Love ❤️🔥❤️❤️🔥all your songs brother 🙏❤️🌟🇪🇷🇺🇸this heart touching song I wish my ex ❤️listen to this song he's Eritrean live in Utah USA calling Eritrean women after he date "old beach" this song is big lesson for him 🙏 brother for saying "zwreda hiwan"👑✌️🇪🇷🇺🇸❤️🙏
ዘመን ተዝርጃዕ ዘመነ ጣኔቆ ሰሜዕካ ዘይምኖ ደርፊ❤❤❤❤❤ i miss you taniko
Ewe yeak taniqo king of music❤❤
❤❤❤❤❤ ብሉጽ ድምጻዊ ኣብ ሓቂ ዝትሞርኮሰ ስራሕ
ቃላት ዘይገልፅካ ቡሉፅ ወዲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
#ንመን ኣሚነ
ይዝነብ ኣይዝነብ ኣብዘይ ተፈልጠ ደበና
ታይ ኣሚነ,የ ዝዘርእ ፈልሲ ፍቅሪ ኣብ ግደና
ፍቅሪ ኢሎም ዝጩደሩ ትማሊ
እና ራኣኩ ኣብ ቅድመይ ክነብዑ ከምርሩዎ ንፍቅሪ
ከመይ ኢለ,የ
ንመን ኣሚነ ክጅምሮ
መለበሚ,ዶ ዊሒዱ ኣብዚ ግዜ እምነት ዝጎዶሎ
ከመይ ኢለ,ሞ ከመይ
ብርሃን ኢለ ክኣትዎ ጸላም
ክልሕሶ ዕረ ኢለ ምዓር
መን ዋሕሰይ መን,ዩ ጠበቃይ
ቀሪባ ተራሓቀት ካብዛ ጥቃይ
ገርሂ ልቡ እምነት ዝበደሎ
ክኸውን ስመይ ኣብ ፎቆዶ ኣንጎሎ
ቅድሚ ውሕጅ መገዲ ጸሪገ
ዓቅሚ ነብሰይ ሓሊመ ቢሂገ
ከይበደልኩ ከይተበደልኩ
ክነብራ,የ ንዓለም
መመሪሩ ንውሽጢ ደገ ከየውጻኹ
መን,ዩ ዝበለ ኣይክኣልን,ዩ በይንኻ ምኳን
ይክእሎ,የ ኣነ,ስ ይክእሎ,የ ድሓን
በይነይ ይሕሸኒ በይነይ
ትጥዓም ትሕሰም እታ ዓለመይ
ናብራይ,ዩ ናብራ ቀደመይ
ግጥሚ 100⁰/⁰
ዜማ 100⁰/⁰
ጽብቅ ስራሕ ጣንቆ ሓወይ 100⁰/⁰❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Akele
Iza derfi kemay nay lbu zfetwa alo do😍😍 i love yuo taniqo
Ay kemayn enber
My favorite songs ❤ and Abraham Afwerki ❤❤❤❤
I am form Etihpa l like this muzik❤❤
ጣኒተይ ኣስሊ ብሪቅሪቅ ዝብል ግዜ ይፍጠረልካ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
He is one from the best singers of our country
ሕሉፍኪ 🎤
🎧- MUSIC OF THE DAY !
ቲ ሕሉፍ ሂወትኪ ጉዳየይ ኣይኮነን
ትማል ምስ መን ዜርኪ ዘእትወኒ ኣይኮነን
ካብታ ተፋቒርና ብሓንሳብ ዝኸድናላ
ካብኣ'ያ መዓልተይ እታ ናተይ ዝብላ
ኣብ ሕሉፍ ዳኣ’ሞ ኣነስ ፈቲነ'ንድየ
ንክንደይ ኣተስፍየ ጠንጢነየን እንድየ
እዝን ወዲ ከምዝን ኣነ ኣይሓተክን'የ
ናይ ትማሊ ኣይኮንኩን ናይ ሎሚ’የ ኣነ
ዋላ ይበሉኒ ከም ሕሱም'ያ ዜራ
ምስ እከለ ኔራ ናብ ኩስቶ ነጢራ
ናቱ ዘይረኸበ ክሳብ ዝኾነሉ
እንታይ ዘይገብር ፍቅሪ ክሰምረሉ
ገለ ቲ ኮኾቡ ቀልጢፉ ይረኽቦ
ገለ ክደላሊ ታ ጸሓይ ትዓርቦ
ንረኺብካ ምስኣን መን ኣሎ ዝደልዮ
እንትርፎ ዘይኮነሉ ፍቅሪ ዝጓነዮ።
እዚዩ እቲ ሓቂ ልበይ ዝኣምነሉ
ምስኣ ኔረ ኣይኮነን ቲ ዘስተብህለሉ
ከመይ ኣላ ምሳይ መሲላ ዶ ንዓይ
ኢሉ'ዩ ዝፈርድ ቲ ናተይ መዛናይ
እቲ ሕሉፍ፡ ሕሉፍ ሂወትኪ እኹል መምዘኒ ኣይኮነን
ሰብ ጥዑም እንተረኺቡ ፈትዩ ዝፍለ ኣይኮነን
ክሳብ ዝኾነልኪ ፍቕሪ ደሊኺዮ
ድሕሪ ክንደይ ኮለል ኣባይ ረኺብኪዮ
ኢለየ ዝኣምን ውሽጠይ ፍለጥዮ
ኩሉ ዝብልዎ ግን ሓቂ ከምዘይኮነ
ካብ ሕሉፍ ሂወተይ ይፈልጥየ ኣነ
ዝወረዳ ሄዋን ከምኡ'ዩ ዕድላ
ኣፍ ዝከፈተ ኩሉ የውርየላ
ገለ ዘይሰልጦ ዘይረኸበ ፍቕሪ
ማዕረ ዝነበረ ኮይኑ'ዩ ዘውሪ
ስማ እንዳልዓለ ይለኪ ጸለሎ
ምስኣ ኔረ ምባል ጅግንነት ይመስሎ
ምስኣ ኔረ ምባል እንታይ ጣቋ'ለዎ
ሎሚ ኣይርከብን'ዩ ዋላ ይብሃግዎ
ማዕዶ ኮይንካ ኣውያት ንመን ከየጽምሞ
እንተቐረበ ክኣ እዝነየ ዝሓትሞ
ናተይ ነይራያ እምበሪ ምሳይ ኣላ ዶ ከይብሉ
የባጽሕዎ ናብ ኩሉ ኣብ ዝሓለፈ ይውዓሉ
ሎሚ ንስኺዶ ተረካቢት ኮይንኪ
ኣብ ሕቑፎይ ኣቲኺ ሟሚቐ ሟሚቕኪ
በቃ ድሕሪ ደጊም ቁሪ ነይረኽበኪ
ደገኺ ኣይኮንኩን ኣነ ፈትየዮ
ውሽጥኺ ሂብክኒ ጋሊሀ ርእየዮ
ካብቲ መዓሙቕ ዘውጻኒ የለን
ብኣኺ ኣልዒሉ ዘእምነኒ የለን
ሕሉፍ ተዛሪቡ ዘእምነኒ የለን
ብዙሕ ተሰማዕኩ ዘጉህየኒ ኣይኮነን
ግጥሚ ፥- ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን
ዜማ፦ ግደይ ዮውሃንስ
2006 ✨🎧
ዝፈትዎን ዘድንቆን ደራፋይ ሃገርና ጣኒቆ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
My vaorite music Taniqo king 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 taniqo xeada Des zbl dmxi bulux xrah edmen tenan yhabka fetariii
ማዕዶ ኾንካ ኣውያት ንመን ከየፅሞሞ እንተቀረበ ከዓ እዝነይ እየ ዝሓትሞ
My favorites music ❤❤❤❤
Taniqo nay mudey beqa kemaka derafay yelen neay
You are the best forever ❤❤❤❤
100 ❤❤❤❤❤❤❤❤ ሙሉእ
ጣኒቆ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጣኒቆ ናይ ሙደይይይይይ😊😊😊
My favorites music🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብዚ ኣለካ ዝዋሓጥ ሙዚክ ኣስተማቁርለይ እስኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
My favorite singer
😢😢😢😢 anes bayney kero mdelku taniqo ahh abey eom sedet ahh kulu derfu nay ilu eyu derfewo
The king of medrka -i love you
Taniqo Habibi❤❤❤❤❤❤🎉🎉
Your song is sosweet ❤❤❤ Ethiopia🇪🇹🇪🇹🇪🇹
My.favorite.music.taniko.best.artist
ግጥሚ 100
ድምጺ 100
ኩሉ ሱጡም
ጣኒቆ❤❤
ጣኒቆ የኣኽ ሕሉፍ ሂወትኪ 💕💕💕💕💕
Taniko king of king ❤❤❤❤❤❤
ታኒቆ ንጉስ ናይ ነጉሳት 🥰🥰🥰
My favorite song from all songs Taniqo sings. Deki Ere miss u. Berhane Ken from Dallas Texas.
My favorite singer ❤❤
Nateyy Nberely❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ጣኒቆ ሓቢቢ❤
My king 🇪🇷❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰
Taniko kabtom zfetwon nay hmamey zkone derafay🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጣኒቆ my love
ትሕዝቶ100❤%
Love ❤️🔥❤️❤️🔥all your songs brother 🙏❤️🌟🇪🇷🇺🇸this heart touching song I wish my ex ❤️listen to this song he's Eritrean live in Utah USA calling Eritrean women after he date "old beach" this song is big lesson for him 🙏 brother for saying "zwreda hiwan"👑✌️🇪🇷🇺🇸❤️🙏
tankis tanko ❤❤❤knig 🎉🎉🎉❤
❤❤❤❤❤❤❤❤ king of music 🎵🎵 🎵🎵🎵 ❤❤❤❤❤❤
taniko mexelel semiekayo zeymno ❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷gele aynet music
Taniko king❤❤❤❤❤❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
ጣኒቆ ካፍቶም ኣለው ዝብሎም ሓደ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤taniko nay lbey
Ilove tanikoo
ጣኒቆ ጎበዝ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wedi eryi jagn mexalal zekn wedi 🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️wwwwwwwww♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ taniqo wedi
Wonderful ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Taniko my dear ♥️
Kab lbey zfetwo meglexi zeyeblu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Love love❤❤❤❤❤ taniko smart song
Taniqo mexeleley kemey dika nerka ❤❤❤❤❤
My favorite music ❤❤❤❤❤❤❤ 💯
Taniqo is the best❤❤❤❤❤❤❤
ጣኒቆ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤l Love you❤
Teniko asli ❤❤❤❤
ኣሕሕሕሕ😢😢❤❤
The best music
God bless u. 🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👀🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምርጥ ዘፋኝ
❤❤❤ natey 🥰🥰🥰
Taniko habibi kemeka yelen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ taniko my King 🤴
King songs ❤❤❤
Darling music
Mexelel defi taniko❤
Taniko my knig
Taniqo 👑 ❤❤❤❤
Tanko lebeyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤memhr fkri
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ I love you
taniqo Nebsi❤❤❤❤❤❤❤
🎵🎶ነተይ ደርፊ እዩ ዘመስለኒ🤘👍 ናጀመርፋ ካብ ዝተጋበዝክዎ ❤❤🎶
👌🏻💙💪💫👌🏻👍
Taniko ❤❤❤❤❤❤❤❤
Taniko shikor agedasi aykonen ewe
❤❤❤❤❤❤❤Kingey
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ taniqo asiley 🎉
l miss you❤️🌹💋
Legend
መጸለል ጣኒቆ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
100 %❤❤❤❤❤❤❤❤
100 100❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤100
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
💟🌷✔✔✔
ጣኒቆ ያሆ
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
My favourite music 🎶 👌🤴🤌😘
is Nat true my king taniqo
My king 👑👑👑👑 tamrate derfi 💯getmi 💯demxi💯tehZto derfi💯🩸💕❤️🔥♥️🥰
🥰🥰🥰🥰🥰✅️✅️✅️
Ahhhhhh 2005 2006 sorryan ❤❤❤❤❤❤