ኣብ ኣሜሪካ ባርዕ ሓዊ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 15 янв 2025

Комментарии • 125

  • @lulamehari6237
    @lulamehari6237 3 дня назад +33

    ክብሪ ንአምላክ ይኩን። ክብሪ ንወላዲት ድንግል ማርያም ይኩን።አሜን አሜን አሜን።❤

    • @HazomoKing
      @HazomoKing 18 часов назад

      𝔸𝕞𝕖𝕟☦⛪🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @danielarsemadaniel6056
    @danielarsemadaniel6056 3 дня назад +17

    ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ ኢግዝኣብሀር ኣምላኽ ክኣ ንድኻን ሃፍታምን ብማዕረ ዝርኢ ምኻኑ ኢዩ ምሕረት ክኣ ንዓለም የውርደላ

  • @akberetgezae4694
    @akberetgezae4694 3 дня назад +14

    ፍሊ ሓውና ሓቂዩዶ በልካ ፈጣሪውን ኩቡርየ ንሶም ንፈጣሪ የሕዚናዮ ኣይበሉን ጽዒሮም ንከጥርዩዎ መንዩ ትንፉስ ሂቡዎም ንኩሉ ዓለም ምሕረትካ ላኣከልና 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @elsatecle5822
    @elsatecle5822 3 дня назад +10

    ኣምላኽና ሰናይ ኣቦ ምህረት ኣብ ስርሑ ኣይጋግን አዩ።
    ኣምላኽ ምህረት የውርደሎም።እንኮእ ብሂወቶም ኣይመጾም።
    ሕጂ ዉን ናኣብ ኣምላኽ ይመለሱ።

  • @lulamehari6237
    @lulamehari6237 3 дня назад +5

    መድሐኔዓለም ሰናይ ምሕረቱ ይልአከልና ካብዚ የውጽአና ።ብዘይ ወላዲት አምላክ ምድሃን የለን።አሜን አሜን አሜን ንፀልይ እንዳ በከና ንፈጣሪና።

  • @Fyori-e6b
    @Fyori-e6b 3 дня назад +10

    ተኣምር ዩ❤ ን ኣምላኽ አንደጸረፉ ነቶም ጡዑያት ከለክሙ አምበር ሕጂ ውን ን ኣምላኽ ይለምኑ ከጥፋኣሎም ዘይከኣሎ የለን

  • @ተመስገን-ነ1ደ
    @ተመስገን-ነ1ደ 3 дня назад +4

    ዛሕወይ ዛሓዝን የቡሉን ሂወቶም ገዲፉ ብንበረቶም አዩ ት /ቲ ሂብወም ዘሎ ሰለዚ ብዚ ልክዓ ካዓ ንፍስና ክምዚ አያ ዝትንድድ ንዝልአለም ካብዚ ዘይትማሃርና ክብርን ምስገናንን ሰማይን ምድርን ዝፍጠር ኣምላኽ 🥰

  • @WelduTeklesenbet
    @WelduTeklesenbet 3 дня назад +4

    ኣበይ ኣለኻ እምበር ኣብ ከምዚ ነርካ ኢሉ ኣይሓትትን ፈጣሪ ስለዚ እዚ ዝወረደ ቅጠዐ ፈጣሪዩ ሞ,ኣኣብ ዘለዎ መጽሓፍ ቅዱስ ይእመኑ

  • @Selemawi82
    @Selemawi82 3 дня назад +5

    ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን! ክብሪ ንወላዲት ኣምላኽ ድንግል ማርያም ይኹን!

  • @bitanyahadasalem6878
    @bitanyahadasalem6878 3 дня назад +5

    ኣምላክ እቅረይ ይበለልና

  • @lulamehari6237
    @lulamehari6237 3 дня назад +3

    እዎእ ፊሊ ናይአምላካት አማልክቲ፣ ናይጎይታታት ጎይታ፣ ናይንጉሥታታት ንጉስ እዮ።ካብድንግል ማርያም ዝተወልደ እዚ ከይፈለጡ እምነቶም hollywood ድአ አምላክ ንዓይኒ ይምሃረና ንኩሉ ዓለም ይምሃረና አሜን አሜን አሜን።

  • @Eritrea.91
    @Eritrea.91 День назад

    በዚ ይኣክል ይበለሎም ፈጣሪ ድሕነት ህዝቢ ይዓቢ።ካብ ክብሪ ገዛ ሃፍቲ ክብሪ ኣምላክ ይዓቢ። ሕጂ ውን ልቢ የዕብዩ ። ኣምላክ ካብከምዚ የድሕነና። እታ ዝተረፈት ገዛ ትምህርቲ ክትከውን ተስፋ ንገብር ።

  • @TesfayHabtemariam-b8l
    @TesfayHabtemariam-b8l 3 дня назад +12

    እቲ ኣን ኣምላኽ ዝዉከል ኩሉ ግዜ ኣይሓፍርን "ዩ ። እቶም ንስም ኣምላኽ ዝላገጹ ግን የግድደሎም

  • @tesfutsegsy2385
    @tesfutsegsy2385 3 дня назад +30

    eti emun Goyta Jesus Kristus emen kitdihen kibri ni medhanialem ❤❤❤

    • @BanaBana89
      @BanaBana89 3 дня назад +3

      ብርግጽ ኣምላኽ ማዓትን ምሕረትን ኣብ ኢዱ ኢዩ
      ኣምላኽ ባዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና

    • @loveyourselftv8950
      @loveyourselftv8950 2 дня назад

      ❤❤❤

    • @meseretberhe2964
      @meseretberhe2964 2 дня назад +1

      በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።
      እግዚኣብሔር ኣይቅሸሽን ኢዩ። ንእግዚኣብሔር ብዘይፍርሓት፡ ንርእሱ ዘዕቁበሉ ገዛ ዘይብሉ ኣምላኽ ኢሎም እኳ ብድፍረት ኣቋሺሾሞ ኢዮም። ዝሓወይ። ኣምላክ ዝኣክል ምቑሻሽ እዚ እኳ ክውሕድ። ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምት፡

    • @VipNot-n8x
      @VipNot-n8x День назад

      Amen (3)❤❤❤

    • @VipNot-n8x
      @VipNot-n8x День назад

      Amen( 3)❤❤❤

  • @azebweldu7852
    @azebweldu7852 3 дня назад +5

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌሩ ኣምላኽ በዓል ብዮንሶይ ሪሃና ተረፈን ኣለዋ ጌና 😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @TemesgenHabtelule
      @TemesgenHabtelule 3 дня назад

      ኣይተርፍንዩ ጉዕዞና ቀጻልዩ😝

    • @azebweldu7852
      @azebweldu7852 3 дня назад

      @TemesgenHabtelule ክክክክክክ

    • @majitey
      @majitey 3 дня назад +1

      Ezi felitu eko Goyta nay ferdi selatan ne wedi seb Zeyhabo. Mekniyatu deki sebat chekanat ina. Eti nay mehret amlak gin nab neseha kenmexe yexbeyena alo. Selzi Aynefred nab nesha kemexu nexeliyelom​@TemesgenHabtelule

    • @Misganit
      @Misganit 3 дня назад +1

      So true!😢 you don't have to lough by this situation instead of Loughing emoji cry for your self okay who are you please don't be judge.

    • @Misganit
      @Misganit 3 дня назад

      ​@TemesgenHabtelulewho are you please to judge 😏

  • @zewenjelTinsea-e5l
    @zewenjelTinsea-e5l 3 дня назад +1

    ኣምላክ ምሕረት የዊርድ

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki300 День назад

    Ata hawna Kab kulu ka Egzbher ykebr 🎉❤
    Nebsom zterefe win Egzbher ymesgen kuluna hji nsha nto 😢

  • @Gunnersawimiki
    @Gunnersawimiki 3 дня назад +4

    ይገርም'ዩ ኣመና ምሁርን ሃፍታምን ምኻን ጸሊኦሞ ግዲ ኮይኖም ን ኣምላክ ክላገጽሉ ቀንዮም እንታይ እሞ ይግበር እግዝኣብሄር ብዓይኒ ምሕረት ይረኣየና

  • @GideyTesfay-r3b
    @GideyTesfay-r3b 2 дня назад

    ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ሰራሕ አምለክ እዩ እሞ ቀጽሎ እምነትካ አምላክ ምሳኩም እዩ

  • @wediere2238
    @wediere2238 3 часа назад

    ሕጂ ወን ሰማያዊ ኣቦይ🙏🙏🙏 ይቕረ በለሎም ሳኣን ኣፍልጦኦም ኢዩ፡ ብሕጂ ውን ይመሃሩ ይኾኑ።

  • @meletweldehawariat4719
    @meletweldehawariat4719 2 дня назад

    ኣምላኽ ምኽሓዳ ኽብራ ንኣምላኽ 🙏🙏🙏

  • @RozinaGhule
    @RozinaGhule 3 дня назад +1

    That happened to my family, and I 50 years ago. Our house was untouched. I pray that our lord and Savior Yeshua bless and be with those who are suffering ❤. Peace and love to all.

  • @الامينعثمان-م7ز
    @الامينعثمان-م7ز День назад +1

    ጽብቕ ኮኑ ኣብ ነብሶም ምስ መጸ ይበክዩ ኣለው ህዝቢ ፍሊስጢን ክመውት ከሎ ህጻናት ይድግፍዋ ነይሮም ሕጂ ኢድ ጸናሒት ሰራሒት ከም ዝበሃል ቁጠዐ ናይ ኣምላኽ እዩ Happy Happy nice

  • @tedrosberhe1087
    @tedrosberhe1087 3 дня назад +2

    ሓውይ እዛ ተሪፋ ዘላ ኣብ ነሓሰ 24/2023 ኣብ ሃዋይ(Hawaii) ዘጋጠመ'ዩ ጌጋ ሓበሬታ ይተኣረም ።

  • @wegahtagedey7294
    @wegahtagedey7294 2 дня назад

    Kbri N msganan N Medhanina EYESUS KRSTOS N weladitu kdst dngl Mariam ykun Amen ❤❤🙏🏿🙏🏿⛪🙏🏿Geberti kfue Atfewom Abu Egzaber Ztewekele Yelen Zhafere ⛪🙏🏿⛪🙏🏿

  • @salmanabdalla217
    @salmanabdalla217 3 дня назад +1

    ቢጣዕሚ ዝሕዚን😢😢😢😢😢😢

  • @SemiSemi-u9g
    @SemiSemi-u9g 2 дня назад

    ክብሪ ንጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @alexanderateshim2865
    @alexanderateshim2865 2 дня назад

    ሕጂ ኣይኮነን ምብካይ ስም እግዚኣብርሄር ብከንቱ ኣይተልዕል ትብል ትእዛር ነጢሮማ እዚ ይከውን ዝባሃሎ ኣይኮነ ብርቅጽ ቁጥዐ ኣምላክ አዩ መልኣክ እግዚኣብሄር ኣብ ዙርያ ጦም ዝፈርህዎ ይሰፍር የናግፎም ከኣ እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለልና ካብ ማዓቱ የድሕነና ኣመሪካውያን ከኣ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላክና ይምለሶም

  • @elizabethhagos461
    @elizabethhagos461 3 дня назад

    tebark nezi bememsaka amlak wen beaka yehgis temesgen agzisbher kedhnena iu nezom zeserfu kea nesleyelom. amlsk na amlak meheret iu

  • @Benny12-w3s
    @Benny12-w3s 3 дня назад +1

    ጽቡቅ መቅጻዕቲዩ

  • @fioriselihom6506
    @fioriselihom6506 3 дня назад +1

    Goyta yefqereka eue hawey
    Eti kab kulu zekbre Negus Nay negstat yesus Mehret yegber 🙏

  • @Eri-leew
    @Eri-leew 3 дня назад +2

    እዚ መጠንቀቅታ ናይ እግዛእብሄር እዩ ካልእ ዉን ክመጸና እዩ 😢

  • @Judi-d5k
    @Judi-d5k 3 дня назад +1

    Egzabhier amlak mhretu yewrdelna

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 2 дня назад

    ሓውና ክቡር ገዛ ኢልካ እቲ ሉዑል ኣምላክ ከ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣምክላክ ከ ክብሪ ክህብዎ ዶ ይግቦኦም ኣምላክ ዘይተሓወሶ ከምዚ ጌሩ ይቀጽዕ😢

  • @yassim9143
    @yassim9143 3 дня назад

    ፊሊ ሓውና ኣምላኽ ምሕረቱ የውርድ እምበር እዚ ኩሉ ሽግር ናይዛ ምድሪ እዚኦም እዮም ኣመሪካ ዝሓዘቶ መዓት እዩ እዚ ኩሉ

  • @simplesoffitube7273
    @simplesoffitube7273 2 дня назад

    ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን ግን ኩሉ መቅጻዕቲ ናይ ጎይታ እዩ ረቢ ባዕሉ ይቅረ ይበለና

  • @militetesfatzion2418
    @militetesfatzion2418 3 дня назад +1

    Telote geberelome ❤❤❤God blessed world

  • @SelamawitWeldemichael-w8k
    @SelamawitWeldemichael-w8k 3 дня назад +6

    ስእልን ምስልን ኣየድሕንን እዩ፡
    እቲ ንኣምላኽ ዝኣምን ግን ይድሕን፡ ጽሑፍ እዩ።

    • @Danini-o1i
      @Danini-o1i 3 дня назад

      ጽሑፍኪ ትደምስስ።ምስሊ ናይ መላእክት እንታይ ኮይኑ ዘየድሕን

    • @Erey647-l9p
      @Erey647-l9p 2 дня назад +1

      ​@@Danini-o1i seli entezedhen de a yessus krstos weridu sliena aymtseqlen emnet iyu zdehen buruk hawena

    • @shalomhabtu
      @shalomhabtu 2 дня назад

      Seen photo mseluy Wdhenceyu hgweun gota eyu zdfen zhweay

    • @Danini-o1i
      @Danini-o1i 2 дня назад

      @@Erey647-l9p ንኣና ን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መስቀል ,መኣተብ, ምስሊ መልእክቲ,ንኣና መድሓኒ ነቶም ዘይኣምንሉ ከኣ እሽነት ዩ እምነት ብዘይ ግብሪ ኮንት እዩ ይብል።

    • @tsU-b5p
      @tsU-b5p 2 дня назад

      ብትክክል

  • @zeeridanmedia1409
    @zeeridanmedia1409 2 дня назад

    ❤ናይ ፈጣሪ ጥዑም❤

  • @samharamen2584
    @samharamen2584 3 дня назад +1

    Egziabhar ymesgen 🙌 ♥️

  • @Tomas-komita
    @Tomas-komita 3 дня назад +2

    ናይ 60ሽሕ ፍልስጥየም ብቦምብ america ዝሓልቁ ዘለው መን ሓዝንሎም

  • @NuguseHaftome
    @NuguseHaftome День назад

    ኖሮማል የኡ ይቃፀል ✝️✝️✝️🙏

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 2 дня назад

    😱Egzabhier Amlak mehretu yewridelna🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 3 дня назад

    Thank you 👏🙏♥️👏🙏♥️

  • @KsanetBrhane-sb7tb
    @KsanetBrhane-sb7tb 2 дня назад

    Jesus is the king of king ❤❤❤ bzeyka nsu medhani yelen

  • @mariamey511
    @mariamey511 3 дня назад +1

    Ewayy amlak aboy mhretka leakelna😢😢😢

  • @Sam3DDD
    @Sam3DDD 2 дня назад

    It's so sad none of them give credit to God's
    him
    self.
    God created Mary and Jesus ❤ let us give him the Glory.

  • @AsmeretWeldigabrielAndom
    @AsmeretWeldigabrielAndom 3 дня назад

    Egzooo mharna korset ❤❤

  • @samze930
    @samze930 3 дня назад +1

    Nayzeom sii inkae himuk bele mesakin telkimom

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 3 дня назад

    ክብሪ ንእግዚአብሔር ይኹን

  • @SamielMebrahtu-cg3rb
    @SamielMebrahtu-cg3rb День назад

    Abubo uka arku fili

  • @AbrahamHiyabu
    @AbrahamHiyabu 2 дня назад

    Sorry bro among two blocks means in between two sides of houses is it.

  • @EeeeEe-v8w
    @EeeeEe-v8w 22 часа назад

    😥🙏

  • @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
    @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ 3 дня назад

    ሓይሊ ኣምላኽ እባ ከምዘሎ ክሪኡ ኣብ 1 ዓመት ን ጋዛ እንታይ ከይሮማ ርኢናዮ ኢና
    ኣብ 2 ማዓልቲ ሓይሊ ኣምላኽ ኣርእይዎም

  • @Erilove12345
    @Erilove12345 2 дня назад

    ናብ ልቦም ተተመለሱ ኢሉ ብገዚኦም ጌሩ ቀጽዕዎም ኣሎ ናኣምላክ ይቅረ ክብሉ ኣለዎም።

  • @YontanYohanes
    @YontanYohanes 3 дня назад

    Hawey meqxaati amlak Ayu bezhu amlak keman mhretena Ayu amlak tereseu

  • @DadaBM2017
    @DadaBM2017 День назад

    እዚ ምልክት ኢዪ ንዑ ናብ ፈጣሪኩም ክብሪ ንፈጣሪ ን አዲዑን

  • @fitnet7422
    @fitnet7422 3 дня назад +2

    ኣንታ ፊሊ ቁሩብ ባ ሕሰብ ስእልን ምስልን ሲ ኣምላክ ካብቲ ዝፍንፍኖ ዓይነት ጥኣኦት ኢዩ ስለዚስ በየናይ ምክኒያት ኢካ እዞም ኣብዚ ዘለዎ ኛይ ማሪያም ናይ የሱስ ሓወልቲ ሓሊየሞ ይኮኑ ትብል ኣፍካ መሊእካ መጽሓፍ ኣንብብ ሓወልቲ ንርእሱ ውን ክሕሉ ኣይክእልን ኢዩ ።

  • @MedaEstifanos
    @MedaEstifanos 3 дня назад +3

    Ezom rugumat n Amlak klagexu ab akiebom ab conference eyom qenyom gbremelsi kea riyomo alewu.

  • @BisratEstifanos-vt1ow
    @BisratEstifanos-vt1ow 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @merhawibeyin484
    @merhawibeyin484 3 дня назад +2

    God bless L.A and USA

  • @NaemiBrhane-n3b
    @NaemiBrhane-n3b 3 дня назад

    Emen emo nskan bietkan ketdhn ika kal amlak emun iu kap phili

  • @ምእንቲመጎጎትሕለፍኣንጭዋ

    Please, Habesha, don't associate every accident with God's punishment.
    God is love, and His mercy endures forever.
    If you think the fires are God's punishment, then ask yourself why you are still alive.

  • @hiritytesfagaber3209
    @hiritytesfagaber3209 2 дня назад

    Amlaki hayali kabi sefka adginena

  • @FiliZeray-c4l
    @FiliZeray-c4l 3 дня назад +2

    Qaliqalie yebaile ne amilake zexarfie dia kewhidiome kemanye

  • @awelkernuru5077
    @awelkernuru5077 3 дня назад +1

    ኢዚ ኩሉ ኣብ ቃዛ ህጻውንቲ ቆሉ ክሞቱ ዝተገበር ብሓገዝ ኣሚርካ ዩ ንሶም ክሞቱ ከለው ዓይኖም ታዓሚቱ ዩ ነይሩ ሕጂ ገዛካ ምስኣን ማዕረ ክንደይ ዩ ከቢድ ይፈትንዎ

  • @jdodjdh-mt2ly
    @jdodjdh-mt2ly 3 дня назад

    Jesus Ain king❤❤❤

  • @hagostekie-y2r
    @hagostekie-y2r День назад

    Kab Amlak zkebr yele ata gahtaf

  • @MerhawiTesfalem-k9z
    @MerhawiTesfalem-k9z День назад

    ውሒድዎ ከማን ነዝኦም ዳ

  • @BiniLove-u3c
    @BiniLove-u3c День назад

    ni munitay Haweliti tubali kubri zethabho fetari zetbuali

  • @Deaf.youtuber-69
    @Deaf.youtuber-69 3 дня назад

    😢😢😢😢😢😢

  • @HaileTesfay-m9j
    @HaileTesfay-m9j 3 дня назад

    አይትዓሹ እግዚኣብሄር ማዕረ ኣይርእን እዩ። ታሪክ እስራኤላውያንን ፡ግብጽን፡ኦሪት ዘጽኣት ኣምብብ፡ንሰይጣን ዘመስግንን ንእግዚኣብሄር ዘመስግንን፡ኣብ ኣጋንንቲ ዝውከልን ኣብ እግዚኣብሄር ዝውከልን ማዕረ ኣይረኣዩን እዮም።
    ገና ካብዚ ዝገዽድ ሓውሎ ገሃነብ እሳት፡በዚ ኣይትገረም።
    Nahum 1 ትግ - ናሆም
    7: እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ፣ ብመዓልቲ ጸበባ ዕርዲ እዩ፣ ነቶም ኣብኡ እተማዕቈቡ ድማ ይፈልጦም እዩ።

  • @Tsehayneshgebremedhinmisghina
    @Tsehayneshgebremedhinmisghina 3 дня назад

    Nay men xegem eyu filli

  • @momona7197
    @momona7197 3 дня назад +1

    Now it feels worse in gaza than down there

  • @BiniLove-u3c
    @BiniLove-u3c День назад

    kuburi ni Amial kuburi mariyam ni amilak zudafer sdudetena zekubari Humaqi zugebuari b gufho ayu zereka amulaku

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 3 дня назад

  • @heywotsiyoum5016
    @heywotsiyoum5016 3 дня назад

    Naye hije ayqunen eze zeterfete 2023 yu .........

  • @samiajemal4040
    @samiajemal4040 3 дня назад

    baelom eyom geromo tray kurub ametat tesebeyu eti haki kwesie eyu.and eti 3 tntawuyan betekrstyan ekko aenyom ab gaza kabeu zkefie alo .

  • @elisaabriha
    @elisaabriha 2 дня назад

    ክንደይ ድካታት ውን ተደርቦም ኣሎው

  • @zeeridanmedia1409
    @zeeridanmedia1409 2 дня назад

    ሰላም ፊሊ ከመይ ከ ብሮ ሰላም ዲካ ኩቡር ሓወይ ናተይ፡ ከመይ ሓሊፉ ሓዱሽ ዓመትን ኣውዳኣመትን ከ ? ሰላም ክኮነልካ ካኣ ይምነ ብሮ፡ ፊሊ ሓወይ ክሓተካ ሓሲበ ነይረ ብሓደ ኣገዳሲ ጉዳይ ፕሊስ ተገዲስካ ክትምልሰለይ ብትሕትና ይላቦ ኩቡር ሓወይ፡፡ ኣብ ዛ ቻነለይ ኩሉ ናይ ሶሻል ሜድያ ኣድራሻይ ኣሎ ፡ ወይ ካኣ ኣብዚ hi በለኒ ሞ ፕሊስ ብሮ❤

  • @MedaEstifanos
    @MedaEstifanos 3 дня назад

    Ab fnote abew media alekum bzaba God kelagxu kelewu

  • @ሳምራዊትሳምራዊት-ዐ5ኸ

    የሕዝን እዩ

  • @ሸዊትጋልሽረ
    @ሸዊትጋልሽረ 3 дня назад

    ደምሩኒ የሕዋተይ

  • @astersebhatu8092
    @astersebhatu8092 3 дня назад

    Amlaku zikihade kemia eye

  • @SamielMebrahtu-cg3rb
    @SamielMebrahtu-cg3rb День назад +1

    HANTI zanta keolleka e brazer
    Tetanki kemey trda ,bkemey ke tifetaha nay tetanki mstiratike abzhjgze ,untay aneti waga yekflenalo ,tetanki hubu ajenda kemzelewa zkone zfolton zgmton yu,gna abtihtibahri tekemita nzemenati senedati nayolem zhbalu,,,,,,me,
    Ntetanki 10 mi wotaitati awutsomla ,bifolim ka ksab 100 mi dolar rekibomila ,gnka tetanki konelkaya ktitelk tegerayu zbahali ,abana ab Afrika,,,,,,ka uta tselam DAYMEN kabshuo zjemeruwo slti abhariya tisndo afrkawuka abhri znrkbozelena maletiyu,
    SLEZI uzi wun hadeslriyu mnalibati hubu ajenda alowo bahawi tsowotayelen gna kulusrohom zebele naygann SLEZKONE ,kemseb kndngtsolom nubur yu gna
    Srhom tzeble Sarah setan ktel,asfido ,gebete tonkol ,aletineti,amani anoko amerik,,blabla aye TOFOTRO HADEKEMZBTSAHAGN AHTATO TSENHA ,UZI FETENEYU,TIM,,,,,HTS,, MEROKEYMETSU ZUWAN atahasbayu felsi,

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 3 дня назад

    Ica iya iment amlkina ndamono icabhaw npail danel iserel msafit papulon abhawy katwom frdomom icabit hawy walat ketkfom wezom mimint nfetarina kedhina icamker bitamrt yewzan

  • @YordanosSahle-r7l
    @YordanosSahle-r7l 2 дня назад

    Entay eyu eti mekiar

  • @Tsehayneshgebremedhinmisghina
    @Tsehayneshgebremedhinmisghina 3 дня назад

    Amlakom mrisae ezi eyu deseb

  • @sz8028
    @sz8028 3 дня назад +1

    ስለምንታ ይበኪ ኣለኹ ኣይርድኣንን ብሰንኪ ንቁጽ ይነድድ ርሑስ ምጽንናዕ ይሃቦም ነቶም ምሉእ ዔድሚኦም ጽዒሮም ዝኸሰሩ

  • @ኤልማስተለመን
    @ኤልማስተለመን 3 дня назад +1

    ንስካ ው ጌጋ ኣሎካ
    ስእሊ ኣድኅኖ ኣለዎ በል
    ሓወልቲ ኣይብሃልን ኢዩ

  • @AbrahamIsak-vt7ox
    @AbrahamIsak-vt7ox 3 дня назад

    Brother Fili or Film on this is not accidental this is on purpose, plz I will give you my advice " ACCEPT JESUS CHRIST" don't waste your time.

  • @elisaabriha
    @elisaabriha 2 дня назад

    ናይ ሃብታም ጥራሕ ኣይኮነን ጥራሕ ነዲዱ

  • @brhanagerye815
    @brhanagerye815 День назад

    Taot khlu aykeln kbri namlak habu bejakum eziom aysemeu ayreyu amlak eyu kulu zkel
    Deuteronomy 4 ትግ - ዘዳግም
    16: ብዝዀነ ምስሊ፡ ብመልኽዕ ሰብኣይ ወይ ናይ ሰበይቲ እተወቕረ ምስሊ ብምግባርኩም ከይትባላሸዉ፡

  • @AlexGeresus-ir3nx
    @AlexGeresus-ir3nx 2 дня назад

    Fetri kem zelo eba kerdom

  • @EliyasSiyum
    @EliyasSiyum 3 дня назад

    amelak.do.yekeber.wala.dolar.u.s.A.
    Ani.hegus.ye.mekinyato.666 .yedehenom.hegey