Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ህዝቢ ትግራይ እንካዕ ደስ በለካ ጀጋኑ 💪💪💪💪💪💪
ህዝቢ፣ ውድብን ሰራዊትን ሓደ ኮይኖም ኣለው። ነዙይ ዝቃወም ፀረ ህዝቢ ጥራሕ እዩ።
ኣሰና ቲቪ ኣቦ ሓቂ የቀንየልና
ቡጣዕሜ ደስ ዝብል
Hiji griiiim jeganu aea tsnieu❤
ትኽለኛ ዉሰነ እዩ ምክልኸል ሰራዊይት ትግራይ ሱሩሑ ዝረሰዓ ጌታችዉ ረዳ ብቁልጡፍ ሐዱሽ ግዚአዊይ ምሕዳር ክጣሽ አሎ
ሕዚ ግርም ተኣምራዊ ውሳነ ኮይኑ ንተግባራውነቱ ኩሉ ክድግፎ ይግባእ።
Welcome Asena GOD bless you 🙏
God job TDF 🎉🎉🎉🎉🎉
ኤማ ደስ ኢሉና ኣሎ 42:47
T D F ንቅድሚት
ናትናከ ምዓስኮን ከምዚ ኣኼባዚ ንርኢ ንኸውን።
ታንክዩ ኣማኑኤልታንክዩ ደቂ ኤሬ
❤❤❤❤❤❤❤
ኤማ ደስ ኢሉና ኣሎ
ከም በዓል አስገዶም ብርሃነ ዝበሉ ተባዓት የብዝሕ። ሓድነት ትግራይን ኤርትራን ክምለሰ እዩ።
VIVA TDF GOOD JOB❤❤❤
Good luck to tigray people
Egziabher.. Tesfana. Ahwatey. ☝️🙏✔️💊
ፅብቅ ሓሳብ
ኣማኒኤል ካኣ ክትምስገን ይግበአካ ካብ ህዝብ ትግራይ ብላዕሊ ኢካ ሓሚምካን ተቃሊስካ
This is what they need Tigrayn people to keep their survival and keep their power 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ኣብዚኣ ንብጻሕ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ብዙሕ ሸንኮለል ክብሉ ግዜ ኣጥፊኦም እዯም. ሕጂ ኣብዚ ውሳነ ምብጽሖም ንህዝቢ ትግራይ ወሳኒ መድረኽ እዩ.
ጠስሚ ሠትዬ
Tigray needs united to survive against All odds !!
Arrest getachew fast
እወ ይስማዕ እዩ
We are proud of you great job
This is what your people expect you to do, congratulation's 🎊 job well done 🎉🎉🎉🎉🎉
💙💙💙💙💙💙💙💕💕💕
❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍🎉🎉🎉
ኤማ፣ እዚ ቅኑዕ ድዩ ጌጋ ውሳነ ድሕሪ ቁሩብ መዓልታት ከፍልጥ'ዩ። ምስ ኩሉ ኣኽብሮትን ኣንጻር ምልኪ ኣብ ዝገበርካዮን ትገብሮ ዘለኻን ቃልሲ ዘለኒ እምነት ኣብ ቦትኡ ኾይኑ፣ ኣብዛ ጉዳይ ዚኣ ግን ህዝቢን ሰራዊትን ትግራይ ነታ ኣብ እዋን መኸተ ዘርኣያ ሓድነት ኣትሪሩ ኪኸይድ ምምካር ምሓሸ ዚብል ርእይቶ'ዩ ዘለኒ። ከመይሲ፣ እዚ ኣካይዳ'ዚ ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ከይዓዝዝ ስግኣት ስለዘለኒ።
Kemey elu kab kurkur Abiy Ahmed mikan zikefie yelen 2 amet ab enini yehilifuwo eyu hizibi tigray zichefch serawit ethiopia mis senedom ahilifu hibiwom meryet, temezabelti aytemelesun kabz ni laili entay kimexie enty alo
እቲ ስግአትካ አነዊን share እገብሮ እየ። ጊና ሕዝቢ ትግራይ ብቲ ዘሎዎ ተሞኩሮ ሕዝቢ ሓድነቱ ፋህ ፋህ ከይብል ሽግር ተፀሚሙ ፀኒኹ ሎሚ ቶጎግ አቢሎሙዋ።ናይ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ሕውኃት ተሪኪቡ አብ ሽቱኡ እንድሕር ዘያብፅኹዋ ኮይኖም: ሕዝቢ ትግራይ አብ ርዕሶም ከምዘሎ ክርዱኡ ይግባዕ።እቲ ሕዝቢ አዚዩ ተወደበ ብሙዃኑ ንማንም አይምለስን ዝብል ሪኢቶ አለኒ።
@@woinshetkassaye7174 ናተይ ስግኣት ጌጋ ኾይኑ ትስፉውነትካ ቅኑዕ ኪኸውን ክጽሊ'የ፣ ከመይሲ ስግኣተይ ሰናይ ናይ'ዚ ውጹዕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ምምናይ ስለዚምንጩ። ኣፍካ ይስዓር ኤማ ሓወይ።
መሪሕነት = ዝመርሕ ዘሎ ጉጅለኣመራርሓ = ብኸመይ ኣገባብ ትመርሕ
❤❤❤❤❤❤💛💛💛
ኤማ ሓወይ: እዚ ናይላዕላዎት ሓይሊ ትግራይ መርገፂ ኑፁርዩ ሰሚዕናዮ አሎና።ነዚ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ሕውኃት ብሓላፍነት ካፍፅምየ ካበለ ወግኸ ፀብኸ አብ አኼባን ገምጋምን ግዚኡ ካብ ምጥፋዕ ቀልጢፎም ክትግብሮ ሕዝቢ ትግራይ ትፅቢት የይገብር አሎ። እንድሕር ንሶም እዛ ጉዳይ ዘይፍፅሙዋ ኮይኖም ሕዝቢ ትግራይ አብ ርዕሶም አሎ።ጥንቃቀ ያድለየና አሎ።አኺሉ።"ይአክል"
❤❤❤❤❤❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉❤
Ama fetawe hzebe tgray
ምወላ ቀጺላ ድያ ኤማ .ጋዜጠኛ ወገንነት ኣይሕዝን ኢዩ .
✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
እታ ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፊ ኣጽንዕ ትብል ምስላ ሎሚ ኣብ ሕወሓት ተራእያ ኣላ.
ኤማ እዚ ናትካ ምክሪ ነዚ ህዝቢ ዘጥፍእ እዩ ናትካ ሓሳብ ብወገነይ ድኩሙነት ኣሎዎ ኣብ ጽልኢ ዝተኮረ ኮይኑ ይስማዓኒ ጌጋ እዩ ናዓካ ሰሚዑ ኣብዚኣቱ እንተ ሃልዩ መሰረቱ ጌጋ እዩ
ትስማ
ሎኹላኽ ኢካ ብሓቂ ኒኢሰያስ እንዳተቃወምካ ንህዋሓት ትድግፈሉ እስኪ ኣረዳኣና ለይባ ዕሱብ
You are saying very ignore man
😂😂😂 ምስኪን ኢኻ !! ኣብ ክንዳኻ ሓፊረ!! ምሕረት የውርደልካ ባዕሉ።
ዝበዝሕ ዓብዚ ሰልፊ ዝተሳተፉ ዝረዐናዮም ልምዓት ጉጅለታት ኣሕዋትና ከካብ ገዛና ከም ጥሪቶም እናጎሰሱ ወሲዶም ኣሕዋትና በርሓ ተሪፎም ዕኖ ተጋሩ ደም ዕናበኸየት ንሶም ሽርጦምን ሓፍቲ ዘሪፎም ተመሊሶም ኣይ ትግራይ ሰብዶ ኸምዚ ሞራል ይስዕን!
እዚ ጉጅለ ጀነራላት ምስ ጋንታ ደብረጽዮንን ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዳግማይ መከራ ኩናት ጥምየት ከቃልዕዎ እዮም። እቲ ዝኸፍኤ ድማ መሳርሒ ኢሳያስ ክኾኑ ይሸባሸቡ አለው።
ኣማንኤል ሕልና ግን ኣሎካ ዶ? ሰራዊት በሎ ህዝቢ ትግራይ ምስቲ ብታሪኽ ኣጋጣሚ ኣብ ማዕከል ሃገር ስልጣን ሒዙ ዘሎ ኣካል ተታፋኒኑ ዳግም ጄኖሳይዳዊ ኩናት ክወላዓሉ ፍጹምውን ክጸንት ዲኻ ትሓልመሉ? ጸላኢ ዘይኮነስ ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ እንተኾይንካ ህዝቢ ትግራይ ክነብር እንበር ክጠፍእ ኣይትተምነየሉ:: ህዝቢ ትግራይ ዝተገበተ መሬቱ ኣምሊሱ ዝጣየሽ ብምትፍናን ዘይኮነስ ንህልው ጂኦ ፖለቲካ ተረዲኡ ብሜላ ክኸይድ ከሎ ጥራሕ ኢዩ::
Topa dhri degim hwhat degim eda nab hgdef hiba mskinay hzbi eritrean tgrayn zeyweghalu
ሰላም ልሕቲ ምስ ህግድፍ ዘሎ ድዩ ኪስዐብ ወይስ ገታችው ኢዩ ኪስዐብ። ስለ ምንታይ ንገታችው ዘይደግፍካዮ ኢታ ምስጢር ዘውጸኣ ናይ ግንዘብ ድያ ምድጋፍ ኣቃርጽካዮ?
ፎሽኳል ተባዕ ውሳነ ንዓኻን ንህግደፍን ከድሕኑኻ'ዩ
ይስዕ
Foshkal
ኩኩ ዕንድቡ ጭርርርርዒፍ ዬ ኣብ ዘለኽዮ ኣፅቅጢ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣጽቅጢ
እሞ ሕጂ ታሪኽ 1991 ተደጊሙ ሻዕብያን ወያነን ናይ ሐባር ግንባር ይምስርቱ ዶ ይኾኑ?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
ህዝቢ ትግራይ እንካዕ ደስ በለካ ጀጋኑ 💪💪💪💪💪💪
ህዝቢ፣ ውድብን ሰራዊትን ሓደ ኮይኖም ኣለው። ነዙይ ዝቃወም ፀረ ህዝቢ ጥራሕ እዩ።
ኣሰና ቲቪ ኣቦ ሓቂ የቀንየልና
ቡጣዕሜ ደስ ዝብል
Hiji griiiim jeganu aea tsnieu❤
ትኽለኛ ዉሰነ እዩ ምክልኸል ሰራዊይት ትግራይ ሱሩሑ ዝረሰዓ ጌታችዉ ረዳ ብቁልጡፍ ሐዱሽ ግዚአዊይ ምሕዳር ክጣሽ አሎ
ሕዚ ግርም ተኣምራዊ ውሳነ ኮይኑ ንተግባራውነቱ ኩሉ ክድግፎ ይግባእ።
Welcome Asena GOD bless you 🙏
God job TDF 🎉🎉🎉🎉🎉
ኤማ ደስ ኢሉና ኣሎ 42:47
T D F ንቅድሚት
ናትናከ ምዓስኮን ከምዚ ኣኼባዚ ንርኢ ንኸውን።
ታንክዩ ኣማኑኤል
ታንክዩ ደቂ ኤሬ
❤❤❤❤❤❤❤
ኤማ ደስ ኢሉና ኣሎ
ከም በዓል አስገዶም ብርሃነ ዝበሉ ተባዓት የብዝሕ። ሓድነት ትግራይን ኤርትራን ክምለሰ እዩ።
VIVA TDF GOOD JOB❤❤❤
Good luck to tigray people
Egziabher.. Tesfana. Ahwatey. ☝️🙏✔️💊
ፅብቅ ሓሳብ
ኣማኒኤል ካኣ ክትምስገን ይግበአካ ካብ ህዝብ ትግራይ ብላዕሊ ኢካ ሓሚምካን ተቃሊስካ
This is what they need Tigrayn people to keep their survival and keep their power 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ኣብዚኣ ንብጻሕ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ብዙሕ ሸንኮለል ክብሉ ግዜ ኣጥፊኦም እዯም. ሕጂ ኣብዚ ውሳነ ምብጽሖም ንህዝቢ ትግራይ ወሳኒ መድረኽ እዩ.
ጠስሚ ሠትዬ
Tigray needs united to survive against All odds !!
Arrest getachew fast
እወ ይስማዕ እዩ
We are proud of you great job
This is what your people expect you to do, congratulation's 🎊 job well done 🎉🎉🎉🎉🎉
💙💙💙💙💙💙💙💕💕💕
❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍🎉🎉🎉
ኤማ፣ እዚ ቅኑዕ ድዩ ጌጋ ውሳነ ድሕሪ ቁሩብ መዓልታት ከፍልጥ'ዩ። ምስ ኩሉ ኣኽብሮትን ኣንጻር ምልኪ ኣብ ዝገበርካዮን ትገብሮ ዘለኻን ቃልሲ ዘለኒ እምነት ኣብ ቦትኡ ኾይኑ፣ ኣብዛ ጉዳይ ዚኣ ግን ህዝቢን ሰራዊትን ትግራይ ነታ ኣብ እዋን መኸተ ዘርኣያ ሓድነት ኣትሪሩ ኪኸይድ ምምካር ምሓሸ ዚብል ርእይቶ'ዩ ዘለኒ። ከመይሲ፣ እዚ ኣካይዳ'ዚ ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ከይዓዝዝ ስግኣት ስለዘለኒ።
Kemey elu kab kurkur Abiy Ahmed mikan zikefie yelen 2 amet ab enini yehilifuwo eyu hizibi tigray zichefch serawit ethiopia mis senedom ahilifu hibiwom meryet, temezabelti aytemelesun kabz ni laili entay kimexie enty alo
እቲ ስግአትካ አነዊን share እገብሮ እየ። ጊና ሕዝቢ ትግራይ ብቲ ዘሎዎ ተሞኩሮ ሕዝቢ ሓድነቱ ፋህ ፋህ ከይብል ሽግር ተፀሚሙ ፀኒኹ ሎሚ ቶጎግ አቢሎሙዋ።ናይ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ሕውኃት ተሪኪቡ አብ ሽቱኡ እንድሕር ዘያብፅኹዋ ኮይኖም: ሕዝቢ ትግራይ አብ ርዕሶም ከምዘሎ ክርዱኡ ይግባዕ።እቲ ሕዝቢ አዚዩ ተወደበ ብሙዃኑ ንማንም አይምለስን ዝብል ሪኢቶ አለኒ።
@@woinshetkassaye7174 ናተይ ስግኣት ጌጋ ኾይኑ ትስፉውነትካ ቅኑዕ ኪኸውን ክጽሊ'የ፣ ከመይሲ ስግኣተይ ሰናይ ናይ'ዚ ውጹዕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ምምናይ ስለዚምንጩ። ኣፍካ ይስዓር ኤማ ሓወይ።
መሪሕነት = ዝመርሕ ዘሎ ጉጅለ
ኣመራርሓ = ብኸመይ ኣገባብ ትመርሕ
❤❤❤❤❤❤💛💛💛
ኤማ ሓወይ: እዚ ናይላዕላዎት ሓይሊ ትግራይ መርገፂ ኑፁርዩ ሰሚዕናዮ አሎና።ነዚ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ሕውኃት ብሓላፍነት ካፍፅምየ ካበለ ወግኸ ፀብኸ አብ አኼባን ገምጋምን ግዚኡ ካብ ምጥፋዕ ቀልጢፎም ክትግብሮ ሕዝቢ ትግራይ ትፅቢት የይገብር አሎ። እንድሕር ንሶም እዛ ጉዳይ ዘይፍፅሙዋ ኮይኖም ሕዝቢ ትግራይ አብ ርዕሶም አሎ።ጥንቃቀ ያድለየና አሎ።አኺሉ።"ይአክል"
❤❤❤❤❤❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉❤
Ama fetawe hzebe tgray
ምወላ ቀጺላ ድያ ኤማ .ጋዜጠኛ ወገንነት ኣይሕዝን ኢዩ .
✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
እታ ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፊ ኣጽንዕ ትብል ምስላ ሎሚ ኣብ ሕወሓት ተራእያ ኣላ.
ኤማ እዚ ናትካ ምክሪ ነዚ ህዝቢ ዘጥፍእ እዩ ናትካ ሓሳብ ብወገነይ ድኩሙነት ኣሎዎ ኣብ ጽልኢ ዝተኮረ ኮይኑ ይስማዓኒ ጌጋ እዩ ናዓካ ሰሚዑ ኣብዚኣቱ እንተ ሃልዩ መሰረቱ ጌጋ እዩ
ትስማ
ሎኹላኽ ኢካ ብሓቂ ኒኢሰያስ እንዳተቃወምካ ንህዋሓት ትድግፈሉ እስኪ ኣረዳኣና ለይባ ዕሱብ
You are saying very ignore man
😂😂😂 ምስኪን ኢኻ !! ኣብ ክንዳኻ ሓፊረ!! ምሕረት የውርደልካ ባዕሉ።
ዝበዝሕ ዓብዚ ሰልፊ ዝተሳተፉ ዝረዐናዮም ልምዓት ጉጅለታት ኣሕዋትና ከካብ ገዛና ከም ጥሪቶም እናጎሰሱ ወሲዶም ኣሕዋትና በርሓ ተሪፎም ዕኖ ተጋሩ ደም ዕናበኸየት ንሶም ሽርጦምን ሓፍቲ ዘሪፎም ተመሊሶም ኣይ ትግራይ ሰብዶ ኸምዚ ሞራል ይስዕን!
እዚ ጉጅለ ጀነራላት ምስ ጋንታ ደብረጽዮንን ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዳግማይ መከራ ኩናት ጥምየት ከቃልዕዎ እዮም። እቲ ዝኸፍኤ ድማ መሳርሒ ኢሳያስ ክኾኑ ይሸባሸቡ አለው።
ኣማንኤል ሕልና ግን ኣሎካ ዶ? ሰራዊት በሎ ህዝቢ ትግራይ ምስቲ ብታሪኽ ኣጋጣሚ ኣብ ማዕከል ሃገር ስልጣን ሒዙ ዘሎ ኣካል ተታፋኒኑ ዳግም ጄኖሳይዳዊ ኩናት ክወላዓሉ ፍጹምውን ክጸንት ዲኻ ትሓልመሉ? ጸላኢ ዘይኮነስ ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ እንተኾይንካ ህዝቢ ትግራይ ክነብር እንበር ክጠፍእ ኣይትተምነየሉ:: ህዝቢ ትግራይ ዝተገበተ መሬቱ ኣምሊሱ ዝጣየሽ ብምትፍናን ዘይኮነስ ንህልው ጂኦ ፖለቲካ ተረዲኡ ብሜላ ክኸይድ ከሎ ጥራሕ ኢዩ::
Topa dhri degim hwhat degim eda nab hgdef hiba mskinay hzbi eritrean tgrayn zeyweghalu
ሰላም ልሕቲ ምስ ህግድፍ ዘሎ ድዩ ኪስዐብ ወይስ ገታችው ኢዩ ኪስዐብ። ስለ ምንታይ ንገታችው ዘይደግፍካዮ ኢታ ምስጢር ዘውጸኣ ናይ ግንዘብ ድያ ምድጋፍ ኣቃርጽካዮ?
ፎሽኳል ተባዕ ውሳነ ንዓኻን ንህግደፍን ከድሕኑኻ'ዩ
ይስዕ
Foshkal
ኩኩ ዕንድቡ ጭርርርር
ዒፍ ዬ ኣብ ዘለኽዮ ኣፅቅጢ