ኣብ ዓዲ ዓርብ ትርከባ ኣሕዋተይ ጥንቃቄ ግበራ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 8 ноя 2024

Комментарии • 289

  • @ሜሪነኝየትግይልጅ
    @ሜሪነኝየትግይልጅ 3 года назад +25

    ተጋሩ ኣማሓሩ ኦሮሞ ብሓደ ኢና እጃዛና ማርያምን ግን ኩላትና ዘረኛ ኢና ግን ሓደ ኢና ተባኢስና ኣይንፈልጥ ተመስገን 🙏

  • @ትግራይዛዓደይሓላለይ
    @ትግራይዛዓደይሓላለይ 3 года назад +34

    በጣዕም ጎቡዝ ነይቡሓቅ ፅቡቅ ሓበረይታ❤️💛❤️

  • @ትግራይ-ፈ8ዀ
    @ትግራይ-ፈ8ዀ 3 года назад +2

    👌ትኽክል መዓረይ ብዙሕ ሕማቅ ነገር ኣሎ ስምዒታዉያን ኾይና እናሃለና ዘይኾን ነገር ይዛረባ ትዕግስቲ የድሊ

    • @etHolyQuran
      @etHolyQuran 3 года назад

      አህዋተይ Subscribe ጌርኩም ተከታተልቲ ኩኑ። ካብ ልቢ የመስግን የቀንየለይ!!

  • @netsanet7155
    @netsanet7155 3 года назад +11

    ብዛዕባ ፀርፊ ብድዐ ኣየድልየናን ኩሉ ሰብ ማዕረ እዩ ግን ብዛዕባ ቃንቃ መረዳድኢ እምበር መንነት ኣይኮነን ዝበልክዮ ትኽክል ኣይኮነን ትግርኛ መንነት'ዩ ሓደ መሓበረሰብ ክዓቢ መጀመርያ ቃንቃናን ባህልናን ክንዕቢ ይግባእ ፀላእትና እይ ቃንቃናን ባህልናን ከጥፍኡ'ዶ ኣይኮንን ዝሰርሑ ዘለዉ ብቃንቃናን ብመንነትናን ንክራዕ ትግርኛ ንዕቢ🧡❤️

    • @abigualtigray3115
      @abigualtigray3115 3 года назад +2

      ትክክል👌❤💊

    • @netsanet7155
      @netsanet7155 3 года назад +2

      @@abigualtigray3115 የቅንየለይ ምቅርተይ🥰

    • @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ
      @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ 3 года назад +2

      መዓረይ ብኸመይ ዲኺ ትርድእዮ? መጀመርያ እቲ ቋንቋ ኣብ ኸመይን ምንታይን ክንዛረብ ከም ዘለና ተረድኢ ዳሓር ኸዓ ኣማርኛ ሐጂ ድዩ ተጀሚሩ ባህልና ዘጥፈአልና ተዝኸውን ነይሩ ቀደም ምጠፈአ ነይሩ ትግርኛ ? ግን መረዳድኢ ስለ ዝኾነ እዩ። ሐጂ ንስኺ እንዳዓረብ መጺኺ ዓረብኛ ትዛረብለኺ ቋንቋኺ ድዩማ ግን መራዳድኢ ስለዝኾነ ትጥቀምዮ ኣለኺ ኣማርኛውን ከምኡ እዩ ። ኣብ ውሽጥኹ ዘይኸውን በሰላ ኣይትስኣሉ በጃኹም ዋይ

    • @netsanet7155
      @netsanet7155 3 года назад +1

      @@ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ እነ ዝበልኩ ቃንቃ መረዳድኢ እምበር መንነት ኣይኮነን ዝበለቶ ትኽክል ኣይኮነን ትግርኛ መንነት'ዩ ግን ቃንቃና ንዕቢ ማለተይ እየ ንስራሕ ብብዝሕ ቃንቃ ክትዛረብ ትኽእል ኢኻ ግን ሓደ ሓደ ተጋሩ ንስራሕ ዘይኮነስ ሕርፍና ዩ ዝመስሎም ኣነ ብጭራሽ ካልእ ቃንቃ ኣይትዛረቡ ዘይኮነስ ብትግርኛ ክዛረቡ ዝሓፍሩ ኣለው ዓቅሚ ስኢኖም እምበር ንዓና ኣጥፍኦም 'ዶ ኣይኮንን ግእዝ ናይና'ዩ ክብሉ ደልዮም እንድዮም ዝሰርሑ እብ ሓደ መሓበረሰብ ክዓቢ መጀመርያ ቃንቃናን ባህልናን ክንዕቢ ይግባእ።

    • @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ
      @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ 3 года назад

      ሓፍትና ንሕናውንኮ መራዳድኢ እምበር መግለጺ ባህሊ እዩ ኣይበልናይ ግን እቲ ሰብ ነናይ ባዕሉ ርድኢ ሒዙ ዕንክሊል ስለ ዝብል እዩ ስለዚ ሐጅውን ምስ ቋንቋ ጽልእቻ ኣይትግበሩ መድሪ ምስ ወገሐ ኣዲስ ኣቲኺ ብኣማርኛ እምበር ትግርኛ ተናጊርኺ ዝሰምዐኪ ኣይትረኽብ መኽንያቱ ስለ ዘይርድእዎ እምበር ኻሊእ ጠንቂ የብሉን ኣማርኛ ገይርኺ ግን መንነትኺ ትግራዋይነትኺ ክትገልጽሎም ሙሉእ ዓቅሚ ይህበኪ ኢሂ ከምኡዶ ኣይኮነን እዩ!

  • @ኣቢጋልትግራይ-በ3በ
    @ኣቢጋልትግራይ-በ3በ 3 года назад +22

    ሰላም ህያበይ ብትኽክል ለባመይ እንኳዕ ናትና ኳንኪ ልፈትየኪ ♥️እና ንሰተዉዕሊ ተጋሩዋይ ኣነ ምስ ኣማሕረይቲ እየ ዝሰርሕ 2ዓመት ገይርና ብሓንሳብ ንነብር ኣለና ግን ኩሉ እዩ ዝርድኣ ኣነ ከም ኣሕዋት እና ንታሓላለ ኩሉ ሓደ ኣይኮንን

    • @zufangebreyowhans2980
      @zufangebreyowhans2980 3 года назад

      ፅቡቅ እንድዩ ግን ብምስትውዓል ክኮን አለዎ

    • @alemtube2343
      @alemtube2343 3 года назад +1

      ወላዲተ ኣምላኽ አፋቂራ አይተፃለኣክን ለባም ሓፍተይ ዘረኝነት ዋጋ የብሉን❤

  • @ሰለምጋልትግራይ
    @ሰለምጋልትግራይ 3 года назад +17

    የቀንየልና ማዓረይ ፅቡቅ መልኣክቲ💖💖💖💖💖💖💖💖👌👌

  • @ዮዳሄ-ቸ1ዠ
    @ዮዳሄ-ቸ1ዠ 3 года назад +7

    በትክክል ንዝተጠቀመሉ ፅብቅቲ መለእክቲ እያ እሞላክ ካዓ ያሓልወና ባዓብይኡ 👏

  • @herangualagame7447
    @herangualagame7447 3 года назад +17

    ፅቡቅ ኣለኺ ሃኒተይ❤️💛

  • @tdflove3582
    @tdflove3582 3 года назад

    ትክክል ኢኪ ማዓርይ የቀንይልና 💊💊💊💊💊💊❤❤❤❤❤❤ ኣጀና እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓለየና ናይ ወልድና ድመፂ ይስመዕና ፈጣሪ ኣለም. ኣሜን(፫) 👏👏👏
    ማርያምየ ሓደራኪ ትዕግስቲ ዓደልና👏

  • @lilawit
    @lilawit 3 года назад +17

    ፅቡቅ ሓበሪታ እዩ ምቅርተይ😍😍😍

  • @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
    @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 3 года назад +14

    ለባመይ ተባረኪ ዛሓፍተይፅርቲ

  • @tsadkanabrha109
    @tsadkanabrha109 3 года назад +7

    ስላም ክቡራት አህዋተይ እስካብ ሕዚ አበይ ኔርኩም ዘይረአኹኹም ጡኡማት ከም መአር አገዳ❤️❤️❤️💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪ትግራይ ትስእር በሉ ክትውዱኡ ከለኹም🙏

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 2 года назад

    ብጣዕሚ ሓሪፍ ሄንየ ትክክል ምክብባር ጽቡቅ ብሓቂ ለባመይ

  • @flflgaltigray1746
    @flflgaltigray1746 3 года назад +3

    ብጣዕሚ እና ነመስግን ቀፅለሉ ዝያዳይ ድምጺ ወለድና የስመዐና ፈጣሪ 👏💊💛❤

  • @Haftushweditigray
    @Haftushweditigray 2 года назад

    የቀንየልና ማዓረይ ብጣዕሚ ቆንጆ መልእክቲ እዩ ምቅርተይ

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ

    ትክክል እግዚአብሔር አምላክ ሰላሙ ይላአከልና

  • @vms2067
    @vms2067 3 года назад +28

    ትክክል እዩ አብዚ ሐዚ ግዜ ትእግስትን ፆሎትን እዩ ዘድልየና አሕዋተይ🙏

  • @semssukmi1771
    @semssukmi1771 3 года назад

    ትክክል ዝሓፍተይ ትዕግስቲ ክንገብር ይግበአና

  • @ኣሱጋልትግራይወርቂ
    @ኣሱጋልትግራይወርቂ 3 года назад +3

    ብሓቂ ለባመይ ጥንቃቀ ንግበር ብሓቂ የቀንየልና ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ህያበይ

  • @GualRaya-vz4zz
    @GualRaya-vz4zz 3 года назад +1

    ናይ ብሓቂ ሃኒተይ ቋንቋ መርዳድኢ እዩ ኣነ ብ ኣማሓርኛን ትግርኛን የ ዓቢየ ን ክልቲኦም ማዓር የ ዝዛረብ ኖርማል ዩ ታይ ፀገም ኣለዎ ህእ

    • @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ
      @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ 3 года назад +1

      ብሓቂ ዋላ ሓደ ጸገም የብሉን።❤️
      ዓዲ ዓረብ መጺአን ድዛረብለዎኦማ ቋንቋአን ድዩ መሲልወን መሳኪን

  • @fhhcvh439
    @fhhcvh439 3 года назад +6

    ናይ ብሓቂ ለባመይ ፅብቅቲ ፍጥረት

  • @selamselam4789
    @selamselam4789 3 года назад

    ትክክል ማዓረይ የቀንየልና

  • @blen1238
    @blen1238 3 года назад +4

    ልክዕ ኢልኪ ኣለኪ ናቶም ኣእዱግ ከየኣክለናስ ፈጣሪ ትዕግስቲ ያሃበና ወይ ጉድ ክንደይ ሓሳዳት ተጋሩም ኣሎዉ ማርያምን

  • @asass2887
    @asass2887 3 года назад +8

    ስላም ማዓርይ የቀንይለና

  • @KDSanተመስገንመድሓኒዓለም

    ናይ ብሓቂ ትክክል ኣለኪ ክብርቲ ሓፍተና ምኽርኺ ማዕዳኺ ኣይፈለየና ክብረተይ🥰

  • @dhxgdhdtdc8667
    @dhxgdhdtdc8667 3 года назад +1

    ገበዝ እሽ ሽከር ዓደመን ጥግናን የሃብክ ጥዕምት የቀንየና

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 3 года назад

    ልክዕ ኢኪ ማዓይ ፅብቅተይ ።

  • @Hhh-qy7gp
    @Hhh-qy7gp 3 года назад +1

    ኣበይ ደኣ ነይርኪ ዘይ ፈልጠኩም ነይረ ኣነስ ብዝኮነ ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህቲ እዩ ሳብስክራይ ገይረልኪ ኣለኩ ጓል ሪመይ ሽኮር

  • @meryaabidela2053
    @meryaabidela2053 3 года назад

    ትክክል እዩ ፅብቕተይ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @thth5618
    @thth5618 3 года назад +1

    ሸኾር ነግር ጅግና

  • @midmud3253
    @midmud3253 3 года назад

    ትክክል ምጭውተይ

  • @ጐስዐልብየቃለሠናየ
    @ጐስዐልብየቃለሠናየ 3 года назад +1

    እምነትኪ ዝለወጥኪ እመብርሃን ገዲፍኪ ላብ ዘይከውን እምነት ዝከድክስ ላኣይ ትመክሪ መጀመርታ ነብስኪኣድሕኒ ሓፍተይ ናተይ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ሰማያዊት ቤት እያ ዘይታሓልፍ

    • @kemerali661
      @kemerali661 2 года назад

      ኣብ ዘይእተዉ ኣይትእተዊ ኣይምለከተክን ብዝደለየቶ ትእመን ዘምፀኪ ግበራ።

  • @haniberi2194
    @haniberi2194 3 года назад

    ትክክል ምቅረትይ

  • @samerasamera553
    @samerasamera553 3 года назад

    ናይ ባሓቂ ትዕግስቲ የድለየናላ ሕጂ ሰዓት

  • @ጓልቶምሰብቅያ
    @ጓልቶምሰብቅያ 3 года назад +1

    ትክክል እዩ መዓረይ

  • @hfhfjgd7700
    @hfhfjgd7700 3 года назад

    ናይ ብሓቂ ዝያዳይይ ላይክ ሸረ ሰባስክራይብ ንገበረሎም ተጋርዋይይ💛❤❤💛❤❤

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ 3 года назад +1

    የቀንየልና መዓረይ ተጋሩዋይ ትዕግስቲ ንግበር ክሳብ ዛሐዚ ጊዜ እትሓል ንጠንቀቅ በተለይ ዓዲ ዓረብ ዘለና ትዕግስቲ ኣሕዋተይ ዋላ እቲ ፀገም ተሓየለና💔😢

  • @mllm5916
    @mllm5916 3 года назад +4

    መቀረት ዓለም

  • @hjvhh9962
    @hjvhh9962 3 года назад +4

    ጀግና

  • @selamabreha1361
    @selamabreha1361 2 года назад

    ትክክል ልባምይ🥰🥰🥰🥰🥰

  • @yfyfmfhftu892
    @yfyfmfhftu892 3 года назад

    ሰለ ፀቡቅ ምክርኪ የቀንየልና ክብርቲ ሓፍትና ንጠንቀቅ አሖዋተይ አብ ስደት ኮይንና አይንባአስ

  • @albadr2531
    @albadr2531 3 года назад +2

    ሰላም ሓዳሽ እየዋ ዕድመን ጥዕናን ነዓኩም ተጋሩ ሙቁራት 🇻🇳&🇻🇳

  • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ

    Ya nay bhaqi lebam seb eki tmesli 🙏🙏

  • @wlecamewlecame8286
    @wlecamewlecame8286 3 года назад +3

    ልክዕ ኻልአይቲዋን ለባም ዓባይ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ💐🙏🙏🙏

  • @Linafamily5341
    @Linafamily5341 3 года назад +7

    ልክዕ ኣለኪ ከቢድ እዩ በተለይ አብ ዓረብ ሃገር ዘለና ረቢ የክእለና ትዕግስቲ ንግበር ኩሉ ክሓልፍ እዩ አሕዋተይ

    • @etHolyQuran
      @etHolyQuran 3 года назад

      አህዋተይ Subscribe ጌርኩም ተከታተልቲ ኩኑ። ካብ ልቢ የመስግን የቀንየለይ!!

    • @Linafamily5341
      @Linafamily5341 3 года назад +1

      እሺ ንስኩም እውን ኑዑ ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ

  • @sarahsarah8153
    @sarahsarah8153 3 года назад +2

    ትኽክል እዩ ክብርተይ የቀንየልና ክብርተይ ንዝሃብክና ሓበሬታ😍

  • @arsemaa1590
    @arsemaa1590 3 года назад

    ትክክል መዓረይ

  • @ፋናጓልሸረ
    @ፋናጓልሸረ 3 года назад

    ትክክል ማዓረይ

  • @KkKk-ym5vk
    @KkKk-ym5vk 3 года назад

    Ok hubi

  • @Habebetoube
    @Habebetoube 3 года назад

    ውዲቷ እህቴ ሆይ! ሀቅን ፈላጊዋ፣
    በነብያት #መንገድ ጉዞ ጀመሪዋ፣
    እወቂ እህቴ ቅድሚያ #ተውሂድን፣
    ለጨለማው ቤት እንዲሆንሽ ብርሃን፣
    ነጃ ምትወጪባት #ብቸኛው ጎዳና፣
    ወደ ጀነት አድራሽ #ተውሂድሽ ነውና፣
    አዳራ #በተውሂድ በነብያት ፋና፣
    ውዲቷ እህቴ ከሃሜት ራቂ፣
    ስራሽን አውድመሽ እንዳትሳቀቂ፣
    ከቢድዓ ኹራፋት ነፍስሽን ጠብቂ፣
    ሱና የኢማን አውድማ መሆኑን እወቂ

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 3 года назад

    እሺ የቀንየልና ማዓረይ🙏🙏🙏❤💛

  • @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ
    @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ 3 года назад +12

    ናይ ብሓቂ ለባመይ እሺኒ ብዓቢኡ ኸዓ እግዚአብሔር ይሓልወና🙏❤💛
    ኣነ ዝገርመኒ ግን ሓደ ሓደ ዘለዉ ምስ ቋንቋ ዝበኣሱስ እንታይ እዮም ሕሙማት ድዮም ኣማርኛ ንኣምሓሩ ዝፈረመሎም መን እዩ ? ኣይኮነን ኣማርኛ ተተኻኢሉ ኻሊእውን ምዝራብ ኣይኽልክልን መረዳድኢ እንድዩ ቋንቋ!!

    • @nurhussen1924
      @nurhussen1924 3 года назад

      👍👍👍

    • @እመብርኃንአግዢኝ
      @እመብርኃንአግዢኝ 3 года назад +1

      ፅቡቅ ኣለኺ ኣነውን ምሳኺ ኣለኩ

    • @aksumawit-y7l
      @aksumawit-y7l 3 года назад +1

      ብሓቂ ዝያዳይ💛❤

    • @ተመስገንፈጣሪንበል
      @ተመስገንፈጣሪንበል 3 года назад +1

      ብትክክል

    • @netsanet7155
      @netsanet7155 3 года назад +1

      ንምንታይ ይመስለኪ ማዕረይ ቃንቃና ክንዕቢ ክሉ ግዜ ኣምሓርኛ ምስ እነውሪ ቃንቃ ባህሊና ይጠፍእ 'ዩ ሓደ መሓበረሰብ ክዓቢ መጀመርያ ቃንቃናን ባህልናን ክንዕቢ ይግባእ ፀላእትና እይ ቃንቃናን ባህልናን ከጥፍኡ 'ዶ ኣይኮንን ዝሰርሑ ዘለዉ መንነት ማለት'ኮ ቃንቃ ባህሊ ማለት ዩ ኢ/ያ ዜግነት ትግርኛ መንነትና 'ዩ ።

  • @XxxXxx-dc5rw
    @XxxXxx-dc5rw 3 года назад

    ብሓቂ

  • @ማርያመይህዝብኪሓደራ
    @ማርያመይህዝብኪሓደራ 3 года назад +3

    ትክክል ዋዕሮና😍😍

  • @mmrr857
    @mmrr857 3 года назад +2

    ትክክል ለባመይ❤️ 💛

  • @ማህሌነኝይትግራይልጅያውም

    ትክክል ንጥንቀቅ ትዕጊስቲ ንግብር ብፍላይ ኣብ ተክተክ ዝለክን እትግብሮእን እትዛሮቦኦን ፊሎጦኦ ብጃክን ብትሪይ ምዊቂዒ ኣይንግብር እቱ ኣብ ኢ/ያ ዞሎ ህዘቢና ካብ ሱዒዲ ዝመልስ ህዘቢና ክውቃዕ ኣይንግቦሮ እንዛሮቦን እንፅሕፍን ንፍልጥ ብጃክን ልታ ፅባበ ጊዜ ትዕጊስቲ ንግብር ከውግሕልና እዩዋ

    • @etHolyQuran
      @etHolyQuran 3 года назад

      አህዋተይ Subscribe ጌርኩም ተከታተልቲ ኩኑ። ካብ ልቢ የመስግን የቀንየለይ!!

  • @kahasitgaltigray325
    @kahasitgaltigray325 3 года назад +1

    ብሓቂ ክብርተይ ንጠንቀቅ

  • @bazbaz8686
    @bazbaz8686 3 года назад +1

    ስላም ሽኮርና 💕💕💕💕

  • @ፍቅሪማርያመይስአሎዎሓለፋ

    ስለምንታይ እኪ ግን ሃይማኖትኪ ቃይርኪ መአንቲ ስብአይ ትብልስ ናይ ዘልአለም ህወት ተዋህዶ ትክሕዲ ንመ ብርሃን ትወፂ አምላክ ናብ ልብኪ ይምለስኪ ብሓቂ ሓዝነልኪ መጀመርያ ሃይማኖትኪ ተመለሲ ዛሓፍተይ ሓዝነልኪ ጋብ ተዋህዶ ናብ እስልምና ስለ ምንታይ ግን

  • @titigaltigray9147
    @titigaltigray9147 3 года назад

    ብትክክል ምቅርተይ✅✅✅ዙ ልዑል ፈጣሪ እስኪ ስደትና የሕፅረና🙏🙏🙏

  • @AsAs-rk1ou
    @AsAs-rk1ou 3 года назад

    ትኽክል ኣለኽ ማዓረይ

  • @ዮስራ
    @ዮስራ 3 года назад +1

    ትክክል እዩ

    • @etHolyQuran
      @etHolyQuran 3 года назад

      አህዋተይ Subscribe ጌርኩም ተከታተልቲ ኩኑ። ካብ ልቢ የመስግን የቀንየለይ!!

    • @ዮስራ
      @ዮስራ 3 года назад

      @@etHolyQuran እሺ ዝያዳይ

  • @tigray1221
    @tigray1221 3 года назад

    ትክክልዝያዳይ💛❤💛❤💛❤💛❤🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ሚሊጋልተዋህዶትግራወቲ

    ብትክክል ሂኒየይ

  • @የአርሴማልጅ-ጐ4ጀ
    @የአርሴማልጅ-ጐ4ጀ 3 года назад +2

    ፅቡቅ ሓበረይታ እዩ ማዓረይ የቀንየልና

  • @almazs3258
    @almazs3258 3 года назад +1

    ትክክል የኔ ቆንጆ ለባም ❤❤❤የኔ ማር ምቅርት 💞💞💞💞💞💞💞💞💞🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @shewdtshewdt6991
    @shewdtshewdt6991 2 года назад

    ብሓቂ ምቅርተይ

  • @aduadu6168
    @aduadu6168 3 года назад +8

    ኣምላክ ብርክ ይብልኪ ሓላለይ ፅብቅ አለኪ 🇻🇳🥰😘

  • @marutasew6639
    @marutasew6639 2 года назад

    ሰላም ንኣኹም ይኹን ምሰ ዉላድኩም ተጋሩ አኹም ትግርኛኹም ብጣእሚ ደሰ ዝብል እዩ ብፍላይ ሀናን ኽትዛረብ ዝበዝህ አምሀርኛእንዳሀወሰኺ ትዛረቢለኺሞ እት አምሀርኛኺ ገዲፍኪ ቋንቐኺ ትግርኛ ተጠቂምኺ ክንከታተለኪ ኢና ሰመይ ማሩ ጣሰዉ

  • @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083
    @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083 3 года назад

    ናይ ባሓቂ ላባምይ❤💛❤💛🙏🙏🙏

  • @ትንሳኤትግራይ
    @ትንሳኤትግራይ 3 года назад +2

    ኣሕዋተይ ማዓረይ በጃኽን በጃኹም ብፀባብ ተዓገስ ብተስፋ ተሓጎሰ እዩ እሞ እዚ ሸግርን መከራን ፀበባን ክሳብ ዝሓልፍ ትዕግስቲ ንግበር ።ንኹሉ ንስዕሮ ብስምዒት ዘይኮነ ብትዕግስቲ እዩ ሰለዚ ክሳብ ዝወግሐልና ዓቅሊ ንግበር።ምኽርኺ ንዘካፈልክና ክበርቲ ሓፍተይ ካዓ የቅንየልና ምቅርተይ

  • @ራሄልነኝየራያዋቀምበጥ

    እሽ ልዉጥ ያብለን ማዓረይ የቀንየልና የኔ ቆንጆ♥💛♥😍😍😍🙏🙏🙏ስደት ሕሱም😥😥😥

  • @ጋልወየንቲጀጋኑ
    @ጋልወየንቲጀጋኑ 3 года назад

    ትኽክል መዓረይ

  • @ትግራይ-ፈ8ዀ
    @ትግራይ-ፈ8ዀ 3 года назад +12

    ሰላም ሽኮሪና💙💜💜

    • @etHolyQuran
      @etHolyQuran 3 года назад

      አህዋተይ Subscribe ጌርኩም ተከታተልቲ ኩኑ። ካብ ልቢ የመስግን የቀንየለይ!!

  • @samerasamera553
    @samerasamera553 3 года назад

    ዋዉዉዉ ለማዓንቲ ረኪቦዮ ቻነልኩም ተጋሩ አሕዋተይ ሕጂ ናብ ማሓዝተይ ሰደደ ናብ ክለን ከብፀሖልኩም እየ ታጋሩ ናሕዋትና ቻነል ነዕቢ ሽር እናገበርና ናብ ማሓዝትና

  • @محفوظالحبشي-ث5خ
    @محفوظالحبشي-ث5خ 3 года назад +1

    Hadashe.eye.tixs.konjo

  • @ተመስገንፈጣሪንበል
    @ተመስገንፈጣሪንበል 3 года назад +1

    ብሓቂ ዝያዳይ

  • @ወይኩንፍቃድከ-ጠ7ጘ
    @ወይኩንፍቃድከ-ጠ7ጘ 3 года назад +1

    ሃኒ ሓፍተይ ናይ ብሓቂ ዓባይ ለባም ሰብ ኢኪ ኣርሒቅኺ ትሓስቢ እግዚኣብሄር ኣምላክ ከኣ ኣክእሎ ይሃበና🙏❤Thanks you My Swett🙏🥰

  • @semssukmi1771
    @semssukmi1771 3 года назад

    🌾🌾🌾

  • @ጋልወያኒት
    @ጋልወያኒት 3 года назад +1

    እሽ ዛሓፍተይ የቅንልይ ማዓረይ 🤲🥰🥰🥰🥰

  • @tiemtinguse5107
    @tiemtinguse5107 3 года назад

    ለባመይ ትክክል ኣለኺ ኣብዛ ፀባብ ግዜ ብትዕግስቲ ና በፆሎት ኢና ንሓልፎ

  • @azuyehaftishehat9380
    @azuyehaftishehat9380 3 года назад

    Ehsi yene konjoo dom tnxs sel Et makrik💔❤❤

  • @jonathanfsaha928
    @jonathanfsaha928 3 года назад +1

    ምናም ዘይኾነ...ገለመለ ዩ ዝበሃል።

  • @ብረይ12
    @ብረይ12 3 года назад

    ትክክል ለባመይ❤️💛💊🥰😘

  • @rahmakmal2866
    @rahmakmal2866 3 года назад

    የቅንየልና ምዓረይ ስለምክሪ

  • @salamsalam-tw6mc
    @salamsalam-tw6mc 3 года назад

    ፅብቅቅ

  • @awetkidane7273
    @awetkidane7273 3 года назад

    goboz ayzeki ketsllu

  • @lmatnguse3449
    @lmatnguse3449 3 года назад +2

    ብሓቅ

  • @የራያዉነፍጠኛ
    @የራያዉነፍጠኛ 3 года назад

    ጀራር

  • @ቲጂትግራይዓደይሂዉተይ

    ነይ በሓቂ ሸክሪይ💘

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ

    ትክክል ኣለኪ

  • @janamomani6125
    @janamomani6125 3 года назад

    ሰላም ዞሓፍተየ ፁቡቅ መልአክቲ ኡዩ💕💕💕💙💙💙

  • @MkMk-ts4wh
    @MkMk-ts4wh 3 года назад

    ما شاءالله🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @fanatesfay9711
    @fanatesfay9711 3 года назад

    Mkrtiy Thanks so much 😘😘😘❤️

  • @nesryabintbaba9124
    @nesryabintbaba9124 2 года назад

    Sah habibiti

  • @selamnega6903
    @selamnega6903 3 года назад

    ትክክክክክክክል

  • @ጋልወያኒት
    @ጋልወያኒት 3 года назад +1

    🥰🥰###❤💛❤

  • @rjddjko3090
    @rjddjko3090 3 года назад

    ልክ ዩ ምቅርታ❤

  • @tttfff4025
    @tttfff4025 3 года назад +1

    Thank you

  • @hjvhh9962
    @hjvhh9962 3 года назад +14

    ዋዕሮ