ሰበር ዳግማይ ኣኼባ ኣብ ሽረ/ ኣባላት ህወሓትን ኩነታት ሽረን/ ካብ ዓዲ ዳዕሮ ዝወፀ ዜና/ tigray news

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 ноя 2024

Комментарии • 318

  • @iyosiasyifru3584
    @iyosiasyifru3584 Месяц назад +10

    አምባገጓሮ ምልዓል ነውሪ'ዩ። ብአድማ ዝፍታሕ ናይ ተጋሩ ፀገም የለን።

  • @hadasg702
    @hadasg702 Месяц назад +7

    I am sick of it. I’m glad I’m here in United States of America. God bless America.

  • @kahsuberhanugebreslasie7299
    @kahsuberhanugebreslasie7299 Месяц назад +3

    ኣታ ህወሓት መንዩ ፍለጥ ሓደ ህወሓት እቲ ሓቂ ዘይሕጋዊ ጉባኤ ዝገበረ ሽፍታ ተቃወም
    ሓደ ውልቀ ሰባት ኣይትፀውዕ
    እቲ ሓሳብ ኣፈላላይ ናይ ጊ/መ ንግስትን ዘይሕጋዊ ጉባኤ ዝገበረ ጉጅለ እዩ ተረዳእ ለውጢ ዝበለ ዕንዝርና እዩ ኣይትበል ጌጋ ምድያ ንሐዚ ዘለኻዮ ኣይምጥነካይ ሓወይ

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy Месяц назад

      ግምት ክንደይ እዩ ዘከፈልካ ዉዲ ዓባቅ
      ህዉሓት ጉባኤ ኣካይድ ዉዲኡ እዩ ባዳታት ተባረሮም እዩም።ቮድካቸዉ ረዳ ንህዝቢ ትግራይ ምሰ ኣብይ ህዝብና ንከይምለሰ መሬት ትግራይ ንከይመለሰ ህዝቢ ንህዝቢ ከባልዕ ዘመፅ ሕሱር ጌታቸዉ ረዳ ማዓልቱ ኣኪላ እያ።

  • @Nikodimos42
    @Nikodimos42 Месяц назад +1

    Atum sebat!
    ምስ መን ኢና ንዓብድ ዘለና???
    እንታይ ኢና'ባ ንኾን ዘለና?
    ኣቱም ሰባት ምሁር ዝበሃል ውልቀ-ሰብ ከመይ ዝበለ እዩ??
    ንመን ኢናኸ ምሁር መራሒ ኢልና ነንጨብጭበሉ ዝነበርና???
    ሎሚኸ እንታይ ይገብሩ ኣለዉ?
    ህዝቢ ግን ንምንታይ ኣነ ምስ ጌታቸው ኣነ ምስ ደ/ፅዮን ዝብል ምግምማዕ ዘየቋርፅ???
    ''ንሕና ህዝቢ ንሶም መራሕቲ'' ብኸምዚ ዘይንርድኦ?
    ንስኻ ቅኑዕ ኣለኻ;ግን ውሽጥኻ አፀቢቅካ ፈትሽ::

  • @tsehaiehaile6725
    @tsehaiehaile6725 Месяц назад +7

    ጌታቸው አጆኻ ዝበልዎ በዓበይቲ ዝመስሉ ሰባት ተቓውሞ ስለዝገጠሞ ይመስለኒ ዝሓወይ። ብኽልተ ሰባት ኣይንፈላለ ዝብል ሓሳብ እንተደገፍኩዎ እውን ጉባኤ ሽረ ዘሕዝን እዩ። ኣነ እንተዝኸውን ኣኼባ ፈቒደ ብሕቶ ሓሳብ ተቓውሞይ ምገለጽኩ እምበር ከምዚ ዓይነት ዕሽነት ኣይምገበርኩን።

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 Месяц назад

      ጌታቸው ብልፅግና ሆንዋል

  • @godbless-u8k
    @godbless-u8k Месяц назад +1

    አንታ እታ ሓቂ አይትጣሓሳ አብ ማይጨው ከምድልየቶም ክፀረፉን ሰብ ከዋርዱን ዊዒሎም ብሕም ዘይበልካስሕጂ አራማይ ወይ መሰተኻኻላይ ምኻን ሚዛኑ ሲሒትካ ኢኻ

  • @GebremeskelKahsay
    @GebremeskelKahsay Месяц назад +7

    ፅቡቕ ትንተና ክሳብ ሕዚ።ስኽን እንተንብል ኢና ንርባሕ።

  • @FtsumGmeskel
    @FtsumGmeskel Месяц назад

    ሓሳብካ ተመችውኒ ብሓቂ ንዓና ንተጋሩ ዝጠቅም እዩ፡፡

  • @berhanemesfin9994
    @berhanemesfin9994 Месяц назад +1

    ኣዴታት ትግራይ ሰብኣያ ወዳ ሓዋ ጓላ ሓፍታ ዘፅነቱ ኣበይ ኣለዉ ክትብል ግድን እዩ ። ካልእ ሃገር በጃኻ ግሊ እትብል ኣምሓርኛ ውልቀ ብዝብል ቃል ትግርና ተጠቐም ። ቀፅለሉ !!!

  • @TsegayHailemariam-up7xg
    @TsegayHailemariam-up7xg Месяц назад +8

    እወ ንጌታቸው እያ ተቃውማ ነቲ ስርሑ እዪ

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 Месяц назад +1

    አነ ብወገንይ ምስ መንእስይ ትግራይእየ እዘ ኦዲታት ናይ ፖሎቲካ ብቃአተን ዝነአስ እዩ ንምታይ ናይ 50 ኦመት ፍሽሽት እምበር ናይ ኽዝ ኦለመ ከመ ትቅየር ዘላ ሐንቲ መረዶእታ የብለይን መንእስይ ብሐድሽ ፖሎቲካ ብሐድሽ መናእስይ ትግራዋይ ኦጆኻ በቃ ሞት በቃ እዞሞ ናይ ስላሳ ኦመት መራሂት

  • @BarnabasKidman
    @BarnabasKidman Месяц назад

    Bravo keep up the good idea.a nice perspective.

  • @reda-kale
    @reda-kale Месяц назад +1

    አቱም ሰባት እሽ ክመርሑና እና ትብልዎም ሰባት እኮ ኣብዝ ኣቡፅሕና ኣሎ እሽ ሐዝ ድማ እስክ ካብዝ መንቁርቁርት ዘዉፅእና ሓሳብ ይንገሩና ሐዝ ኮ ተረድእና አሎ አብ እትዮጵያ ዝተሰረሐ ዘረኝነት አብታ ክንድ ቁሸት ትከዉን ትግራይ ይምርዝዋ አለዉ ይርደአና እዩ የትም ዘየብፅሕ ትምክሕት

  • @saessefa
    @saessefa Месяц назад +2

    Everybody to have a right to Express their anger They are so angry because what's ketacho Did for the people of tigray.

    • @bibatigray4002
      @bibatigray4002 Месяц назад

      Getachew hadi yetifih sile zelo tewaridu

  • @HamelmalKahsay
    @HamelmalKahsay Месяц назад +2

    እዚኤን አዴታት አብ ሽረ ዝገበርኦ ፍፁም ጌጋ ዩ ። እቱይ ዝፀወዓን ጉጅለ ኔትወርክ ናብ አኸባ እሱ ባዕሉ ክሕተት አለዎ ። ንጌታቸው ረዳ ንበይኑ አይኾነይ እዙይ ፅልኢ ንግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ እዩ እልካ ሐውና አይመስለኒ ብውልቀይ አብ ልዕሊ ጌታቸው ረዳ ፀለመ ዝገብርለዉ አድሐራዊያን ዘመነነ መሳፍንት ብዝመስል መልክዑ አብ ስልጣን ኮፍ እሎም አብአ እነሃለዩ ናብ ዓለም በቃ ዝጓዓዙ ዝደልዩ መንእሰይ ትግራይ ሐዢ ሐታቲ መጓቲ ኮይኑ አሎ ጌታቸው ረዳ ካብ ንመፅአ ዝደሐር እቱይ መንእሰይ ትግራይ ይናበብን የሐትትን አሎ ኔትወርክ ጉጅለ አድራሐራዊያን ዘመነ መሳፍንት ፀረመንእሳያት ትግራይ እዮም ። አብ አዳስዋ ኮፍ እሎም በለካ ለኽዓካ እናበሉ ይውዕሉ አለዉ ።ንቃሕ መንእሰይ ትግራይ ምስ መንእሰያት ፖለቲካዊ አስተሐሳሰብ ዘለዎም ከምሊ ጌታቸው ረዳ ስልጡን ፖለቲካዊ ሐንግጡ ዝጓዓዝ ዘሎ ምስኡ ሰጉም

  • @YitbarekTesfayeHailemariam
    @YitbarekTesfayeHailemariam Месяц назад +1

    ታአባይ ትግራይ ትብል ተቆርሚማ ተሸርሚማ ጭልቃ ዝኮነት አዲ ሂዝካስ አባይ

  • @tilahuntadele-g5d
    @tilahuntadele-g5d Месяц назад +1

    emo kabhzi nay debretsion group ab mekelle, raya, enderta, agame, tembien akeba zgebru do ymesleka do. Tsibah nugho ab baelom eya kitbetsih

  • @GebreMeskelHabtu
    @GebreMeskelHabtu Месяц назад +1

    ኪጆመር ከሎ ጥያቄ እንድሕር ዘይደለዩ ልምንታይ ናብ አዳራሽ አትዮሞ ጥያቄ ለዎ ጥራይ አትዩ ዘይጥይቅ ጥያቄ የብለይ የጥቂ ብሎካ ምርባሽ ናይቶሞ ጥያቄ ኢነሐኒ ክጥይቅኢዩ ብዝብዘበለ ሰብ እድል ምርባሽ ናይድንቁርና ድንቁርና ኢዩ 13:46 13:46

  • @angawtesema4805
    @angawtesema4805 Месяц назад +1

    መንግስቲ ኮነ ውድብ ዝሓዞ ዒላማ መደብ ሒዙ ህዝቢ ክኢክብ ይክል ዩ.እትህዝቢ ድማ ከምዝ ናይሎ ሽረ ብረብሻ ዘይኮነ ብስርዓት ብምክንያት ምሙጋት ይግባእ ኔሩ ምርባሽን ምህዋክን ግን አይስልጡነትን .ናይ ቃልስና ዋጋ ብሰላም ክትዛረብን ክትቃወምን ኽትድግፍን እበር ንኽተራበሽ አኬባ ምእታው አየድልን ዩ.

  • @naseralhabshi3895
    @naseralhabshi3895 Месяц назад +7

    ሃገር ሓውና እቲ ትብሎ ሓቂ እዩ ግን ኣብ ሽረ ዘሎ ሱር ዝተኸለ ናይ ኔትወርክን ካድረታትን ጉጅለ ልምዓት ዝተሃነጸ ፀረ ህዝቢ ህዝቢ ዝዕፍን ጉጅለ እዩ ሸረ ንዓመታት ህዝቢ ሸረ ብዙሕ ይዕፈን ኔሩ እቲ ህዝቢ ውን ንእንጀራ ዝመጸ ህዝቢ እዩ ዝበዝሕ እቲ ተወላዲ ሽረ ታዓብሊሉ እዩ እቲ ንእጀራ ዝመጸ እታይ የእቲኒ እዳበለ ዝነብር እዩ ኣኽሱም ዓድግራት ግን ሓደ ህዝቢ እዩ ሽረ በጃኻ ዘይፈለጠ እበር ህዝባስ እቲ ሓቂ ይፈልጦ እዩ ሰለዚ በቲ ኾነ በቲ እዚ ተቃውሞ ካብ ልቢ ህዝቢ ሽረ ዘይኮነ ካብ ካድረታቱን ዝወደበን ናይ ጉጅለ ልምዓት በላ ተባሂለን ዝብላ ኣበል ዝኽፈለን እየን 100% ሰለዚ እቲ ተግባር ግን የሕዝንን የጉህን ኣብ ህዝቢ ዘለዎም ንዕት እዩ ዘመልክት ሓሳብ ዘለዎ ብሓሳብ ትሙጉት ጌጋ ዘለዎ ጌጉኡ ትነግሮ ኢዚ ኣብ ሸረ ዝተገብረ ግን ምጭብርባር እዩ የሕፍረ

  • @HadushKebedew
    @HadushKebedew Месяц назад +1

    መርገፂኻ አፍልጥ ንስኻ መጀመርያ

  • @HazaMelody
    @HazaMelody Месяц назад +1

    🎉🎉🎉 Haza Melody like follow share 🎉🎉🎉😢😢😢

  • @HagosTaye-r5d
    @HagosTaye-r5d Месяц назад +1

    እዚአኮ ጌታቸው አብ ጉባኤ ህዋህት አትዬም ሀሳቦም ክገልፁ ነይርዎም አብ ከልተ ኮይኑ ህዝቢ አብ ከልተ ከፊሎምዎ

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 Месяц назад +4

    ሃገረ ብርሃን እቱ ትብሎ ትኽክል እዩ ነገር ግን you miss something, መጀመርያ አብ ማይጨዉ እቶም ናይ ወያኔ መራሕቲ ዉፁ ናይ ሻዕብያ ሓሻኽር እንክባሉ እንተለዉ ጌታቸዉ ረዳ ወፂኡ ከዉግዝ ነይርዎ. አለበለዝያ አባኻ ክበፅሕ እንተሎ እዉይ ምባል አብ ቀፃላይ እዉን መፍትሒ አየምፅን.ሕዚ እዉን አይተ ጌታቸዉ ጌገኛ እዮ❤❤❤❤❤😢😢😢

    • @teddyabadi
      @teddyabadi Месяц назад +1

      ችድ ፀቢብ እሞ አብራያ ከምኡ ተገይሩ እዩ ስለዚ አብ ሽረ ይደገም ይበሃል።

    • @natsinettesfay4018
      @natsinettesfay4018 Месяц назад

      ኣብ ማይጨው ንበዓል ደብረፄን ሓሽከር ናይ ሻዕብያ እንተይን ሞክሮፈን ሒዘን ኣብ ሽረ ዝነበረ መድረክ ብስልጡን መንገዲ ስርዓት ሒዝካ ሞኩረፈን ሒዘን ኣንታ ናይ ብልፅግና ሓሽከር ክብለኦ ኔረወን እንበር ኣብ ስግኣት ዘላ ክልል ንህወከት በሪ ምክፋት ኣደብ ዘይብሉ ዕግርግር።

  • @beletu7041
    @beletu7041 Месяц назад +1

    ናትና ፎሮም ሰማዕ እቲ ሰሕተት ናይቶም አከብቲ እንበር አፍቶም ተአከብቲ አይኮነን ሱር ገዲፈካስ አብ አቅረጫፍ ለክዕ አኮንካን በጦርነት ዝተጎደአን ዝቆሰለን ህዝቢ እንይተተ ረጋገዐን ብሱሉን ዓሚቁን ምይይጥ ሕቶን መልሰ አብ ሽግግር መ/ አብ ህ ወ ሓ ት ዘሎ ሐሳባት ዘይንገር ታይዩ ዝኹሉ ፅድፍያ ኤረ በጃኻትከም ሰለመቤታችን ዓርዩ ዐርዩ ዋይይይይይይይይ😅😅😅

  • @GebregziabherHailu-kg7yw
    @GebregziabherHailu-kg7yw Месяц назад

    ዘይዋጽ አካዳ ናይ ንእሽተይ ናያ ጸረ ህዝብ ዝኮነ አካያዳ እዪ ዘይጠቅም ሙካኑ ክትፈልጡ አለኩም

  • @MenkamMan
    @MenkamMan Месяц назад +1

    አታ ዝሓወይ አዴታት ትግራይ ካብደቀን ጀሚሩ ዝኸፈለኦ መስዋእትነት ከትርዳእ አለካ....ብተጨባጭ ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ቸሻሪኾም ዘንፀባርቁዎ ዘለው ተግባራት ግልፂ እዩ....እቲ ስብሰባ ክቆም አለዎ....እሱ ሓዲጎም ሓድነት ፈጣሮም አብ ናይ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ፣ ብሔራዊ ጥቅሚ ተከተኩሩ አለዎም....ህዝቦም ፣ መሬቶም ከምልሱ አለዎም

  • @tsehayekindanewari4992
    @tsehayekindanewari4992 Месяц назад +1

    ሓደ ፕሮፌስር ኢትዮጵያ መራሒ ረኺባ ግን ድማ ህዝቢ ኣረኸበትን ኢሉ ነይሩ ። ዋላዃ ብቲ ኣበሃህላ እዞም ፕሮፌስር እንተዘይተስማዕማዕኹ ትግራይ ግን ጠንካራ ህዝቢ ሒዛ ነገር ግን መራሕቲ ሲኢናላ።

  • @girmaygtsadik7176
    @girmaygtsadik7176 Месяц назад +1

    እዚ ናይ ህወሓት ውፅኢት እዩ። እርግፀኛ እየ እተን ሓፍበጠቅ ዝበላ እኖታትን እቲ ከም ቢተይ ዘንሰራሰረ መንእሰይን ቁፅሪ ሓደ ሰረቅትን ህዝቢ አገልግሎት ንከይረክብ ዕንቅፋትን እዮም።
    ኩሉ ጊዜ ንኹሉ እንተዝኾን ምንም ፀገም ኣይምነበሮምን እኹንእምበር እዚ ተቃውሞ ኣይኮነን ናይ መንጋ ኣካይዳ እዩ ትኽክለኛ ተቃወምትን ተቃለስትን እንተዝኾና ነይረን 27 ዓመት ሕቶን ተቃውሞን ስለዘይነበረን ኣይኮነን መሪፅካ ምቅዋም ድንቁርና ናይ ዕስለ ኣካይዳን ናይ ሰረቅቲ ኔትዎርክ ምጉጅጃልን እዩ።
    እዚ ናይ ህወሓት ዓፈና ዝተዓፈነን ዝተዓብዐበን ህዝቢ ካብ ዓፈና ዝወፀ ክምስሎ ከሎ ክንደይ ዝኣክል ሓደገኛ ከምዝኾነን ህዝቢ ብዘይመራሒ ብቀሊሉ ከምዝብትንን ጉጅለ ህወሓት ብዓይኖም ሪኦምዎ ሐዚ ውን ግን ክልወጡ ዘይኽእሉ ደናቁር ስለዝኾኑ ሒዞምና ክጠፍኡ ኢዮም።
    ምናልባት እዚ ልምምድ እዚ መስመር እንተሒዙ ፅቡቅ ናይ ዲሞክራሲ ልምምድን ቀፃልነት ዘለዎ ስርዓት ዝተክልን ክኾን እዩ እንተ እቲ ዝነበረ ናይ ሰረቅቲ ጉጅለ ንምምላስ እንተኾይኑ ግና መንገዲ ጥፍኣት አዩ።

  • @GebreMeskelHabtu
    @GebreMeskelHabtu Месяц назад +1

    ኪጆመር ከሎ ጥያቄ እንድሕር ዘይደለዩ ልምንታይ ናብ አዳራሽ አትዮሞ ጥያቄ ለዎ ጥራይ አትዩ ዘይጥይቅ ጥያቄ የብለይ የጥቂ ብሎካ ምርባሽ ናይቶሞ ጥያቄ ኢነሐኒ ክጥይቅኢዩ ብዝብዘበለ ሰብ እድል ምርባሽ ናይድንቁርና ድንቁርና ኢዩ

  • @murutseyeabyo6172
    @murutseyeabyo6172 Месяц назад +1

    ሃገር!
    እቶም እተልዕሎም ዘለኻ ጉዳያት ትኽክል ኢኻ ካብ መንፅር ረብሓ ትግራይን ህዝቢ ትግራይን። ግን እቶም ፓለቲካዊ መራሕቲ ህሉዊ ኩነት ትግራይ ረሲዖም ፀገማትና ብዘግፍሕ፣ ኣፈታተሐኦም ብዘንውሕ፣ ሓድነት ትግራይ ብዘላሕልሕ፣ ሞራልን ተንኮልን ፀላእትና ብዘብልሕ መልክዕ ነንሕድሕዶም እንዳተራግሑ እቲ ዝተረፈ ህዝቢ ብዘርእዮ ግጉይ ኣካይዳን ኣተሓሳስባ መሊእካ ክትወቕሶ ኣሸጋሪ እዩ። ብርግፅ ገሊኦም ተርእዮታት ናይ ሽረ ይኹኑ ናይ ካልኦት ከባቢታት ዘለዉና ፀገማት ዘግፍሑን ዘዕሙቕንምበር ብዙሕ ፋይዳ ዘለዎም ኣይኮኑን።
    ግን ሕቶታትነ ርኢቶታን ኣብዝሓ ብትሕዝትኦም እንክምዘኑ፦
    . ኣብ መንጎ መራሕቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ኣፈላላይ ክረአ ዘይግበኦ ብፍላይ እዋናዊ ዘይምዃኑ ዘመላኽቱ
    . እቶም ኣፈላላያት ኣብ ቀንዲ እዋናዊ ጉዳያት ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ማእከል ዘይገበሩ
    . ከም መራሕቲ ዝተጠቕሙዎ ሜላ ኣብ ክንዲ ዘቃራርቡ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ፀገማትን ኣፋላላያትን ዘጋፍሑ
    . ካብኣቶም ትፅቢት ዘይግበሩ
    . ህዝቢ ምስ ገበታ ፀገሙ እናሃለውን እዋን ንሕንሕ መረፃ ዘምሰሉዎ ምዃኖም
    . ዝተፈላለዩ ኣካላት ሕብረተሰብን ካልኦትን ከቀራርብዎም እንተፈተኑ ህዝቢ ኣብምንታይ ከይበፅሕ ዝዓይነቱ ክቃራረቡ ፍቓደኛታት ዘይምዃኖም
    . እዚ ብፓለቲከኛታት ዝረአ ዘሎ ተርእዮታት ካብ መንፅር ታሪኻዊ ኣመፃፅኣና ይኹን ካብ ኣጋጢሙና ዘሎ ጀኖሳይዳዊ ግፍዕታት ካብ ዝፈፀምናዮም ተጋድሎታትን ንህዝቢ ትግራይ ዘይምጥኑ እዮም
    . ብስሩም ህሉዊ ፀገማት ህዝቢ ረሲዕካ ንስልጣን ዝገበሩ ዘለዉ ንሕንሓት እዮም ዝብሉ መሰረታዊ መልእኽታት ዘመልክቱ እዮም። ነቲ ሓደን ዝድግፉ ነቲ ካሊእን ዝቃወሙ ተባሂሎም ክትርጎሙ ዘለዎም ኣይኮኑን።

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay4018 Месяц назад

    በሓቂ ከምዚ ዓይነት መነወሪ ንትግራይ ዘይምጥን ንክልቲኦም ኣድግፈሙን ኣነ ንክልቲኦም መረሕቲ ብከምዚ ክትናኣገዱ ኣይደሊን ብስልጡን መንገዲ ክወሪዱልና ንደሊ ትግራይ መዐንደሪት ናዕቢ መፍጠሪት ኣይኮነትን ትግራይ ናይ ቀዳሞትን ዳሕረወትን ብደም ኣዕፅምቲን ደቃ ዝተሸፈነት ምድሪ ንክትረግፃ እውን እትስቅጠጠላ ክባር ምድሪ እያ።

  • @All-w9s
    @All-w9s Месяц назад +1

    ንትግራይን ንተጋሩን ዝፎቱ ፓለቲከኛ ናይ ትግራይ ህልውናን ሓድነትን እዩ ከቕድም ዘለዎ። ካብ መራሕቲ ህወሓት ግን ንሱ አይኮነን ዝዕዘብ ዘለኹ።

  • @TsigeDagnewMesfin-jf6yh
    @TsigeDagnewMesfin-jf6yh Месяц назад +1

    እቲ ኣብቲ መድረኽ ዝተፈጠረ ዘየድሊ ዕግርግርን ስርዓተ ኣልቦነትን ኢሉ ዉን ዝተሓሰበ ኣኼባ ዘይምቕፃሉ ብመሰረቱ ጌጋ እዩ። ናብ ኣኼባ ኣደራሽ ዘይምእታውን ዘይምስታፍን መሰል እዩ፣ እንተኣቲኻ ግና ስርዓት ብዘለዎ መንገዲ ዝኣመንካሉ ሓሳብን ሪኢቶን ፣ ሕቶታት ምቕራብን ምቅዋምን እዩ ናይ ለባም ሰብ መዕቀኒ። ናይዚ ኹሉ ሽግር ቀንዲ መበገሲ ግና ኣብ ናይ በዓልና መራሕቲ ዝተራኣየ ናይ መሪሕነትን ፖለቲካዊ ወድቀትን እዩ ዝብል እምነት ኣለኒ።

  • @AbrahamWezam
    @AbrahamWezam Месяц назад

    ናይ ሸረ ወጣታት አካይዳ ወይም አተሀሣሥባ ወይም አመላኻኽታ ድጋፍና ፈለማይ ለሕዝብና ቀፃላይ ለT D F ጥራይ ክንሀሥብ አለና ልሥልጣኖም ዝጎየዩ ዘለዉ መረህቲ አይመልከተናይ 🌻🌻🌻

  • @MezgebeAerefayne
    @MezgebeAerefayne Месяц назад

    ሃገር ተኽለብርሃን አብ ትግራይ ነቲ ሓቂ ዘይርዳእ ሓይሊ እዩ ተፈጢሩ ዝኒሀ

  • @YemaneAbrha-d9m
    @YemaneAbrha-d9m Месяц назад +4

    ሰላማት ሃገር ተኽለ ብርሃን
    ብጣዕሚ ጽቡቕ መረዳእታ እዩ፣ቀጽሎ ምንቕቓሕን ምትብባዕን ንህዝቢ ምርግጋእን ምስትውዓልን ሕቱኡን ሪኢቱኡን ከቕርብ ክኽኢል ኣለዎ።ሃናጺ ነቐፌታን ሓሳብን ንመራሕቱ ምኽርን ማዕዳን ከቕርብ ጽቡቕ እዩ።

  • @hagosmeles7764
    @hagosmeles7764 Месяц назад +1

    ክትዛረቦ ጥዑም ኢዩ እተን ኣደታት ንምንታይ ዘይርድኤን ደቀን እኮ እየን ኣጥፊኤን ደኪሞን ዘዕበያ ንስልጣን ክጻወቱ ህዝቢ ተደርብዩ ዘሎ ሐቂ ተዛረቢ

  • @GebruhadFisha
    @GebruhadFisha Месяц назад +1

    ሃገር የፈትወካ እየ ከይትጋገ ሰብኣይ ዕሱብ እዩ ንእገለ ዝጨበጡ ምሥከራት እዮም ጁዋሃር",ብንያም ተወደ ጌች ደግሞ አይፍወስነ ኢልካዮ ካሊእ ወድ ራየ እንዶ ምረፁልና እሞ 2ተ ዐት ሙሉእ እንታይ ሰሪሑ????

  • @danielgebremariam1437
    @danielgebremariam1437 Месяц назад +1

    ኣብናይ መንግስቲ ውናት ይምልኮቶ እዮ

  • @weldaykebede130
    @weldaykebede130 Месяц назад

    ንእማን ሕዚ ኢኻ ፅቡቅ ኣለኻ ኣሕና ተጋሩ ❤ዕድልና በዓልና ኢና እንሰብሮ ስለዚ ከምዚ ተልዕሎ ዘለኻ ሓሳብ ብሓፋፋሽ ምይይጥ ክግበር ኣለዎ።

  • @yirgalemgebrhiwet9347
    @yirgalemgebrhiwet9347 Месяц назад +1

    Hwehat gabnga eye gben kexar aykeln tflt dka hweht ewu bmxry gujile syd khtet also kmzbehal

  • @Tekle-lr6it
    @Tekle-lr6it Месяц назад +1

    እቲ እትብሎ ዘለኻ ትክክል እዩ፣ኮይኑ ግንኣብሽረ ብዙሕ መንእሰይ ዘለዎ ሃሳብ 11:01 ብሕቶ. መልክዕ ከቅርብ ዝተዳለወ ኢና ሪኢና ፣ብጃካ ዝተነገረን ደቂ ኣንስትዮ።

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin Месяц назад +1

    ከምቲ ትግራይ ኣብዚ 26 ዓመት ዘፍረየቶም ሙሁራት ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ፋሕፋሕ ዘገርም ኢዩ።

  • @kinfemesfin5749
    @kinfemesfin5749 Месяц назад

    የሞተች፣የተፈናቀለች፣ ልጅዋን ለመስዋእት የሰጠች እናት ኣይደለችም ውይ? ስለዚህ የዚህች እናት ዋጋ የግል ስልጣን ለማጠናከር መሰብሰብ አለባት? የወቅቱ አጀንዳ ይኼ ነው ፣፣ መጀመሪያ ሁሉም ሀላፊ ሕዝብ የሰጠውን የቤት ስራ ይስራ ። በቃ

  • @berihun-iz2yl
    @berihun-iz2yl Месяц назад

    ሕመቕ ፓለቲካ እዩ ዓኑ ኣፍጢጡ ህዝቢ ትግራይ ይሕመስ ኣሎ ይገርም

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp Месяц назад +1

    ፦አታ ዘዲ ንህዝቢይ ዘይምጥን እዩ ዝብል ደጋጊምኻ ትገልፆ አለኻ? ምስ ህዝቢይ ወግን። ህዝቢይ ስኽኢሉ አይዕምፅን። ህዝቢይ ትግራይ ህዝቢይ ሽረ ካባና ንላዕሊ አይትፈልጦን። ህዝቢይ ትክሕዶ አለኻ።

  • @Goitomkidane-yb9ns
    @Goitomkidane-yb9ns Месяц назад

    ሓደራ ሓደራ ሓደራ ደቂ ትግራይ ሓደ ልቢ ኩንለይ

  • @SySao-v3q
    @SySao-v3q Месяц назад

    ከሙኡ ገይሪኩም ቀፂልሉ ማለተይ ምስ ማንም ክይትዉግኒ።መረሕተ ባዕሎም ይፈልጡ ንሕና ምስት ናቶም ስልጣን ኣብ ክልተ ኣብ ሰለስተ ክንምቀል የብልናን ንሶም ንስልጣን ንሕና ካዓ ሰላም ንምምፃኣ ንቃለስ ።ፖለትከኛታት ፣ምድያታት ትግራይ ልዑል ጥንቃቄ ክገብሩ ኣለዎም ኣብዝ ጉዳይ እዝ ናይማንም ደገፊት ክኾኑ የብሎምን ወይ ካዓ ካዎዓዉዑ የብሎምን በሃላይ እየ የቀንየለይ🙏🙏🙏

  • @afeworkidesta
    @afeworkidesta Месяц назад +1

    ከምዓዲዳዕሮ ዘይምቅባሎም ኣብ ሕዲት ሰዓታት መዓዘ ተኣኪቦም ኢዮም ኣይንቅበሎን ዝበሎ ከምዚ ዝበለ ሓሶት ኢዩ ትግራይ ዘጥፈኣ ዘሎ

  • @MenkamMan
    @MenkamMan Месяц назад +1

    አትሸወድ ልስልጣን ክብሉ ህዝቢ ትግይ የፍርሱዎ እዮም ዘለው

  • @NaodSyum
    @NaodSyum Месяц назад

    ብማንም ካድረ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ዳግም መስዋእቲ ኣይኸፍልን ሕጂ ውን እንተዀነ ህወሓት ኢና ብሃልቲ ካብ ጌግኦም ዘይመሃሩ ብደም መላምል ደቂ ህዝቢ ዝጫወቱን ዝቕልዱን እዮም ኣብዚ ሕጂ ስዓት ንህዝቡ ጠጠው ዝበለ መራሒ የለን ግን ኣነ ክሪኦ ከለኹ ናይ መራሕቲ ኣይኮነን እቲ ሽግር ናይቲ ብመስዋእቲ ደቁ ክሓስብ ዘይኽእል ደካማ ህዝቢ እዩ ሃገር ሓወይ እቲ ምሻም ምውራድ ዝብል ሓደ ነገር ኩሉ ክርድኦ ዘለዎ እዞም ኣብ ስልጣን ዘለዉ ካብ ጣብያ ጀሚርካ ክሳብ ክልል ዘለዉ መራሕቲ ህወሓት ብህዝቢ ዝተመረፁ ኣይኮኑን ብዓሎም ንብዓሎም ዝተመራረፁ ድኣበር ሓንቲ ማዓልቲኳስ ጥዑይ መድረኽ ፈጢሮምሉ ኣይፈልጡን ስለዚ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝኸዶ ዘሎ ኣካይዳ ከም ኣነ ሙሉእ ብሙሉእ ይድግፎ እየ ካብ ሰራዊት ትግራይ T.D. F

  • @sentayobelay9805
    @sentayobelay9805 Месяц назад +1

    አገር አብይ አህመድ እድለኛ ነው የትግራይ መሪዋች ስንፍና ይህ ሁሉ ችግር መጣ ያሳዝናል

  • @TsegayeGsilassie
    @TsegayeGsilassie Месяц назад

    ናትና ፎረም ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ።አቱም ናብ ሐደ ወገን ጥራሕ ወጊንኩም መንደራዊ ስሚዕት እናጋዋሕኩም ሓዊ ተሣውሩ ዘለኹም ዓገብ ግበሩ ፣ነታ ዓዲ ሕሰቡ።

  • @DestaWubshet
    @DestaWubshet Месяц назад

    ሓዲ መራሒ መንግስቲ ዝሓንፀፆም ፖሎቲካዊ፣ ማሕበራውን ኢኮኖሚያውን መደባቱ ከፈፅሙ ዝኽእሎ መሓውር ሓላፍነት ወሲዱ ዘየጣይሽ እንተኾይኑ ከመይ ገይሩ ተሓታቲ ይኸውን። ፅንሕ ይበልባ ገለባ ዝብል ኣካል እንተበዚሑ መሪሕነት ጊዝያዊ ምምሕዳር ብኣፈፃፅማ ክትግምግም ኣይትኽእልን።

  • @TsegayKfle
    @TsegayKfle Месяц назад +1

    ሕጂ ገታቸው ስለምንታይ እዩ ኣብዚ ግዜዚ ኣኸባታት ኣብዚሑ።ቅድም ግዳ ምስ ሕዋሐት ዘለዎ ሽግር ዘይፈትሕ?እሞ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ህዝቢ ምዕራብ ሕዋሐት ደሙ ምዃና ኣይፈልጥን ዱዩ

  • @MesfinAreaya-ib2bu
    @MesfinAreaya-ib2bu Месяц назад

    ሰኻ ባልኻ ናይ ጌታቸው ሓሽከር ኢኻ

  • @wedimhreywedimhrey
    @wedimhreywedimhrey Месяц назад +1

    ኣብ ኢ/ያ ጀነራል ትግሩ እንሃለው ዘይ ተፍትሒ ኣብትግራይ 6:14 ዝነብሮ ኢ/ያ ግን ግይትችው ፍትሕውሕ ኢሞ ኣሕውትና መይትምሉ እዚ ኩሉ ሸርሒ እንታይ እዩ

  • @KK-iv9gt
    @KK-iv9gt Месяц назад

    ሐገር ክልተ ሐቂ የለን ሐቂ ሓንቲ ዕያ ምሰታ ሐቂ ተዘይወጊና ጠፋዕቲ ኢና ጌታቸው ደብረፅዬን ካብ ክልቲኦም አብ ሐዲኦም ሐቂ አላ ንኣኻ ሰለምንታይ ትኸብደካ ሐቂ ቶግ ኣብል ትግራይ ክትድህን ተደሊኻ

  • @afeworkidesta
    @afeworkidesta Месяц назад +1

    ዝበሃለ ዘሎ ዝሓወይ መዓዘ ንዋጋአ ኢልና ሰላመ ኢና ነደሊ ኢዚ ናይ ዓረና ቃላተ ኢዩ ናይ ገብሩ ክሳራትወይ ኣሰራት ኢዩ

  • @kirosalemHadgu-z2i
    @kirosalemHadgu-z2i Месяц назад +1

    አንቱም ሚዲያታት ትግራይ በዉነ ተከታተሉ ትግራይ ካብ አድና ketwetse

  • @AsimbaGelalta
    @AsimbaGelalta Месяц назад +1

    በርትዕ ግን ጠንካራ አቆም ይሃኻ ንህዝቢ ዝጠቀም

  • @wedimhreywedimhrey
    @wedimhreywedimhrey Месяц назад +1

    ኣብ ትግራይ ጅኖይስይ ዝግብሮ 400 እስራት ንምንታይ ትፍትሕም እዚ ገይተቸው ፅብቅ ሰብ ኣይኩንይ ብጁም ሸርሕ ንይ ኣበይ እዩ ግን ህዝቢ ይጥንቀቅ ብጀኩም

  • @afeworkidesta
    @afeworkidesta Месяц назад +1

    ሓሳብካ ኣይንሰምዓካን ፍረ ስለ ዘይብሉ ምባሎም ፍረ ሓሳብ ዶ ኣይኮነን ግድን ድዩ ክሰምዓካ ምድላይ ሰማኢ ሲኑ ዶ ኣይኮነን ኣብ ከንዳ ዘሞውት ዘሎ ሰማዒ ስለ ዝረኸበ ዲዩ ዲዩ ኣ ኪንዳ ዝሞውት ዘሎ

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb Месяц назад

    Yes You Are Right HagerTeklebrhan . We Should focus on idea not on individual and Gujile.
    disrupting MeetIng is back wardness and the most uncivilized manner.
    We have to oppose such manner

  • @hadish9672
    @hadish9672 Месяц назад

    Those People's are solve of TPLF leaders so they dont have any principe and they didnt have knowllege and didnt know what democratie.

  • @mengistuhagosmaru5443
    @mengistuhagosmaru5443 Месяц назад +1

    Gobez tentani eka bertie

  • @deselbaKebero
    @deselbaKebero Месяц назад

    ብጣዕሚ ብዝገርም ገና እቲ ቪድዮ ዘረበኻ ክሰምዕ ምስ ጀመርኩ እንኳዕ አብ ጥቓይ ዘይነበርካ በእውነት ከመይ ዝበልካ ለኽባጥ ሎቑማፅ ተዛራባይ ኢኻ ወደይ ዕድሜኻ የሕፅሮ ፈጣሪ ።ክትፈልጥ ካብት ህዝቢ ንላዕሊ ፈላጥ ካብታ 3,4 ደቃ ዝሰአነት አዶ ንላዕሊ ተሓላቒ መሲልካ እቲ ዝተገበረ ዐመፅ ትኽክል አይኮነን ትኽክል አይኮነን ኢልካ ደረትካ ነፊሕኻ ክትዛረብ ቁሩብ ቁሩብ አይተሓፍርን።ንስኻስ ፖለቲክስ'የ ክትብል አይትሓፍርን ትኾን ።በል ዝመረሮ ካሊእ ካሊእ ተአምር ይሰርሕ ።ድሕራ ሐዚ ከምቲ ንስኻ ትብሎ አካይዳን ጉዕዞን ብህወሓት ጊዜ ውን ፍፁም አይጠቐመናን። ካብ ጌታቸው 0.005 ሳንቲም ናዓና ንተጋሩ ዝጥቕመና ነገር ከምዘየለ ኣንዳዕዲዕና ንፈልጥ።ሓዝ ካብዚ ተበጊስካ ዘረባኻ አስተኻኽል።

  • @TilahunTarekeWeldu
    @TilahunTarekeWeldu Месяц назад

    ሃገር ተኽለብርሃን፡ ሚዛናዊ ፀብፃብ ኢኻ ተቕርብ ይፈትወካ እየ ዝወደይ ንፉዕ ኢኻ። ቀፅለሉ፡ ማእኸልካ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ስለትገብር እየ ዝፈትዎ።

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor Месяц назад +1

    ኣነ ዝገርመኒ ጌታቸው ኣጆኻ ዘብል ነገር ካፍተን ዕማማት ሽግግር መንግስቲ እንታይ ስለዝሰረሐ እዩ ?????? ብቑምነገር መልሲ ኣለኒ ዝብል ይመልሰለይ ??????

  • @kirosalemHadgu-z2i
    @kirosalemHadgu-z2i Месяц назад +1

    ሃደራኩም ትግራይ አብ ከቢድ ሐደጋ አላ ሕሰቡላ ከይትጠፈአ ተከታተሉ ንታሃደ ንታሃደ ብምድጋፍ ክንሰና ኤና tselaeti አብ ሐጎስ አለዉ

  • @gebremera8678
    @gebremera8678 Месяц назад

    ዓባይ ትግራይ ኣላ እንዳበልና ዝሓቐቐት ትግራይ ትመስል

  • @hadushTekle-g8m
    @hadushTekle-g8m Месяц назад

    ሃገር ተኽለብርሃን ፅቡቕ ኣለኻ ውግንና ዘየብሉ ንቕሓት ፖለቲካ ቀጽለሉ

  • @HaftamuNigusse
    @HaftamuNigusse Месяц назад

    ግን ኩሎም እኮ ህወሓት እዮም ኣነ ዝገርመኒ ግን ህዝቢ ትግራይ ንኹሎም ጒሒፉ ክድርብዮም ይግባእ።

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 Месяц назад

    ትራይ፡ፈሮም፡ሓሳብኩም፡ትኽክል፡እዩ።እትምንቅስቃስ፡ካበሚሒረ፡ዝበፅሕ፡ዘሎ፡ችግረ፡ዝወለዶ፡ኀቂሉ፡ወፂኡ፡እንበረ፡ሰረዓት፡ዘለዎ።መንገዲ፡ኣይኮነን፡ኹቡረ፡ተቃላሳይ፡ህዝቢ፡ሸረ፡እቲ።ዝገበረዎ።ኸይዲ።ደኽመትእዩ፡ብዝኾነ፡ሓሳብኩም፡ብሓሳብ፡ክተመልሱ፡ይግባእ።ሓደ፡ነገረ፡ግነኩቡረ፡ጋዜጣኛ፡ህዝቢ፡ትግራ፡ኾነ፡ኢሎም፡ፀላእትና።ዝተዳለዉ።መንገዲዩ።ሀወሓት፡ሚሒረ፡ምወቃስግን፡ሓጥያት፡ህዝብና፡ምወሳኽይመሰለኒ።ህወሓት።እንተዘይትህሉ፡ሓደምልየን፡ጥራሕ፡ዘይኮነ።ዝስዋእ፡ትግራይ፣ትግራወነት፡ዝባሀል፡ኣይነብሪን፡ነይሩ፡ንምንታይ፡ምስወታደራዊ፡መራሕቲ።ብምኻን፡ወዲባ፡ዝመረሐት፡እኮ፡መን፡ደያ?ህወሓት፡እንድያ፡ወዕል፡ፐረቶረያም፡መንድዩ?ተደረዳረ፡ህወሓት፡ከምናይ፡ሰብ፡ሰብሰብ፡ጥፍኣት፡ኣለዋ።ሽግራት፡ኣለዋ፡ግንድማ፡ኣብ፡ዚህወሓት፡ብጣዕሚ፡ኣድላይትን።ወሳኒትን፡እያ፡ንህዝቢ፡ትግራይ።❤❤❤

  • @Goitomkidane-yb9ns
    @Goitomkidane-yb9ns Месяц назад

    ንህዝቢ ዝሓስብ ንመሬት ትግራይ ዝሓስብ ኣይራኣናን

  • @mulualemghebremikal6045
    @mulualemghebremikal6045 Месяц назад +1

    😅😅😅😅😅😅

  • @haftomgebrehiwet1978
    @haftomgebrehiwet1978 Месяц назад +1

    እዘን ኣዴታት ካድረ ህወሓት እየን
    እተን ንህዝቢ ትግራይ ዝመርሐኦ፣ ዝተምሃሩ ደቀን ናብ ሓዊ እንዳሃገራ።

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 Месяц назад +1

    ሐዊ አይተሳውር ናይ ውናት አባል ሪኤ ምባልካ ብጣዕሚ እየ ዛሐዝነልካ ዃሓሎ መሲለን መንቋሮ

  • @KamaAYALEW
    @KamaAYALEW Месяц назад +1

    ቡሱል ጽቡቅ ትንተና

  • @AsmelashGobezay
    @AsmelashGobezay Месяц назад

    እስኻተ ትፈዞ ና መን ፖለቲካ ደጋፊ?

  • @gebrebahre-ld2db
    @gebrebahre-ld2db Месяц назад +2

    አቢ ሽሪ ዝትገበሬ ምህፈር እዩ ሽረ እሮብ አኩሱሙ አድዋ ዓዕድግራት ፋፅ መቀሌ ራያ እሮብ ኩናማአ ኦፍላ ወጀራት ሀውዜን አፅእቢ ጨርጨር ወዘተ እና በልኩም ሕዝብና አትደንጉሩ በቃ በቃ በቃ ልዘማናት ፍላልእክዑሞ በቃ በጃክሙ ❤️🙏❤️🙏🙏🙏🙏

  • @hohokaka
    @hohokaka Месяц назад +1

    Please reflect the reality,

  • @gideygebreyohans
    @gideygebreyohans Месяц назад +1

    እዚ ሓሳብ እዙይ ወለኳ ፅቡቅ እንተኾነ ማእከላይ ኮሚቴ ህውሓት አብ ማጨው ኮራኹር ሻዕብያ እንትብሃሉ ጌጋዮ ኢልካ ዘይኮነንካዮ?

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  Месяц назад

      ኮኒናዮ ኢና ክቡር ሓው

  • @SagolPagol-p3f
    @SagolPagol-p3f Месяц назад

    ዘሕፍር ዘይኮነሲ ዘኹርዕ እዩ ገይሩ መሪርዎ እዩ መልሓሶም እንበር ተግባሮም ዜሮ እዩ ስለዚ ሕዚ እዉን ክቅፅል እዩ ደቀን ዘሰዋኣ እየን

  • @TaferShewit
    @TaferShewit Месяц назад +3

    Yeknyelna

  • @МеЕиваком
    @МеЕиваком Месяц назад

    ትኽክለኛ ሓሳብ ዩ ቀፅለሉ

  • @WIZBiniboy
    @WIZBiniboy Месяц назад

    ህዉሓት ንቅድሚት
    ደም ሰዉኣትና ይከበር

  • @Ala-o3x
    @Ala-o3x Месяц назад

    ሃገረ ተክለ እተሕልፎመልእክቲ የድንቀካ እየ ዜና እንተሊያ ኣባካ እየዘረጋግፃ ናይ ሎሚ ግን እቲ ኣጆካ ዝብሉ ዝነበሩ መንእሰይ እንታይ መሲልካ ምንም ዘይፈልጣ ኣንስቲ ስለጉባኤ የልዕላ ስለዝነበራ ኣጆካ ክንሰምዐካ እና ፀገም የለን ኣይትሰከፍ ማለቶም እዮም ከምዝመስለኒ

  • @AbadiAbadihagos
    @AbadiAbadihagos Месяц назад

    እቲ ዝነበረ ህዝባዊ ዋዕላ ኣብመንግስቲ ዘለካሕቶ ኣቅሪብካ ብዝተዉሃበካመልሲ ሱልጡንብዝኾነ መንገዲ ምቅዋምን ምድጋፍንእናተኽኣለከምዚዓይነት መሕፈሪተግባር ምርኣይብጣዕሚ የሕዝን እዚድማ ብተልእኾ ዝተገበረ ምዃኑ ግልጺ መረዳእታእዩ

  • @angawtesema4805
    @angawtesema4805 Месяц назад +1

    አነ አብመኮኒ ዝነበረ ፅቡቅ ኔሩ እለ አይኮንኩ ውፅእ ዝበለ እተሃልው አብክልትእው ነቲ ውፀዕዝበለ እካ ሃሳብትብ ማለት አበር ኩሉ ብፁዕ ወቅዱስ ዩ እለ አይኮንኩን.

  • @friyatgmichael8891
    @friyatgmichael8891 Месяц назад +1

    ካብ ልዝብ እምበር ካብ ረብሻን ዋዕ ዋዕን ዝርከብ ዋላ ሓንቲ ጥቅሚ የለን

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 Месяц назад

    ገታቾው ብህዝቢ ኣይተመርጸን ክሸይምን ከውርድን ማንድት የብሉን ገታቾው ኣብ ሓደጋ ይኣቱ ኣሎ ኣብይ የታሉሎ ኣሎ ገታቾው ንትግራይ ኪሒድ ትግራይ ኣሕሊፉ ንጸላእት ከሕጉስ ትካልትግራይ ሹጡ መጺኡ ክሕደት ፈጺሙ ትግራይ ሸጡ ንጻድቃን ከሑጉስ ጻድቃን ካንሰር ትግራይ እዩ

  • @HagosTaye-r5d
    @HagosTaye-r5d Месяц назад

    TDF ክልቲኦም ኮፋ አቢሉ ከዛርቦም አለው ተዘይኮይኑ ግን ብአሰቸካይ ጊዛዊ መንግሰቲ ክቀቀም አለዎ ተዘይኮኑ ግን መንግሰቲ ከርከበኩም እዮ እቱ ሰልጣን

  • @tekeste942
    @tekeste942 Месяц назад +1

    ገና ህዝቢ ከም ከንያ ናብ ፅርግያ ክወፅእ እዩ ተፀበ እዙይ ድማ መስምዒ ንዝደንቆሩ መራሕቲ እዩ ህዝቢ ከምዝተጋገየ ጌርካ አይትቅረብ

  • @abrehetberhe6076
    @abrehetberhe6076 Месяц назад +1

    You comment is wrong

  • @HalefomGdey-hr9us
    @HalefomGdey-hr9us Месяц назад

    ገቾ ኣብትይ መድረክ በይኑ ናይ ግዛዌ ምምሕዳረ ሰለ ዘሎ ይምሰለኔ ኣጀካ ገቾ ዘበልወ ግን ሓሳብካ ብጣዓም ፈቴዪ ንዝ ዪ ክዓ መንእሰይ ዘድልየና ብኦ ገይሮ ዶ ይጥፍኣልና ንዞም ኣረጉተት እልና እና ን ጌታቸው መንእሰይ ዝድግፎ ዘሎ

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ

    ንዕፍ ፅብቅ ኣጋላልፅ ትክክል ኣለኻ ሓወይ ከማኻ ያብዘሐዮ 😍

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus Месяц назад

    ብሓቂ ኣናዝር ስሱዓት ውልቃውያን በክትታት።

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 Месяц назад

    Egzhbear. mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ahwatey. ☝️😢🙏