ba ndhrit Abo tbeb delayi fthi
Kirosa ruta ne gual mokie shikor deyu I remember 2012 we called you you were in eritrea we called u from canada 🇨🇦
Kirosey fqri ❤❤❤❤🎉
Netay kebraty ❤
ኣየ ኪሮስ ጅግና
27th round Sawa 2014 ms temelesna hade n'kiros zxlelelu arkna yzkrela eza derfi
Kirosy King off king ❤❤❤
Kiros you’re my favourite artist 🙌
Aygermekan beza derfi nebie astemasile bzey lbey eye wexe
@@ስምኪጸዊዐማዓስሓፊረ get fuck kiros is our heart
Kirosey nay lbey❤❤❤❤❤❤❤
Kirosey jigna 💪 Zyaday haqki 😊
Kirosawi king 🤴 of tigrigna music
ኣብ ሂወት ጥዑም 🎉🎉
Kirosa ❤❤❤
Wedi asfaha sebaiy
kiros My hero❤❤❤
living Legend kiros asfaha GBU natey nd love you 💓
ኣሸበሸብ ግናእንተኽኢለ ፡ ክሓተልኪ'የ ህይወተይ ከመይ'ላ ኢለ
💙💙💙💙💙wedi meley
Mnbar kale u 💯💯💯
lebe ❤zekoneka seb
ኣፍ ታዚት ብቻ😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢ሂወት ወይ ሂወት
Kiros malet love ❤️ I hope we meet you
Kiros asfaha best 💖 💖💖💯👈🏿
ኪሮስ አቦ ሐቂ አጆኻ
Kirosey 👑👑👑❤️❤️❤️
Tum zeza mezkerta zeftwom mehzutay nay teu ewan😢
Yake kiros kedem tesemiu zeymno
Kiros hawey kulu negerika 100 ika gn ezi NY kedem music zeythdso malit b hot music gebro seb kemzesasie
Kiros kemzi heji key kone
ምስ ግጥምታትካ እየ ከዕልል ዝውዕል
King kiros🏆👏👏🏻👍
Good massage for her ❤️😂
ኪረሰ ፅሩይ ደላይ ፍትሒ አይዘኩም ኩሉኩም ደለይቲ ፍትሒ ክትረክብዋ ክትረክብዋ እኪም
Kiros jigna ajoka segum nkdmit
እዛ ደርፊ ናዓይ ኢሉ ደሪፍዋ ኣህ
Kirosyyyy abo haqi❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ንዝበደለ ይቅረ ሓቲትካ ክትፍለዪ ንነብስካ እዪ ዝያዳ ክ'ኣ ንዋትን ሃብትን ኣጋጊዋ እዪ ምበር ተፍቅረካ እያ ኪሮሰይ ብልጽቲ ስራሕ እያ ።
Kalil Ewan mas texbiki❤❤ keros keng 🎉
My king ❤❤❤❤
Kiros anbisa thanks
Nab measker tmelseni derfi😭😭😭😭
My king 🤴
Nebsey tezekreni 😭😭😭😭
Kirosy😢😢😢😢
Kiroseyyyy
Selam❤❤
ሓቅኺ ፡ ዝያዳይ ሓቅኺዳሓር ከኣ ምቾት'ዩ ፎርማኺ 😮
😢Kirosey😢😢
ቴማ ፍቅሪ ምስ ድክነት ቀደም'ዩ ኔሩ ዘመኑ ወደስፋሃ ❤ king🤴 of music
እዛደርፊ ስምዕ ቅንየ ናብዛ ስደተይ
Kiros Asfaha 🤴
Kiros eyyy
Tedros wedi fkre
KlROS king music
Kiru natey ah kemakas yelen
Kirosua niye labiye
ኪሮሰይይይይይይይይይ
ኪሮስ
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Kirosino tuem derfi
16/09/2022🎧🎤🎧
0:20
❤🥰
kiros junga ❤❤❤💔🥺
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክሳብ ሕዚ እየ ዝሰምዓ ዛደርፊ
8dec 2022
Kirosrey memhr tbeb
ኪሮሰይ ጅግና ምምህር ሂወተይ ይዝክሮ ኣብ ደቀምሓረ Dc " ባር ጋል በራኪ " ብሓንሳብ ከነምሲ i hop one day ma king.
ምንባር ካልእ'ዩ
ምፍቃር ካልእ'ዩ
ናብራ ካልእ'ዩ
ፍቕሪ ካልእ'ዩ
ሓቅኺ ፍቕረይ ሓቅኺ
ዳሓር ከኣ ምቾት'ዩ ፎርማኺ
ፍቕረይ ሓቅኺ !
❤❤❤❤
ዝፈትዋ መሓዛይ እየ ዝዝክረላ መንግሰተ ሰማይ የዋርስኪ ዮርዲ ሓፍተይ 😢😢😢😢😢
Mengste somay yewarsa nesdra nakan ka tsnat yahbkum inte kilka instgramka habni krkbka bu👏😊😊
ኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ
ኩንለይ ወይዞሮ
ቀዳዊኪ ይግበሮ✔
ዝጠለመት ጻዕዳ ይጽናሕኪ ምባል ልቦና ጥራይ ኢዩ
ኪሮሰይ ዘመድ ልበይ✍️💖
Telima aykonetin agatami zeynatu iya koyna
@@JesusisNGUS ኪሮስ ፍትሓዊ ስለ ዝኮነ ጥራይ እዪ ጻዕዳ ይጽናሕኪ ኢሉ መሪቁ ዝፈላለያ ዘሎ
😂😂✅✅@@JesusisNGUS
አዛ ደርፊ ስምዕ ኣምስየ ኣብ ገዛና ናብዛ ሰደተይ ኣምሪሐ 😭😭😭😭💔😥😥
Hasawit telimeyo narkey zetbli
🥺😥
@@kokebgebremariam3140 eta derfi semikaya dika? Seb zgebero iki gerki seb zgebero hakiki enda belku baley zmskro eko u zbl zelo:: seb dey gebero dgebere seb yelen::
@@kokebgebremariam3140 🤣🤣🤣
🥺🥺😓
Kirosey abo haqi❤❤❤❤❤❤❤
Ak!!! Gzye btiumu Kiros tiuy enkelo ezi derfi tesemiu ab sdet koyune wetru ab zkri aleku. THANKS kiros Wana music 🎶
እንታይ ዶ ኮይኑ ኢዩ ሕጂ?
Kirosay abo hiqe kemzi kemay nay kiros semau zay xegbo alo do ❤❤❤❤❤❤❤
ኣለና ብናይ ኺሮስ ደርፊ ኢና ዓቢና💙🫶🏿
ኪሮሰይ ነዚ ሰሚዕና ብካ ጸሚምና ክንብል ጀሚርና ኣለና እሞ ከምዚኢታት ደጋግመና እባ ንስካስ ኩሉ እንድዩ ዘጸብቀልካ ግን ናይ ፍቅሪ ደርፊ ከኣ ሕልፊ ኣለዎ ምስካ ❤❤
መን ይጸሊአ ጡዕም መንብሮ
መን ኣሎ ሞ ሺሻይ ዘይጥብሮ
መን ኣሎ ሞ ወርቂ ዘየህርፎ
ሰብ ዚገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዚገበሮ
ሓቅኺ ና በልኩ ባዕለይ ዚምስክሮ
ኪሮሰይ ናተይ❤❤❤❤
ኪሮስ ሓውና ሰብ ከሲርካ ማልተይ ናይ ቀደም ኪሮስ የለን።
ኪሮሰይ ዓሕ😢ምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩ😢💝💊
ፍቕሪ'ዶ ሕሸኪ ሂወት ኣየማትእንዩ ቲ መልሱ
ሕቶ ምንባር'ዶ መጺኪ ትሪር ልብኺ ጢሒሱ
ቴማ ፍቕሪ ምስ ድኽነት ቀደምዩ ኔሩ ዘመኑ
ንፍቕሪ ኽትብል ምጽማም እዋኑ ኣይኮነን እዋኑ
ሓቅኺ ሓቅኺ ፍቕረይ ሕቅኺ
ልሳንኪ ትም እንተ በለ ምዝራብ ሓፊሩ
ካብ የዒንትኺ ዘምብቦ ሕቶ ግን ኔሩ
ግና ኢደይ ሓጺሩ
ግና ማሕፉዳይ ዓቢሩ እምበሪ
ንስኺዶ ትኽሰሪ
ምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩ
ናብራ ካልእዩ ፍቕሪ ካልእዩ
ሓቅኺ ዝያዳይ ሕቅኺ
ዳሓር ካኣ ምቾትዩ ፎርማኺ
ዝያዳይ ሓቅኺ
ሕጂ ዶሞ ከፈራራሓኪ ዓይነይ ኣፍጢጠ
ሕጂ ዶሞ ረኺበ ክብለኪ ቖጽሊ ሸምጢጠ
ኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ ኩንለይ ወይዘሮ
ቀዳዊኺ ይግበሮ
ኣይቅየመልክን'የ ኣጆኺ
ቀሊል እዋን ማዓስ ተጸቢኺ
ብገርሁዩ መጽዩ ደይ ዚ ጉዳይ
እንታይ ዘይገበርኪሞ ዝያዳይ
ዑፎየ ስመርለይ
ዕፎየ ስመርለይ
ክብለልኪየ ባዕለይ
ፍቕሪ ዶ ሕሸኪ ሂወት ኣየማትእንዩ ቲ መልሱ
ሕቶ ምንባር ዶ መጽዩኪ ተሪር ልብኺ ጥሒሱ
ቴማ ፍቕሪ ምስ ድኽነት ቀደምዩ ኔሩ ዘመኑ
ንፍቕሪ ኽትብል ምጽማም እዋኑ ኣይኮነን እዋኑ
ሓቅኺ ሓቅኺ ፍቕረይ ሓቅኺ
ልሳንኪ ትም እንተበለ ምዝራብ ሓፊሩ
ካብ የዒንትኺ ዘምብቦ ሕቶ ግን ኔሩ
ግና ኢደይ ሓጺሩ ግና ማሕፉዳይ ዓቢሩ እምበሪ
ንስኺዶ ትኽሰሪ
ምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩ
ናብራ ካልእዩ ፍቕሪ ካሊእዩ
ሓቅኺ ዝያዳይ ሕቅኺ
ዳሓር ካኣ ምቾትዩ ፎርማኺ
ዝያዳይ ሓቅኺ
ሕጂ ዶሞ ከፈራራሓኪ ዓይነይ ኣፍጢጠ
ሕጂ ዶሞ ረኺበ ክብለኪ ቖጽሊ ሸምጢጠ
ኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ ኩንለይ ወይዘሮ
ቀዳዊኺግበሮ
ኣይቅየመልክንየ ኣጆኺ
ቀሊል እዋን ማዓስ ተጸቢኺ
ብገርሁዩ መጽዩ ደይ ዚ ጉዳይ
እንታይ ዘይገበርኪሞ ዝያዳይ
ዕፎየ ስመርለይ ዕፎየ ስመርለይ
ክብለልኪየ ባዕለይ
መን ይጸልእ ንጥዑም መንብሮ
መናሎሞ ሽሻይ ዘይጥብሮ
መናሎሞ ወርቂ ዘይህርሮ
ሰብ ዝገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዝገበሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሐራይ በሊ ፍቕረይ ሐራይ በሊ
ምስ ወርቅን ብሩርን ተፋቐሪ
ገዛኽን ስድራኽን ኣናብሪ
ኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ'የ ሂወተይ ከመይ'ላ ኢለ
መን ይጸልእ ንጥዑም መንብሮ
መናሎሞ ሽሻይ ዘይጥብሮ
መናሎሞ ወርቂ ዘይህርሮ
ሰብ ዝገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዝገበሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሐራይ በሊ ፍቕረይ ሐራይ በሊ
ምስ ወርቅን ብሩርን ተፋቐሪ
ገዛኽን ስድራኽን ኣናብሪ
ኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ'የ ሂወተይ ከመይ'ላ ኢለ
ኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ'የ ትምኒተይ ከመይ'ላ ኢለ
ኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ'የ ናዝሬተይ ከመይ'ላ ኢለ
ኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ'የ ዮዲተይ ከመይ'ላ ኢለ
ኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ'የ ሩታየ ከመይ'ላ ኢለ
❤❤❤❤❤❤❤
Menalo mo shushay deytbro menalo mo werqi zeyhrro 🥰🥰💋💋💋💋
እዛ ደርፊ ዝጋበዝካኒ ሓወይ ኣበይ ኮን ትህሉ🤗 ድሕሪ ብዙሕ ዓመታት ይሰምዓ ኣለኹ ግን ትርጉማ ፅቡቕ ጌሩ ሕጂ እዩ ተረዲኡኒ🥺♥️
Kiros m'y king Of king Hope one day i Wille find you are right father🥰🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏
ናተይ ናይኩሉ ግዜ ቀዳመይቲ ደርፊ
Dhar kea muchot eyu formak fqrey haqki kirosey king of king
Efoye smerley kblelki ye baeley 💔
Kiros wedi hzbi King of kings forever 🎶🙏
Kirosey abo haqi mus brirn werqin tefaqri👍🤕
ኪሮሰይ ንጉስ ባዕለይ ቀሪበ እየ ሕጂስ ክረኽበካ እየ ብኣካል ሓዉካ ካብ ትግራይ🥰🥰
ሓቅኪ ሓቅኪ ዳሓር ካኣ ሙቾትዩ ፎርሙኪ ❤❤❤ ኪሮስ ጀግና
Kirosey ms belku meas temelise❤
I wish all Eritrean can respect a woman 👠 like u great❤ song brother ❤️💪🥇🥇🏆🏆👍✌️🙏🦁🦁🦁🌟🌟🌟🇺🇲🇺🇲👏
ሓቅኪ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስኽሮ ኺሮስ ጥበብ
Keros jegena 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
Anen Deqi gezay ab mekzen knsema amsina shea tebgisna nab bahri ufff mengsete semay ywares jamatey nay Libya znebera 😭😭😭😭🙇🤦💔💔
Kiros King of music Thank u
ክሓትት እየ ኣድማሰይ ከመይ ኣላ ኢለ 🙏❤❤❤
Mnbar kali yu
Nabra kali yu
Fkri kalu yu
Kirosey king
Mlskana ba ndhrit
Abo tbeb delayi fthi
Kirosa ruta ne gual mokie shikor deyu I remember 2012 we called you you were in eritrea we called u from canada 🇨🇦
Kirosey fqri ❤❤❤❤🎉
Netay kebraty ❤
ኣየ ኪሮስ ጅግና
27th round Sawa 2014 ms temelesna hade n'kiros zxlelelu arkna yzkrela eza derfi
Kirosy King off king ❤❤❤
Kiros you’re my favourite artist 🙌
Aygermekan beza derfi nebie astemasile bzey lbey eye wexe
@@ስምኪጸዊዐማዓስሓፊረ get fuck kiros is our heart
Kirosey nay lbey❤❤❤❤❤❤❤
Kirosey jigna 💪 Zyaday haqki 😊
Kirosawi king 🤴 of tigrigna music
ኣብ ሂወት ጥዑም 🎉🎉
Kirosa ❤❤❤
Wedi asfaha sebaiy
kiros My hero❤❤❤
living Legend kiros asfaha GBU natey nd love you 💓
ኣሸበሸብ ግና
እንተኽኢለ ፡ ክሓተልኪ'የ
ህይወተይ ከመይ'ላ ኢለ
💙💙💙💙💙wedi meley
Mnbar kale u 💯💯💯
lebe ❤zekoneka seb
ኣፍ ታዚት ብቻ😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢ሂወት ወይ ሂወት
Kiros malet love ❤️ I hope we meet you
Kiros asfaha best 💖 💖💖💯👈🏿
ኪሮስ አቦ ሐቂ አጆኻ
Kirosey 👑👑👑❤️❤️❤️
Tum zeza mezkerta zeftwom mehzutay nay teu ewan😢
Yake kiros kedem tesemiu zeymno
Kiros hawey kulu negerika 100 ika gn ezi NY kedem music zeythdso malit b hot music gebro seb kemzesasie
Kiros kemzi heji key kone
እንታይ ዶ ኮይኑ ኢዩ ሕጂ?
ምስ ግጥምታትካ እየ ከዕልል ዝውዕል
King kiros🏆👏👏🏻👍
Good massage for her ❤️😂
ኪረሰ ፅሩይ ደላይ ፍትሒ አይዘኩም ኩሉኩም ደለይቲ ፍትሒ ክትረክብዋ ክትረክብዋ እኪም
Kiros jigna ajoka segum nkdmit
እዛ ደርፊ ናዓይ ኢሉ ደሪፍዋ ኣህ
Kirosyyyy abo haqi❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ንዝበደለ ይቅረ ሓቲትካ ክትፍለዪ ንነብስካ እዪ ዝያዳ ክ'ኣ ንዋትን ሃብትን ኣጋጊዋ እዪ ምበር ተፍቅረካ እያ ኪሮሰይ ብልጽቲ ስራሕ እያ ።
Kalil Ewan mas texbiki❤❤ keros keng 🎉
My king ❤❤❤❤
Kiros anbisa thanks
Nab measker tmelseni derfi😭😭😭😭
My king 🤴
Nebsey tezekreni 😭😭😭😭
Kirosy😢😢😢😢
Kiroseyyyy
Selam❤❤
ሓቅኺ ፡ ዝያዳይ ሓቅኺ
ዳሓር ከኣ ምቾት'ዩ ፎርማኺ 😮